ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ናይ ብሓቂ ደራሲ ይበል ኣድኒቐካ ምኽንያቱ ሓቀኛ ኢዩ ዘጋጥም ተረኽቦ ኣብቲ ዓዲ ዝነብሩ ብፍላይ ኣብ ኣስመራ ኩሉ ብዓይኒ በለጽን ጠቕምን ደርሆ ሂብካ ዋጋ ብዕራይ ትረክብ ንኻብ ደገ መጺኡ ኢልካ በጊዕ ሓሪድካ ዓዲምካ ዋጋ መኪና ምጽባይ ከምዚ ዓይነት ገርካ ብተንኮል ብሽጣራ በለጽን መቸም ዘርዚርካ ዘይውዳእ ሽጣራን ምህዞን ገርካ ምምንዛዕ ብፍላይ ነዚ ኣብ ደገ ዝነብር ከምዚ ሓንቲ ዘሓስብ ወይ ዘይፈልጥ ኢዮም ዝሓስብዎ ብዙሕ ተዓዚብናን ኢና ግን ነየናይ ዓለም ነዛ ከንቱ ሓጻር ሂወት ብጭውነት ምሕላፍ ይሓይሽ።
ምስጋና ንኹሉኹም ብፍላይ ንደራሲ መምህር ጠዓመ ከምዚ ዓይነት መሃሪን ኣዘናጋዒን ፈልፋሊ ክእለትን ፍልጠትን ኣዚዩ ዝምስገንዩ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ኣጆኹም ኣጆና ደቂዛ ሓላል መሬት 🙏🙏🙏
The best sitcom please don’t stop it I love watching it ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷
"ካብ መቀመጫ ጥዑም ጨና የለን ትብል ሓዳስ መሓዛይ" 🤣👏👍👌
ሰላም ንሃገርናን ንጓረባብትናን 🇪🇷
ናይ ብሐቂ አምጺኦማ ንምሽም አብ ኤዉሮጳ ንቕመጥ አለና ትብል ብድራግን መስተን ዝጨነወ ነብሲ። ክብረት ይሃብኩም ሰብ ኢሎሞ።
እግዚአብሔር አምላክ ንኤርትራን ህዝባን ይባርክ ።💐💐💐🙏
Amen amen amen pls Ya wedi abeyti seb gberena Subscribe gerka
ኣሜን (3) አምላክ ይባይከና
"ጉድ ብእንግሊሽ ድዩ ወላስ ብትግርኛ" ዊንታ ሽኮር🤣👏👍👌
ደቂ ኤርይ ማዓረይ ዓይኒ አባይኩም ይደፍን ሰላምን ቅሳነትን ይሃብኩም 🇪🇷👍👍👍🙏♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🙏💐💐💐🇪🇷
Amlak ybrkum nzi hzbna zegedso astemhroo❤️❤️🇪🇷
Ya wedi abeyti subscribe hagzeni 🙏🙏
እንኮዕ ዳሓን መጻኩም እንዳ ደበጭ ምቁራት መቅሰናት ብጣዕሚ ኢና ነመስግነ ኣዛናግዕን ማሃርን እዩ ኩሉ መደባትኩም ቀጽልዎ ሓፍትኩም ኣድናቂትኩም ተካታታሊትኩም ጓል ትግራይ♥️🌼ሰላም ንህዝቢ ትግርኛ ትግ+ኤር=ምዕባለ ቀጻልነት♥️♥️🌼🌷🌼❤❤🌼❤🌼🌼❤
ህዝቢ ኤርትራ እሞ ሓደ ብሄር ትግርኛ ጥራይ ዘይኮነ 9 ብሄራት ኢና ሰላም ንህዝቢ ትግራይን ኤርትራን ዘይትብሊ 😜
አሜን አሜን አሜን ሓፍተይ ናተይ
🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
ኣሜን🥰ህያቢተይ ለባም 🤗
ኣሜን ኣሜን ንኹልና ኣኣብ ዘለናዮ pls ይሕዋት ብዘይ ኣፈላላይ ሳብስክራይብ ሓጉዙኒ ኩቡራተይ
I love mara thank you for doing mara
ጡዕማትን ሙቁራትን ሰደራ ማራ ደሰ ትብሉ ጸጉኡ የብዝሓልኩም ❤
እንካዓ ብስላም መጻእኩም ስድራ ልእል እግዚኣብሔር ኣምላኽውንታ ሓፍታስ ከሳዓ ማኣዘ እኪ ብና ኣሕዋትኪ ንልምን ዘለኪ ኩሉ ግዜየ ግንዘብ እናብለኪ ኣሕዋትኪ ኣሕሚምኪዮም ዋኢ ስርሕኪ ንባዓልኪ ኩኒ እኪ ሓንሳ ኣማርካ ትብል ሓንሳእ ደማ ኪዳን ምስ ማሓዛካ ብዘይ ገንዝብ ምዕዳም የለንእዋይ ርቤል ሓውይ ደማ ምነእስይ እካ ዋኢ ስርሕካ ኣምጽእላ ንስበትካሽዊት ደማ ጋዓት ከተብለዕካ እያ ካብ ዓደባኣ ሕሩጭ ተምጽእበ ስባኣይ ደማ ስባኣይ ተመስለ እዩ ውዲ ደውጭ ርቤል ወዲ ደውጭ ኣባ ደውጭስ ብግንዘብ ክምቱ እዩ እዋይ ስስዕ ኣባ ደውጭ ኣብየል ውን ስእንካ ግንዘብ ኣብኩምስ ስስዕ እየ ዋኢ ስርሕኩም ብሉዑ ደቂ ደወጭ
