Aytgage Tefetawi ane frehiwet eye zbehal eta ab video shared geyrkani zeloka, ane gn hgdef koyne ayfeltn bftsum kkewn wn aykeln bftsum, gn bzuh ayzarebn neyre bzaeba politique but tmali gn natey idea shared geyre rnber hgdef koyne ayfeltn 🤔
Thank you my dear sister, for speaking up about the real situation in Eritrea. You are very pretty and smart, most importantly you are very wise. And again thank you for being a voice of the voiceless Eritreans keep it up cheers 🎉🎉🎉Gual Keyih Bahri
Ajokha haway Egzeabiher rehawa yiwirdelna ezom mihret zeybilom higdef God will ride of them they cant live forever soon peace coming 🙏thank you Seltene brother for your hard work God bless you 🙏and birged ne hamedo 👍💙viva always 💙💙💙💚💙💙💙💙💙💙💙💙💙💚💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💚💙💙💙
it is very hard to defend the dictator it’s impossible:: that’s why to be stand against the dictatorship is blessing just for your own health 🙏🏻🤷♂️🤷♂️🤷♂️🤷♂️💙
Ata ayrideanan dea u ember Eritrea ab zey tirebuwa derbi sekileya kikeyid eye ko eluna u bealu ayrideakum diyu bihixir zibele eritrea niay ayntayeyin eya hine aleni ezi hizbi ko elu eyu

እዚ መደብ ብ መንገዲ ሳትላይት ናብ ዓዲ ዝኣቱ ኢዩ ወጻኢታት ስለ ዘለና ንዕብየትን ቀጻልነትን እዚ መድያ satellite 📡 ክትሕግዙ ትደልዩ membership/ኣባልነት ብምምላእ ዓቕምኹም ክትሕግዙ ብ ትሕትና ንሓትት👇donorbox.org/tefetawi-talkshow
ኩላትኩም ተኸታተልቲ ነዛ ሓዳስ TEFETAWI DAILY NEWS 🗞 ቻነል subscribe Like 👍🏾 ግበርዋ👇
youtube.com/@tefetawidailynews
Mikibal nikebelom gin dont trust them they could be hgdef undercover 😏😏😏
Aytgage Tefetawi ane frehiwet eye zbehal eta ab video shared geyrkani zeloka, ane gn hgdef koyne ayfeltn bftsum kkewn wn aykeln bftsum, gn bzuh ayzarebn neyre bzaeba politique but tmali gn natey idea shared geyre rnber hgdef koyne ayfeltn 🤔
ፋትንጋ ናይ ብሓቂ ዋዕሮ ከማኺ ዓይነት ኣደታት ይብዝሓ 💞🫶🏽
💙🩵💙🩵💙🩵💙🩵🩵 ሰማያዊ ቃልሲ ከዕወት 'ዮ.
ዋዜማ ብትወደድ መዋጽእቲ ይፍጠረልካ ዝወደይ
እዋይ እዚ ዋዜማ ዘውጽኦ ቃላት ሲ ትኽ ኢሉ ናብ ልበይ ዩ ዝኣቱ!
TEFETAWI TALK SHOW thank you 💙
Yesss Beteweded speech was historical we can never forget 💙💙💙💙💙💙💙💙💙
ባህልና ክብርና
መርዛም መራሒ ተደፊእዋ ኤረትራና
ናይ ባሓቂ ብዘይ ክርምቶም ሑጻ ዝቅርቱሙ በዚሖማ እዛ ሀገር
Thank you my dear sister, for speaking up about the real situation in Eritrea. You are very pretty and smart, most importantly you are very wise. And again thank you for being a voice of the voiceless Eritreans keep it up cheers 🎉🎉🎉Gual Keyih Bahri
ናይ ህግደፍ ኣተሓሳስባ ዘለዎ ሰብ ንለ ህዝቡ እንተዝዓጦ ኣቦታትና አይምተጠልሙን ሰልጠነ ሓውና ❤
Thank you wazema
Meme hezbe eritrea zekefele Yelen
Hegefe yesaweteleu alekeu hager
Xbuk Srah Haw seltwne keeped up as Usual. Blessed the good working sharing to your people
Thank you Seltene haway you are right
Thank you smart guy
ETA hake nsa eya
ሰላም ሰልጠነ
Asey my Eritrea mom 💙🙏
Anew gule melye eya 💙💙💙💙💙💙💙💙
Welcome to the right place, sister 💙💙💙💙💙
ሰልጠነሰላም
Tefetawi blux seb 💙💙💙💙💙💙💙💙💙
Fatinga ade wxat ❤❤❤
💙💙💙💙
💙💙💚💚💙💚
ሓርበኛ ይሕድጎ ብግብሪ ኩሉ ገዲፍካ ንስለ ስደተኛታት ኤርትራ ኪትሕግዝ ትግብሮ ዘሎካ ኣብርክቶ ኣብ ታሪክ ኣይክትርሳዕን ኢካ።
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ!
