MARA E. - ሰብ ኢሎሞ - ክሪስማስ , Seb Elomo By Memhr Samuel Zerom Eritrean Comedy 2021

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 4 ต.ค. 2024
  • © ሰላም የሕዋት ነዚ ቪድዮ ዳዉሎድ ምግባር ንስነጥበበኛታትናን ንስነጥበብ ሃገርናን ጎዳኢ ስለ ዝኾነ ብኽብረትኩም ካብዚ ቻነል ቪዲዮ ዳዉንሎድ ምግባር ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
    © Copyright: Mara Entertainment. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
    MARA E. - ሰብ ኢሎሞ - ክሪስማስ , Seb Elomo By Memhr Teame Arefaine Eritrean Comedy 2021
    Mara Entertainment is an Eritrean Entertainment Channel is a new video platform for movies, comedy's, music, drama, interview, education and history from Eritrea.
    SUBSCRIBE AND SHARE; bit.ly/ሳብስክራይብs...
    Follow us
    Facebook: www.facebook.c...
    Instagram: / mara_entertainment_off...
    #MaraE. #SebElomo #EtitreanComedy2021 #EritreanMusic #EritreanMusic2021 #tigrinamusic #tigrinaComedy #ትግርኛኮሜዲ #EritreanFilm #EtitreanComedy #EritreanFilm #EritreanMovie
    © copyright : MARA ENTERTAINMENT 2021

ความคิดเห็น • 265

  • @fromtgray6076
    @fromtgray6076 2 ปีที่แล้ว +63

    ዋው ደስ ዘብል ትምርቲ ሄሉ ሽኮር ኣብ ሓቀኛ ሂወትኪ እውን ኮሙኡ ክትኮኒ ተስፋ ይገብር

  • @zerayhabtu3193
    @zerayhabtu3193 2 ปีที่แล้ว +35

    ጽቡቅ ስራሓ ኣምላክ ሃገርናን ህዝብናን ይባርክ

  • @comeon5854
    @comeon5854 2 ปีที่แล้ว +10

    መምህር ሳሙኤል ዘርኦም ድርሰታትኩም ብምልኡ ጽቡቕን ጽፉፍን እኳ እንተኾነ እዛ ናይ ክሪስማስ ግን ምስ ናይ ሃገርና ክርስትና ናይ ዕለት ፍልልይ ጥራይ ዘለዋ ጌርኩም ኣቕሪብኩማ ግን ብመጽናዕቲ ዝገበርኩማ ኣይመስለንን ምስ ልደተክርስቶስ ከኣ ብፍጹም ዘራኽብ የብሉን።

  • @selam801
    @selam801 2 ปีที่แล้ว +19

    welcome ብሓቂ አነ ዛሄለን ትበሃል ቆልዓ ኹሉ ነገራ ማሪኻትኒ ብውሸጥኺ ውን ከምኡ ኽትኮኒ ተሰፋ ይገብር ለባመይ
    ርሑሰ በዓል ይግበረልና ንኹላትና አመንቲ ክርሰትና

    • @adiamabay6731
      @adiamabay6731 2 ปีที่แล้ว

      ኢወ ኣብ ሂወታ ከምዚ ዘላቶ ኢንተኮና ብጣዕሚ ጽቡቅ

  • @berhaneftwi468
    @berhaneftwi468 2 ปีที่แล้ว +3

    ብሕቂ ዝሕጉስ ዝሪሒ አዩ ብሕቂ አብ ልደት ክምዚ ዓይነት ትምህርቲ ጽብቅ አዩ ቅልዋ ንፍዓት ብሒቂ

  • @weyniissac2053
    @weyniissac2053 2 ปีที่แล้ว +7

    ቁምነገር ዘለዋ ፊልም ደቂ ኤሬይ ንፉዓት 🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ኣዶፀጋብርሃንኣዶፀጋብርሃ
    @ኣዶፀጋብርሃንኣዶፀጋብርሃ 2 ปีที่แล้ว +1

    እዋይ ደስ ክብል ኣስይይይይይይይይይ
    ራሄል ሓፍትና ብጣዕሚ ሓፍብኪ ደስ ክብል
    ብሓቂ ፀጉኡ የብዘሓሉኩም እግዚ ኣብሔር ኣምላኽ ኣሜን
    ቀጹሉሉ
    ብጣዕሚ መምህር እዩ ዋኢ
    ብመስርት መጻሓፍ ቅዱስ እና ገብርኪ
    ኣርዲእዮም
    ራሄየላ ብሓቂ ትሕትና ካባኪ ተማህረ ኣነስ

  • @gualorthodoxtewahdo8229
    @gualorthodoxtewahdo8229 2 ปีที่แล้ว +6

    ናይብሓቂ ኣዲኣ ገዲፋስ ሓትንኣ ትናፍቕ ሄሉ ሽኮር ዓቢ ትምህርቲ እዩ ናትና ዕለት 7 እምበር 25.12 ኣይኮነን

  • @yonasafewerki9631
    @yonasafewerki9631 2 ปีที่แล้ว +6

    ባህልና ኣለና ብባህልኩም ኩሩዑ። እዚ ሕጂ ድግበር ዘሎ ጎስጋስ ንባህሊ ህዝቢ ትግርኛ ንምጥፍእ እዩ እዚ ካኣ ፖሎቲካዊ ተልእኮ ኣለዎ ስለዚ ናትና ልደት ኣለና ብልደትና ካኣ ንኮርዕ።

  • @tigowedisamray8925
    @tigowedisamray8925 2 ปีที่แล้ว +3

    ናይ ጋኔን ባዓል እዪ! ሰብ ሕማቕ ኣይትምሃሩ እለይዎ! ናትና ባዓል ምሽ ኣለና ንምንታይ ነዚ ሰይጣናዊ ባዓል ነብዕሎ ኣለና ? ንሕና ኻኣ ኣብቲ ሕማቕ ትምርቲ ንሕብረተ ሰብና ከምጽኡ ከለዉ #like ኣይንግበረሎም! ኣነ በዛ ነብሰይ ኣይሃብኩን ደስ ስለ ዘይበለኒ! ሄሉ ኻኣ በላሕ ስነ ጥበባዊት ቀጽልዮ ኣብ ሂወትኪ ዓወት ጥዕና ይምነየልኪ😍🙏🏻

  • @rimon9043
    @rimon9043 2 ปีที่แล้ว +15

    ኣንታ እንታይ ኢና ንኸዉን ዘለና ነዚ ጽሕዲ ምስ ልደት ኢየሱስ ክርስቶስ እንታይ ዘታሓሕዝ ኣለዋ ነዚ ጣኦታዊ ኣምልኾ ልደትዩ እንዳበልና ኤዉሮፓዉያን ዝገበርዋ ክንገብር ዓገብዩ
    እዞም ስነጥባዉያን ሃገርና መንገድኹም ትስሕቱ ለኹም ተጠንቀቁ።
    ናትና ልደትን ሓድሽ ዓመትን ኣለና ( Christian Ortodox Tewahdo)

  • @Slasie
    @Slasie 2 ปีที่แล้ว +19

    ኣቱም ሰባት እንታይ ተርኡይና ኣለኹም ምዕራባውያን ዘምጽእዎ ጽሕዲ ወዲ ጽሕዲ እንዳበልኩም ነቲ ክቡር ባህልና ተጥፍእዎ ኣለኹም ንሕና ብባህላዊ ምዕራባውያን ዘይኮነ በቲ ክቡር እምነትናን ክቡር ባህልናን ክንከይድ ኢዩ ዝግባእ። ንሕና ኦርቶዶክስ ተባሂልና ምስ ኣምለኽቲ ጣኦት ክነብዕል ኣይግብኣን ልደቲ ናይ ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ በቲ ቅኑዕ ኣቛጻጽራ ዕለት 29.04.2014። ኢዩ ዝውዕል ። የቀንየለይ ።

    • @mebrhittesfay4992
      @mebrhittesfay4992 2 ปีที่แล้ว

      Bhaki aleka/ki

    • @samemekseb5650
      @samemekseb5650 2 ปีที่แล้ว +1

      ብራቮ ሓወይ ጽቡቕ ኣጆኹም ዝብል እንበር ዝነቅፍ ዘየለ ብደርፍን ብፊልምን ኮነ ኢሎም ዝተታሓሓዝዎ እዮም ዝመስሉ ነዚ ብምካል ሕብረተ-ሰብ ኣዲኣ ገዲፋ ሓትንኣ ትናፍቕ ንዘይ ንቡር ከም ንቡር ወሲድና ኣብ ጽንጽዋይ ንነብር
      እዞም ተዋሳእትና ዝጸልኣናዮም ወይ ዝነዓቕናዮም ከይመስሎም ደኣ እንበር ብኹሉ ብቑዓት ኢኹም ግን ደረስቲ ሃገርና ፋሕ ኢላቶም ኣላ

    • @God-db9vp
      @God-db9vp 2 ปีที่แล้ว +1

      ጽቡቅ ኣለካ

    • @feventekleab9969
      @feventekleab9969 2 ปีที่แล้ว +1

      Nay bihaki, nezia zibl seb deliye nere. Hizbey sean filtet yitefie alo nezi kemzi iyu.