ንሰበይትካን ጎልካን ዚዝካ ናብ መዓስከር ስደተኛታት እንዳ ደማጭ ምጻእ😂😂
Enka beslam mexukum deki remey fekri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷
ሓቆም ባእዮም ሓሚምካያ ተከድካዮምስ ሞይቶም ይፀንሑካ ድተብሃለ ዊታ ክክክክ🥺🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
😂😂😂😂😂Edmen tenan yhabkum fetari 😍 ♥️ ❤️ aqusilkumna .
Ata niskum si meksenat aytiseanu xinketna teresuna alekum sidrabet deboch ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እንካዕ ሰላም መፃእኩም ኣቱም መስሐቅቲ ኣይትሳኣኑ ንሱኩምሲ
ጥዑማት ስድራ እንካዕ ብሰላም መፃኩም 🤗🤗😍
እንቃዕ ብሰላም መጽእኩም ❤❤👏👏
Wawwww aziya meharit film bzaeba wrsha
ኣያ ደቦጭ ዝረኸብካዮ ህንፉፍ😁ፃዕዳ ጠበቅ በለ ሮቢ ሞይተ😂😂
ክላእ ኣዛርያ ቀታሊ ድራር ከም ዘይኮነ ክነግርዋ ነይርዋም ን ኣደ ዓላ anyway ብጣዓሚ ጽብቕ ስራሕ ቀጽልዋ ❤❤
My favorite one ❤❤💯
I like you guys, Always no. 1
Pls ya wedi abeyti subscribe hagzeni 🙏🙏
Kkkkk I can’t stop laughing I am happy that happened to dogoch he doesn’t give money even for his beautiful wife. And then hung man played on his money ❤❤❤❤😅😅😅😅😅😅
ብጣዕሚ ተሕዙኑ ክንድዚ ብድዕ ጠሚና ወይ ደኺና ኣብ ማዓስከር ስተደኛታትት ዝተኣከብና መሲልኩም ሓሲምና አንበር መዓስ ጠሚና ብፍላይ ደራስን ዳርክተር በጃኹም ተጠንቀቁ ወላ ኣብ ውሽጢ ሃገር ሃልዉ በር ክንድዚ ኣደራዕ በጃኹም ካልኡ ይኣኽሎ አዚ ወለዶ ንዝሓልፍ ግዜ ዘይ ሓልፍ ቃል ኣይትዛረብ አዩ ሞ ተጠንቀቁ የቀንየለይ
Shikorinatat edmen tiena yhabkum ❤❤❤❤
Kkkk zfetwa comedy qexlewa hadera
Welcome xbukat ❤❤🇪🇷🇪🇷❤❤😘
Ane tewasaet ente zkown nere ms dobech aymsrrahkun. Bshaq teah.Anta hasye brleni,,,, moyte eye shaq 😂😂😂😂
Kkkkkk eway 30 schey ewe nay wala eko demey tetew elni nay bhaqi mesluni
We'll come johnmera and ethiopia
Ya gaul abeyti subscribe hagzni 🙏🙏
Eza Winta Des ktbleka 🥰🥰🥰🥰
Ya dinu gaul abeyti seb gberna Subscribe gerki
ደቂ ኤረይ መዓረይ ኮኮብ ሰማይ እንካእ ብሰላም መጻኹም ❤️🌹❤️🌹🇪🇷🌹❤️🌹
@@Danitesentertainment subscribe gere aleku 👍
@@salemsalem1367 🙏❤️🙏
ክክክክክክ ኣብ መወዳእታ ዝነበረት ገንዘብ ዱኻ መከራ ይጽበ ደቦጭ ሓመድበ እንበር
ብማንካ ሂባ ብባዴላ እያ ትወስደን 😂😂😂 ዊንቱያዓኽ
Kkkkkk Ya wedi abeyti seb gberena Subscribe gerka
@@Danitesentertainment ጌረልካ ክቡረይ
Saeda tebek.nay behaki tebak
Winti shkor 😂🥰🥰
ወይ ምትኩ ደበጭ ግደፉ ዶ 😂😂😂
Nay German eye 🎉🎉Kkkkkk
Kkkkkk Bruder seb gberena wedi abeyti Subscribe gerka
