I appreciate our sister mereb on her accepting that she has a lot of respect and gratitude on her community's culture and manner as she is artist and she is the part of her community, I So I liked what she said to her community and I'd like to say forgiveness is your people's culture don't worry go ahead ❤❤❤❤❤❤❤
Frist of all I like to apologise to you so much Because it is very important and relevant and timely information is we getting from these channel keep it up
ohhhhh thank you for your apology and explanation.Mereb habibty.......APOLOGY ACCEPTED...........Offcourse now days anything could be done with AI technology.....It is SO CRAZY.....እዞም ሸያጢነል ኢንስ(ሰብ) ደአ ሽምናን ባህልናን ክብርታትናን ከፀልሙ ምስ ሸይጣን እንዲዮም ተዓራሪኾም,,,,,,ረቢ ይንዓሎም ያረቢ ኢንሻ አላህ,,,,,,,አብሽሪ ይቅሬታኺ ተቀቢልናዮ,,,,,,አብ ጎንኺ አለና እዛጉዳይ ድማ ካብ ሱር መሰረታ ክትምርመርን,,,,,who is behind this ክንፈልጥ ረቢ ይሓግዘና,,,,,,,AMEEN YA RAB
Mereb unique artist ajoki zhawey,I didn't believe knowingly you would participate in evils work like that,please understand this minds of destruction is going to make you stronger and wiser,we proud of you,we love you,we're with you 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️👸❤️👸🙏🏾💪👍🏾
ኣብዚ ኣላትኩም ተኸታተልዋ!!
th-cam.com/video/rWpHfh9tCJA/w-d-xo.htmlsi=In87VmmIyXADbT4N
ኣጆኪ አስኪ ክምቲ ኣብ4 ግንባር ኣብ ዉሺጥን አርትራ ኮንኪ ብዛዕባ ባህልን ስነ ምግባርን ሕበረተሰብ አርትራ ኣብ ምኩስካስ ዘተራረብኪ ዋዕሮና አኪ አሞ ስክፍ ኣይበልኪ ንፈትውክን ነክብረክን አና አና ብዙሕ ተባህሉ አንዱዩ ባኪ ሕጂግን ኣብ ሐፋሽ ህዝቢኪ ሰለ ዘልኪ ኣይ ዉልዮን አኪ ኣሚናኪ ኣልና መክንያቱስ አሲኪ ኣብቲ ከሙኡ ዝስርሖ ዓዲ ሰለዝነብረኪ ምን መከልክ ኪ ኣጆኪ ቡሉጽ ስራሕ ኣርይና በጃኪ
እንቋዕ ሓጎሰና ባህልና ሕብረተሰ ሰብና መንነትና ሃገራውነትና ንዓቁቦ ህዝብና❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ኣጆኺ ነብስኺ ኣይትጉድኢ ፣
ሞያኺ ስለንፈልጦ ፣
መፍቶ ጸላኢ ከይትኾኒ ፣
ጸላእቲ ደኣ እንታይከ ዘይምህዙ !
*********
ኣምላኽ ይባርኪ ስራሕ ክብረት እዩ። ቃል ኣምላኽ ዝይሰርሕ ኣይብላዕ እዩ ዝብል። ንገንዝብ ዝይምስዳዕኺ ብጣዕሚ ጽቡቅ።
ገንዝብ ሱር ኩሉ ክፋት እዩ።
ኤርትራዊ ኩቡር መንነት ዩ ንኤርትራ ዝትንፍ ከም ቆጽሊ ይረግፍ እዛ ብጅግንነት ዘምጻኣናያ ሃገርና ሻላ ማላ የለን ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤
❤ንፍዕቲ መረብ፡ቁጠዔ ሕዝቢኺ ሰሚዕኪ ይቕሬታ ምሕታትኪ ጽቡቅ ጌርኪ። ጌጋኺ መኤረምታ ይኹንኪ።ሙሉእ ጥዕና እምነየልኪ❤
ካብ ባህሉን ያትኡን ክብርታቱን ዝወጸ ሕብረተሰብ ህላወኡ ኣብ ምልክት ሕቶ ዝኣቱ ኣነ ብወገነይ ከምዚ ዓይነት ፍልምታት ይኹንኖ እየ
ኣጆኺ መረበይ ንስኺ ዓይንና ኢኺ.
