ን ዕርቂ እየ ዝጽዕር ፥ ስለምንታይ ኣብ ሓደ ዳስ ጥራይ ተሳቲፍካ ?

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 21 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 119

  • @tesfutsegay9236
    @tesfutsegay9236 5 หลายเดือนก่อน +7

    መኮነን ብጣዕሚ ብሉጽ ሓሳብ ኣለዎ ከምዚኦም ሰባት ቦታ ይብሎምን ብእልፊ ጉሒላ ተዓጽዮም ❤❤

    • @love-ef4pp
      @love-ef4pp 5 หลายเดือนก่อน

      haager ni ab hager zello sdet zmerese ab sdet ynebr.

  • @frezghisibhatu7321
    @frezghisibhatu7321 5 หลายเดือนก่อน +10

    መጀመርታ ካብ ቂም ውጻእ።
    ድሓር ንሰባት ኪትግምግም፡

    • @yoniteklit
      @yoniteklit 5 หลายเดือนก่อน

      Haqi yu gelixu....sebat zeqeymu zelewu zeytegenhu nhaqi zzareb mgnah xbuq aykonen

  • @tesfamariamfesseha5470
    @tesfamariamfesseha5470 5 หลายเดือนก่อน +3

    ❤❤❤❤ ዋው ተዓወቱ ጹቡቅ ሰሚዕና እቲ ህዝቢ ኡአርትራ ዝደልዮን ዝምነዮን ኣምላክ ጸግኡ የብዛሓልኩም።

  • @amanuelkibreab3025
    @amanuelkibreab3025 5 หลายเดือนก่อน +1

    ብስምዒት ዝተዓብለለ, ኣዝዩ ዝተሓዋወሰ ናሓድሕዱ ዝጋጮ ኣብ ሐደ ግዜ ንሓደ ነገር(ሰባት, ውድባት) ዝንእድን ዘቆናጽብን ቃለ ምልልስ ኣይግድን ነዚ ዝመስል ዝሓስቡን ዝዛረቡን በዚሖምና ኣለው ካልእ እንተኣለካ ሒዝካ ተመለስ, ብዝኾነ ሜሮን ግን ንፉዕ

  • @Natu-cb1bo
    @Natu-cb1bo 5 หลายเดือนก่อน

    Am proud of u Mokiee bro ..blux hasab zeleka seb eka Felitkayom aleka great speech God bless u💯💯

  • @teamehaile7097
    @teamehaile7097 5 หลายเดือนก่อน

    ንፉዕ ሞኪ ሓወና ናይ ብሓቂ ዝብላዕ ዘረባ ኢካ ተዛሪብካ ምክንያቱ ፍቅሪ ዘይብሉ ውህደት ዘይብሉ ክደትን ፈረ ኣይርከቦን እሞ ነዚ ህዝብ ሓደ ምኻኑ ብእማን ሓደ ኮይኑ እውን ሽግራቱ ንክኣሊ ኢዩ እሞ ጽቡቅ ቀጽሎ ❤❤❤nac ኢለካ ኣለኩ🎉🎉🎉

  • @selinaalena4453
    @selinaalena4453 5 หลายเดือนก่อน +2

    Well said Mokeye ❤❤❤❤

  • @filmon-yo
    @filmon-yo 5 หลายเดือนก่อน +1

    Today was good follow up question meron
    Ente ‘zi hawna gn kurub kab kura nexa koynu khasb ente zjmr xbuk neru entezeyele gn ms kura’Ka zmexe ftah kemzeyele rudue negeryu.

  • @falazaki
    @falazaki 5 หลายเดือนก่อน

    Wow am really excited 👍🥰🇪🇷❤️🇪🇷

  • @AbrahamTesfu-uz8xu
    @AbrahamTesfu-uz8xu 5 หลายเดือนก่อน +1

    ምኮነን ❤❤❤

  • @akiyor3615
    @akiyor3615 5 หลายเดือนก่อน +4

    ንስካስ እንታዋይ ስለ ዝኮንካ ኢካ ብውልቅካ ትዕደምቅ?ብውልቀ ዘይ ተዓደምኩ ኢልካስ ሃለውለው ትብል መን ኢዮም እቶም ጠንቃሎ ኣንታ ጠንቃሊ😂