Laughing to death. Thanks deki Erey wood
Bhanqewta zxbeya film abay tmrti thb film kbret yhabelna mkurat deqi erey mearey 🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🙏🤲gbu
ቀዳማይ viewer n comment 🥰🥰🥰
Ya wedi abeyti subscribe hagzeni
@@Danitesentertainment abshrka zarkey
@@ኣቤት 🙏❤️🙏
I love you so much deqi hagery ❤
ክክክክክ ዋይ ኣያ ዶቦች ጸጊብዋ
Winta shikorrr 💕😍
ክክክክሓመድ ድበ ይጽበ ወ
Merhaba deki eri shikornatat Good job 💐🌷🌿🌾👏👍🇪🇷🙏❤️
Welcome back guys
ሮቤል ወዳይ ሓስየ በለኒ ክክክ 🤣🤣🤣🤣🤣ዋይ 30 ሽሕ
መማህራን ኢኹም፣ ኩሉ ኣብ ሓቒ ዝተሞርከሰ ኢዩ ተስፋ ይገብር ብዙሓት ክመሃርሉ፣ ክብሪ ይሃብኩም ደረስቲ ተዋሳእቲ ደቂ ኤረይ
merhaba burukat sdrabietey muqurat yehwatey maarey amlak msakum ykun amien bahaqi
Great kkkkkkkk
Kkkkk fish wadi arky30000 wasedo tamlso
Wel come deki erey
Nay temesgen tewelde nay Schweden 🇸🇪 Tbil temesasila
👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ንኩላትኩም ስድራ ሰብ ኢለሞ ኣዚና ኢና ንፈትወኩም ግን ክዳውንቲ ነቶም ወለዲ ሃሲኩሞም
Tbela tsety aleki entedeliki kea serhka eu werqie zgber
ዝስራሕ መግቢ ዘይተረኽበስ ኣሰራርሓ ክትመሃሪ 😂
💖💖💖
Wawww Asmakun hahaha 🤩🥰❤❤❤
Wintu yahoo good b English wela b Tigrinya elata
Bienvenue mkuratey btaimi eye zfetwekum kexlwo ane nskum msrah ente gedifkumo film mkttal kgedfo eye
ዋው
God bless you all good job❤
Ya astu gaul abeyti seb gberna Subscribe gerki
@@Danitesentertainment Subscribe seb ygbr alo du amo knjmr kkkk
@@ንዝጸባቦይርሃዎ kkkkkk ማ/ም ትሃብኩም አንተ ኪኢልካዮ ዩ ብሮ ክክክክ
@@Danitesentertainment ሳፕስክራይብ ምግባር ኣይኮነን እኮ እቲ ጸገም ኩሉ ናይ ወረን ለካዕካዕን ምስ ኮነ ግን የጽልኣካ ኣብ YouTub እተን ቁምነገር ዘለወን ቻነላት ኣዝየን ዉሑዳት እየን ኩሉ ህዉታትያ ንህዉታትያ ኮይኑ
@@ንዝጸባቦይርሃዎ ኤፐ አንታይ አሞ ክብሃል ዩ ወዲ ዓበይቲ ድሓር ክኣ አቲ ሰብ ኩሉ ሕማቅ ነገር ድስሕቦ ኾይኑ ነቲ ጽቡቅ ድሰርሕ ደይ ስዕቦ ኮይኑ ስቅ ኢልካ ዩ ክቡር ሓው
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
welcome back anda mara🥰
Merhaba Abay seb abey dea tefiEki keniki
@@MaraEntertainmentEritrea aleku eye berukat sdera adenakitekum eye🥰
Kkkkkkkk
ዊንታስ ብልክዕ ኢኪ ዊንታ
Kkkkkkkk eway degoch trekbo
Enqae bdhan mexakim deqi Eri
Nay bhaki sdra bet konkum ekhum tisimiuni, Bflay hantaley mebratey kitibehalu kelekhum.
