Nimn kitdmisisom nihna zedilyena shaebya zibehal bihji kinrio win aynidelin ina tegaru gin MIs shaebya kitserhu miwsankum riesekitletyu and you will see on the comic soon
Ethiopia 🇪🇹 and tigray un solve problems because of the world 🌎 leader. Now it is personal problems between the government of Ethiopia 🇪🇹 and tigray. I think the problem is the corrupt system that brings a problem in tigray. Thanks 🇪🇷
What’s wrong with you? This is not good decision. These group already worked out a deal with Shaebia. I hate to see Tigray to be destroyed by hgdef. Please open ul and look beyond. Act like. Think tank. Don’t judge things emotionally. Thank you.
Nobody has the right to decide nor you or Amanuel. The people of Tigray is the one who is suffering. The people of Tigray is the one & only one who decides!
asena tv❤❤❤❤❤❤
💪💪💪
ኤማ ፅኑዕ ከም እምኒ ዓረ!!!!
ኤማ ሓወይ በዓል ፅኑዕ መትከል ኣብ ጎድኒ ህዝቢ ዝተሰለፍካ ጅግና !! ካብ ትግራይ እየ::
ኢማ 🙏❤️🙏❤️🙏❤🎉❤🎉🙏❤️🙏❤️🙏❤️🙏
ከምታ ናትና ብወተሃደራዊ ምሕደራ ጨፊሊቑ ክሕዘም ስለዝደለየ እዩ።
ATV Asena ክልቲኦም ህዝቢ ከም ህዝቢ ንኸይፃልኡ ንዝገበርኩምዎ ፍሉይ ኣስተዋፅኦ ንዘለኣለም ክትዝከሩ ኢኹም። ኣጆኹም በርትዑ ❤️💛💙
🙏🙏🙏🙏✅️✅️✅️✅️💛💛💛💖✅️✅️👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽
Viva woyane
🏖🏖🏖🏖🏖💖💖💖🥰🥰🥰✅️✅️✅️✅️✅️✅️✅️✅️✅️🤲🏻🤲🏻🙏🙏🙏
Ewnete new ❤❤❤❤
ተወሳኺ ክኣ ሰራዊት ትግራይ ህዝባዊ ሰራዊት ድኣምበር ብደሞዝ ስቴቆጽረ ሰራዊት ኣይኮነን ተጋዳላይ እዩ
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️👋👋👋
Selam Ema hawey 🙏🏾❤❤❤
How an earth is Hiwohat to be the same as Higdef? 😁 Besides, the discussion is brilliant & based on the reality. 🦋🦋🦋
ኣማኒኤል ኣቦ ሓቂ
ምስ ሕዝቢ ትግራይ ወጠምጠም ኢልካ አይካዓልን። ሕዝቢ ትግራይ መሰሉን ጉቡዑን ዝፍፅም ከምዝዃኑ ዘይኸውን ምንቅስቃስ ውሕሉል ብዝኾነ መገዲ አብ ቅድሚ ጄኔራላታት ተገቲሩ ካዋርዶምን ክግስፅዎሙን ንድሕሪት አይብልን።እዚዩ ብአብይኡ ሕዝቢ ትግራይ ፉሉይ ዝገብሮ።
ሰራዊት ሻዕቢያ (EDF) ካብ TDF እንታይ ይመሀር???
ናይ ጌታቸው ረዳ ዓዘር ቆዘር ትርጉም ዘይብሉ ዳግማይ ክሕደት እዩ:: ጌታቸው ካፍቶም ተቓሊሶም ዘቃለስዎ ጀጋኑ መራሕቲ ሰራዊት ትግራይ ንላዕሊ ንፋሽሽት አብይ አህመድ አሊ ብልፅግና ሰራዊት ዝኣምን ዘርኢ ፅንተት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝፈፀሙ ፈታሑ ዝሰደደ ናይ አብይ አህመድ ተሓታትነት ንምክልኻል ክሕደት ዝፈፀመ ወንጀለኛ ኾይኑ ንጀጋኑ መራሕቲ ሰራዊት ትግራይ ንምውንጂል ክሕደታዊ ተግባሩ ብዘይ ሕፍረት ይቕፅል አሎ::
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂😂😂😂😂😂😂
አጀኹም ኤርትራዋያን አሕዋትን አሓትን ህዝቢ ትግራይን ኤርትራን ንፀላእትና ደምሲና ኣብ ክልቲኡ ሃገር ስላምን ራህዋን ክመፅእ ቀሪብና ኢና!