  • @zewidibuxamlak5730
    @zewidibuxamlak5730 2 ปีที่แล้ว +14

    እማ ዶርሆ ዳኣ ኣብ ጾምዶ ትብላዕ ኢያ እቲ ልደት ማኣስ ምኻኑ ኣጽኒዕኩም እንተትደግምዋ ካቦቦታት ሓቲትኩም ክትሰርሕዎ ይግባኣኩም ይብል ሃይማኖት ተባላሽውዎ ዘለኩም ኮይኑ ይስማዓኒ ዘሎ ኮይኑ ይስማዓኒ ኣሎ

  • @የድንግልማርያምልጅነ-ቘ7ጰ
    @የድንግልማርያምልጅነ-ቘ7ጰ 2 ปีที่แล้ว +10

    አረ ክሪስማስ ወዲ ክሪስማስ ኣይትበሉ ሃይማኖትና ኣይኮነን በዓል ልደት በሉ

  • @zemuymsgna7164
    @zemuymsgna7164 2 ปีที่แล้ว +1

    Welcome deki eri ❤❤❤❤❤ 💖🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍

  • @yosefestifanos8838
    @yosefestifanos8838 2 ปีที่แล้ว

    Edmen tenan yhabkum deqi Erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️

  • @tedrosweldegergs9339
    @tedrosweldegergs9339 2 ปีที่แล้ว +2

    God blessed deki eriy 🇪🇷🇪🇷

  • @bereketnguse1741
    @bereketnguse1741 2 ปีที่แล้ว +1

    ዘይናቶም ክርሚስማስ የውዕሉ ኣለዉ

  • @adiamabay6731
    @adiamabay6731 2 ปีที่แล้ว +25

    ኣነስ ይገርመኒስ ናይ መን ባህሊ ኢና አረገ ንጥቀም ናይ ባዕልትና ጽቡቅ ባህልን ሃይማነታዊ ባዓላትን ከለና ይገርም ኢዩ ኢኮ ሀሉ ክኣ ንፍእተ ኣብ ሂወትኪ ከምዚይ ክትኮኒ ይምነ

  • @kbrikbri7956
    @kbrikbri7956 2 ปีที่แล้ว +1

    Ellll asey deki erirey 🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏

  • @tsigeslasiegebremichael6821
    @tsigeslasiegebremichael6821 2 ปีที่แล้ว +4

    እዚ መደብ ጽቡቅ ዘቅርብ እንድዩ፡ ግና ሎሚ ዝበዝሕ ተዋስኦ ንእምነትናን ባህልናን ዘይውክሉ እኳ ደኣ ዝብርዙ እንዳኾኑ ይመጹ ኣለው። እዚ ክርስቲማስ ዝበሃል ናይ ጣኦት ኢዩ ዕለት 25 ታሕሳስ ብፈረንጂ ዝበዓል ናይ ራ ዝበሃል ጣኦት ዝብዕለሉ ዝነበረ ኢዩ ካቶሊካውያን ነቲ በዓል እዚ ዘኽብሩ ዝኣምኑ ነበሩ ሰባት ናብ እምነት ክርስትና ካቶሊክ ንኸእትውዎም ኢሎም ነቲ ልደት ናይ ጎይታ ኣብዚ ናይ ጣኦት ራ ዝበሃል በዓል ክበዓል ዝወሰንሉ ምኽንያት ኢዩ። እዚ ከኣ ነቶም ኣብዚ ጣኦት ዝኣምኑ ዝነበሩ እምነቶም ናብ ክርስትና ከምጽኡ ኢሎም እዚ ተብዕልዎ ዘለኹም ፈጣሪኹም ኣይኮነን ፈጣሪኹም ኢየሱስ ክርስቶስ ኢዩ ኢሎም፡ መታን ነቲ በዓል ከይምለስዎ ብምባል ነቲ ሓቀኛ ልደት ገዲፎም ኣብዚ ጣኦት ራ ዝበሃል ከብዕልዎ ዝወሰንሉ ምኽንያት ኢዩ። ነዚ ዝገበረ ካቶሊካዊ ጳጳስ ፖፕ ጂዲስ ብ336ዓ/ም ናይ ሮም ጳጳስ ካቶሊካዊ ንጽሕዲ ዝመረጸሉ ከኣ ኩሉ ሰፊሕ እኳ እንተኾነ ብሕጽር ዝበሉ ነቲ ናይ ሓጋይ ኣምላኾም ሳተርን ዝበሃል ጣኦት ናይ ሕርሻ ኣምላኽ ዝብልዎ ዝነበሩ ቆጽሊ በጀካ ጽሕዲ ኣብዚ ወርሓት እዚ ካልእ ልሙዕ ቆጽሊ የለን ብሰንኪ በረድን ብርቱዕ ሓሕልን ልሙዕ ቆጽሊ የለን። በዚ ከኣ ቆጽሊ ጽሕዲ ዛሕሊ በረድ ስለ ዘየርግፎ ነቲ ናይ ሓጋይ ኣምላኾም ጽሕዲ ከም ሂያብ የቅርብሉ ነበሩ። ከም መስዋእቲ ሕሩድን ህያብን ቁማርን ጥራይ ነብስካ ምዕንዳርን ጌሮም የብዕልዎ ነበሩ። ማርቲን ሉተር ኣብ 1517 ዓ/ም ዝመጸ ካቶሊካዊ ዝነበረ ካብኡ ቀይሩ ብፍልስፍናኡ ወጺኡ ነዞም ነዚ በዓል ዘብዕሉ ዝነበሩ ንምውሳድ ኢሉ ንጽሕዲ ልደት ሸላሊሙ ነዛ መዓልቲ ተጠቒሙላ ኣብ ፕሮቴስታንት ምስ ቀየረ ማለተይ ኢየ። ካልእውን ነዚ ባባ ናታለ ዝበሃል ሳንታክሎዝ ለይቲ ለይቲ መጺኡ ንቀልዑ ገንዘብ ይህብ እንዳበሉ ንሰባት የዐሽው ኣለው። እዚ ሰብ ብጽቡቅ ግብሩ ክዝከር ኣለዎ እንበር ንሱ ኣብ ቦታ ልደት ጎይታናን መድሃኒናን ኣትዩ ንሱ ኢዩ ዝኸብር ዘሎ። ከምቲ ቅዱስ መስፍን ኢያሱ ነቶም ወገኑ እስራኤላውያን ካብ ቅዱስ ነቢ ሙሴ ተቐቢሉ ክመርሖም ከሎ ካብ እግዚኣብሄር እንዳዓለው ሞኽ ስለ ዘበልዎ ኣነን ቤተይን ንእግዚኣብሄር ኢና ንስዕብ፡ ንስኹምከ ንመን ኢኹም ትስዕቡ እግዚኣብሄር ዲዩ ኣምላኽኩምስ በዓል ኣምላኽ ብምባል ንመን ከምተገልግሉ ምረጹ በሎም። ስለዚ እዚ መንእሰይና እምነቱ ባህሉ የጥፍእ ኣሎ እዚ ከኣ ባህሉን እምነቱን ዘጥፈአ ንፋስን ማይን ናብ ዝወሰድዎ ተደፊኡ ይኸይድ ኣሎ። እዚ ኣብዛ መደብ ዝቐረበ ከኣ ጌጋ ትምህርቲ ኢዩ ሓቂ ንፍቶ እቲ ጫፉ ኢየ ጠቂሰዮ ብዝኾነ ብሊቃውንቲ ዝወሃብ ስብከት ንስመዓዮ።

  • @sarontesfay4077
    @sarontesfay4077 2 ปีที่แล้ว +6

    Welcome back Enda seb ilomo

  • @wedigermen2776
    @wedigermen2776 ปีที่แล้ว

    አነ ነዚ ባሊስ አዝየ ዝደንቃ ❤ስማ ብዘይ ምፍላጠይ ይቅረታ ለባም ስብ ✌️

  • @ola1707
    @ola1707 2 ปีที่แล้ว +2

    They are really good actress and actor ❤️🥰🥰

  • @alemaraya68
    @alemaraya68 2 ปีที่แล้ว

    ኣሰይ ደቂ ኤረይ ምጭዋት ሰስኑልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🙏🙏🙏 ብዚ ተቕርቡልና መሃርን ኣዛናግዕን መደብኩም ብተመስጦ ደስ እዳበለና ኢና ንከታተሎ 🌹🌹🌹🌹🌹💚❤️💛💙 ርሑስ ልደትን ሓዱሽ ዓመትን ይግበረልና ደቂ ረርይ ሓላላት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @mebitigraweyti
    @mebitigraweyti 2 ปีที่แล้ว +2

    welcome ሄሉ ሽኮር ደስ ክትብሊ ጽብቅተይ ውሽጣዊ ሓሰብክውን ከምኡ ይኩን ጽብቅተይ

  • @አርሴማ-ሰ9ረ
    @አርሴማ-ሰ9ረ 2 ปีที่แล้ว +11

    ደቂ ኤሬይ Christmas tree ሐጥያት'ዩ ብእምነት ኦርቶዶክስ ከአ አይፍቀድንዩ ጣኦት 'ዩ ስለዚ እንተ ደአ ንክርስቶስ ትክተሉ ኮንኩም አይትጠቀሙ ሳንታ 2 ክሎስ ማለት ድማ ሴጣን ማለት'ዩ አብ ቅዱስ መጽሐፍ ዘየለ ነገር ምግባር ሐጥያት'ዩ ክርስማስ ትሪ ዝፈልሰፈ ሰብ ጀርመናዊ ኮይኑ ንቆልዑ ንምስሐብ ነቲ በዓል ንምድማቅ ኢሉ ዝፈልሰፎ'ዩ ንህና ከአ ንናቶም ተከቲልና ክንጓአዝ አይግባአናን (አዲአ ገዲፋ ሐትናአ ትናፍቅ አይንግበሮ )