  • @tesfamariamfesseha5470
    @tesfamariamfesseha5470 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤ ናይ ብሓቂ ቡሉጻት ንቅሓት ዝዕጥቆም ኣምላክ ጸግኡ የብዛሓልኩም።

  • @hayelomabraha4088
    @hayelomabraha4088 5 หลายเดือนก่อน +5

    መን እዮም እቶም ጠንቃሎ ፓሎትከኛታት ዝበልካዮም ኣብርሃዮ ብሕብእብእ ትገብሮ ዘለኻ ወይ ትዛረቦ ዘለኻ ብድፍኑ ኣይስርሕን ብስናይ ኣኽብሮት

    • @yoniteklit
      @yoniteklit 5 หลายเดือนก่อน

      NLEBAM AMTELU....AYASHU ZDURGUHALKUM DLEYU

  • @lulrbahri
    @lulrbahri 5 หลายเดือนก่อน +2

    እንታይ ኢኩም ሰራየ ሓማሴን ዶ ኣከለጉዛይ ትብሉ ሲቅ ኢልኩም ዘይነበርኩምሉ ምሕደራ😢😢😢 ካብ ብሃሊኡስ ደጋሚኡ እኮ ኮይኑና

  • @davrecords7852
    @davrecords7852 5 หลายเดือนก่อน

    ሜሮን ናይ በሓቂ ኣድኒቀካ ሕቶታትካ ብትብዓት ምሕታትካ ወላ ሓደ ስነሓሳብ ይሃልኩም ከም በዓል ወዲ መባአ ክክሰሩ ዘይግቦኦም ሰባትዮም ሞኬ ግን ይትሓዋውሶ ኔሩ ብጉብአ ኣይመለሰልካ ብዝኮነ ብሉጻት ሰባት ክም በዓል ወዲ መባአ ኔሮም ኣብዚ ዳሕረዋይ ጉባኤ ከም ዮሴፍ ጃዮስቲዶ ኔሩ ምስኡ መለሳ ቆሎ ጥጥቆዩ ዘረቡኡ አታይ ዘፍሊ ካብቲ ዝበሎ ።

  • @tropo5254
    @tropo5254 5 หลายเดือนก่อน

    Wawwe thanks ❣️🙏❣️

  • @tedrosmehari179
    @tedrosmehari179 5 หลายเดือนก่อน

    Well said brother

  • @meni691
    @meni691 5 หลายเดือนก่อน

    Ezi wedi hayal atahsasibawi zelewo seb eyou,mukunato merry hito nay wedi moba zekrebukalu hibka nice answer asmerela ,mukunato wedi moba politica already feshilueyou selzi hadest kinxibe deamber beziwedeke politica mixbay malet naywekat wdket eyou ….. any way he smart ideology✅

  • @bereketanday221
    @bereketanday221 5 หลายเดือนก่อน

    Moke go ahead ❤️❤️💪🏿💪🏿

  • @ፍትሒዝተነግፎኤርትርዊ
    @ፍትሒዝተነግፎኤርትርዊ 5 หลายเดือนก่อน +1

    Great idea Mokie

  • @er-uq6we
    @er-uq6we 5 หลายเดือนก่อน +3

    ስለምንታይ ግና እዞም መንእሰያት ከም በዓል ሙኬ ኣብ ቅድሚት ዘይ'መጹ

    • @yoniteklit
      @yoniteklit 5 หลายเดือนก่อน

      Merihnet ab xebib rsi sle zelo hzbi ayneqhen

  • @hanstesfu3624
    @hanstesfu3624 5 หลายเดือนก่อน

    ጎርዞ ዘግፍሓላ እንበር ዘጽብበላ የለን፡ተዛሪበ ኪኢለ ኢልካ ኣስማት ከይጠቀስካ ኣጋጫጫብ ምጽዋት ተኻኢሉ ማለት ድዩ? ሜሮን ወደይ እውን ይኽእሎ እዩ