Nimn kitdmisisom nihna zedilyena shaebya zibehal bihji kinrio win aynidelin ina tegaru gin MIs shaebya kitserhu miwsankum riesekitletyu and you will see on the comic soon
@@zera1464 ብልጽግናን ከማኻ ዝኣመሰሉ ባንዳታትን፡ ባራዩ ናይ ብልጽግናን ምዕራባውያንን ኩሎም ክድምሰሱ እዮም።
Ethiopia 🇪🇹 and tigray un solve problems because of the world 🌎 leader. Now it is personal problems between the government of Ethiopia 🇪🇹 and tigray. I think the problem is the corrupt system that brings a problem in tigray. Thanks 🇪🇷
ጊዚኡ ዘባኸነ ናይ ካሕዳማትን ጠላማትን ዘሰባሰበ ጊዚያዊ ምምሕዳር ምቕያር ዕልዋ መንግስቲ ክብሃል አይኽእልን! ብቕዓት ብዘለዎም ይቀየር እምበር ከምትዝብልዎ ዓዘርቆዘር ኣይኮነን::
Why Amanuel ,they win save Eritrea!
መን ፡ ደአ ፡ ተዓዊቱ?
አማንኤል ኣብ ጎኒ ጭቆን ህዝቢ ምኻንካ ባዓል ቅኑዕ መትክል ኢኻ ክብሩ ይግባአካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ አብ እቲ ትገብሩ ዘለኻ ድማ ክትዕወት ኢኻ
Da! Amanuel, you laying ,You are not Eritrean pls.
ኣንታ ኤማ እንታይ ድኣ ኮንካ ናይ ትግራይ ወረ ጥራይ ተምጽኣላና ናትናኸ ካን ዲኻ ሲንካ፧
ሓደራባ ሃሰስ በል።
ሓሳባት ዝህቡና ሰባትውን ኣቕርብ ቃለ መሕትት እናገበርካ ምሃረና በጃኻ ብዓል ሰልጠነ ዘቕርብዎም ጥራይ ክንሰምዕ ኣይንደልን ኢና።
ጽሩይ ፡ ዉጹእ ፡ ሓሶት ፡ ኤደን ፡ ዘይኤደን!
ንሕና ክልቲአም የሕዋት ተዓረቁ ኢና ክንብል ዝግባኣና
ዉግእ ሕድሕድ ናይ ኢርትራ ዝተገብረ እንተሪኢና
ወያነ ኣብ ክንዲ ትዓርቕ ነዞም ዲሒሮም ተመሊሶም ኣብ ምጥፍኣ ዝተሰለፊ ሻዕብያ ብምዉጋኖም ጸሊም ታሪኽ እዩ
ክሙኡዉን ኣብዚ 40 ዓመታት ወያነ ንህዝቢ ኢርትራ ዝገበሩልና እሰከ ነምጽእ
ቧኣንጻሩ ኢሰያስ ንኽነብር ጌሮም
ህዝቢ ትግራይ ሓዉናን ወገናን ሰለ ዝኾነ ወትሩ ምስቲ ህዝቢ ኢና
ሰክት ባንዳ፡ ባርያ ምዕራባውያን
ጉዳይ ትግራይ ቀዳማይ ጉዳይና ድዩ ኾይኑ?
ክንድዚ ልአክል ፀረ ህዝቢ ትግራይ ምዃንካ ኣይፈልጥይ።
ባንዳ???
ስቅ በል ለኸባጥ ሓሳዊ። ሕውሀት ሐመድ ድፋጫኻ ካውፃኣካ ሙዃኑ ፍለጥ።ፀረ ሕዝቢ ትግራይ ንስኻ ባዕልኻ ኢኻ።ውርደተኛ።
@woinshetkassaye7174 ደንቆሮ ምዃንካ ካብ ኣፍካ ትፍለጥ።ናይ ህወሓት ደጋፊ ምዃን ድሕሪ1000,000 ሞት ትግራዋይ እውን ክርድኦ ዘይኽእል ፍሉይ እንስሳ እዩ።
th-cam.com/video/ao6MizKYIEs/w-d-xo.html
Assena ,why don't you mind your own business?
He is doing his business
ኣማኑኤል፣ Very Confused😢
ASENA zena habi wegen ayetehaz guday tigray nihizeb tigray gedefelu
እዚኳ ወገን ምሓዝ አይኮነን። እቲ ዝዛረቦ ዘሎ አብ ክውን ተሞርኪዙ እምበር ባዕሉ ዝፈጠሮ ጉዳይ አይኮነን። አብ ኩሉ ሚዲያታት አብ አለም ተዘረገኸ ጉዳይ አማንኤልውን ክዛረበሉ ናይግድንዩ።
ፎሽካል ክውሕዶ ጠላም ሃዳሚ ዘራጊ እምበር።ካብ ኩሉ ሓሳዊ ኢዩ።
What’s wrong with you? This is not good decision. These group already worked out a deal with Shaebia. I hate to see Tigray to be destroyed by hgdef. Please open ul and look beyond. Act like. Think tank. Don’t judge things emotionally. Thank you.