ኩርኩር ዓረቭ ኩርኩር ጀቭሃ ባርያ ገረድ፣ ክሳድኪ እሰርዮ ብገመድ፣ መስዋእትኪ ኮይኑ እዩ ንሓመድ፡፡
kkkkkkkkk
ደቦጭ ምብፃሕ ቀይርዎ ገዛ ቅቅቅቅ
😁😁😁😁😁❤❤
Kkkk sihaq moyte gezna Masker teqyra ala.dobicha Business man
❤❤
Welcome xubuq srah
❤️👍😀😍🇪🇷👏👏👏👏👏👏👏👏👏
Ya wedi abeyti seb gberena Subscribe gerka wedi rimey
ስድራና መጺኹም ዶ🙋🏽♀️❤ ገዛና ኢና ንዝክር በቃ ነናትና ሽግር ናብ ወላዲ ነሰክም ጉድ ረኺቦም ስድራ🤔 ነዞም ተሰዲድና ዘለና ምስ ንመጽእ ድማ ክንድኡ ምጥፋእ ኣየድልን እዩ በጃኹም ስድርኡ ጽቡቕ ተተቐበልዎ ኣይኮነን ዝኾነ ሰብ ከምኡ ክገብር ንኹሉ ስክፍታ እዩ ዘለና እዩ ዝመስለኩም እንበር ሂወትናስ ብዓልና ንፈልጣ ደሓን🤦🏽♀️ብዛዕባና ግን ትሰርሑ ትኾኑ መም ጠዓመ ጆን 🙄
❤🌹🤣👍👏😘😘
🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
Ya wedi keshi Subscribe hagzeni wedi abeyti
ዶበጭኖ ቢዝናስ ማን
I love it this show keep it up
ገንዘብ በቃቅ መከራ ይጽበዮ ድዩ ዝባሃል ሓንጣል ካኣ ተረኺብካ
Naybehaki kesiliwo biteamo kulu etgrbrwo sinetibebkum .naybehaki eyu emo kesiliwo segan tienan yihabkum
ኣቱም በጃኹም እታ ናይ ቀደም ሙዚቃ ግበርዋ
Welcome 🙏 please before post please date and motha please thank sometimes to time we see
Abahahlaka ayteredeann
Robel Betki Wentiy Shkorr Mara adengexekani bunet Please addresski sededeley 50 paod kesedeleki eyu ab qedmi Amelak
Ane kab German keyde nihade habtam kemza nay doboch kigebro ye
ካብዚ ኩሉ ድሰራሕኩሞ እዚኣ ብልጽቲ ሰርሕኩም ምክንያቱ ነቲ ኣብወጻኢ ዘሎ ሰብ ካብቲ ኣብ ውሽጢ ሃገር ዘሎ ሰብ ኣብልጽኩም ኣይትረኣይዎ እቲ ኣብ ወጻኢ ዘሎ ከማን ክንደይ ጥውይ ጨርቂ ኣሎ
Mknban zeykos mkbal u Moyte lomi kkkkkkk Kkkkkkk
Fanus geza ke dea entay konikum atfikuma
Fish nay Europa keman aymesl eyu halqem halqem zble ab Eritrea Kem zelo Nebsu Ehbr
🤣🤣🤣🤣🤣🤣👍👍👍👍👍👍👍💯💯💯💯❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏💋💋💋💋💋💋💋💋💋🌹🌹🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ናይ ብሓቂ ደራሲ ይበል ኣድኒቐካ ምኽንያቱ ሓቀኛ ኢዩ ዘጋጥም ተረኽቦ ኣብቲ ዓዲ ዝነብሩ ብፍላይ ኣብ ኣስመራ ኩሉ ብዓይኒ በለጽን ጠቕምን ደርሆ ሂብካ ዋጋ ብዕራይ ትረክብ ንኻብ ደገ መጺኡ ኢልካ በጊዕ ሓሪድካ ዓዲምካ ዋጋ መኪና ምጽባይ ከምዚ ዓይነት ገርካ ብተንኮል ብሽጣራ በለጽን መቸም ዘርዚርካ ዘይውዳእ ሽጣራን ምህዞን ገርካ ምምንዛዕ ብፍላይ ነዚ ኣብ ደገ ዝነብር ከምዚ ሓንቲ ዘሓስብ ወይ ዘይፈልጥ ኢዮም ዝሓስብዎ