  • @asgedomdesta7919
    @asgedomdesta7919 5 หลายเดือนก่อน

    ንዝኾነ ኤርትራዊ ሃገራዊ ጉዳይ ክብር ዕድመን ኣየድልን ኢዩ።

  • @habtomgilazgi2407
    @habtomgilazgi2407 5 หลายเดือนก่อน +3

    መኮንን ጽሩይ ህግደፍ ነቃዕ ረኪቡ ኣትዩ መንእሰይ ንቓሕ ኩሉ ዝዛረቦ ዘሎ ስምዕዎ ጽልኢ ይነዝሕ ኣኪሉኩም ወላ ሓንቲ ራኢ የብልኩምን ሃገራውነት ትብል ስዊች ሰኩዕኩም ሌፍ ትብሉ

    • @senaittesfazgi9707
      @senaittesfazgi9707 5 หลายเดือนก่อน

      Because he say Eritrea 🇪🇷??????

    • @yoniteklit
      @yoniteklit 5 หลายเดือนก่อน

      Hagerawi hasab xli koynu ksmeakum jemiru enda xebib rsi

  • @tesfamariamfesseha5470
    @tesfamariamfesseha5470 5 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤ ሓቂ ሕድገት ዘይገብር ኣይሕደገሉን ኢዩ ዝብል እቲ ናይ ሓቂ ቃላት ኣብ ቁዱስ መጻሕፍቲ ተጻሒፉ ዘሎሞ ሕድገትን ብጌጋካ ኣሚንካ ምምላስን ትዝዓበየ ንቅሓት ኢዩሞ ጽቡቅ ኣለኩም።ሕነ ዝፈዲ ሓደ ኣምላክ ምበር ሕነ ምፍድዳይ ዕንወት ኢዩ ዘምጽእ ናይ ሕጊ ሃገር ንግበራ ብሓቂ ንፉዓት።❤❤❤❤

  • @metaykhassy1006
    @metaykhassy1006 5 หลายเดือนก่อน

    Bravo ሞክየ

  • @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
    @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ 5 หลายเดือนก่อน +1

    ተባዕ😮

  • @teklinomassawa2270
    @teklinomassawa2270 5 หลายเดือนก่อน +1

    Go head🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @atta4419
    @atta4419 5 หลายเดือนก่อน

    Welcome Mokye

  • @alexandermulugeta4807
    @alexandermulugeta4807 5 หลายเดือนก่อน +1

    ወዲ ሞባእ ድሕሪ ነዊሕ ዓመታት ፍሒሮም ከምጽእዎ ዘገደዶም፣ ፖሎቲካዊ ትሕዝትኦም ስለ ዝሞቶም ህዝቢ'ዉን ስለ ዘይተቐበሎም፣ ህዝቢ ዝፈትዎ ሰብ ኣምጺእካ ምቅንጃው'ዩ። ጽቡቕ ነገሩ ግን ወዲ ሞባእ ልክዕ ልክዖም ከስምዖም ምኽኣሉ'ዩ።

  • @mekonenkesete4242
    @mekonenkesete4242 5 หลายเดือนก่อน

    Eti zbezhe (silent majority) nay hzbna kemzi aynet mergexi zelewom politicians yxbe kemzelo flut u.
    Thanks

  • @hagieberaki
    @hagieberaki 5 หลายเดือนก่อน

    ሞኬ ሞኬ ካብ ትብሎ ዘለኻ ሓሳብ ነቶም ዝቃወሙ በሃልቲ ከተውጽ ክብርትዓካዩ ምስ መንግስቲ ዘራኽብ የብሉን ራአዮ ግን .

  • @tesfamariamtewoldeberhan4731
    @tesfamariamtewoldeberhan4731 5 หลายเดือนก่อน +3

    መሮን ለዝክበጥበጥ ኣይትበል ኩርኩር ሻዕብያ አዚ ትሓቶዘለኻ ኣውራጃዊ ኩርኩር ዓንደብርሃን አልሳ ወጫር ሓስውቲ ግርም ተራኺብኩም

    • @yoniteklit
      @yoniteklit 5 หลายเดือนก่อน

      Kid eske nebska hara gber....lkuf

  • @erilove7803
    @erilove7803 5 หลายเดือนก่อน +6

    ነዛም ብ ኣሽሓት ዝቁጸሩ መንእሰያት ብርጌድ ንሓመዱ ተጎታቲ ዘይሓስብ ገርካ ምግላጽካ ንስካ ኢካ ደንቆሮን ሓሳድን ተበላጽን እንተ ዓቅሚ ን ሓሳብን ሃሊካ ናትካ ውዳበ ፍጠር (ውፋይን .ጆን ብላክን) ሄሮ ናይ ቃልስና እዮም ቃል ብተግባር ዝኣምኑ💙💚💙🤴👸