Nobody has the right to decide nor you or Amanuel. The people of Tigray is the one who is suffering. The people of Tigray is the one & only one who decides!
No ysegie aytihaz
ድሁል ናይ ገዛኻ ሥራህ ዘይትስርህ ግዳ ካብ ናይ እንዳመትኻ ገዛ ትህምሥ ፈገር ቆንዳፍ!
መዓስ ኢኹም ትግራዋይ ኢኻ ትብልዎ ደኣ ባራዩ ህግዲፍ
@@Z-oneandonly,ባርያ ምዕራባውያን። ህግደፍ ደኣ ጠንቀስ ኢልካ እንዶ ብግስ በል፡ ዕምርኻ ክትሓጽር። ኣብ ሚድያ ኮንካ ምልፍላፍ ትርጉም የብሉን።
@@Eric-xz9ms
ወጃብ ፅሕፃሒ :መነኣዴኻ ድዩ ንጎይታኻን ፈጣሪኻን ተምቤናይ ወዲ መድህን በራድ ሓንጊሩ ንኣስመራ የእቲዎ :: ኤርትራዊ ዶ ኣይኮነን ? ጅግና ኤርትራዊ ከኣ ፅፊዑ የውጽኦ :: እተን ዝረዓድክን ባራዩ ሞ መን ሰብ ቆጺርክን : መዓልትኽን ቀሪባ ያ
ፎሽካል ኢካ አሰና
ባንዳ ይኸፍእ ካብ ፎሽካል : ብፅብፅ
ኣይተ ኤማኑኤል ኣሰና ሚዲያ በጃኻ ኣብዛኛው ጉዳይ ትግራይ ኣይትሓምዙቕ ንዞም ናይ ህወሓት ናይ አምሳ ዓመታት መሳፍንቱ ደጊፍካ ደው ምባልካ ብጣዕሚ ዝገርም ኢዩ። ከሞቱ ዝትትንትኖ ዘለኻ ኣይኮነን እዚ ሓይሊ እዚ መልክዕ ከም ኣቡኡ ሻዕቢያ አብ ኲናት ዝነብር ዝነቐፀ ሓሳብ ከምንጩ ኣይኽእልን ኢዩ።
ህውሓት እኮ ብህዝቢ ትግራይ ብዲሞክራስያዊ ኣገባብ ዩ ተመሪፁ ::50ዓመት ስለዝተጋደለ ኮ ኢዩ እምበር መራሕቲ ኢትዮጵያ ኮ ንትግራዋይ ምሽ ኢትዮጵያዊ ከም ሰብ ውን አይሪዎን ኢዮም ኔሮም:: መራሕቲ ህውሓትዶ ኣይኮኑን ንህዝቢ ትግራይ ካብ ፍጹም ጽንተት ዘድሓንዎ ::
ናይሻዕቢያኻ ግበር ክቡር ሓው። ትሑምዝቁ ዘለኹም ንስኹም ዶ አይኮንኩሙን። እምበርከ አበይ ኩነታት ከምዘለኹም ይርዳዓኩም አሎ? እስከ ከም ደቂ ትግራይ ተቃለሱ። አብ ሰደት ሐመድ ድፋጫኹም እንዳወፃኹሙስ ጥር ኢልኩም ቃልሲ ሕዝቢ ትግራይ ክትቋመቱ ንርዕይ አለና።ገዛኹም ፈትሹ።
@@woinshetkassaye7174
ባንዳ ! ጋዜጠኛ ዩ ከምድላዩ ክዛረብ ዩ: ኤርትራ በኸምዚ በዓል ፃድቃንን ጌታቸውን ዝኸድዎ ዘለው መንገዲ ስለዝኸደት ያ ኣብዚ ዓዘቅቲ አትያ ዘላ :: ኣማኑኤል ጅግና ንሓልዮት ህዝቢ ትግራይ ክዛረብ ማንም ባንዳ ለሓሲ ጠጠው ከብሎ አይክእልን ዩ ::
💙💙❤❤🎉🎉😎😅
Nimwileks nerka slezbeleka getachew mis serawit weginka
No kemu aykonen zelo kulom muhrat meneseyat aydegefiwon gegayu izi zibahal zelo izi nay shaebyayu ilomo izi dima kem tekalesti zerbahana aykonen akerarbaka dima nishaebya tiharim timesil gin dima bi tplf kea tihgizom timesil mergexika yitefiakalo
200 ሓለፍቲ ሰራዊት ዝወሰንዎ ውሳነ፡ ከመይ ሻዕብያ ትብል? ትማሊ ትማሊ 'ዶ ጀጋኑ ትብሎም ኣይነበርካን።
Da! Amanuel, you laying ,You are not Eritrean pls.