ንዘይምርዳእ ተረዳዲኦም ክክክክክ ወዲ መም ብሉጽ ተንታኒ🎉🎉🎉
Kkk zelilkum ab may bela etewu.💙💙💙💙💙💙💙
ብጣዕሚ ኢያ ስዲ ኢዛ ፍሮሊዳ ትባሃል ጋል ኢዋይ ከመይ ዝበልዋ ሰብ ኢያ ጸላኢና ይጽነት ኪፍእቲ ከመይ ገይሩ ቀሪብዋ ኢቲ ትግራዋይ ሓውና ለባም ሓዉ ኢዩ ኣምላኽ ጽንዐት ይሃብካ ሓውይ
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💯💯💯💯
Our brother wazimaa💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙🌿🌿🌿 🌿🌿🌿🌿🌿🌿💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙🙏🙏🙏🙏🙏✅✅✅✅✅God bless you.
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙✊️✊️✊️✊️
Tikikle eka Ab Asmera enda seal nebzuhat tegaru terh egrom bekofkob enda akydu menesyatna weomulna eyom ezom arawit 🇪🇷
💙💚💙💚💙💚💙
💙💙💙💙💙💙💙😍😍😍😍
💙🌿💙🌿💙🌿💙💯
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
ትግራይ እንተ ጠፊኣ ኢሪትራ ጠፊኣ ማለት ምኻኑ ኣይፈለጠትን ዘላ እዛ ሓፍትና
Rest in peace ህግደፍ መንደፍ in advance.
Ajokha haway Egzeabiher rehawa yiwirdelna ezom mihret zeybilom higdef God will ride of them they cant live forever soon peace coming 🙏thank you Seltene brother for your hard work God bless you 🙏and birged ne hamedo 👍💙viva always 💙💙💙💚💙💙💙💙💙💙💙💙💙💚💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💚💙💙💙
Eway temina endabele hizbi tekawami elka alo 😢😢😢😢😢😢
💙💙💙💙💙
እዋይ ክትጻረፍ ንስኻስ። hard to watch
Kkkkkkkkk aytragem seltene wedi
am Respect Fre Sis
❤💛❤💛❤💛❤💛🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤
Hgdef temlas hgdef bako resom 😁😁😁😁
it is very hard to defend the dictator it’s impossible:: that’s why to be stand against the dictatorship is blessing just for your own health 🙏🏻🤷♂️🤷♂️🤷♂️🤷♂️💙
Anta dekom dea aklabat gemed gerom asirom yikedu alewu wazema kea 🎉❤
ዋዜም ክምቲ ዝብልካዮ ሃይለ ዱሩዕ ቢተወደድን ስዩም ዑቕባሚካኤልን ማንዴላ ዝመሰል በሊሕ መንእሰይ'ዩ፡
ካብ ቤት ማእሰቲ ወጺኡ ስለ ህዝቡ ክቃለስ ምእንቲ ዘውጸሉ መንገዲ መላእ ደለይቲ ፍትሒ ብትግሃት ክንስርሕ ይግባእ።
💙💙💙💙💚💙💙💙💚💙💙💙💙💙💙💚💙💙💙💚💙💙
💙💙💙💙💙💙💙🙏🙏🙏🙏💙💙💙💙💙💙💙💙
💯✅✅✅✅✅✳️✳️✳️✳️✳️👍👍👍👍👍
እዚ ወዲ ክንደይ ይብርትዕ
Ewyi hemq zemne hegdfe rashti
Wedi memhr jgna
seltene buzuh seb gerhi alo hgdef zetallwom nkemziom respect habom azararbaka eda hiba temarika aytbel ab ztereda seat nab ahwata xbuk atababaya
Ezi seb reshinu zibhal zelo haki etekoynu nay edu krekib alewo bsheleltinet kirie yblun