    • @Bere-05
      @Bere-05 5 หลายเดือนก่อน +1

      game over kuanti 🐒🐒😄🙈

    • @dejengrmay1239
      @dejengrmay1239 5 หลายเดือนก่อน

      Entay atahasasba aleka entrfo teakibka dongola mdrbay dongola wehaid

    • @filimonfessehaye2598
      @filimonfessehaye2598 5 หลายเดือนก่อน

      nimukonu wufuy brged nihamedu zey kone abal bruh mexae eyu gotitkum amxikumo oky zitebaesu kitirnif zeykiel hasab yeblkum etirfo agolo texegieka biadi gurumrum wala hade yblkumun eberke ziteakebe tifitihu ber wala hade kumn eger ayereanan tezihilwekum nilieli 10 amet bruh mexae tay gera ab briged nihamedu zelo shigir kefetahka nay selam elka ms tigray shekortet maere kindey ab poletica duhurat muqonkum eyu berihulna sakit gasha gasha xeweta kolu😂 wala hade msakum zigoaz yelen no more tekielkum 1 amet aske yerifu nikulu teazebiwo wey timeharu wey hasab delibkum timhru aselchikumna

    • @yoniteklit
      @yoniteklit 5 หลายเดือนก่อน

      Barya wlqe sebat....harnet yedlyeka alo

  • @shdenftsum8181
    @shdenftsum8181 5 หลายเดือนก่อน

    Entay ybehal hji ezi hanti mealti nhgdef. Aserte mealti kea ndeleyti fthi tkawemu. Xbuk aykonen.

  • @mebrhatueyob9169
    @mebrhatueyob9169 5 หลายเดือนก่อน

    እቶም ባዴራ ወያነ ጌሮም 2ዓመት ዝዕድር ዝነበረ እዳሓራይ ወያነ ምተሳዓረ ሰመያዊት ባዴራ ቀይሮም ዝመጹ ተጋሩ ሙዃኖም ቀደም ፈሊጥና ኢና ናብ ቅዲሚት ዑሱባት ደቂ ሃገር ኣሚሪሒኻ ዝግበር ኣሽካዓላል የለን ።

  • @johnnygebregzabher7721
    @johnnygebregzabher7721 5 หลายเดือนก่อน +2

    አብ ሚድያ ምዝራበ ክንደይ ቀሊለል እዮ

  • @hagosgebremeskel4068
    @hagosgebremeskel4068 5 หลายเดือนก่อน +1

    You better be respectful anyone’s should have pro and con. Because of current leadership we have a country. We’re not allowed puppet leaders to rule our country that all we loved.

  • @tedrosLilay-x7h
    @tedrosLilay-x7h 5 หลายเดือนก่อน +1

    Mekonon busul hasab Eritrea first !!!!!!!!

  • @DesaleWelderufael
    @DesaleWelderufael 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤

  • @ayooooooooayoooooooo7246
    @ayooooooooayoooooooo7246 5 หลายเดือนก่อน

    ብሉጽ ሐሳብ ዘለዋ ሰብ ከማኻ ይብዝሑላ ን ኤርትራ የእምሮኻ ይባረኸ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Hager330
    @Hager330 5 หลายเดือนก่อน

    Hawaii eu ezi hataff ezi

  • @Eritreanbestcountryaf
    @Eritreanbestcountryaf 5 หลายเดือนก่อน

    Moke delewa dea aynhadir aynweil

  • @yonasfrezghi3418
    @yonasfrezghi3418 5 หลายเดือนก่อน

    ሞኬ ኩሉ ዝገብሮ መደብ ይከታተሎ እየ ዝበለጸ ኤርትራዊ ሓሳብ ኣለዎ። ኩሉካ ኤርትራዊ ካብ ዓደይን ወዲ ዓደይን ወጺና ቡሉጽ ሓሳብ ዘለዎም ሰባት ንስዓቦም

