ናይ ቲክ ቶክ ቪዲኦ ንኽሰርሓfall 2022 movie in tigrina JossyT|Hdmona nebarit|Neshnesh tv
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 10 ก.พ. 2025
- / jossyttt
ሰላም ኩቡራት ተኸታተልቲ ንሎሚ ድማ ከምቲ ልሙድ ኣዝናገዕትን ቁም ነገር ሓዘል ሓሳብት ሒዝናልኩም መጺና ኣለና።
ከምቲ ናይ ወትሩ ልማድኩም ድማ ላይክ ሸር ብምግባር ኣተባብዑና ።
ብተወሳኺ ናብዚ ቻነልና ሓደሽቲ ኰንኩም ከማኡ ድማ እንተ ፈቲኽሞ ሳብስክራይብ ብምግባር እቲ ዘነጽፍ ሓገዝኩም ኣበርክቱልና።
#JossyT #eritrean #eritreanmovie #eritreancomedy #eritreansong #eritreanprank #eritreanvideoreaction #neshneshtv #starEntertainment #awitaፍቅር #aledamidea #kapphili #maggyshow #ethiopianfunny #eritreanfunny #habeshtiktok #mahderproduction #abelinfotv
tunetank.com/t...
Theme: Music from Tunetank.com
MelancholicBird - Deep Ocean Meditation (Copyright Free Music)
Download free: tunetank.com/t...
ናይ ብሓቂ ብራቮ ኢኻ ሰበይ ኣነ እካ ለንቀነ የ ክካታተለካ ጀሚረ መደባትካ ካኣ ፈቴዮ ቐጽሎ
ያ በጃኻ ኣይትዶንግየና ኣስለይ ወልፊ ጌርለይ ኣሎ ክያሮ ኣብ ማዓልቲ ክልተ ተትጽዕን ዘይመንዎ ንውሕ ዝበለን ጽቡቅን ኣምጻኣልና🤲❤😍ከም ባዓል ስፓርታክስ
😅kof elka dika tiwil arku niana newihuna nibil beal niska ka Haxiruna
ሃጺሩኒ እንዳበልኩስ ተደቢሩ ይስዕስዕ ትብል ኔራ ዓባየይ 😂
@@apromisinglifeትስፉዉናብራ ከምዛ ሰራሕ ትፈቱ ከኣ 16 ደቂቅ ነዊሕ ትብል ኣብ ቲክ ቶክ ትውዕል ትከውን እምበር 🤣🤣🤔🤔
@@apromisinglifeትስፉዉናብራ ሰክት እንዶ ታይ ኮይነ ክሰርሕ😹
😂😂😂😂😂
ኩሉ ስራሓትካ ብታዕሚ ዩ ደስ ዝብለኒ ካብዚ ንላዕሊ ክትብርትዕ ናዓካ ውን ኣብ ዝለዓለ ደረጃ ክትበጽሕ ምንዮተይ ዩ ካልእ ፕሪዝም ብሬክ ብዝጸፈፈ ግዜ ቢለዕካ ዋላ ተትሰርሓ ብ ፓርት ማለተይ የ ክንደይ ምቁር ምኾነ
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤ጀስቱ
ምሕረት የውርደልካ ሓወይ ናተይ
ጆሲ ሓወይ በጃኻ ጵሪዝም ብሬክ በብክፋል ጌርካ ኣቅርበልና ምዱንጋይ ከኣ አይትፍተዋ
Bejaka aytdengu❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤ጆሲ ሓቢቢ ኣና❤Tnx ❤❤
ናይ john alite ታሪኽ Eba ኣቅርበልና ሓወይ ና...🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙌
Thanks 🙏 zxbeyeka zneberku film ❤
አሹክ ትብል እባ ስርሓልና ብሮ❤
Guday seal mhret yewurd hawey ❤
Mdungay akarix ms nay ykreta
Thank bro
Tankss bro❤❤❤
Welcome brather
haibe please tegdieska ba rome & gulite akrbelna
ኣንጠልጣሊ (ኡፍ)
Thanks bro ❤❤❤❤❤
ሳዓል ,ምሕረት የውርደልካ , ድምጽኻ ዳሓን ኣሎ ናይ ምርጓዱ ሳዓል ኢልካዮ ቅድሚሕጂ ብጣዕሚ ኢኻ ትቕለወጥፍ ኔር ናይሎሚ ግን ህድእ ኢልካ ጽቡቕ ኮይኑ ተሰሞዑኒ ,ኣጆኻ ቀጽሎ
Thank you bro❤❤❤❤
Hanter nay hmam 🫶❤️🤘😘
ተብዓታይ ዘኣርከይ
Wawww gele aynet❤❤❤❤❤❤
Wawww thanks ❤❤❤❤
Waw 👏👍
Enkae bselam mexaeka
Wowwwww Bellaa srah zarkeyy
Gn tdungena aleka so thanks
ፈለማ ሓወይ ናተይ ን'ሳዓልካ ምሕረት ይኣዝዘልካ ፈጣሪ 🙏
ግን ን'ምንታይ ማዕረ ክንድዚ ዶንጊካ ትመጽእ ኣለካ ን'videotatka ልክዕ ከም ከቢድ ወልፊ ድራግ ከም እተወለፍክዎም። ኣይትፈልጥ'ን ዲካ ኮን 😭
Oh 😮 ኣደናቂት'ን ማሃሪት'ን film 🎥 thanks 🙏👍
🥰
❤😘
Good Luck
No kkewn ayneberon eka da kkahas nerwo 😔😔😔
Bteami des zibel medeb aleka zehaweyy mihiret ka yewred fetari
ዓክክክ ክትመውት ኔርዋ ወላ ንሳ
Nic job ❤❤❤
❤❤❤🤲🙏🙏🙏🙏
❤😘
keep it up
BEJAKA aytdongi
Maygod
Bro betami xebuq qexlo eka
Bage 3
Nay bhaqi mhari treka
Anqa beslam mexaka❤❤❤
Nay bhaki jossy xbkti tmhrti
❤❤❤❤❤ great❤❤❤❤❤
❤❤❤
😂
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
ጆሲ መደብካ ብጣዕሚ ጽቡቅ እዩ፧
ንእሽተይ ጸገም ግን ኣላትካ፡
ንሳ ክኣ ምድንጓይ እያ።
🥰😁
❤❤❤❤❤🎉
Tidinuguyena aleka zearkey
ካብዚኣ ንመሃራ ሞት ባዕልካ ምፅዋዕ እያ እንታይ ነይርወን ናብኡ ዘደይብ እስከ
😢😢😢😢
Bejaka presion break amxealna
Ya niska kef aleka ayzrghen dyu ele aqley eya xebibatni qenya amena dongika qenika
Kexlo
please qexlo mara ika nufue gn views zey mhlawka tesfa keytqorx share enda geberna kenebertaka ina ajoka ajokum ajona deqi erey...
ሓበሻ ንምቾት ደሊና ንመዉት ጻዓዱ ካኣ ምቾት ጸሊኦም ይመቱ😢
Yegrmka eyu
ኣይተጋገኻን 😂😂😂
😂😂😂
Name of the film
0:27 0:28 0:31
What is the title
Ashok ትብል እባ ስርሓልና
Jossiye mhret yewrdelka, kef zelewa movie kea marey❤
❤❤
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