ካብ ወሽጣ ዲያ ትዛረብ ዘለኣ ብጥዕሚ ምጥንቃቅ መጻናዕቲ ዘድልዮ ጉዳይ አዩ ምክንያቱ ወላ ተላኢካ ድላይኪ ተዛረቢ ተባሂላ ከይትከውን ክጥንቀቁላ ኣገዳሲ ኢዩ ። ህግደፍ ዘይገብርዎ የብሎምን
ፍሎሪዳ መርገም ብሩኡይ አርኢይዎ በላዒት ውላዳ ከምድሙ
እንካዕ መወቲ ካምቲ ናትኪ ዕሾኽ ካብ ንኮን ንዓለም አራዊት ካብ ሰብነት ቀቢፅናኩም ኢና ወላድክን ብቦምቢ ዝትርሽና ዘመናወት ሰብ መሰል ደማሙ ናይዛ ዓለም ኢኩም ትፎ ካብነታትኩም ምንባር ይመሓረና ሰብ ኩፈኣት ታረክ
ኢሳይያስ ነፋሒቶ በብሑሩ እዬ😂😂😂😂🐸🐸🐸🐸🐸🐸🐸
Eway enijera aliem yabliekiii gualiey mireay Meman eu Selitene. Seb mererewio alio enite kone gene rgume hizbi rgume meerahie eu zfeter 😢
ሰልጠነአቦናአጠንዮሰአቦናሐጂሙሳልዕሊእዝኦምሐቀኛየልቦንአቱምሰባት,ደቅሰናምትሳእዘይኮነሲተሰእናንደቅሰተረዱኡናሰለፈጣሪ
Kulatka ab sided kitibeliya ekin deki debretsion aggggg
Ahhhhh
Higdef drone,air,tank,kulu alewon.nisikum entay alekum? Emni,nay komal,chenawit tigrawety meshenit milhas,entay aleku Nigeruna????
Bribe selten megibi kibur eu
Ata ayrideanan dea u ember Eritrea ab zey tirebuwa derbi sekileya kikeyid eye ko eluna u bealu ayrideakum diyu bihixir zibele eritrea niay ayntayeyin eya hine aleni ezi hizbi ko elu eyu
ልግጫ ኢሰያስ ቦታ የብሉን ስድርኡ ኣብ ሓደጋ ከውድቃ እዩ ስድርኡ ሒዙ መዕቆቢቱ ሃ ገር ከናቢ ኣለወ
💔💔💔💔😭
Woy degfti nayzi sreat nab weludom eti merzi very sad.
ህግደፍ ኣሪትራዊ ዘጋ ክህብ ክከልአ መሰል ይኩን ሞራል የብሉን ፥ንባአሎም ምንነቶም ከይፈለጡ ንኣሪትራዊ ወሃብትን ከላአትን መን ገበሮም?
ወዲ ከባቢ ዓዲ ቀይሕ ክከውን ይክእል እዩ ወዲ ዒማሮ።
Guys please u can believe her but not trust, nowadays it can happened everything. 👉 ezi Aremen HGDF zey gebro yeblun 🌿🌿
ሓወይ ፍረሂወት ህግደፍ ኮይና ኣይትፈልጥን እያ።
Seltene edhir kielka eba akuruba nbuzuhat mehari kutkowun tkuel eya
Mit gerkayo
ነዛ ሃብትና አንካአ ብሰላም ናብ ደንበ ሃቂ መጻኪ ፥ወዲ ሰብ ተጋግየ ነረ ፥ይቅረታ ንህዝበይ አንተድኣ ኢሉ ኢላ መርሃባ ኢልካ ምቅባል ፥ኣብ መጻኢ ጉአዙኡ ድማ ይረኣ፥ደገፍቲ ህግደፍ አናረኣዩ ዝኣወሩ ፥አናሰምኡ ዝጸመሙ ፥ብሲኒ ካልኦት ሁጻ ዝቁርጥሙ ተበለጽቲ ፥ጽባህ ምስ ወገሀ ኣብቲ ጸሊም ታሪክ ክትምዝገብ ወይ ክትምዝገቢ ከለኪ ብሃደ ሚልዮን ሂወት ኣሪትራዊ ተሃታቲት ተሃታቲ ከምዝኮንካ ከምዝክንኪ ክትፈልጡ ይግባአ፥
🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵
ምት
ተሓጋዚ ጸሊም ቀይሕ ሰባት እንተኢሉ፡ ዶላር ናይ ኣመሪካ እዩ እሞ፡ ሾሻሊስት ይኹኑ ዴሳውያን ይፍንፍንዎ ክሳብ ዝሃለው ሕደግዎም። ዝጠመየ ፖለቲካዊ ምርጫ የብሉን።
DEGHAFI HGDEF ENEBERE SI NAY MERDAA AKMI HALYUWOS KAB BERNET HASIBU KEGHELAGHEL ZEYEMEN EYU.. HEDEFAWIAN BEDNKURUNEOM AB WISHTI ETHIOPIA KOYNOM KEDGHFU NENBSOM AB HADEGHA YETEWU ALEWU.