  • @Tesfieguesh
    @Tesfieguesh 5 หลายเดือนก่อน

    ሜሮን ዩ ባዕሉ ኣበጊስዎ ዚ ኣውራጃ ዶ ኣድነት ዝበሃል ዘረባ ፡ ፡

  • @Asi4394
    @Asi4394 5 หลายเดือนก่อน

    Seb seb zchenu hasab1❤❤❤❤

  • @segen8531
    @segen8531 5 หลายเดือนก่อน

    ሜሪ ሓወይ ሎሚ ንሞኮምነን ሰሚዐዮ ፡ ብዛዕብቲ ዝሓተትካዮ ኣሕጺሩ ክምልስ ኣይከኣለን ......ኮለል ዩ ዝብል በቃ ። ብዛዕባ ካልኦት ዩ ዝዛረብ ኔሩ ፡ ሕሱር ፖሎቲካ በቃ ። ኣነ ሓደ ነገር ክብለካ ደጋፊ ዕለት 16 ወይ 20 ኣይኮንኩን ። በቲ ዝገበርናዮ ደቂቕ መጽናዕቲ ናይ ዕለት 20 ዝተሓዋወሰ ዩ ገለ ካብኡ
    1) ኣንድነት
    2)የሕዋት ደቂ ሰራየ .......ቁሩብ ትብዓት ኣይገበሩን እምበር እዚ ። መልእኽተይ መሰልኩም ዩ ደስ ዝበለኩም ክትገብሩ ኣሎኩም ። ዕለት 16 ኣብ ቀጻሊ ግን ዝያዳ ገፊሕን ዝተወጃበረን ዩ ። ሜሪ ንሞኮነን ካብ ርእስኻን ብዛዕባኻን ካብ ቂም ወጺእካ ተዛረብ በሎ ። እዚ ዘረብኡ ናይ ቆልዓ ኮይኑ ይስምዓካ ...ይቕረታ ።

  • @andomzere6425
    @andomzere6425 5 หลายเดือนก่อน +1

    Nay Eritrea shigir izom denakur ab wetsai koynom nikales alona zblu iyom

  • @peacetotheworld1737
    @peacetotheworld1737 5 หลายเดือนก่อน

    ሞኬ ንተቃለስቲ ክቃለስ እዬ ተዓጢቁ ዘሎ:: ዝሕል በል ህድእ በል::

  • @mebrhatueyob9169
    @mebrhatueyob9169 5 หลายเดือนก่อน

    በሪጌድ ንሓመዱ እኾ ኤርትራ ጆኖሳይድ ጌራ ዝብሉ እዮም ምዚኦም መን ሃገራዊ እዩ ክቀርቦም ጨንዮም ኢዮም

  • @asgedomdesta7919
    @asgedomdesta7919 5 หลายเดือนก่อน

    ሕቶ ናይ መሮን ኣይተለሰትን።
    ጠንቆልቲ እንዳበልካ ስ ኣሕዋትና የድሉዩና እዮም ትብል?

    • @STARTV-ig5cc
      @STARTV-ig5cc 5 หลายเดือนก่อน

      😂 he is jealous

  • @gadumeresa3017
    @gadumeresa3017 5 หลายเดือนก่อน

    ሞኮነን ብፅልእን ቅንእን ዓዊረካ እምበረ እቶም ትግራይ ትሰዕረ ዝበሉን እቶም ብአዉራጃ ዝሓሙን አብቲ ዝወዓልካሉ ግባኤ ይበዝሑ እዋይ እዚ ፅልኢ ክሓሰም😂

    • @As22611
      @As22611 5 หลายเดือนก่อน

      ጽልኢ ድኣ 80 ሽሕ ሕዝቢ ኣበሳቢሶም ዘባረሩ ሑሉፋት ኢትዮጵያውያን ስለዝኾኑ ዶ ኣይኮኑን :: እንታይ ግበር ትብልዎ ነዚ ጭዋ ሕዝቢ

  • @miriamhabtemichael2393
    @miriamhabtemichael2393 5 หลายเดือนก่อน

    Qim zelewo ymesl. Ab klitiu das keydu axniu, ms nayqdmihiji atearaqit shmagle terakibu kmexei neruwo. Naytom ziademuwo tray semiu gn aygdn. Ab kem beal Wedi Mobae niqet zelewo yimesl. Very sad