ዓይኑ ከጥፍእ ዝደሊ ኤርትራዊ ይብልናን.
ሓይሊ ሲኢነ ኣይትበሊ ህዝብኺ እዩ ሓይልኪ ሓፍተይ ናተይ.ኤርትራዊ ሓውኺ ካብ ጀርመን
ሓውኺ ተኽሊት
እቓዕ ኣሕገሰና ክብርና ባህልና ይከበር❤❤❤😂😂😂🎉🎉🎉🎉🎉
ዝኸበርካ ጅግና ተቓላሳይ ወዲ ኤረይ ኤሪ ቮስ ብጣዕሚ ኢና ነኽብረካን ንፈትወካን ኣጆኻ በርትዕ ቀጽሎ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪🙏🙏🙏🙏❤️❤️💯
አጆክ ሃብትና መረብ ናጤባ ከምዝወረደኪ ንፈልጥ አይትውእልዮን ኢኪ ህዝቢ ይፈተውኪ እዬ ሕጅውን
ሕርርርርርር ኢልና ቐንይና ተመስገን ሕጊ ሕጊ ኢዩ
አዚዩ ጽቡቅ ኩሎም ዘየዳግም መቅጻዕቲ ክረኽቡ ይግባዕ ካልዕ ዋላ መረብ ይቅረታ ትሕተት ጉዳያ ክጻረ አለዎ አይፈለጥኩን ኔረ ኢላላ ክጻረዩ ሽኡ ነርክበሉ
ግን ቁሩብ ነገር ምልክትከ አይርኤክን???
Thank you so much ❤❤❤❤
መታሰር አዎ በደንብ መጠየቅ አለባቸው ኤርትራን እና ኤርትራዊያንን የማይመጥን አፀያፊ ስራ ነውውውውውውውውውው
እንኳዕ ሓጎሰና ኤርትራዊነት ኩብር መንነት🎉🎉🎉❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
መምሃርይ ኣይግበርካ. መምሃርይ ኣይግበርካ. ዮ ድሕርይ አቅረታ ንብሎ የለን. ከምዚ ንኸይድገም ግን ኩሉ ግዜ ምክርና ኣቦታኡ ዮ.
ሰላም ኤሪ ቮይስ ስላም እሞ
ቁሩብ ቅስን እንተ ኢሉ ኤሪትራዊ ዝሕል ይብል እንተ ደአ ተተንኪፉ ከም ቆፋኡ ዝተተንከፈ ንህቢ ከምዚ እዪ ኢሪትራዊ አብ ዝሃለወ ይሃሉ ይሰስን እየ ዝብል።
ክብርን ምጎስን ንስውአትና።ዓውት ንሓፋሽ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪
ይቅሬታ ንዝበለ ይቅረ ይኩኖ ኤርትራዊ ይሓድግ እምበር ኣይርሰዕን ዩ ስለዚ ይቅሬታ ምባል እታ ዝመረረት መድሃኒት ናይ ኩሉ ነገር እያ ተጋገ ኣይትጋገ ብዘየገድስ እሞ ኣጆኩም ኣቦና ኣቶ ፍስሃየ ምስ ሓፍትና መረብ ኣብ ጎንኩም ኣለና I love you ❤❤❤ደቂ ኤረይ ኤርትራውነት ኩቡር መንነት ይንበር ንዘንቲ እለት
Yes yes God is good thanks so much Eritrean people ❤❤❤❤❤❤
ተጋዳላይ ፍስሃየ ዕድመን ጥዕናን ኮታ ኩሎም ጠቂኖምሞ ዝብል ርዲኢ አሎና ሞራላዊ ሓሎዮት❤❤❤
Ajoki Mereb shkor 👍❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏❤
Itom bzeyfilat zigeberuwo bejakum Respect.yehalwena.