ሽፍታ ዓዲ ሃሎ ብሃጸይ ሃይለ ስላሴ ፣ዓረብ ቋንቋ ተማሂሩ ፣ፓስፖርት ቪዛን ገንዘብን ሒዙ ዩ ንሱዳን ከይዱ ብኡ ገሩ ኸአ ንመዳ ዝወረደ ።ምስኡ ብዙሓት ዕሱባት ብኤርትራ አቢሎም ንመዳ ከምዝአተዉ ይንገር(በዓል መን ምዃኖም ጊዜ ክነግረና ኢዩ)። ንናይ ኢሳያስ ስልጣን አብ ሓጺር ጊዜ ንምርግጋጽ ብዙሕ ሽርሕታትን ቅንጸላታት ውን አካይዶም። ናታቶም ፕሮጀክት ኸአ ንተሐኤ ንምዝራግ(sabotage)ኢዩ ኔሩ ። ስለምንታይ ደኣ እዚ ኹሉ ጊዜ ተጋዲሉ ንዝብሉ ፣አሕልቁ -ሃጸይ ሃይለ ስላሴ፣-ልዑል አስራተ ካሳ (ቀንዲ ናይቲ ፕሮጀክት መራሒ)-ደጃች ሰለሙን አብርሃ ሓጎስ ምራጭ ወልደ ኪዳን (ሓወብኡ -አመሓዳሪ ናይ ወሎ )ብደርጊ ስለ ዝተቀትሉ ፣ካልእ አማራጺ ስለ ዘይነበሮ ካብ ኢትዮጵያዊ ናብ ኤርትራዊ ምዃን ወሲኑ።ን50 ዓመታት ከአ ኤርትራዊ ተመሲሉ ረጊጹናን ቀቲሉናን አጽኒቱናን። ኢሳያስ ኤርትራዊ -ናህና ኮይኑ አይፈልጥን። ስለዚ ህዝብና ሓራ ንምውጻእ ፣ነዚ አረመን ተቃሊስና ክንስዕሮ እንተኾንና ፣ልክዕ ከም ደርጊ ፣ከም ቀንዲ ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራ ክንርእዮ ብእኡ መጠን ክንምክI ቶ ይግባእ። ብፍርቂ ልቢ ዝመጽእ ለውጢ የለን።
Seltene how on earth slaves ask for their king. The same with HGDF supporters.
ዋዜማ ብሓቂ ሓያል ብሱል ቃላትዮ ዘለዎ እመኑኒ ቃላት ዋዜማ ንታሪኽ ተሰኒዱ ክነብርዮ ፣ ትሪ ቃላት ዋዜማ ብፍላይ እዚ ዝሓለፈ አዋርሕ ዝተኻየደ ብ/ንሓመዱ ስርሒታት ዋዜማ ኔሩ እንተዝኸውን እንታይ ዓይነት ነድሪ ምወሰኸሉ ይብል ፣ ዋዜማ ብሓቂ ፏሉይ ተውህቦ ዘለዎ ብሉጽ መንእሰይ እዮ ፣ ሰብ ቲክቶክ እንተኽኢልኩም በጃኹም በጃኹም እዛ ናይ ዋዜማ ዘረባ አብዚአ ዘላ አብ ቲክቶክ ቆራሪጽኩም በጃኹም ዘወርርር አብልዋዋዋዋ
Kkkkkkkkkk
ህግደፍ ደናቁር እንታይ ገበረኩም እዚ ህጻን
Aytgage Tefetawi ane frehiwet eye zbehal eta ab video shared geyrkani zeloka, ane gn hgdef koyne ayfeltn bftsum kkewn wn aykeln bftsum, gn bzuh ayzarebn neyre bzaeba politique but tmali gn natey idea shared geyre rnber hgdef koyne ayfeltn 🤔
ኩሉኹም መድያታት ብዛአባ ኩነታት ሱዳን አርትራውያን ኣ ብሱዳ ዝርከቡ ኣልኢኩሞም ኣይትፈልጡን ህገዝ ክግበረሎም ውን ነሩዎ ካብ ናይ ኣቢሮፓ ሱኡዲ ዝርከባ አንዳበሉም ንስለስተ መኣልቲ ተዛሪብኩም ብግምጣሉ ዶ ይዝከውን ኣሎ ቢዛር ቢዛር
ዝከበርካ ሰልጠነ እዛ ጓል ማለት ፍረሂወት ህግደፍ ኮይና ኣይትፈልጥን እያ። ግን ምእንቲ ፍትሒ ደው ኢላ ኣይትፈልጥን እያ። እዛ ፍረሂወት ሓንቲ ካብተን ብትሕትናን ዝዓበየት ኣማኒት ከኒሻ እያ። ንሳ ካብ ፖለቲካ ነጻ ኮይና እያ ኣብ ማሕበራዊ ሜድያ ትነጥፍ ኔራ። ሕጂ ግን እቲ ናይ ኤርትራ ኩነታት ስለ ዝከፍአ ብዛዕባ ፍትሒ ክትዛረብ ፈቲና። ከነተባብዐ ጥራሕ እዩ ዝግባኣና እምበር ህግደፍ ዘይነበረት ኢዳ ሂባ ምባል ጽቡቅ ኣይኮነን።
ኣታ ወዲ እዛ መደብ ሃለውለው ዘይተቃርጻ
Nska ke abey aleka yqreta gn
ርእይቶ ካብ ደላይ ፍትሒ
ሰልጠነ ንምታይ ኢኻ ንግጉይ ሓሳብካ ዝእርም ሰብ ፅሑፍ ደሊት ኢልካ ብሎክ ትገብር እዚ ከኣ ምልክት ድኽመትካ እዩ ዘመልክት እሞ ንስራሕካ እውን ዓብይ ዕንቅፋት ምኻኑ አይትዘንግዕ!