  • @adhanomadhanon9652
    @adhanomadhanon9652 5 หลายเดือนก่อน

    እዚ ውድ ከቢድ ጺልኢ ኣለዋ ዓሌታዊ ምኳኑ ሃህ ይረኤ

  • @aqa7860
    @aqa7860 5 หลายเดือนก่อน +1

    Meri jgna

  • @michaelasmelash7667
    @michaelasmelash7667 5 หลายเดือนก่อน

    ናትካ ፖለቲክስ እያ ሻሕኲራ ዘላ፡ እንዳ ፈለጠ ዘጽቐጠስ ነውኒውካዮ ነይትስእ፡ ኣይትስእን ኢኻ ከኣ ኣሪስካ'ኻ።

  • @mebrhatueyob9169
    @mebrhatueyob9169 5 หลายเดือนก่อน

    ክክክክክ ንመን እዩ ህዝቢ ነዱሩ ዝብል ዘሎ ናይ ወያነ ኣጀዳ ሙዃኑ ጠፊኢዎ ማለት ድዩ ኣደ ትግራይ ተበዲላ ኢሎም እምበር ህዝቢ ኤርትራ ሓሲሙዎ ኢሉ ከም ዘይተበገሱ ሙዃኑ ማንም ዝፈልጥ እዩ።

  • @b.kk.g3643
    @b.kk.g3643 5 หลายเดือนก่อน

    ሓው ሜሮን, ነቶም ዝቃወሞም ዘሎ ኣብ ግዚኦም ከምዚ ንሱ ጨለ ዘረባ ዝዛረቦ ዘሎ እዮም ዝዛረቡ ንሮም.. So he can talk but. Talk is cheap.....

  • @zemikieltesfazion4908
    @zemikieltesfazion4908 5 หลายเดือนก่อน

    Xbuk hasab eyu
    Esle konka zeymikad

  • @emnkaldg
    @emnkaldg 5 หลายเดือนก่อน

    It is amazing how u can be so oblivious who u we’re siting next to in the meeting, the called leaders has been saying they are for Tigray not Eritrea, you are just going to conveniently ignore your leaders wanted to make Eritrea KILIL and Tigray a Nation? Don’t u know they do not recognize Eritrea as a nation, how are u going to struggle to a nation that u don’t recognize, so sad to see some Yonge Eritreans participating with leaders that are working for the destruction of their nation…

  • @lulyatesfatsion105
    @lulyatesfatsion105 5 หลายเดือนก่อน

    Nab erqi zemrh srah msrah kiereq zeydeli ab megedi yterf

  • @akiyor3615
    @akiyor3615 5 หลายเดือนก่อน +2

    ንባዕልካ ተገምጊምካ ዘይ ተወዳእካ ፈራስ ኢካ። በላዕቲ ዶ ዓመጽቲ ኣሎዉ እንዳ በልካ ሓሶትን ፍርሕን ኣይትዝራእ።

  • @AsterEri1991
    @AsterEri1991 5 หลายเดือนก่อน

    Nay bhak

  • @samtikokesete180
    @samtikokesete180 5 หลายเดือนก่อน

    Etom hagerawyan aykunun xgtegna eyom tblom zeleka mnalbat kemzi natka elama neru kkonu ykelu eyom ndhrit temeliska fetsh gash mokonen

  • @yonasabrham3211
    @yonasabrham3211 5 หลายเดือนก่อน

    Kemzi mekonen zbehal seb zhsu, zkenei rie ayfeltn foo sebay eka natka srah kthami aytwal