  • @እምነትካብምስማዕእያ
    @እምነትካብምስማዕእያ 2 ปีที่แล้ว +1

    ክክክክክ ቀደም ከማኣ ንገብር ነይርና አነስ ኩለን በኢደን ይፈልጠን ነይረ 🤣🤣🤣

  • @st.michael12
    @st.michael12 2 ปีที่แล้ว +6

    ሰላም ንኩልኩም ኣብዚስራሕ ትሰርሑ።
    ቀጺለ ብሕጽርዝበለ ገንዘብኩም ስለትክፈሉ ጥራይ ከምዚ ኢልኩም ተዋስኡ እንተበልኩም ኣይትዋስኡ ክብለኩም ይደሊ ከም ሓውኩም ።
    ኖ ኖ እንተኢልኩም ግን ነብስኩም እዩ ድላይኩም ግበሩ ግን ሄለን ኮይና ትሰርሕ ዘላ ኣዲኣ ገዲፋ ሓትነኣ ትናፍቅ ኢላትኩም እዚ ከኣ ናትና ልደት ገዲፍና ብናይ ካልእ ክንዛረብን ነቲ ጌጋ ትምህርቲ እንዳምጻና ነቲ ህዝቢ ከነጋግዮ ንሓስብ እንተሊና ተግጊኩም ።
    ብፍላይ ብፍላይ ደራስን ዳይረክተርን
    ኣብናይ ከምዚ ዓይነት ስራሕ ምስ እምነት ምትሕሓዝ ዘለዎ ተጠንቂቅካ ክትሰርሕ ይላበወካ እዚ ቢድዮ እዚ ውን ከተምጽእዎ
    ክትድምስስዎ ንህዝቢውን ይቅሬታ ክትሓቱ ይላቦ።
    ተወሳኪ ንሰብ እዛ channel ክብሎኩም ዝደሎ ከምዚዓይነት ጌጋ እንዳ ተፈጸመ ንገንዘብኩም ኢልኩም ስቅ ኢልኩም ቢድዮ ኣይትጽዓኑ ።
    እዛ ቢድዮ ክትድምስኣዋ ውን በዚ ኣጋጣሚ ይሓተኩም እዚ ትእዛዝ ዘይኮነስ ከም ሰዓቢ ክርስቶስ ተከታሊ ኦርቶድክስ ተዋህዶ እምነት።
    መክንያቱ ትርጉሙ ዘይፍለጥ ንህዝቢ እንዳኣታለልካ ዝመጽእ ገንዘብ ክልክመካ ውን ስለዝኮነ ።
    ናይ መወዳእታ መልእክተይ ናብ ዋና እዛ channel ኣብዘን ክልተ መዓልቲ ነዛቢድዮ ክትድምስሳ ክጽበየካ እየ ተዘይተደምሲሳ ናብ ዩቱዮብ ሪቦርት ከምኡውን ጎግል ከነዕጽዎ ኢና
    channel ካ።
    ኣብዝቀደመ ብኣፍ ዝኣቱዶ ዝወጽእ ካልኣይ ቁርባን ኢልካ ምሉ ብሙሉእ ስርዓቱ ዘይሓለወ ሕጂ ከኣ ናይ ልደት ።
    ክጽበየካ እየ ከተውጽኦ ኣብ 48 ሰዓታት !!!

    • @mebrhittesfay4992
      @mebrhittesfay4992 2 ปีที่แล้ว +2

      Kbul zereba

    • @God-db9vp
      @God-db9vp 2 ปีที่แล้ว

      ጽቡቅ ኣለካ

    • @danidendni5291
      @danidendni5291 2 ปีที่แล้ว +1

      ጽቡቅ ጌርካ አምላኽ ጸግኡ የብዛጋልካ

  • @nemaali7431
    @nemaali7431 2 ปีที่แล้ว

    Nufat ❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️

  • @nastnetogubamicheal467
    @nastnetogubamicheal467 2 ปีที่แล้ว +1

    Azom tewasati btaomi kftewuka 🥰🥰🥰🥰🥰🥰😍

  • @godislove8528
    @godislove8528 2 ปีที่แล้ว +1

    Wintu konjo natey ❤️🥀🥀🥀🥀🥀

  • @ebaysenafe3630
    @ebaysenafe3630 2 ปีที่แล้ว +1

    Zey akoatsatsirana eba ashekemkmuna nay eropa kalander 🇪🇷🇪🇷

  • @tadesseokbatinsae1454
    @tadesseokbatinsae1454 2 ปีที่แล้ว +3

    Nice show guys I love it. Keep doing like this kind show. Good lesson

  • @tsegaemahatsion7597
    @tsegaemahatsion7597 2 ปีที่แล้ว

    Wawwwwwww deqi eritreay mearey ruhus hadush ametn Beal ldetn yhberelna. Meharti eya qeslwo. 🎇🎊🎂🍾⚘🤲🤲🤲🙏🏻🙏🏻🙏🏻❤❤❤❤❤

  • @እስመአልቦነገርዘይሳአንኖ
    @እስመአልቦነገርዘይሳአንኖ 2 ปีที่แล้ว +4

    ኢኢ Christmas ናይ western እዩ። ንሕና ከም ግቡእ አብ ጾምን ጾሎትን ክንህሉ እዩ ዝግባአና። ብሀይማኖት ሽለል አይነበል። ደቂ Orthodox Thewahdo ናበይ ገጽና ኢና ንጠፍእ ዘለና😢 ቅሩብ ሰብ ንኩን። ባህልናን አይማኖትናን ነጥፍ አለና። እግዝአብሄር አባይ ይቅረ ይበለና🙏 ከምቲ ልቢ ሊዲያ ዘከፈተ ነአና ድማ አይኒ ልቦናና ይክፈተልና🙏 ዘስተዉእል ልቢ ይሀበና🙏