ብዙሕ ተዓዚብናን ኢና ግን ነየናይ ዓለም ነዛ ከንቱ ሓጻር ሂወት ብጭውነት ምሕላፍ ይሓይሽ።
ምስጋና ንኹሉኹም ብፍላይ ንደራሲ መምህር ጠዓመ ከምዚ ዓይነት መሃሪን ኣዘናጋዒን ፈልፋሊ ክእለትን ፍልጠትን ኣዚዩ ዝምስገንዩ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ኣጆኹም ኣጆና ደቂዛ ሓላል መሬት 🙏🙏🙏
The best sitcom please don’t stop it I love watching it ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷
"ካብ መቀመጫ ጥዑም ጨና የለን ትብል ሓዳስ መሓዛይ" 🤣👏👍👌
ሰላም ንሃገርናን ንጓረባብትናን 🇪🇷
ናይ ብሐቂ አምጺኦማ ንምሽም አብ ኤዉሮጳ ንቕመጥ አለና ትብል ብድራግን መስተን ዝጨነወ ነብሲ። ክብረት ይሃብኩም ሰብ ኢሎሞ።
እግዚአብሔር አምላክ ንኤርትራን ህዝባን ይባርክ ።💐💐💐🙏
Amen amen amen pls Ya wedi abeyti seb gberena Subscribe gerka
ኣሜን (3) አምላክ ይባይከና
"ጉድ ብእንግሊሽ ድዩ ወላስ ብትግርኛ" ዊንታ ሽኮር🤣👏👍👌
ደቂ ኤርይ ማዓረይ ዓይኒ አባይኩም ይደፍን ሰላምን ቅሳነትን ይሃብኩም
🇪🇷👍👍👍🙏♥️♥️♥️🇪🇷
🇪🇷🌹🌹🌹🙏💐💐💐🇪🇷
Amlak ybrkum nzi hzbna zegedso astemhroo❤️❤️🇪🇷
Ya wedi abeyti subscribe hagzeni 🙏🙏
እንኮዕ ዳሓን መጻኩም እንዳ ደበጭ ምቁራት መቅሰናት ብጣዕሚ ኢና ነመስግነ ኣዛናግዕን ማሃርን እዩ ኩሉ መደባትኩም ቀጽልዎ ሓፍትኩም ኣድናቂትኩም ተካታታሊትኩም ጓል ትግራይ♥️🌼ሰላም ንህዝቢ ትግርኛ ትግ+ኤር=ምዕባለ ቀጻልነት♥️♥️🌼🌷🌼❤❤🌼❤🌼🌼❤
ህዝቢ ኤርትራ እሞ ሓደ ብሄር ትግርኛ ጥራይ ዘይኮነ 9 ብሄራት ኢና ሰላም ንህዝቢ ትግራይን ኤርትራን ዘይትብሊ 😜
አሜን አሜን አሜን ሓፍተይ ናተይ
🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
ኣሜን🥰ህያቢተይ ለባም 🤗
ኣሜን ኣሜን ንኹልና ኣኣብ ዘለናዮ pls ይሕዋት ብዘይ ኣፈላላይ ሳብስክራይብ ሓጉዙኒ ኩቡራተይ
I love mara thank you for doing mara
ጡዕማትን ሙቁራትን ሰደራ ማራ ደሰ ትብሉ ጸጉኡ የብዝሓልኩም ❤
እንካዓ ብስላም መጻእኩም ስድራ ልእል እግዚኣብሔር ኣምላኽ
ውንታ ሓፍታስ ከሳዓ ማኣዘ እኪ ብና ኣሕዋትኪ ንልምን ዘለኪ ኩሉ ግዜየ ግንዘብ እናብለኪ ኣሕዋትኪ ኣሕሚምኪዮም ዋኢ ስርሕኪ ንባዓልኪ ኩኒ እኪ ሓንሳ ኣማርካ ትብል
ሓንሳእ ደማ ኪዳን ምስ ማሓዛካ ብዘይ ገንዝብ ምዕዳም የለን
እዋይ ርቤል ሓውይ ደማ ምነእስይ እካ ዋኢ ስርሕካ ኣምጽእላ ንስበትካ
ሽዊት ደማ ጋዓት
ከተብለዕካ እያ ካብ ዓደባኣ ሕሩጭ ተምጽእበ ስባኣይ ደማ ስባኣይ ተመስለ እዩ ውዲ ደውጭ ርቤል ወዲ ደውጭ