Ab hzibina.malet kem fish and meteb..kibret yehabkahizbi..Etitrea.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍👍👍👍👍
ሀገር ብደምን መስዋዕቲን በህግን መፂዓ እምበር ነብስዃን ብገንዘብ ብምሻጥ አይኾን ። ክቡር ኤርትራዊ ወዲ ሀገር ኣብ አገልግሎትን ማይ ምዕቃምን ኣብ ብከምዚ እንዳሀለወ ሽሙ ንምብልሻው ከምዚ ምውራዶም ገበን እዬ።
ERi 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️💪💪💪🙏 ሐብትና ክብርቲ ትሕቲ ፍትውቲ አብነታዊ ምደል ሰነጥበባዊት መረብ እሰቲፉኖሰ '' አጀኪ እዝቢኪ አንቢቡኪ ተረዲኡኪ አሎ ንሕና አብ ምዕራብ ዓለም ንነብ ነዚ ጽዪፍ ባሀሊ አብ ደቅና ምሰ ማሕበረኮማትና ኮና እዳተዋጋናዮ አብ ታ ንፈትዋ ዓድና እም ብአሕዋትና ገሪሙናዪ ግንክአ ገለሰ አሎ ክአ እልና ????
❤❤❤ ሃገርና ቆፎ ያ ህዝባ ድማ ንህቢ ዩ ንህቢ እንታይ ይገበር ???? ቆፍኡ ምስ ተንቀፍካኣሉ????❤❤
Mereb haftna yikreta mibalki. Lili kulu Ekulu bidhri hji tiray Aytgageyi Amlak ziabeye yikre yibelelki Ajoki bertie kulatna nigetweki ina Amlak yihalki 🙏🙏🙏🌷💕
እወ ብድሕሪ ሕጂ ንዝመፅእ ከምዚ ዓይነት ምዝፍፀም ሸለል አይንብሎን ኢና
አንቋዕ ምሉአ ሓጎስ ገበረልና ኣብዚ ናይ 21 ክፍለ ዘመን ደውበለለይ ክብለጸልካ ዝብሃል ፍጹም ዘይክኣል አዩ ። ባህልን ልምድን ሕብረተሰብና ሸለል ኢልካ ንውልቃዊ ረብሓካ ክትብል ሓላፍነት ህዝቢ ዘንጊዕካ ኣብከምዚ ቁማር ፊሊም ክትሰርሕ ናይ ምዕራባውያን ኣዕናዊ ተግባራት ኣብ ሃገርና ክኣቱ ፍቃደኛታት ኣይኮናን ።
ባህልና ኩቡር መንነትና ናኤይ ኤርትራውያን ጥራይ,ሞ ኣምላኽ ምስ ደቂ ኤረይ ዓወት ንሓፋሽ ወትሩ ሃገረይ ቅያ ስጡም መስርዕ ናይ ኤርትራዊ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️💯💯❤️
ተዓወት
ኣጆኽ መርውብ ሓፍትና ካብቲ ድሰራሕኩሞ ጌጋ ተማህርኩም ከም ተጋገኹም ምስሊ ብልሕኺ ኢዩ እሞ ኣጆኺ በርትዕ ፡ማዕረ ክንደይ ከም ተጎዳእኪ ካኣ ኣዛራርባኽን መንፈስክ ከመይ ከም ተሰማዓክ ናዓይ ከም ኣድናቅኺን ፈታዊኽን ብጣዕሚ ከብደይ በልዕክኒ ሰለዚ በርትዒ ኣጆኺ ፡ይቅሬታ ካኣ ህዝቢ ክቅበሎ ተስፋ ንገብር መኽንያቱ ጌግኡ ኣምኑ ይቅረ ድበለካ ድባሃል ስለ ደየለ
Ajoki mereb shkor ❤
Nberulna ❤❤❤❤❤Eritrea❤❤❤❤❤
ከም ሕጊ ኦሪት ብዳርባ እምኒ ተጨፍጭፎም መምሃሪ ምኾነ. ካብ ከምዚ ጽያፍ ደቅና ከይጠፍኡ ኣብ ስደት ነሕልፎ ዘለና መከራ ኩሉ ኤርትራዊ ስድራ ይፈልጥ እዩ. ሃገርና ዓዲ ቅዱሳን ርኽሰት ዘይብላ ኢልና ንህበነላ ሲ 😭😭😭😭😭😭😭😭
ኣጆኪ መረብ ሽኮር ንስኪ ጌጋ ይብልክን
ኤሪ ቮይስ ብጣዕሚ ኢየ ዘድንቀኩም ቀጽልዎ ቀጺለ ን ሓፍትና መረብን ን ኣቦና ፍስሃየን ከኣ ኣጆኹም ኣብ ጎንኹም ኣለና ክብሎም ይደሊ❤❤❤❤❤❤❤ ደቂ ሓላል መሬት
ሰላም ኤሪ ቮይስ መደብካ ብጣዕሚ ኢዩ።ቀጽሎ በርትዕ ኣጆኻ።እንቋዕ እዞም ነዋር ፊልም ዝሰረሑ ኩሎም ኣብ ቀይዲ ክኣትዉ ኣለዎም።
ግቡእ ስጉምቲ ይወሰደሎም ፡ ሰንኮፍ ኣተሓሕዛ ሳዕቤኑ ዕንወት'ዩ። ካብ youtube ጠቕሊላ ምድምሳሳ ዝምልከቶ ኣካል ይከታተሎ።
Mereb haftey ajoki ,ajolki yikre yikunki kea we still love u❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Merebey shikor abay seb ajoki❤👑👸🥰
እንቋዕ ሓጎሰና። እቲ ዋና ነገር ነዚ መበገሲ ጌርካ ንቅድሚ ሕጂ ዝተኻየደ / ዝተጻሕፈ /ዝተቀርጸ ፊልም ወይውን ድርሰት ምልስ ኢልካ ኩሉ ኣተሓሒዝካ ምርምር ይካየድ ደምዳሚ ግብራዊ መልሲ ይወሃቦ። ንዝመእ ትምህርቲ ይኹን!!
