Thank you ERIPM for reminding us audiences for this program so we don’t forget them from our consciences. My heart weeps for the sons and daughters of Eritrea who disappeared from their families and friends with no knowledge of their about or even if they are alive. Our history is unlike any happening in 21st century even by those known to be repressive regimes. I hope the end of these tragedies is coming soon and a new Dawning is on the horizon. 💕🥲🥲🥲
Thank you ERIPM for reminding us audiences for this program so we don’t forget them from our consciences.
My heart weeps for the sons and daughters of Eritrea who disappeared from their families and friends with no knowledge of their about or even if they are alive.
Our history is unlike any happening in 21st century even by those known to be repressive regimes.
I hope the end of these tragedies is coming soon and a new Dawning is on the horizon.
💕🥲🥲🥲
❤welcome
Well said, brother, we are not only fighting for justice. We are also fighting for our survival as a people to.
Well done Eripm
Xbuk gerkum 🙏🙏🙏💙💙💙💙💙💙💙💙
ናይ ብሓቂ ኣገዳሲ መደብን ኣካል ወርቃዊ ታሪኽናን ስለዝኾነ ነቶም ብጉጅለ ህግደፍ ዝተረስዑን ሞያኦም ዝተቀብረን ህሉውን መጻኢን ወለዶ ክፈልጦ ጻዕሪ ክግበር ኣለዎ።
ነቶም ቛንቛ ትግሬ ዘይትመልኩ ጥዑም ሙዚቃ ጥራይ ዘይኮነስ ፈረ ደርፊ
ብሐቂ ረዚን ኢዩ ካብቲ ምስ ባህሊና ሐደ ዓቢ መለለይና ስነ-ጥበባዊ ስርሐት ኢዩ ነይሩ
الله يفك اسرك😢😢
ጽቡቅ መደብ ቀጽልዎ
እቲ ቃልሲ ንፍትሕን ሓርነትን ጥራይ ዘይኮነ፡ እንኮላይ ኣንጻር ምርሳዕ'ዩ። እዚ ጨካን ስርዓት ነቶም ዝኣሰሮም ሰባት ጠቅሊሎም ንክርስዑን ካብ ታሪኽ ኤርትራ ብፍጹም ክድምሰሱን ዩ ዝሰርሕ ዘሎ። ስለዚ Eri Pm ጽቡቅ ስራሕ ትሰርሑ ኣለኹም። ኣበርቲዕኩም ድማ ቀጽልሉ። ሕጂ'ውን ኣይክንርስዕን ኢና።
well done
Thanks eri pm edris 😢😢😢😢
❤❤the lagend idris mohammed ali 🎉
😢😢😢😢😢😢 idrias Mohammed Ali
Let's hope he is still alive!
እድሪስ ሓመድ ዓሊ ኣቦ ጥበብ 😢
SHAEBIA SHAEBIA SHAEBIA.CHEW EGROM.