ኣባ ደውጭስ ብግንዘብ ክምቱ እዩ እዋይ ስስዕ ኣባ ደውጭ ኣብየል ውን ስእንካ ግንዘብ ኣብኩምስ ስስዕ እየ ዋኢ ስርሕኩም ብሉዑ ደቂ ደወጭ
ንሰበይትካን ጎልካን ዚዝካ ናብ መዓስከር ስደተኛታት እንዳ ደማጭ ምጻእ😂😂
Enka beslam mexukum deki remey fekri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷
ሓቆም ባእዮም ሓሚምካያ ተከድካዮምስ ሞይቶም ይፀንሑካ ድተብሃለ ዊታ ክክክክ🥺🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
😂😂😂😂😂
Edmen tenan yhabkum fetari 😍 ♥️ ❤️ aqusilkumna .
Ata niskum si meksenat aytiseanu xinketna teresuna alekum sidrabet deboch ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እንካዕ ሰላም መፃእኩም ኣቱም መስሐቅቲ ኣይትሳኣኑ ንሱኩምሲ
ጥዑማት ስድራ እንካዕ ብሰላም መፃኩም 🤗🤗😍
እንቃዕ ብሰላም መጽእኩም ❤❤👏👏
Wawwww aziya meharit film bzaeba wrsha
ኣያ ደቦጭ ዝረኸብካዮ ህንፉፍ😁
ፃዕዳ ጠበቅ በለ ሮቢ ሞይተ😂😂
ክላእ ኣዛርያ ቀታሊ ድራር ከም ዘይኮነ ክነግርዋ ነይርዋም ን ኣደ ዓላ anyway ብጣዓሚ ጽብቕ ስራሕ ቀጽልዋ ❤❤
My favorite one ❤❤💯
I like you guys, Always no. 1
Pls ya wedi abeyti subscribe hagzeni 🙏🙏
Kkkkk I can’t stop laughing I am happy that happened to dogoch he doesn’t give money even for his beautiful wife. And then hung man played on his money ❤❤❤❤😅😅😅😅😅😅
ብጣዕሚ ተሕዙኑ ክንድዚ ብድዕ ጠሚና ወይ ደኺና ኣብ ማዓስከር ስተደኛታትት ዝተኣከብና መሲልኩም ሓሲምና አንበር መዓስ ጠሚና ብፍላይ ደራስን ዳርክተር በጃኹም ተጠንቀቁ ወላ ኣብ ውሽጢ ሃገር ሃልዉ በር ክንድዚ ኣደራዕ በጃኹም ካልኡ ይኣኽሎ አዚ ወለዶ ንዝሓልፍ ግዜ ዘይ ሓልፍ ቃል ኣይትዛረብ አዩ ሞ ተጠንቀቁ የቀንየለይ
Shikorinatat edmen tiena yhabkum ❤❤❤❤
Kkkk zfetwa comedy qexlewa hadera
Welcome xbukat ❤❤🇪🇷🇪🇷❤❤😘
Ane tewasaet ente zkown nere ms dobech aymsrrahkun. Bshaq teah.Anta hasye brleni,,,, moyte eye shaq 😂😂😂😂
Kkkkkk eway 30 schey ewe nay wala eko demey tetew elni nay bhaqi mesluni
We'll come johnmera and ethiopia
Ya gaul abeyti subscribe hagzni 🙏🙏
Eza Winta Des ktbleka 🥰🥰🥰🥰
Ya dinu gaul abeyti seb gberna Subscribe gerki
ደቂ ኤረይ መዓረይ ኮኮብ ሰማይ እንካእ ብሰላም መጻኹም ❤️🌹❤️🌹🇪🇷🌹❤️🌹
@@Danitesentertainment subscribe gere aleku 👍