  • @kidanedebrezion5431
    @kidanedebrezion5431 2 ปีที่แล้ว +32

    ሰላም ምስ ኩልና ይኹን።እዚ ሄሉ ዝበለቶ ዘይኮነስ ኣምልኾተ ጣኦት እዩ ወላውን እንተዘይ ኣመንኩም ኣዲኣ ገዲፋ ሓትንኣ ትናፌቕ እዩሞ ስለምንታይከ ናይ ባዕዳውያን ነምልኽ ንዝያዳ ሓበሬታ።ታሕሳስ 10
    (ጽሕዲ ልደት ). X-mass tree ዝበሃል እንታይ እዩ?
    ኣብ ሳልሳይን ራብዓይን ክፍለ ዘመን ዓቢ ሽም ረኺቡ ካብ ዝነበረ ሳተርነልያ ካብ ዝተባህለ ዓቢ ጣኦት ምትእስሳር ኣለዎ። ነዚ ጣኦት እዚ ካብ ዝእዝዞም ነገራት፡ ህዝቢ ግብሪ ክኸፍሉ፡ ዝተፈላለየ ህያባት ከምጽኡ፡ ዕሽራት (ገንዘብ) ክህቡ፡ ናይ ጽሕዲ ልደት እንብሎ ድማ ክተኽሉ ዝእዝዝ ነበረ። እዚ ማለት ነዚ ናይዚ ጣኦት በዓል ንምብዓል ተባሂሉ ዓቢ ገረብ ስልማት ሰላሊሞም ዘቅርብዎ ዝነበረ እዩ። ኣብዚ በዓል እዚ ብዙሓት ይበልዑ፡ ይሰትዩ፡ ይስዕስዑ ክሳብ ዕርቃኖም ምዃን ዝበጽሑ፡ ዝሙት ዝፍጽሙሉ ከም ዝነበረ ታሪኽ መዝጊቡ ሰኒድዎም ካብ ዘለዉ ተግባራት ሓደ እዩ። እዚ ከምዚ ኢሉ ተተሓሒዙ እናመጸ ኣብ መላእ ኤውሮጳ ብናይ ጽሕዲ ልደት ዝብል ስም ተተኪኡ ኣብ ቤት ነፍሲ ወከፍ ከኣቱ ጀመረ፡ ንመጀመርታ ግዜ ናብ ቤቱ ዘእተወ ድማ ጀርመናዊ ሰባኪ ናይ ፕሮቴስታን እምነት ማርቲን ሉተር ኣብ 16 ክፍለ ዘመን ምዃኑ እዩ። ኣብ 16 ክፍለ ዘመን ኣብ መላእ ኤውሮጳ ክስፋሕፋሕ ምስ ጀመረ ናብ ምዕራባውያን ሃገራት ድማ ገለ ካብ ጀርመናውያን ስደተኛታት ናብ ኣሜሪካ ብምእታው ኣብ ጴንስቫኒያዝበሃል ቦታ ብ1830 ኣተኣታተውዎ። ብዙሓት ካብ ምዕራባውያን ድማ ምስ ናይ ጐይታ ልደት ብምትእስሳር ኣብ 1940 ኣብ መላእ ምዕራባውያን ሃገራት ከም ቅኑዕ ልማድ ተወስደ። ካብ ኩሎም ኣግራብ ድማ ጽሕዲ መምረጺኡ፡ ኣብ ታሕሣስ ኣብ ኤውራጳ፡ ኣሜሪካ ኣብ መላእ ዓለም ዘለዉ ኩሎም ኣግራብ ኣቁጽልቶም ዘርግፉሉ ስለዝኾነ ጽሕዲ ግን በይኑ ቆጽሉ ስለዘይረግፍ ዝኾነ መንፈስ ምስ ናይ ጐይታ ልደት ዝተሓሓዝ ኣለዎ ዝብል ዝንቡዕ ኣተሓሳስባ ስለዘለዎም ብዝግባእ ይጥቐምሉ። ብፍላይ ኤኒሚዝም ዝበሃል እምነት፡ ኩሉ ሓደ ብሓደ ዝግበር ነገር ናይ ገዛእ ርእሱ ኣምላክ እዩ፡ መንፈስ ኣለዎ ዝብል መርገጺ ስለዘለዎም፡ ካብዚ ከንቱ ዝኾነ ኣተሓሳስባ ወይ ኣምልኾ ዝመጸ እዩ እምበኣር እዚ ሕጂ ጽሕዲ ልደት እናበልና ኣብ ቤትና ንተኽሎ ዘሎና።
    “ ኣብዚ ግዜ ብዙሓት ሰባት ህያባት ይቀያየሩ ናይ እግዚአብሔር ወይ ናይ መንፈስ ስራሕ ዝሰርሕ ግን የለን።”
    ( ኣቦ ልደት )santa
    ብዙሓት ሰባት ብዛዕባ Santa claus ክዛረቡ ከለዉ ምስ ኣብ ራብዓይ ክፍለ ዘመን ዝነበረ ቅዱስ ኒኮላስ ከተኣሳስርዎ ይፍትኑ እዮም፡ ምኽንያቱ ቅዱስ ኒኮላስ ን ህጻናት ህያባት ሰናይ ነገራት ምግባር ስለዝፈቱ ምስ ሳንታ ክሎስ ሓደ እዮም ክብሉ ይስምዑ እዮም። ኣብዚ ግን ብሩህ ክኸውን ሳንታ ክሎስ ዝበሃል ሰብ ከምዘየለ ከም ኣፈኣዊ ታሪኽ (ጽንጽዋያዊ) መንፈስ ኮይኑ ዝትረኽ ደኣ እምበር ኣብ መላእ ዘመናት እዚ ነገር እዚ ኣይተፈጸምን፡ ከም ጽውጽዋያዊ ትረኻታት እናተነግሮ እዩ ክሳብ ሕጂ ሳንታ ክሎስ ዝበሃል ዘሎ፡ ዝብሉ ብዙሓት ወገናት፡ መጽሓፍቲ ኣለዉ፡ ገሊኦም ድማ ብሕይወት ዝነበረ ገባሪ ሰናይ ልክዕ ከምዚ ሕጂ ገይሮም ከዲኖሞ ዘለዉ ቀይሕ ክዳን ዝኽደን ዝነበረ ሰብ እዩ ድማ ይብሉ፡ በቲ ኮይኑ በቲ ክሳብ ሕጂ
    ርጉጽ ዝኾነ ኣፍልጦ ብዛዕባ ኣቦ ልደት የለን። እቲ ኸፍአ ድማ ልቢ ብዙሓ የዐዚሙ ዘሎ ኣብናይ ልደት ጐይታ መዓልቲ ምዝካሩ እዩ። ብዙሓት ካብ ናይ ጐይታ ልደት ንላዕሊ ብዛዕባ ሳንታ ክሎስ ከሓስቡ እዮም ዝረኣዩ። ኣብ ቅድስት ቤተ ክርስቲያና ኣብ ናይ ልደት ጐይታ ዕለት ወላ እኳ ብዙሓት ቅዱሳን በዓሎም ዝበዓለሉ ዝኸብረሉ እንተኾነ ካብ ናይ ጐይታ ልደት ዝዓቢ ስለዘየለ ግን ልቢ ኩሉ ምእመን ናብ ናይ ጐይታ ልደት ጥራይ ከምዘቅልብ ትገብር። ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ግን ብፍላይ ህጻናት ካብ ጐይታ ሎሚ ተወሊዱ ክብሉ ሎሚ ሳንታ ክሎስ ክመጽእ እዩ እና በሉ ዘዓብዩ ህጻናት እናበዝሑ ካብ ግዜ ናብ ግዜ ይመጹ ስለዘለዉ ናይ ጐይታ ልደት እናሃሰሰ ይኸይ ኣሎ። ስለዚ ሳንታ ክሎስ ምስ ናይ ቅዱስ ኒኮላስ ኣተሓሳስባ ዝተሓሓዝ እኳ እንተመሰለ ብፍጹም ግን ክመሳሰል ኣይክእልን እዩ። ክብሪ ናይ ጐይታ ይጻረር፡ መዓልቲ ጐይታ ይወስድ ስለዘሎ ከም ቅኑዕ ክትቕበሎ ኣመና ኣሰካፊ ጉዳይ ከይኮነ ኣይተርፍን እዩ። ምኽንያቱ ክብሪ ጐይታ ዝወስድ ዘበለ ኩሉ፡ ምስ መንፈስ ቅዱስ ከተተኣሳስሮ ከቢድ ስለዝኾነ።
    መደምደምታ፡
    ስርዓት እግዚአብሔር ንልቢ የሐጉስ፡ ኩሉ ስርዓት እግዚአብሔርን ስርዓት ቤተ ክርስቲያናን ኣብ ሕዝባ ንጹር ኮይኑ፡ ንኹሉ ንገብሮ ዘበለ ተግባራት ንኽብሪ ጐይታ ንኽኸውን ሕዝቢ ክነቕሓሉ ይግባእ እዩ። ኩሉ እትገብርዎ ብስም ጐይታናን ኣምላኽናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ግበርዎ፡ ብእኡ ድማ ንእግዚአብሔር ኣቦ ኣመስግንዎ። ቆላ 3 ፡ 17 እቲ ምንታይ ኣብዛ ንነብረላ ዘሎና ዓለም ንውሑድ እዋን ኢና እሞ፡ ነዘን ዘለዋ ዕድመ በቲ እግዚአብሔር ዝኸብረሉ ኣነባብራ ንኽነብር ዘውትር ክንጽዕ ይግባእ እዩ።
    ምንጪ፦ “እምነትን ግጉያት ልምድታትን ኣብ ባህሊ” መጽናዕታዊ ስነ ጽሑፍ ብቤት ትምህርቲ ሰንበት ደብረ መዊዕ ኣቡነ ኣረጋዊ ማይ ተመናይ
    th-cam.com/video/ZrRAftON4r8/w-d-xo.html

    • @God-db9vp
      @God-db9vp 2 ปีที่แล้ว

      ብጣዒ ጽቡቅ ጽሑፍ፡ ቃለ ህይወት የስመዓልና።

    • @feventekleab9969
      @feventekleab9969 2 ปีที่แล้ว

      Amen qal hiwet yismealna, ezia iya eta kneiti mengedi bihaki.