  • @hagosberaki3706
    @hagosberaki3706 5 หลายเดือนก่อน

    ትንተና ብኽያት ወዲ ኣፓርታይድ መግዛእቲ ሓማስየ ኤርትራ ብስንኪ መግዛእቲ ሓማስየን ኢያ ኣብ ዓሌተትነትን ባርባራዊ መግዛእትን ወዲቓ ዘላ መንግስቲ ሓማስየን ክድምሰስ ኢዩ ወላሓንቲ ጥርጥር የብሉን ናይ ግዜ ጉዳይ እምበር ህዝቢ ሓማስየን ብወንጀል ናይ ጀነራላቱ ኣብ ህዝቢ ደቡብን ኣስላምን ዝገበሮ ይቅሬታ እንተ ዘይ ሓቲቱ ልክዕ ኣብ ክባ ክኣቱ ኢዩ ልኽዕ ናይ ሪዋንዳውያን ዕጫ ክትበጽሖ ኢያ በቶም ደቂ ዝተሓረድዎ ብጀንራላት ሓማስየን ወታደራት ሓማስየንን

  • @STARTV-ig5cc
    @STARTV-ig5cc 5 หลายเดือนก่อน

    Tekawemti nay wufuy 😂,protocol dayblkums ms seb ehi n mihen ketbhahalu aykalen::

  • @mihrethayelom7979
    @mihrethayelom7979 5 หลายเดือนก่อน

    Klae ewa Awrajawi mtkkab men eyu Hagerawi Akeba zgebro⛔️

  • @wediadem8503
    @wediadem8503 5 หลายเดือนก่อน +1

    Kkkkk wekaru entay kitgbru nab berged nihamdu mexika

  • @ኤሪLove192
    @ኤሪLove192 5 หลายเดือนก่อน

    ንሞኬ ካብ ቀደም ኢየ ዝስዕቦ ሓሳባይ ከኣ ረኪብኒ

    • @akiyor3615
      @akiyor3615 5 หลายเดือนก่อน

      ብከመይ እንታይ ስለ ዝበለን ዝግብረን፧

  • @kuflomhabte6592
    @kuflomhabte6592 5 หลายเดือนก่อน +1

    መኮነን ቂም ክሳብ ዓንቀርካ መሊኢካ ስለ ዘለካ መጀመርታ ካብኡ ውጻእ እቲ ኢንተርቪ እትገብሮ ኣብ ገዛካ ኮንካ እግርካ ኣብ ማይ ዝሑል ኣሊኽካ ጽን ኢልካ ስምዓዮ ካብኡ መልሲ ኣብ ዝተዛረብካዮ ቃላት መልሲ ክጸንሓካ እዩ

    • @As22611
      @As22611 5 หลายเดือนก่อน

      Lemech

  • @sabasegid2481
    @sabasegid2481 5 หลายเดือนก่อน

    አ ር ት ራ ው ና ኣ ል ዋ ው ር ስ ይ ይ ክ አ ሎ ኣ ት ድ ከ ሙ '#

  • @nahomtekeste5060
    @nahomtekeste5060 5 หลายเดือนก่อน

    Zehegus zereba teshfa zihib

  • @desalegnkeleta2902
    @desalegnkeleta2902 5 หลายเดือนก่อน +1

    Hasawi

  • @andomzere6425
    @andomzere6425 5 หลายเดือนก่อน

    Abey zelo Menisey iyu meniseyat lomi ab Europa zelewu zleale ztemahire 4 kifli zbetshe denkoro kem tsintsiya ab zichenewe zatu iyu kabziomsi Ertrea bekura iya

  • @OkGeb
    @OkGeb 5 หลายเดือนก่อน

    Kdmi kurub mealtat awarajawyan aykonun kbleka kolo wedihagos no 100% awarajawyan eyom elka moguitkayo ezi awarajawyan aykonun kbl kolo gn askt.😂😂😂😂😂

  • @onemoretime753
    @onemoretime753 5 หลายเดือนก่อน

    ሞኬ ሃወይ sorry ንስካ ዎላሃንቲ politicalawi ሃሳብ ስለዘብልካ እዩ ሕዝቢ ዘይደለየካ፡ አሞ ካልእካ ፋትን፡፡
    ን30 ደቂቅ ክስምዓካ ፋቲነስ ዎላ ሐንቲ አይረከቡኩን፡