እንቋዕ ኤርትራ ኮንኩ እዩ ዘብል ኤርትራዊነት ክቡር መንነት 💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Mereb shkor ajoki❤❤❤❤❤
WOW Thank very much ❤️🇪🇷❤️
Xbuk semina ❤
I appreciate our sister mereb on her accepting that she has a lot of respect and gratitude on her community's culture and manner as she is artist and she is the part of her community,
I
So I liked what she said to her community and I'd like to say forgiveness is your people's culture don't worry go ahead ❤❤❤❤❤❤❤
Good advice brother thank you
Ajoki mereb haftey edme yhabki xbqti haftey 🎉❤❤❤
Well done Mereb
Ajoki merkab haftna abaki abi kebri alna ab go eki alna❤❤❤❤❤
Frist of all I like to apologise to you so much
Because it is very important and relevant and timely information is we getting from these channel keep it up
ohhhhh thank you for your apology and explanation.Mereb habibty.......APOLOGY ACCEPTED...........Offcourse now days anything could be done with AI technology.....It is SO CRAZY.....እዞም ሸያጢነል ኢንስ(ሰብ) ደአ ሽምናን ባህልናን ክብርታትናን ከፀልሙ ምስ ሸይጣን እንዲዮም ተዓራሪኾም,,,,,,ረቢ ይንዓሎም ያረቢ ኢንሻ አላህ,,,,,,,አብሽሪ ይቅሬታኺ ተቀቢልናዮ,,,,,,አብ ጎንኺ አለና
እዛጉዳይ ድማ ካብ ሱር መሰረታ ክትምርመርን,,,,,who is behind this ክንፈልጥ ረቢ ይሓግዘና,,,,,,,AMEEN YA RAB
ኣብ ማሰርቲ ምኢታዎም ኣይትታሓጎስ ምክንያቱ ተጣብቂ የብሎምን
Wowwwwwe. Bela.
Thank you forvur hard work.
Selam Wosenai 🙏
Eritrawnet kubur Mennet 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ❤
Zelealemawi zikri Nisemaetatna 🙏 🙏 🙏
Mereb ajoki
You are the best
From heroes to zero adey mereb
አጆኪ ጋለይ ይቅርታ ሀተትክለኪ ደግሞ ተቀቢላዮና አጆኪ ስራኪ ጥራይ ቀጵሊ
❤❤❤❤ajoki mereb habtna
Almaz cover mennet Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 9
Great hzbey
Selam...deki erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
Perfect and we have to make sure reporting it to google in TH-cam
ይቕረታ ምሕታቶም ጹቡቕ አንተኾነ ንምንታይ ኮይኖም ቕድሚ ህዝቢ ዓገብ ዘይበሉ ህዝቢ ምስተዛረበ ኣይኮነን ኣይፈልጥን አየ ዝብሉ
Tegadalay fsahaye ajoka fetena u mo nfetenaka bedihka ab midiya meglexi mhabka kednqeka efetu ajoka kulu srahatka nfelto slezkono bezi skf keybleka ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Aseyyyyyyy. Tmsgen. ❤❤❤❤nsena. Ndeli. Nberna.