  • @aslitesfu6736
    @aslitesfu6736 2 ปีที่แล้ว +2

    Wintu mkrti 😍❤❤

  • @berhewelday5973
    @berhewelday5973 2 ปีที่แล้ว

    Helen mexax, mexexex aytebzhi😜😜

  • @lemlemtewelde3143
    @lemlemtewelde3143 2 ปีที่แล้ว +1

    ወዬ ፓርሰ ሓቅኸ ጋል ቱሩጉም አልባ😄😄😄😄👍

  • @wubethaile3205
    @wubethaile3205 2 ปีที่แล้ว

    nice show marry christmas ruhus ldet ygberlna nukulatna

  • @sssg9010
    @sssg9010 2 ปีที่แล้ว

    Eway ezom shekorinatat🥰🥰t yehwat nay behakii Egzabhir admen teanan yhabka ab srahkum aweten asaltonn des zebel temhrti 🥰🥰🥰👌👌👌

  • @abba2909
    @abba2909 2 ปีที่แล้ว

    ሄሉየይ ሽካር ብጣዕሚደስ ባሃሊ ቃፅሊ ምቅርተይ

  • @tkl2648
    @tkl2648 2 ปีที่แล้ว

    Waww des zbl sirah bflay nay tsihdi ldet ajekum

  • @God-db9vp
    @God-db9vp 2 ปีที่แล้ว +2

    እዛ ጽሕዲ እስከ ንየው ንበላ ደቂ ዓደይ ኣይናትናን ኢያ ምስ ልደት ውን ዘራክብ የብላን። ካበይ ኢኪ ኣምጺእክዮ እቲ ዝሃብክዮ ትርጉም ብዛዕባ ጽሕዲ ልደት ጠቅላላ ናይ ጣኦት ሓድጊ ኢዩ።

  • @ፈቃሪየንዘፍቅረኒ
    @ፈቃሪየንዘፍቅረኒ 2 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ምንታይ ብዓል እዩ ኮ ገሪምኒ እዩ ዘሎ🤔

  • @kbrinamlak3267
    @kbrinamlak3267 2 ปีที่แล้ว +3

    እቲ መልእክቲ ግን ኣይተረድኣንን ክልተ ልደት ክነብዕል ኣለና ማለት ድዩ? ብሃይማኖትና( ኦርቶዶክስ) እሞ እዚ ጽሕዲ እዚ ፈጺሙ ኣይፍቀድን እዩ።

  • @ድንግለይማዕተበይአይበትኽ
    @ድንግለይማዕተበይአይበትኽ 2 ปีที่แล้ว +4

    ጌጋ ትምህርቲ ሄሉ ሐፍተይ ናይ ጣኦት አምልኾያ ማለት ሊቃውንት ናይ ቤተክርስቲያን ንሕተት እቲ ሓቂ ዕለት 29.4.14 ብግእዝ ዩ ድውፅል ።

  • @ksanetgualgolij
    @ksanetgualgolij 2 ปีที่แล้ว

    Rhus hadush ametn ldetn ygberelkum🥰🥰🤗🇪🇷

  • @jaynjonas
    @jaynjonas 2 ปีที่แล้ว

    ብሩኽ ኣውድኣት ይግበረልና ኣሕቢሩ ኣሜን። እንዳ ደቦጭ ናይ ብሓቂ ንትርጉም በዓል ልደት እትገልጽ ሲትኮም ብምቕራብኩም ምስጋናይ ደረት የብሉን።

  • @habtekiros4126
    @habtekiros4126 2 ปีที่แล้ว +8

    Hello Ers,welcome back to our fun 🎢 moments this is my favourite Series,,,
    And it must be the most Viewed & 👍 share for others as well ,God bless you🤩

  • @godislove8528
    @godislove8528 2 ปีที่แล้ว +1

    Robi♥️♥️♥️💖💖💗💝💋💋🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @micalzeru9002
    @micalzeru9002 2 ปีที่แล้ว +5

    ኣመጻጽኣ ጽሕደት ልደት ካበይ ኢኹም ኣምጺእክሞ እቲ ዛንታ ፧
    ብቀዳምነት ባህልና ኣይኮነን ብተወሳኽ ን ጣቖት ብ ህያብ ዘብዕልዎ ዝነበሩ ኣብ ኤውሮፓ ዝተቀድሐ እዩ ።
    ምስትውዓል የድሊ ብፍላይ ተኸተልቲ እምነት ክርስትና መጽሓፍቅዱሳዊ ኣይኮነን በዓላት ምብዓል መጽሓፍቅዱስ የሱስ ክርስቶም ኣበይ ከምዝተወልደ እንበር መዓስ ከምዝተወልደ ዘይብጽሓፉ ሲ ብዘይምኽንያት ዶ እዩ ፧
    ምኽንያት ምብዓል ልደት የሱስ ክርስቶስ ደኣ እንበር ጽሕዲ ወይ ባቦ ናታለ ወይ ብልዕን መስተን ኣይኮነን ።
    ጎይታና የሱስ ክርስቶስ ዝተወልደሉ ሂወት ክህበና ብስራት ወንጌል ብድሓን ነፍሳትና ክሰብኽ ብ ሞቱ ኣብ መስቀል ብ ትንሳኤኡን ዘልኣለማዊ ሂወት ከውርሰና እዩ ዝተወልደ ስለዚ ብ ንስሓን ጾምን ጸሎትን ኣምልኾን ሂወትና ናብ ኣምላኽ ብ ምዑቃብ ደኣ ክዝከር ይግብኦ።

  • @zebibogbazghi4494
    @zebibogbazghi4494 2 ปีที่แล้ว +1

    Kkkkk family helu nfete mama wente ka afta hmntwit bal txbbken wala

  • @abrhamaron5187
    @abrhamaron5187 2 ปีที่แล้ว

    Hatate Eyo

  • @eyobg.michael4780
    @eyobg.michael4780 2 ปีที่แล้ว

    Aseyyyyy mukurat family I love you so much yehwat btaemi kexlwo Egziabiher Amlak Edmen teanan yehabeley 💯 💖 ♥ ❤ 💕 💗 💯 💖 💯💯💯💯💯💯💯💯💯✌✌✌✌🎆🎆🎆

  • @danieldanil6592
    @danieldanil6592 2 ปีที่แล้ว +6

    እሞ ሕጂ ድኣ ስነጥበባውያን ኤርትራ ነዚ ህዝቢ ከተጥፍኡ እንዲኩም ትዕጢቅኩም :: ነዚ ጣኦታዊ ኣምልኮስ ንከዋክብቲ ዶ ዕለት ብምቅያር ዶ እንበልኩም ተለካኪምና ንጥፋእ ጌርኩሞ:: ድሕሪ 1 ወይ 2 ዓመት ክኣ ( ሃለዊን ) ነብዕል ኢልኩም ክትእውጁ ኢኩም ፍሉጥ ኢዩኮ:: ምስ እምነት ክርስትና ብፍላይ ን ኦ. ተዋህዶ ካብትብኣሱዋ ውሑድ ግዜ ኣይኮነን እግዚአብሔር ቅኑዕ ልቢ ይፍጠረልና ንኩላትና:: እዚ ክብል ከለኩ ነቶም ሰናቲም ክኣርዪ ክብሉ ዝጸድፉ ዘለዉ እየ:: ክንምሃርን ክንርዳእን ግን መንፈሳዊ መልእክቲ ዘሕልፋ ቻነላት ንከታተል ብሩክ ምዓልቲ::

    • @rimon9043
      @rimon9043 2 ปีที่แล้ว +2

      ብሓቂ እግዚኣብሔር ይባርኽካ

    • @mebrhittesfay4992
      @mebrhittesfay4992 2 ปีที่แล้ว +1

      Bhaki aleka abey mo ysemu

    • @God-db9vp
      @God-db9vp 2 ปีที่แล้ว

      ጽቡቅ ኣለካ

    • @amanuelgebrezgi3974
      @amanuelgebrezgi3974 ปีที่แล้ว

      Ati kala haymanot ke haymanot do aykonen ayu tewahdo tray tbl da.

  • @nakfa5736
    @nakfa5736 2 ปีที่แล้ว

    This movie must on eri tv

  • @yaredmhretab2015
    @yaredmhretab2015 2 ปีที่แล้ว

    Fre zelewo tizarebu mesiluna natkum Video mirayna nigedid!!!

  • @issaiasbetsueamlak9528
    @issaiasbetsueamlak9528 2 ปีที่แล้ว +1

    Happy new year deqi erey

  • @ጸዋርኩኒሉበይ
    @ጸዋርኩኒሉበይ 2 ปีที่แล้ว +1

    Welcome sebilomo

  • @ስደተና
    @ስደተና 2 ปีที่แล้ว

    Ezgabher selamkum yebzhayo bzuh xbakekum nemesgnekum. Ab Amnet (haymanot) gn abi shtet btedegagami yrayekum mejemerya nbetekrstyan tetwkelu mhashe . Bahli tegagika bahli mbdalyu yaremyu. Kal Ezgabher ab mexhaf zeyele msbak tfatu bzuhyu.
    Wey ati xehafi ab wshtu kes bkes kelemamdo zdelyo alo. Tezeykoynu nskum wn ztexafe mdgam tray aytkunu.