    • @eritrea4ever1
      @eritrea4ever1 5 หลายเดือนก่อน

      Kla hbey wahid tsin elka smayo

    • @akiyor3615
      @akiyor3615 5 หลายเดือนก่อน

      ክክ ንነብሱ ከም ፈታሒ ሽግር ገሩ ኢዩ ዝሪእያ ብጣዕሚ ዝገርም። ነዚኩሉ መንእሰይ ከኣ ሃገራውያን ኣይኮኑን ኢሉና።

  • @zerom498
    @zerom498 5 หลายเดือนก่อน

    አዋይ ሰራየ ዓደይ ብሓቂ ዲኩም ነዚ ለመጭ ሰብ ኢድኩም ሂብኩም😂😂😂😂😂። ምጓህይቲ ዘመዶም። ልዕሊ ኩሉ ደቂ ኣከለ አዮም ዝቀርቡኩም ምሶኦም ዕርቂ ፍጠሩ። ትዘይለ ዜርኩም ዜርኩም ምጻወቲ ሻዕብያ ኢኩም ኪትኩን።

    • @samtikokesete180
      @samtikokesete180 5 หลายเดือนก่อน

      😂 deqi adna gna aychekenun

  • @tesfomw5321
    @tesfomw5321 5 หลายเดือนก่อน

    Amselutattt

    • @Feventesfalem-oc5rk
      @Feventesfalem-oc5rk 5 หลายเดือนก่อน

      Entay sle zgebere xbuk sle ztezarebe du

  • @samsontecle1184
    @samsontecle1184 5 หลายเดือนก่อน

    0 pt n biased

  • @samsontecle1184
    @samsontecle1184 5 หลายเดือนก่อน

    You don’t have a courage to go to the other group n u r saying u want to build a courageous youth. U r just an empty balloon.

  • @love-ef4pp
    @love-ef4pp 5 หลายเดือนก่อน

    president zakil tshirt geru endakede ezi kea padla geru meria zkey delo ymesl. ab nay meron interview. ayyyy.. hzbawi gnbar zeydgem tarik.

    • @dejengrmay1239
      @dejengrmay1239 5 หลายเดือนก่อน

      Abti hasab rieto zeythb gunuf

    • @love-ef4pp
      @love-ef4pp 5 หลายเดือนก่อน

      @@dejengrmay1239 hasibom entay kemsu... zihasbn ziserhn alewa hagerna

  • @yonasabrham3211
    @yonasabrham3211 5 หลายเดือนก่อน

    Yrdaka do endei 2 amet kulu elalka hanti ya nwufuy mnshaw ddit

    • @eritrea4ever1
      @eritrea4ever1 5 หลายเดือนก่อน

      Ata denkoro wufuy politician eu zmesleka hakey, bel ktfelt wufuy gawna eu

  • @tesfaytsige8683
    @tesfaytsige8683 5 หลายเดือนก่อน

    Mok.hasbka.jegna.ek

  • @user-bc3ot8ew5m
    @user-bc3ot8ew5m 5 หลายเดือนก่อน

    Betaemi beluxi medeb qexlw. Eti teleako gin kem hebrteseb wey hager zey feltna gujile wey hayli kemzmxe felut eyu. Kab mentay eyu menchu eka kibehal entexnhe Hji kea bi ziyada kab men mukanu enda berhe yekyd alo. Miqnay trah eyu geziu

  • @LiyaYohannes-t7d
    @LiyaYohannes-t7d 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤

  • @mebrhatueyob9169
    @mebrhatueyob9169 5 หลายเดือนก่อน

    እቶም ባዴራ ወያነ ጌሮም 2ዓመት ዝዕድር ዝነበረ እዳሓራይ ወያነ ምተሳዓረ ሰመያዊት ባዴራ ቀይሮም ዝመጹ ተጋሩ ሙዃኖም ቀደም ፈሊጥና ኢና ናብ ቅዲሚት ዑሱባት ደቂ ሃገር ኣሚሪሒኻ ዝግበር ኣሽካዓላል የለን ።

    • @peacetotheworld1737
      @peacetotheworld1737 5 หลายเดือนก่อน

      ናይ ቲቪ ኤረ ዘረባ ኣይትድገም:: ናትካ ሓሳብ ኣምፅእ:: ሰማያዊ ባንዴራ ሒዞም ቃልሲ ካብ ዝጅምሩ ነዊሕ ኮይኑ እዬ::

    • @As22611
      @As22611 5 หลายเดือนก่อน

      Nay bhski

  • @aqa7860
    @aqa7860 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