መረብ ኣጆኺ ጌጋ መፋጥርትናዩ። ጌግኡ ተረዲኡ እቅሬታ ዝሓትት ድማ እቲ ጭዋ ኢዩ።ስለዚ ንስኺ ኮነ እቶም ዘታለሉዎም ብጾትኪ እቅሬታኹም ቅቡልዩ።
Nfishn, Merebn kab❤ ykre ykunkum🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Nekbrekumn nfetwekumn ena
Mereb unique artist ajoki zhawey,I didn't believe knowingly you would participate in evils work like that,please understand this minds of destruction is going to make you stronger and wiser,we proud of you,we love you,we're with you 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️👸❤️👸🙏🏾💪👍🏾
xbuq geri merebino ab yqre zabi yelen nhna keman nfetwekin nefqrekn ena ajoki berti qexliyo❤❤❤❤❤❤❤
ምእሳር ውን እናዋሓዶም አገናዕ ሻዕብያዊ
Yes❤
🇪🇷🇪🇷❤️❤️👍👍🌹🌹
Merhaba ♥️🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
Wawww Anta jigna Eretriawi enqea kabaka tefeterku xbuq zkone zeigb srah
Eritrea ❤
Ajoki mereb haftey 😢bertiqi xelatina habrirna kinmkitom ina😢
ሰላም ኤሪ ቮይስ ከመይ ኣለኩም
ሰልቲ ትገብርዎ ኣገልግሎት አንዳመስግርንኩ
ጉዳይ ፊልም ቨርሶ ኪሳብ አቲ መበገሲ ገጋ ዝፍለት ፍርዲ ኪቲሂብ ንውቀሰባት ማለት ነዞም ኣርቲስትስና ኣይከኣልን አዩ ሞ ነቲ ቀንዲ መበገሲ ናይ ዚ ሃሳብ ኪሪከብ ኣለዎ አምበር ብከምዚ ኣይነት ይቅረታ ትራይ ዝህለፍ ኣይኮነን። ማለት ብሕጂ ውን ኣበይቲ ገጋታት አንዳገበርካ ብይቅረታ ዘይክሃልፉኒ አዮም አንዳተባህለ ዘይንከሎ ገጋታት ከይነብዝህ ምስትውዓል ኪሃተና አዩ ሞ ሃየ ነቲ መበገሲ ሃሳብ ናይ ዛ ፊልም ንምርካብ ንቀዳደም።
Btami hazina kenina
ኣጆኪ መረቤኖ ይርዳአና እዩ ናትኩም ሽግር ኣይኾነን እሲኪ ተዋሳኢት እምበር ኽፍእቲ ኣይኾንክን ዘድልየና በቲ ናዓኹም ተጠቂሙ ዘዳኽር ኢና እምበር ኹሉኹም ተዋሳእቲ ናይ ሃገርና ተዋሳእቲ ንፈልጠኩም ኢና ግን ኣይቲ ጨነቂ እቲ ጽቡቁ እንካዕ ተጋለጸት እታ ፊልሚ ዋናታታ ድማ ንፈልጦም ኢና ኣጆኺ እስኪ እት እንኮ ኾኾብ ዓይንና ኢኪ ኣይቲጋሃዪ ሕራይ ።
Good news❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Ajoki wairo haftey bertei
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዋይ ዋይ ኣታ ንስኻስ ብናይ ሰብ ቃላት ገርካ ዜና ትቅረብ ካምዘለኻ ይረዳኣካዶ ኣሎ ። ሃገራዊ ካሙኻንካ ይኽብረካ ግንብዘይ ፍቃድ ናይ ሰብ ሓሳብ ቀዲሕካ ኣብ ፕሮግራምካ ከትቅረብ ደስ ኣይብለን ። ናትካ ቻነል ብናትካ ሓሳብ ገርካ ኣማዕብላ ወዲ ዓበይቲ