ኣይ ሻዕብያ በላዕት ድቃ 😢😢😢
ነብሱ ይምሓሮ ቀቲሎሚዪም ኣብ ጸላም ኣጸልሚቶሞ ዪም ከባቢ ጋሓቴላይ
Loms nay eritrea amxikum
ኢድሪስ መሃመድ ኣሊ ካብ ኣስመራ ካርሸሊ ምስ ኣሰርተ ክልተ ሰባት ናብ ጋተላይ ተወሲዶም ኣብ ሃንቲ ጉድጋድ አዩም ተረሺኖም፥ህግደፍ ብዝፈጸሞ ዉኢሉ ሃዲሩ አቶም ነዚ ክፉአ ተግባር ዘፈጸሙን ዘፈጸሙን ገሊኦም ብሂወት ኣለዉ፥ብዝፈጸምዎ ገበን ተሃተቲ አዮም፥
😢😢😢😢
እድሪስ ናብዛ ዘለኽዋ ከተማ ንዙረት መጺኡ ነቶም ካብ ናይ ሻዕብያ ፓርቲ ይትረፈና ኢልና ኣብ ባርና ኮይና ነዕልል ዝነበርና መጺኡ ንኹላትና ክኸፍለልና ወጥ ወጥ ክብል ከሎ : ዓገብ ተጋዳላይ አክፍልን ዩ ብምባል ጠጠው ኣቢልናዮ :: ብድሕሪኡ ኣነ ንኣስመራ ምስከድኩ ኣብ ባቢሎን ኣብ ሓደ ባር ረኺበዮ ኩሉ የዕሊለዮ ደሓር ከፊለሉ ከይደ :: እታ ሆይ ሆይ መርሓባ ትብል ደርፉ ድማ ኣብ መርዓይ ኣብቲ ናይ መርዓትን መርዓውን ጥራይ ዝቀርብ ሳዕስዒትን መሪጸያ :: ንበዓል እድሪስ ዝኸሓደት ውድብ ንማንም ኤርትራዊ አይትኸውንን ኢያ ::
እድሪስ መሓመድ ዓሊ ሓው ነቲ ኣቦ ህዝባዊ ሓይልታት ዝነበረ ህዝባዊ ሓይልታት ብሓይልታት ቆይማ እከላ ሓደ ካብቶም ቀዳሞት መራሕቲ ሓይልታት ዝነበረ ስውእ ዓብደርሕማን መሓመድ ዓሊ ኢዩ፡
Eway shabya zeri mergem 😢
እድርስ ዋላ ብዓረብ ውን ይደርፍ ኢዩ ነሩ 😢😢😢
Wela be konam derfi.
Tekaleley deka tblna zelka bebale edris politica ketserh kab meas eka nitom kaleot behrat eritra zetgdsekumlom tigray ketbelu mantakum kesab zeshak zexmmkuna jihi halety behratena ketkonu teftenu tefletkum ekum
FORO ZIBELO ,SAKT KIKEWIN AIKILIN EIU, ABRHAM AFEWERQI, EWIN , TIRTERA ALO , QETILOMOM KIKONU , YEKILU EYOM
ኣነ ኣብ 2002 ናብ ተሰነይ ካብ እስመራ እንዳከድኩ ኣብ መንገዲ ተሰነይ ኣቑርደት ኢዩ መስለኒ ርእየዮ ኔረ ድሕሪኡ ግን...። እዚ ዲያብሎስ ይሁዳ ኣእሲርዎ ይኸውን።
ሻዕቢያ ዘየጥፈኦቶ ሰብ አሎ ዶ
ይከዉን ብጣዕሚ'ዩ ዘሕዝን ናህና
ነገር መወዳእታ ተሳኢንዎ 😢😢😢
Jigna zay nabral Hager entay emo yekun so xebuk serha eyu bro
xibuk medeb eripm azekakirwom nezomm resaeti hizbi .
KEDEM MOUITU YEKHEWN EMBER . B CHEKAN ATEHAHZA USURAT B KESTAWI SEKAY ENDAMENMENU DEHRI AMET HIWETOM TEHALEF EYA.
ኤርትራውያን ብሰንኪ እዚ ዲክታተር ስርዓት ዝጠፍኤ ወይ ብህይወት ዘየለ ይበዝሕ 😂😂😂
ስርዓት ኢሳያስ ብሰንኪ ዱፉን ኣእሙሮና ሃገር ብሃገራ ኣብ መድፈና እንዳሃለወት ወይከ ፍሕት ፡ወይከ እሕሕ ይገርመና ' ሎ ።
አፈጋነሰታን አሎ ፋፋ ከሸመተልካ ከይዱ
Ukuj
M
ትግራይ ትዕወት ሓሶት ሃይማኖቱ እድሪስ መሓመድ ዓሊ ኤርትራዊ ኢዩ
stupid!!