  • @habtomgebru3097
    @habtomgebru3097 2 ปีที่แล้ว

    Kkkkkk sehaqe mes ❤temhrtyyy tnx

  • @fevenmisghna4016
    @fevenmisghna4016 2 ปีที่แล้ว

    wawwww muqurat sdra nskumsi halwulna anabs deqi adey

  • @lulakiflemariam4258
    @lulakiflemariam4258 2 ปีที่แล้ว

    Mary Christmas Eritrean family

  • @cooktogthereattogether205
    @cooktogthereattogether205 2 ปีที่แล้ว

    Waw amazing, Rhus lidet inda deboch

  • @የድንግልማርያምልጅነ-ቘ7ጰ
    @የድንግልማርያምልጅነ-ቘ7ጰ 2 ปีที่แล้ว +9

    በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!!!!
    ኣንቢብኩም ሸር ግበርዎ ምኽንያቱ ብፍላጥ ኮነ ብዘይፍላጥ ንጋገ ስለዘለና
    ጽሕዲ ልደት(chrismas tree)
    ታሪኽን ኣመጻጽኣን ትፈልጡ'ዶ ?
    ብዞራስተን ናይ ክልተ ኣማልኽቲ(ጣዖታት)እምነት መሰረት ክፉእን ለዋህን ዝተባህሉ ክልተ ኣማልኽቲ (ጣዖታት)ኣለዉ።ከምቲ እምነት ኣተሓሳስባ እንተኾይኑ ኣብዚ ምድሪ እዚ ዝኸዉንን ዘይኮነን ክኸ'ዉን ዘለዎ ኩሉ ነገራት ወይ ድማ ኩሉ ዝፍጸም በዞም ክልተ ኣማልኽቲ(ጣዖታት)ውድድር ኢዩ፡፡እቲ ክፉእ ኣምላኽ(ጣዖት) እንተ ስዒሩ(ተዓዊቱ)ኣብ ምድሪ ክፉእ ዝኾኑ ነገራት ይኽሰቱ። ብኣንጻሩ ድማ እቲ ለዋህ ኣምላኽ(ጣዖት)እንተ ስዒሩ ጽቡቕ ነገራት ይኸዉን ማለት ኢዩ፡፡ምዕራባዉያን ነቲ ለዋህ ኣምላኾም(ጣዖቶም)ሳተርን ኢሎም ይጽዉዕዎ።ብምዕራብ ክፍለ ኣለም ናይ ክራማት ወቕቲ ኣዝዩ ኣሸጋሪ(ኣጸጋሚ) ኣስሓይታን በረድን ኢዩ፡፡ ኣግራብ ኩሉ ኣቑጽልቶም ይረግፉ ።ልምላሜ ኣይረኣየሎምን፡፡ጽሕዲ ግና ብተፈጥሮ ነዚ ኣሸጋሪ(ዛሕሊን ኣስሓይታን)ወቕቲ ተጻዊሩ ናይ ምሕላፍ ሓይሊ ኣለዎ።ስላዝኾነ ከኣ ጽሕዲ ንክፉእ ዘመን (ክረምቲ)ተጻዊሩ ጽቡቕ ዘመን ክሳዕ ዝመጸሎም ብልምላሜ ይጸንሓሎም።እዚዉን ጽሕዲ ንሳተርን ኣምላኾም(ለዋህ ጣዖቶም)ካብ ክፉእ ኣምላኽ (ጣዖት)ከዊሉ(ሓቢኡ)ይጸንሕ ኢሎም ምዕራባዉያን ያምኑ። ስለዚ ክራማት ኣብ ምዉጽኡ (ብኣና መስከረም ክኣቱ ከሎ) ናይ ለዋህ ኣምላኾም (ጣዖቶም)"ናይ እንቋዕ ደሓን መጻኻ"በዓል ብድምቐት የኽብሩሉ።ምስጋና ንጽሕዲ ይኹኖ፡ ለዋህ ጣዖቶም (ኣምላኾም)ሓቢኡ ስለ ዘጽንሓሎም በዓል ዉዕለት ስለዝኾነ ንናይ ለዋህ ኣምላኾም (ጣዖቶም)ናይ እንቋዕ ደሓን መጸኻ በዓል ከኽብሩ ንጽሕዲ ንበዓሎም መማዕረጊ ይጥቀምሉ ነይሮም።እንሆ ትዉፊቶም ክሳዕ ሕጂ ኣሎ። ብሓጺሩ ካብ ጥንቲ ጀሚሩ ንሶም ነዚ በዓል ዘኽብርዎ ንሳተርን ዝተባህለ ጣዖት(ለዋህ ኣምላክ)ዝገብርዎ ዝነበረ ስርዓት ኢዩ።በዚ ዓይነት ኩነታት ዓቢ ንጉስ ቆስጠንጢኖስ ንክርስትና ኣብ ዝኣወጅሉ ግዜ ጀሚሮም ኣብ ወጻኢን ካልኦትን (ምዕራባዉያን)ኣለም ካብ ጥንቲ ዝነበሩ ብዙሕ በዓላት ጣዖት መተካእታ ክርስቲያናዊ በዓል ኮይኖም ክሳዕ ሕጂ ኣብ ብዙሓት ሃገራት ይበዓሉ ኣለዉ።
    ብሓደ ወይ ብካልእ ምኽንያት ብፍላጥ ይኹን ብዘይፍላጥ ክሳዕ ሕጂ ንሕናዉን ናብዚ ናይ ባዕዲ ናይ ጣዖት ኣምልኾ በዓሎም ብናታቶም ልምዲ መሰረት ጽሕዲ ልደት (ገረብ) እንዳሰራሕና ከነኽብሮ ጸኒሕና ኢና።ናይ ጎይታናን ኣምላኽናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ናይ ልደት በዓል ምስ ከምዚ ዓይነት ናይ ምዕራባዊ ጣዖት በዓል ሓዋዊስና እነኽብሮ ዘለና እዚ ብሓቂ ብጣዕሚ ዘሕዝን ኢዩ፡፡ነስተዉዕል!!ኣመንቲ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ካብ ድቕድቅ ጸልማት ወጺና ብርሃን ዝረኣናሉ ናይ ኣማኑኤል በዓል ልደት ምስ ናይ ብጽሕዲ (ጽሕዲ ገረብ) ብምጥቃም ካብ ጸዓዱ ምዕራባዊያን ናይ ባዕዲ ጣዖት ኣምልኾ ኣይንሓዋዉሶ፡፡እዛ ቅንዕትን ርትዕትን ተዋህዶና ከምዚ ጌርካ ናይ ምብዓል እምነት ይኹን ስርዓትን ትዉፊትን ኣይጸንሓን፡፡ምዕራናዉያን ብዛዕባ ጉዳይ እምነት(real christianity) ሓቂ ንዝኾነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ንምፍላጥ ገጾም ናባና ኣብ ዝመለሱሉ እዋን ንሕና ድማ ነቲ ሓቀኛ መንነትና ከይገደፍና ናይ ከንቱ ዝኾነ ባህሊ ግዙኣት ከይኾና ብናቶም ኣምልኾ ጣዖት ተሳተፍቲ እንተዘይኾና ጽቡቕ እዩ።ናይ ኣቦታትና ኣምላኽ ልዕል እግዚኣብሔር ኣብ ሃይማኖትና ብኦርቶዶክሳዊት መንነትና የጽንዓና ኣሜን።
    (ምንጪ፡- ትርጉም ሐመር 5ይ ዓመት ቁ.1 1989 ዓ.ም.ግእዝ)
    Share share share ✔ ✔ ✔ ✔ ✔ ✔ ✔

    • @danaitzekarias5650
      @danaitzekarias5650 2 ปีที่แล้ว

      🙏

    • @TemesgenFetari
      @TemesgenFetari 2 ปีที่แล้ว

      ተባራኩ እግዚአብሔር አምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ሰብ ብዘይፍላጥ ይጠፍእ ኣሎ

    • @amanueltesfatsion2616
      @amanueltesfatsion2616 2 ปีที่แล้ว

      Engerazgi blae nay beaki nestewel yehwat kemzi gierka zbeal beal yelen ezi nay taot eu ldet goytanan medhaninan zbealelu bkemzi aykonen

  • @keshiafewerki
    @keshiafewerki 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣብቲ መልእኽቲ ኢልኩም ዘኅለፍኩሞ ጽቡቕ እብል።እንተ ኾነ ሕዝቢ ኤርትራ ልደት እግዚእና የሱስ ክርስቶስ ኣብ ፯ (7) ጥሪ ብጎርጎርያን ኣቈጻጽራ፥ ፳፱ ታኅሣሥ ድማ ብግዕዛዊ ኣቈጻጽራ ኢዩ ዘብዕሎ፥እንተ ኾነ ኣብዚ ናትኩም ሚድያ ግና ኣተኩሮ ጌርኩምሉ ዘለኹም ነቲ ናይ ምዕራባውያን ኢዩ።እዚ ድማ ናትካ ገዲፍካ ናይ ካልእ ምጥማት ኢዩ፥ናይ ባህሊ ዘመተ ኢዩ።ንሕና ኣብዚ ሰዓት እዚ ኣብ ፆም ኢና ዘለና።ኣብ ናትና ኣድህቦ ንግበር ነቲ ናትና ውርሻ ንዓቅቦ።

    • @God-db9vp
      @God-db9vp 2 ปีที่แล้ว +1

      ጽቡቅ ኣለኩም ኣቦይ ቀሺ

  • @samanthajohn8913
    @samanthajohn8913 2 ปีที่แล้ว +6

    MARRY CHRISTMAS AND HAPPY NEW YEAR TO ALL ERITREAN
    GOD BLESS ERITREAN
    GLORY TO GOD AMEN
    IN JESUS MIGHTY NAME AMEN

