ኦርቶዶክስ ንማርያም፡ ፈጣሪት እያ ኢኹም እትብሉ- መልሲ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 9 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 47

  • @tekleabkibreab6759
    @tekleabkibreab6759 หลายเดือนก่อน

    Well done Reverand Yonas, Eritrean Tewahdo church inspirational leader

  • @originaldesbele3794
    @originaldesbele3794 หลายเดือนก่อน

    ቃለ ሕይወት የስምዕኩም መምህር❤

  • @SD11970
    @SD11970 หลายเดือนก่อน +1

    God bless you aba qeshi yonas

  • @Jesus_is_lord1987
    @Jesus_is_lord1987 หลายเดือนก่อน +2

    ኣምላክ ይባርኽካ ኣባ ቀሺ፥ ብዛእባ ዝክር ዝግበር እውን ገለ እንተትብሉና ደስ ምስበለኒ፡ስድራይ እቲ ኣባት ነብሶም ስለ ዝገደዶም ንድካታት ዝህብዎ ዝነበሩ ካልኣይ ዓመቶም ጌሮም ኣለዉ ዝክር ክገብሩ ካብ ዝጅምሩ

    • @weredebrhanabrha7919
      @weredebrhanabrha7919 หลายเดือนก่อน

      ንድኻታት ምሃብ ምተመርጸ። ግና ምስ ኣባት ነፍሶም ይረዳድኡ።

  • @mullermichael9119
    @mullermichael9119 หลายเดือนก่อน +1

    ጽቡቕ ተበግሶ እዩ። ትብዓት ይሃብኩም ጎይታ!

  • @danisolomon3750
    @danisolomon3750 หลายเดือนก่อน +2

    ናይዚ ምህሮ ፍጹም ዩ ዘይተረደአኒ
    ጌጋ ተኾይኑ ጌጋ ክጓሓፍ ኣለዎ ዩ ክባሃል ዘለዎ

  • @MikiMiki-fw2hq
    @MikiMiki-fw2hq หลายเดือนก่อน +3

    ነዚ ህዝቢ ወንጌል ስለ ዘይፈልጥ ተምረ ማርያም ጥራይ ሒዙ ተሪፉ

    • @barakiyotala5671
      @barakiyotala5671 หลายเดือนก่อน +1

      Ayy wengil si lieliena aytfelton eka

    • @MikiMiki-fw2hq
      @MikiMiki-fw2hq หลายเดือนก่อน

      @@barakiyotala5671 እሞ ነቲ ንሳ ዝፈልጥካዮ ንሰብ ወንጌል ትነግር ዶ ወይስ ሕስካዮ ኢኻ ትም ትብል ሓወይ ወንጌል ትፈልጥ ተኾንካ ስበኽ ኺድ ኣብ ኩሉ ቦታ

    • @Filipos22
      @Filipos22 หลายเดือนก่อน

      ​@@MikiMiki-fw2hq ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ወንጌል ካብ ምስባኽ ኣዕሪፋ ኣይትፈልጥን፡ ኣይከተዕርፍን'ያ ውን። እቲ ሓቀኛ ጽሩይ ወንጌል ክትፈልጥ ተደሊኻ ኪድ ቤተ ክርስትያን ኬድካ ስማዕ። ኣብ TH-cam ውን ኣለካ ትምህርተ ወንጌል። ንኹሉ ብስርዓትን ብሕግን ግበርዎ ስለዝብል ቅዱስ ቃሉ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ንኹሉ ብስርዓትን ብሕግን እያ ትገብሮ። ፈቀድኡ ምስባኽ ዝበሃል ኣይትገብርን'ያ ከም መናፍቃን።

    • @MikiMiki-fw2hq
      @MikiMiki-fw2hq หลายเดือนก่อน

      @@Filipos22 ወንጌል ንደገ nab ሰብ ዘለዎ እዩ ዝኽየድ nab ቤተክርስታን ንዝኣመኑ እዩ ዝኽየድ ወንጌል ኺድ ስበኽ ኣንታ ብሩኽ

  • @danielphoto388
    @danielphoto388 หลายเดือนก่อน +3

    ተዘከረነ እግዚኦ በውስተ መንግስትከ።

  • @shishaytseadu
    @shishaytseadu หลายเดือนก่อน

    Thanks 🙏

  • @amanueltsehaye2096
    @amanueltsehaye2096 หลายเดือนก่อน +1

    Keep continue your preaching base on bible.

