መዘወሪኻ ብፓስተር በየነ ኣርኣያ / SHALOMNA TV 2025
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 1 ก.พ. 2025
- እዚ መደብ መንፈሳዊ መደባት ንምህናጻ ንምዕባይን ብ ሸካይና ግሎሪ ዝመሓላለፍ መድብ ኮይኑ ። ንዘይ ደሓኑ ንምድሓን ንድሕሪት ንዝተመለሱ ከኣ ናብ ቤት ኣቦኦም ምምላስ ኮይኑ ንህዝብናን ንኩሉ ተዛራቢ ትግሪኛ ብወንጌል ምብጻሕ እዩ ። በዓል ራኢ እዚ ዕዮ ፓስተር ዮናታን ኣብርሃም ፡ ፓስተር ዳዊት ዑቅበኣብ ፡ ፓስተር በየነ ኣርኣያን ። ኣዚ መደብ ብሳትላይት ቴለቪጅን ኣብ ኤርትራን ቀርኒ ኣፍሪቃን ይመሓላለፍ ። share like and subscribe ብምግባር ናብ ኩሉ ክበጽሕ እዚ ኣገልግሎት ተሳተፍቲ ወንጌል ምዝርጋሕ ክትኮኑ ብጎይታ ፍቅሪ ንሓትት SHALOMNA TV
Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏 hallelujah 🙌 Pastor Beyene Hawey bless you more and more with your blessing family 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️♥️♥️❤️
Amennnn❤❤🎉🎉🎉 Pastery Beruk