  • @rgbeymebrahtom2135
    @rgbeymebrahtom2135 2 ปีที่แล้ว

    #Winteyey 💋😂😂😂😂😂! #Tekle🤣🤣🤣🤣🤣

  • @sarajoh313
    @sarajoh313 2 ปีที่แล้ว

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️

  • @ሰብመክሰብ-ኰ6ተ
    @ሰብመክሰብ-ኰ6ተ 2 ปีที่แล้ว +4

    ፍቅሪ ዝደለየ ካብ ክርስቶ ይቓደሰ ፡
    ጽቡቅ ስራሕ

  • @godislove8528
    @godislove8528 2 ปีที่แล้ว +1

    Helu fqrr ❤️🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀

  • @daniasmelash318
    @daniasmelash318 2 ปีที่แล้ว

    Wawww des zebelu rehus awedamet

  • @azmarinofqri9468
    @azmarinofqri9468 2 ปีที่แล้ว

    kkkkk wedi alewom bsehaq nebie

  • @ኦኣምላኽይሓግዘኒባ
    @ኦኣምላኽይሓግዘኒባ 2 ปีที่แล้ว

    Happy new year daqi halal mert
    Zabankm yegbro 2022 mes sedrn yehwaty terkb amat yegbraln

  • @letinaalemseged8261
    @letinaalemseged8261 2 ปีที่แล้ว

    Sebukmdebe🎁🎁

  • @mareggaltigray7498
    @mareggaltigray7498 2 ปีที่แล้ว

    ተክለ ዊንቱ ሽኮር😂😂😂😂😂😘

  • @zem1988
    @zem1988 2 ปีที่แล้ว +2

    ዘሕዝን እዩ ፣ ሰብ ባህሉን ክብሩን ኣብ ክንዲ ዘኽብርን ዝዕቅብን ፣ ብናይ ባዕዲ ባህሊ ዓይኑ ዓዊሩ፣

  • @eseyaswerede6052
    @eseyaswerede6052 2 ปีที่แล้ว +1

    Welcome xabuk sherah

  • @amanuelgebrezgi3974
    @amanuelgebrezgi3974 2 ปีที่แล้ว

    xaeda seytan yrgexki kkkkkkkkkkkkkkkkkkk

  • @samsonama6855
    @samsonama6855 2 ปีที่แล้ว +1

    ዓድና ጥዑማት ኣቕኒእኩምና ከማን ህዝበይ ኣበይ ይርከብ ከማኻ

  • @hagereseb4529
    @hagereseb4529 2 ปีที่แล้ว +4

    ኣቱም ሰባት እዚ ክሪስማስ ኣብ ኤርትራ ዶ ይብዓል ኡዩ እንታይ ማለት እዩ ከ ክሪስማስ? ልደት ናትና ዕለት 29 ብፍረንጂ ከኣ 7 ንሕና ናትና ካላንደር ናትና ሃይሞናታዊ በዓላት ኣለና ናይ ጸዓዱ እንዳኣምጻኹም ሰብ ኣይትበክሉ

    • @ኤርትራንኤርትራውያን-ነ2ጠ
      @ኤርትራንኤርትራውያን-ነ2ጠ 2 ปีที่แล้ว

      ልደት ጥልያን ተባሂሉ ይብዓል እዩ።

    • @hagereseb4529
      @hagereseb4529 2 ปีที่แล้ว

      @@ኤርትራንኤርትራውያን-ነ2ጠ እንታይ ልደት ጥልያን ኢልካ ከ ኣነ ኣብ ኤረትራ ከሙኡ ዝብሃል ሰሚዐ ኣይፈልጥን እየ

    • @ኤርትራንኤርትራውያን-ነ2ጠ
      @ኤርትራንኤርትራውያን-ነ2ጠ 2 ปีที่แล้ว

      Hagere seb ሓወይ ኣብቲ ዝዓበኻሉ ምናልባት፡ኣብቲ ኣነ ተወሊደ ዝዓበኹሉ ኣስመራግን ልደት ጥልያንን ልደት ሓበሻን ነብዕሎ ኔርና፡ጽሕዲ ካብ ልደት ጥልያን ጀሚሩ ይስቀል ነይሩ።

  • @amanoneloves2506
    @amanoneloves2506 2 ปีที่แล้ว

    I like this program keep going guys

  • @waw7753
    @waw7753 2 ปีที่แล้ว

    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @henokkiflom978
    @henokkiflom978 2 ปีที่แล้ว

    Selam du kemoy elakem xubuq sreh

  • @Brhantgraweyti
    @Brhantgraweyti 2 ปีที่แล้ว +4

    እቲ መልእኽትኹም ጽቡቕ ነይሩ ኣብ መወዳእታ ግን ብጌጋ ሓሳብ እያ ተዛዚማ! ክሪስማስ ምብራህ ኣብ ልደት ጎይታ ዝበርሁ ከዋክብቲ ንምዝካር ዝብል ፍልስፍና ካበይ ዝመጸ እዩ መረዳእኹምኒ ዶ ? እዚ ክንፈልጥ ግን ምደለኹ 👉 ክሪስማስ ቅድስት ቤተ ክርስትያንና ብዕምቆት እያ ትቃወሞ! 25 ታሕሳስ አውሮፓውያን ንጣኦታቶም ዘኽብርሉ ምኳኖም ድማ ይንገር፣ ሓፍትና ብዛዕባ እቲ ናይ ሰብኣይ ምስሊ ዘለዎ ባምቡላ ኣብ እግሪ ክሪስማስ ኮፍ ክነብሎ ኢላ ኣልዒላ ነይራ: ንምኳኑ እቲ ባንቡላ እንታይ እዩ ንምንታይ ከ ኣውሮፓውያን ከምኡ ዝገብርዎ ክንምርምር ይግብኣና፣ መልሱ እቲ ናቶም ጣኦት ንዕኡ ይመስል ስለ ዝነበረ ንዕኡ ንምዝካር እዩ ይብሉ ለባማት፣ ልደት ጎይታ 29 ታሕሳስ ኣብ ኣርባዕተ ዓመት ሓደ ግዜ ዘመነ ዮሐንስ ድማ 28 ታሕሳስ ከም ዝውዕል ንፈልጥ እንተኾይንና እቲ ናይ ዕለት 25 ክሪስማስ ናብቲ ቅዱስ በዓል ኣምጺእና ንግትሮ ንምንታይ እዩ ? ስለዚ ዕለት 25 ታሕሳስ ምስኣቶም ኮይንና ክነኽብሮ የብልናን ዘራኽብ ስለ ዘይብልና! እቲ ክሪስማስ ድማ ኣብ በዓል ጎይታ ክንተኽሎ ግቡእ ኣይኮነን! ስለዚ ወገናተይ ኣነ ነቲ መልእኽትኹም ንክሪስማስ ክትኩንንዎ መሲሉኒ ደስ ኢሉኒ ከዳምጸኩም ጸኒሐ፣ ግን ጽቡቕ መልእኽቲ ኣሕሊፍኩም ክተብቅዑ ንክሪስማስ ጎዳኢ ኣይኮነን ኢልኩም ከም ቅቡል ምቑጻር ግን ጌጋ!

    • @God-db9vp
      @God-db9vp 2 ปีที่แล้ว

      ጽቡቅ ኣለኪ ዝሓፍተይ

  • @ማርያመይኢለክጅምሮልሳነይ
    @ማርያመይኢለክጅምሮልሳነይ 2 ปีที่แล้ว +4

    ኣምላኬ ሆይ ይቅር በለና ኣነስ እዚ በዓል እዚ ንኣመንቲ ሃይማነት ክርስትያን ዝጠቅም ከምዘይኮነ ናይ ጣዖት ምካኑ እየ ዝፈልጥ እዚ ጌጋ እዩ ኣሕዋተይ ክሪስማስ ዝብል ንዓና ኣይጠቅመናን ኣይናትናን እውን

  • @gidenatsegay1463
    @gidenatsegay1463 2 ปีที่แล้ว

    Wawwwwwwwwww deki ereyyyyy happy christmas gberelkum ☃️☃️☃️☃️☃️☃️☃️☃️☃️❄️❄️❄️❄️❄️❄️❄️

  • @merontesfalem9328
    @merontesfalem9328 2 ปีที่แล้ว +2

    ክቡራት ስነ ጥበባውያን ብእተቅርብዎ መደብ እንዳ ኣመስገንኩ። ግና ባህልናን ሃይማኖትናን ዝዘንጋዕና ይመስለኒ።
    ንሕና ክቡር ባህልን ክቡር እምነትን ዘለና ሕብረተ ሰብ ኢና። ስለዚ ልደትና 29 ታሕሳስ ድኣ እምበር ናይ ምዕራባውያን 25 ከም ዝብልዎ ኣይኮነን።

  • @noch5jahrezukunft326
    @noch5jahrezukunft326 2 ปีที่แล้ว

    Well come back.