@@salemsalem1367 🙏❤️🙏
ክክክክክክ ኣብ መወዳእታ ዝነበረት ገንዘብ ዱኻ መከራ ይጽበ ደቦጭ ሓመድበ እንበር
ብማንካ ሂባ ብባዴላ እያ ትወስደን 😂😂😂 ዊንቱያዓኽ
Kkkkkk Ya wedi abeyti seb gberena Subscribe gerka
@@Danitesentertainment ጌረልካ ክቡረይ
Saeda tebek.nay behaki tebak
Winti shkor 😂🥰🥰
ወይ ምትኩ ደበጭ ግደፉ ዶ 😂😂😂
Nay German eye 🎉🎉
Kkkkkk
Kkkkkk Bruder seb gberena wedi abeyti Subscribe gerka
Laughing to death. Thanks deki Erey wood
Bhanqewta zxbeya film abay tmrti thb film kbret yhabelna mkurat deqi erey mearey 🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🙏🤲gbu
ቀዳማይ viewer n comment 🥰🥰🥰
Ya wedi abeyti subscribe hagzeni
@@Danitesentertainment abshrka zarkey
@@ኣቤት 🙏❤️🙏
I love you so much deqi hagery ❤
ክክክክክ ዋይ ኣያ ዶቦች ጸጊብዋ
Winta shikorrr 💕😍
ክክክክሓመድ ድበ ይጽበ ወ
Merhaba deki eri shikornatat Good job 💐🌷🌿🌾👏👍🇪🇷🙏❤️
Welcome back guys
ሮቤል ወዳይ ሓስየ በለኒ ክክክ 🤣🤣🤣🤣🤣ዋይ 30 ሽሕ
መማህራን ኢኹም፣ ኩሉ ኣብ ሓቒ ዝተሞርከሰ ኢዩ ተስፋ ይገብር ብዙሓት ክመሃርሉ፣ ክብሪ ይሃብኩም ደረስቲ ተዋሳእቲ ደቂ ኤረይ
merhaba burukat sdrabietey muqurat yehwatey maarey amlak msakum ykun amien bahaqi
Great kkkkkkkk
Kkkkk fish wadi arky
30000 wasedo tamlso
Wel come deki erey
Nay temesgen tewelde nay Schweden 🇸🇪 Tbil temesasila
👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ንኩላትኩም ስድራ ሰብ ኢለሞ ኣዚና ኢና ንፈትወኩም ግን ክዳውንቲ ነቶም ወለዲ ሃሲኩሞም
Tbela tsety aleki entedeliki kea serhka eu werqie zgber
ዝስራሕ መግቢ ዘይተረኽበስ ኣሰራርሓ ክትመሃሪ 😂
💖💖💖
Wawww Asmakun hahaha 🤩🥰❤❤❤
Wintu yahoo good b English wela b Tigrinya elata
Bienvenue mkuratey btaimi eye zfetwekum kexlwo ane nskum msrah ente gedifkumo film mkttal kgedfo eye
ዋው
God bless you all good job❤
Ya astu gaul abeyti seb gberna Subscribe gerki
@@Danitesentertainment
Subscribe seb ygbr alo du amo knjmr kkkk
@@ንዝጸባቦይርሃዎ kkkkkk ማ/ም ትሃብኩም አንተ ኪኢልካዮ ዩ ብሮ ክክክክ