ሓው ሰልጠነ፡ እዛ ካብ ህግደፍ ኢዳ ሂባ ትብላ ዘሎኻ፡ ደጋፊት ኣይነበረትን፡ ካብ ብቐደም ተቓዋሚትን፡ ኣብ ኪናት ኣንጻር ህዝቢ ትግራይ መርገጺኣ ንጹር ኣንጻር ህግደፍ እዩ፡ ነይሩ፡ ንገራት ከየረጋግጽካ ኣብ ሜድያ ኣይትውጻእ፡ እዚ ሓደ ካብ ን ቕልስና ዘዳክም እዩ።
ኣንታ ክፉእ ግብሩ ስክምንታይ ደኣ ኣብ 1990 ኣብ ፖርት ሱዳን ንጽነት ዘይትረፍ'ዩ፡ እሞ እንታይ ዓይነት ስርዓት ኪትትክሉ ኢኩም ተባሂልካ ምስ ተሓተትካ።
ዱምክራሲ ብደርጃና ኣብዛሓ ሰልፍታት ህዝቢ ዝሳተፎ ዘይንተክል እንተኮይና፡ ህ ግንባር ብካ ኣይተጋደለ ክትብል ወስሊትካ ንህዝቢ ኪትዕሹ፡ ሕጂ ድማኣሉ ቀጣን ዲሞክራሲ ምርጫ ዝባሃል ዘይሕሰብ'ዩ ክትብል ኣይትሓፍር ዲካ 9 ልቡ።
ንዕኡ ዝሕፍር ነገር የብሉን እቲ ዝገርም እቶም ደግፍቱ እንታይ መልሲ ኮን ምሃቡና፡ ዘብ ዘብ ካብ ምባል ብቃልካ ተረታዕ ክብልዎ ዘይምክእሎም እቶም ልስሉሳት ኣንሰሉታት ቢሮን ወረቕትን ሒዞም ቀሪቦምሲ ትርር ዝበለ ሕቶ ዘይምክኣሎም እቲ ዘገርም።
💯💯✅
Zkone dika tearari ezi gezaka enda gohaf eu
Ketema brged nihamedu hgdef lol
ሰልጠነ ግርማይ ብዝባ ዓለምለኻዊ ሕግን መሰል ረፍጅን አምር ስለ ዘይብልካ ብዛዕባ ኤርትራውያን አብ ትግራይ ክትዛረብ ሞራል ይኹን ሓላፍነት ስለ ዘይብልካ ደረት ስራሕካ ክትፈልጥ ይግባእ::
ንምንታይ ኢኻ አብ ባይታ ዘይነበረን ዘየለን አብ ትግራይ እንጀረኦም እንዳ በላዕና ኢና ሓሊፍና ትብል:: አብ ትግራይ ኤርትራዊ ኖንያ እንጀራ ክበልዕ እቲ መሰረታዊ መሰል ናይ ሓደ refugee ተነፊግዎ አብ በረካታት ትግራይ ብሓገዝ UNHR ክንዮኡ እውን ኤርትራዊ ብገንዘቡ ዝነብርዶ አይኮነን እዩ:: አይናይ ትግራዋይ እዩ ንኤርትራዊ አብ ገዝኡ ቀልቡ???
You are funny. Please tell our sisters to stop eating and talking. It is so wrong.