Ok mereb dihri hiji tetenqeq
Selam. Deki. Eri. Astewel. Kulka. Eritreawi nykre. Eukul. Aykonen. Zserhwo nsirah. Yglexulu. Eufun. Bushun. Yekreta neukul. Aymwslenn. Deki. Eri
ዘገርም መልሲ ምሃቦም ጽቡቕ እንተኾን ኣይነጸረን ምኽንያቱ ናይዞም ኣብኣዳባባይ ዝወጹ ጸገም የለን ናይ መን እያ መን እዩ ኣስሪሕዎም ክበርህ ዝግብኦ ቀንዲ ክበርህ ዘለዎ ሕቶ እዩ ብሩህ ኣይኮነን መረብ ትኹን ካልኦ ኣይፈለጥናን ክብሉና ናዓይ ቅቡል ኣይኮን።
ኮምኡ እንተኾይኑ ዳኣ ከማይ ከማኻ ቀዲሞም ቅጥዕዖ ደየርእዩ ህዝቢ ዋጭዋጭ ምስበለ ከምዚ ክብሉ ባህሪያዊ እዩ።
ብዛዕባ ምርኣ ግን ቅድሚ ኩሉ ሰብ ረኤማ ኣለው ምኽንያቱ ስርሖም ስለዝኾነ ስለዝ ንውዳሰ መጎስን ደይኮነ ንነቐፌታን ማኣረምታን ንስራሕ ምስናይ እቕሬታ።
ajoki merebino ms beal suzinino nierkas ms zom akuyat❤❤❤❤❤
ሕቶ፡ ደራሲ ዳይረክተር ብፍላይ ከኣ ቶማስ ዶ ተታሒዞም? ቶማስ ኣብ ካምፓላ እዩ ዘሎ ዝበሃል ሓቂ ድዩ? 😊
Hanti hito alatni nmntay mesti humum wedy diyu wala gual tesa'elki
Wala ane nsu you hitoy .behaki beal ezia,dahlak london n eritrea 🇪🇷 kikeda kelewa nenaten sileya kigberelen alewo
ETHIOPIA, TEGRAY AYTEBEL, TEGRAY ETHIOPIA EYA. TEGRAY, ETHIOPIA EYAAAAAAA.
Merebey nhna nfelteki ena bezi skf aybelki bezi taenqifki kab sne tbeb keyteleyi rgxegn ye hzbi yqretaki kmzqbel ndhri hgi gn kebid tnqaqe khateki u mknyatu. Snetbeb taefafi sle zkone agoki ab gonki alena ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ናይ ፖሎቲካ እሱራት እውን እኮ ይቕረ ምባል ጠፊእዎም ኣይኮነን ሃገር ዘዕኑ ኣካይዳ ብይቕረ ክሕለፍ የብሉን ግቡእ መቕጻዕቲ ክወሃቦም ኣለዎ
ኣቱም ሰባት ህዝቢ ከመይ ሓሚምና ኣብዞም ተዋሳእቲ እዚ ኢላ ኢሉ ገዲፍኩም ብድሕሪ ዘል ምፍላጥ ክትጎዩ እዩ ዝግባእ እታ መበገሲት ክትፍለጥ ስለ ዘለዋ.ኩሎም ከኣ ኣብ ቅድሚ ሕጊ ክቐርኡ ኢና ንደሊ ::
Ajoki merebe❤
Moralikiketewidiki
Eritrea 🇪🇷 kuniyeiki
Ajokikuluyegageireme
Tetekekulu kabeyeji
እንታዩ ዓሰርተ ግዜ መረብ መረብ መረብ ሐንቲ ተራ ኸም ማንም ተዋስአይ እያ ንዓዓ ዝድንገጸሉ ንኻሊእ ኢድ ዝዋጣወጠሉ ነገር ኽህሉ የብሉን መረብ ኸምማንም ኽትሕተትን ብዓይኒ መርፍእ ኽከታተልዋ ዘሉዎምን እያ ምኽንያቱ ብመን ትምወል አላአብ ዝነበረቶ ሃገር እኮ ናይ restorant መፍልሒት ቡን እያ ተቐጺራ ትሰርሕኔራ ኻብ እዚ ዝአክል መኖቀሴቐሲ ኽህልዎ ኸምዘይክእል ኽሕበር ዘለዎ ነገር እዩ::