@@Danitesentertainment
ሳፕስክራይብ ምግባር ኣይኮነን እኮ እቲ ጸገም ኩሉ ናይ ወረን ለካዕካዕን ምስ ኮነ ግን የጽልኣካ ኣብ YouTub እተን ቁምነገር ዘለወን ቻነላት ኣዝየን ዉሑዳት እየን ኩሉ ህዉታትያ ንህዉታትያ ኮይኑ
@@ንዝጸባቦይርሃዎ ኤፐ አንታይ አሞ ክብሃል ዩ ወዲ ዓበይቲ ድሓር ክኣ አቲ ሰብ ኩሉ ሕማቅ ነገር ድስሕቦ ኾይኑ ነቲ ጽቡቅ ድሰርሕ ደይ ስዕቦ ኮይኑ ስቅ ኢልካ ዩ ክቡር ሓው
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
welcome back anda mara🥰
Merhaba Abay seb abey dea tefiEki keniki
@@MaraEntertainmentEritrea aleku eye berukat sdera adenakitekum eye🥰
Kkkkkkkk
ዊንታስ ብልክዕ ኢኪ ዊንታ
Kkkkkkkk eway degoch trekbo
Enqae bdhan mexakim deqi Eri
Nay bhaki sdra bet konkum ekhum tisimiuni,
Bflay hantaley mebratey kitibehalu kelekhum.
ኩርኩር ዓረቭ ኩርኩር ጀቭሃ ባርያ ገረድ፣ ክሳድኪ እሰርዮ ብገመድ፣ መስዋእትኪ ኮይኑ እዩ ንሓመድ፡፡
kkkkkkkkk
ደቦጭ ምብፃሕ ቀይርዎ ገዛ ቅቅቅቅ
😁😁😁😁😁❤❤
Kkkk sihaq moyte gezna Masker teqyra ala.dobicha Business man
❤❤
Welcome xubuq srah
❤️👍😀😍🇪🇷👏👏👏👏👏👏👏👏👏
Ya wedi abeyti seb gberena Subscribe gerka wedi rimey
ስድራና መጺኹም ዶ🙋🏽♀️❤ ገዛና ኢና ንዝክር በቃ ነናትና ሽግር ናብ ወላዲ ነሰክም ጉድ ረኺቦም ስድራ🤔 ነዞም ተሰዲድና ዘለና ምስ ንመጽእ ድማ ክንድኡ ምጥፋእ ኣየድልን እዩ በጃኹም ስድርኡ ጽቡቕ ተተቐበልዎ ኣይኮነን ዝኾነ ሰብ ከምኡ ክገብር ንኹሉ ስክፍታ እዩ ዘለና እዩ ዝመስለኩም እንበር ሂወትናስ ብዓልና ንፈልጣ ደሓን🤦🏽♀️ብዛዕባና ግን ትሰርሑ ትኾኑ መም ጠዓመ ጆን 🙄
❤🌹🤣👍👏😘😘
🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
Ya wedi keshi Subscribe hagzeni wedi abeyti
ዶበጭኖ ቢዝናስ ማን
I love it this show keep it up
ገንዘብ በቃቅ መከራ ይጽበዮ ድዩ ዝባሃል ሓንጣል ካኣ ተረኺብካ
Naybehaki kesiliwo biteamo kulu etgrbrwo sinetibebkum .naybehaki eyu emo kesiliwo segan tienan yihabkum
ኣቱም በጃኹም እታ ናይ ቀደም ሙዚቃ ግበርዋ
Welcome 🙏 please before post please date and motha please thank sometimes to time we see
Abahahlaka ayteredeann
Robel Betki
Wentiy Shkorr Mara adengexekani bunet
Please addresski sededeley 50 paod kesedeleki eyu ab qedmi Amelak