  • @nahom9192
    @nahom9192 หลายเดือนก่อน

    እዚ ህዝቢ ብዙሕ ካባኻትኩም ክጽበ እዩ'ሞ፥ ነቲ ቃል ሓቂ ጠፊእዎ ኣብ ከቢድ ጸልማት ዘሎ ህዝብና ንምብጻሕ ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓኩም።

  • @SaraTsegay-g4t
    @SaraTsegay-g4t หลายเดือนก่อน

    Eske kab mexhaf qudus adia hana mukana amxuley kab mexhaf kidus wexai xuhfu gega tmrti u Revelation 22 ትግ - ራእይ
    18: ኣነ ቓላት ትንቢት እዚ መጽሓፍ እዚ ንዚሰምዑ ዅሎም እምስክረሎም አሎኹ፡ ሓደ እኳ ናብዚ እንተ ወሰኸ፡ ኣምላኽ ከኣ ኣብዚ መጽሓፍ እዚ ተጽሒፉ ዘሎ መዓት ኪውስኸሉ እዩ።

  • @ድኣብርሃምሰመረ
    @ድኣብርሃምሰመረ หลายเดือนก่อน

    Aboy qeshi yonas kale hiwet yesmalna

  • @eritreansportsfocustigrign9161
    @eritreansportsfocustigrign9161 หลายเดือนก่อน

    ሰላም እግዚኣብሄር ነዚ ቤት፡
    ግርም እምበኣር፥ ስለዚ እዚ መጽሓፍቲ ቅቡል ኣይኮነን፡ ንዓና ንተዋህዶ ወይ ኦርቶዶክስ ዝውክል ኣይኮነን ኢዩ እቲ መልሲ።
    ስለቲ ብሩህ መልስኹም የቀንየልና።

  • @Nay_Christ
    @Nay_Christ หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @hkt3969
    @hkt3969 หลายเดือนก่อน

    Nezi hezbi ba meharwo wexkum wengel plzzz...hakii endafeltkumo..

  • @Dawit791
    @Dawit791 หลายเดือนก่อน +2

    Kumneger hizkum mixu aboy keshi.
    Ezi si zereba koleu,kolo tiitiko u.

  • @ms-ez6xf
    @ms-ez6xf หลายเดือนก่อน

    ወይ ጉድ ታ ክንደይ ትሕሱ ወደይ

  • @EliasMengsta
    @EliasMengsta หลายเดือนก่อน

    ንስኻ ንበዓልኻ ብጊታር መዝሙር ዝምር ዝብል ካበይ ኢኻ ረኺብካዮ።መዝ-150
    እንታይ ድዩ ዝብል ደሓር ትውስኸሉ ዳኻ ዘለኻ ወይሲ እንታይ እዩ ምርዳእ ኣብይኒ።ድንግል ማርያም መድኃኒት ኣይትብሃል እያ በልካና።ኣብ መጽሓፍ ቅድኃኒት ዝተበሃሉ ይዉን ማለት ድዩ፧

    • @SD11970
      @SD11970 หลายเดือนก่อน

      Engliah bible anbibo hawey. Mez 150 b kulu qua quanquatat different trgum alewo

    • @nahom9192
      @nahom9192 หลายเดือนก่อน

      ዲጂታል ስለ ዝኾነ እዩ እምበር፣ ካልእ ሙዚቃ እኮ ኣይኮነን፥ ጥራይ ብቕዱስ ኣገባብ ይኹን እምበር እንታይ ጸገም ኣለዎ? ከምኡ'ዶ ኣይኮናን ዝገብራ ካልኦት ናይ ኦርቶዶክስ ቤተ ክርስትያናት?

  • @temesgengerekidan290
    @temesgengerekidan290 หลายเดือนก่อน

    Anta Hasawi tehadso ezi menafik zbelkayo Wedi mahberka do aykonen medanagerti 🙅🏾‍♂️🙅🏾‍♂️🙅🏾‍♂️🙅🏾‍♂️🙅🏾‍♂️🙅🏾‍♂️🙅🏾‍♂️🙅🏾‍♂️🙅🏾‍♂️🤦🏿‍♀️

  • @yemaneasmerom6989
    @yemaneasmerom6989 หลายเดือนก่อน

    እንታይ ኢዩ እምነትኩም

    • @okbit6929
      @okbit6929 หลายเดือนก่อน

      Mengo mengo yom

    • @SD11970
      @SD11970 หลายเดือนก่อน

      Orthodox but the real one.