  • @dawitkidane3587
    @dawitkidane3587 2 ปีที่แล้ว +3

    It is a really good series and thank you so much. It is supposed to be educational and the word "Christmas" keep repeating in a foreign language and should have instead "lidet"

  • @semharhaile9334
    @semharhaile9334 2 ปีที่แล้ว

    Yqreta ab Iwan XOM derho ayblainyu zyada mexnaiti gerna comedina intenadalu yhaysh bflay haymanat ztnkf Ms zkewnsi mhtata yedlyena.

  • @akberetadam270
    @akberetadam270 2 ปีที่แล้ว

    Waww....Thank you....

  • @FreysWay
    @FreysWay 2 ปีที่แล้ว +6

    እዋእ እንታይ ኢኩም ትብሉ ዘለኩም: ደራሲ ሳሙኤል ዘርኦም ትጋገይ ኣለካ እቲ ክቡር ዝኮነ ባህልና ኣይተበላሽውዎ ኣፍልጦ ተዘይብልኩም ነቶም ዝፈልጡ ቅድም ህተቱ:: እቲ ክቡር ተዋህዶ ሃይማኖት መላገጺ ኣይኮነን ሃይማኖት ኣይትዝረጉ ኣገባብ ይሃልኩም:: ገረብ ናይ ክሪስማስ ናይ ጣዖት እዩ:: ናይ ፓጋን ዝበሃል ኣምለክቲ ጣዖት ዝኮኑ መምለኪዖም እዩ:: ምስ እየሱስ ክርስቶስ ምውላድ ወላ ሃደ ዘራክብ የብሉን::ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እውን ከሙ ዝብል የለን:: ንርእስኩም ክጥዕመኩም ኢልኩም ሃይማኖትና ኣይተበላሽው:: እቶም ተዋሳእቲ ከኣ ግበሩ ዝተባህልኩሞ ኣይትግበሩ መርምሩ ጌጋ ተኮይኑ ሐራይ ክትብሉ የብልኩምን:: ንገንዘብ ኢልኩም ጌጋ ሓበሬታ ኣይተመሃላልፉ:: እግዚኣብሄር ፀባዖት ኣይነ ልቦናና ይክፈተልና::

    • @God-db9vp
      @God-db9vp 2 ปีที่แล้ว +1

      ጽቡቅ ኣለካ

  • @selamtesfay9800
    @selamtesfay9800 2 ปีที่แล้ว

    We wish to mirry chrstimas and happy new year

  • @kbromdengts7919
    @kbromdengts7919 2 ปีที่แล้ว

    Wawwwww bitami des zeble tebirti 🙏⛪⛪🙏🙏🙏🙏⛪⛪⛪⛪⛪🙏🙏🙏🙏⛪⛪⛪🙏⛪🙏⛪🙏⛪🙏⛪🙏⛪🙏

  • @titititi2598
    @titititi2598 2 ปีที่แล้ว

    ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷

  • @wahshon9598
    @wahshon9598 2 ปีที่แล้ว +2

    ሰላም የሕዋት ሰላም ልዑል እግዛቢሄር ምሳኻትኩም ይኹን
    ተቅርብዎ ዘለኹም ስራሓት ጽብቅ ኢዩ ዝድነቅ ይግብኦ። እንተ ኾነ ግን ኣብ ገለ ገለ ስራሓትኩም ግን...ንኣብነት እዚ ( ኪርስማስ ) ናይትና ኣይኮነን እቲ ታርኽ ብጣዕሚ ኢዩ ነዊሕ። 1, ብዝኾነ ግን ናትና ኪርስማስ 07-01-2022 ኢዩ ዝብዕል እዚ ከኣ ልደት ክርስቶስ ኢዩ። 2, ኣብዚ ቅነ ስጋ ዝብልዓሉ ቅነ ኣይ ኮነን። እዚ ቅነ እዚ ኣብ ሰማይ ክሎም መልኣኽቲ ብሓባር, ኣብ ምድሪ ክሎም ቁድሳናት ካባኻ ካባኺ ደሚሩ ብሓባር ብዘይ ዕረፍቲ ብጥዑም ዋዜማ ብኾቦሮን ብጸናጽል ዝዝሙርሩ ዝዝሞሮ ግዜ ኢዩ። ( ሉቃስ 2 13፣14 ) ከም ዝብሎ ብዙሓት ሰራዊት ሰማይ ድማ ብድንገት ምስቲ መልኣኽ ተጸንቢሮም፣ክብሪ ንኣምላኽ ኣብ ላዕሊ፣ ሰላም ከኣ ኣብ ምድሪ ኣብ መንጎ እቶም ስምረት ኣምላኽ ዘለዎም ሰባት፣ እና በሉ ንኣምላኽ ኣመስገኑ። )
    ኪርስማስ ንዓና, ክርስቶስ ተወሊዱልና
    ኪርስማስ ንዓና, ኣደና ቅድስተ ቅድሳን ድንግል ማርያም ኣደ ተዋሂባትና
    ኪርስማስ ንዓና, ምስ ሰማይ ሰምረት ረኺብና
    ኪርስማስ ንዓና, መስቀል ተዋሂብና
    ኪርስማስ ንዓና, ሰማይ ደይብና ክንወርድ ኪኢልና
    ኪርስማስ ንዓና, መንግስተ ሰማያት ተራሒልና
    ኪርስማስ ንዓና, ሰላም ከኣ ኣብ ምድሪ ኣብ መንጎ እቶም ስምረት ኣምላኽ ዘለዎም ሰባ፣
    ስምረት ምስ ደቃ ሰባት ተባሂልና መላእኽቲ መስኪሮም ሳላ ልደተ ክርስቶስ🙏🌹🙏🌹🙏🌹ተመስገን ፈጣሪ ፍቅርኻ በዚሑ ኣባና🙏ነዚ ክርኢዩ ክንደይ ነብያትን ክንደይ ንጹሃት ክንደይ ነገስታት ቢሂገም ግን ፍቃዱ ስለ ዘይ ነበረ ኢዩ። ንሕና ግን ብጣዕሚ ዕድልኛታት ኢና ነዚ ጸጋ እዚ ዝተዋሃበና ኣመን ኣመን ኣመን። ኦ ፈጣሪ ከምታ ልደትካ ዘበሰርካኒ ኣብ እት መጽእ መንግስትኻ ዘክረኒ ክብርን ምስጋናን ንእግዛቢሄር ንወላዲቱ ድንግል ንመስቀሉ ኩብር ይኹን ሎምን ንዘልኣለምን ኣመን።

  • @ጽባሕ.ኸጽባሕ.ኸ
    @ጽባሕ.ኸጽባሕ.ኸ 2 ปีที่แล้ว +7

    ዘግርመኒ ብዙሕ ነገር ኣሎ ካብ ብዙሕ ካኣ ናይ ክርስማስ ዝብል እና ናሃና ክሃስስ ዝደለነ ቡዙሕ ጽቡቅ ከሎስ ናይ ባዓዳዋን ተምጹኡሉና ንማዓስ ኮን ንመጽእ ንሃገርና እንዳ በልናስ ተላይ ናብኡ ዶ ወሲድክሞ ሕማቅ ልምዲ ነቲ ህዝቢ ስለምንታይ ተልምድዎ ማዓልቲ ፍቁራት ክርስማሶ ማዓልቲ ሓሶት'ዶ ወዘተ እንዳ ተባሃለ ክንደይ ግዜ ክንርበሾ በዞም ኩፉኣት ሃገራት በጃኹም እስከ ባሃልና ሃይማኖትና እቲ ዘለና ሙሉእ እዩ ንዑኡ ንጠቀመሉ ኣብ ሃገርና ደስ ደብል ናይ ገዳማት ቡዙሕ ኣሎ ዘይፍለጥ ንዑኡ ዳኣ ዘይተፍልጥዎ ዕላማኹም ኣብ ደገ ዞሎ ጥራይ ተምጽእዎ ንምንታይ ዕላማ እዩ ምሳኹም ዘሎ ደስ ዘብል እዩ ተጠቀምሉ የሕዋተይ ኣብ ምዕራባዊ ኮይንና ንምዓስ ኮን ካብዚ ኩፉእ ሃገር ንወጽእ እንዳ በልና ሃገርና ኣይትበክልዋ ንሓንሳብ ውዑይ ንሓንሳብ ዝሑላት ኣይትኹኑ ኣብ ሓዲኡ ምረጹ ኩሉኹም ንፋዓት እኹም ግን ናይ ባዓዲ ሃገር ኣየድሌናን እዩ።

    • @amanuelgebrezgi3974
      @amanuelgebrezgi3974 ปีที่แล้ว

      Bmelhaska aytwaraze.

    • @ጽባሕ.ኸጽባሕ.ኸ
      @ጽባሕ.ኸጽባሕ.ኸ ปีที่แล้ว

      @@amanuelgebrezgi3974 ምውርዛይ ኣይኮነን ንጌጋ ጌጋ ምባል ዳሓር ካኣ ከምቲ ንጽኻ ትጣበቆ ኣነ ካኣ ድላየይ ክዛረብ ናጽነተይ ምኳኑ ኣይትዘንግዕ ናይ ዳመን ኣበካቶ ትብሃል ወደይ ንስኻ?