  • @MK-rg1og
    @MK-rg1og หลายเดือนก่อน +1

    ወኪል ኮይንካ ትዛረብ ኣለኻ ?
    መንፈቐደልካ ወዲ ተዋህዶ ኣይኮንካን ?
    እምነትካ እንታይ ኢዩ?
    ብዛዕባ እምነትካ ዘይትገብር ጠብሎቕሎቕ
    እንታይ ኣእተዋካ?
    እምነት ተዋህዶ ዘይፈቐደትሎም ብባህልን ብልምድታትን ፍቓድ ዘይብሎም መጻሕፍቲ ዝጸሓፉ ብዙሓት ኢዮም ?
    ስለዚ ኩሉ ብኣገብን ብስርዓትን ብሕጊ ዶግማን ቆኖናን ናይ ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስትያን ሓልዩ ዝሕተም ቅዱሳን መጻሕፍቲ ምዃኑ ንኣምን ።
    ከምዚ ከማኻ ቅኑዓት ኣገልገልቲ መሲሎም ግን ቆርበት በጊዕ ለቢሶም ዝመጹ ተዃሉ ብዙሓት ኢዮም ተዃሉ!!!

    • @ሕልናዓለመይ
      @ሕልናዓለመይ หลายเดือนก่อน

      Nska ke men eka ? Suk elka temahar wey gotitu zemxKa yelen

    • @ማራናታ-ዐ5ለ
      @ማራናታ-ዐ5ለ หลายเดือนก่อน

      ምስኪን ትዛረቦ ዘይምፍላጥ ኣጥፊእካ ኣሎ።

    • @gotoo_19
      @gotoo_19 หลายเดือนก่อน

      ዘርአያቆባዊ ትምህርቲ በቲ መለኮት ዝኾነ ቃል ሐሙኩሽቲ ምኳኑ ድዩ ጸላዕላዕ ኢሉካ።

    • @hkt3969
      @hkt3969 หลายเดือนก่อน

      Repent or perish it is ur will..

  • @hailegtesfa7540
    @hailegtesfa7540 หลายเดือนก่อน

    ቀሺ ዮናስ ዝባንካ ቀሊዕካ እንዶ ፕሮተስታንት እየ በል፡ እቲ ጸጉሪ በጊዕ ኣሊኻ ተኹላነትካ ግለጽ።

    • @gotoo_19
      @gotoo_19 หลายเดือนก่อน

      ኻሎኦት ከይብሉና ኢልኩም ዘይትምልስዎ ሕቶ ኢዮም ዝምልሱ ዘለዉ ኮ።ወይስ ነቲ ናይ ስሕተት ትምህርቲ ትቅበሎ ኢኻ።

    • @yonatanawet6388
      @yonatanawet6388 หลายเดือนก่อน

      ሓቂ ቀሊዑ ስለዝተዛረበ ድዩ?

  • @abrhamberhane8142
    @abrhamberhane8142 หลายเดือนก่อน +1

    ሓቂ ዘይትዛረብ እንታይ ገደሰካ።ተዋህዶ ከምዘይኮንካ ከኣ በቲ መዝሙር የእቲኻዮ ዘለኻ ተፈዲሕካ።

    • @girmay0547
      @girmay0547 หลายเดือนก่อน

      ክቡር ሓወይ ካብ ናፍትርዲ ምጉያይስ መልሲ እንተ ኣልይካ መልሰሎም ኣምላክ ይቅረ ይበለልካ

    • @bahranknfe8703
      @bahranknfe8703 หลายเดือนก่อน

      Bro, first you need to know who you are and then you will know your identity.

    • @ማራናታ-ዐ5ለ
      @ማራናታ-ዐ5ለ หลายเดือนก่อน

      ዓቕሚ እንተ ሃሊካ ዘይትምልስ። ወይስ እቲ ጸርፊ እዩ መልስኻ?

  • @Abrham2024
    @Abrham2024 หลายเดือนก่อน

    ናይ መናፍቃን እንተጸላእናስ
    ዝገደደ ተሃድሶ ድማ መጺኹሙና

  • @temesgengerekidan290
    @temesgengerekidan290 หลายเดือนก่อน

    ATA Hassan tehadso 🧌🧌🧟🧌🧌🧌🧌🧌🧌🧟🧟‍♂️🧟‍♂️🧟‍♂️🧟‍♂️🧟‍♂️🧟‍♂️🧟‍♂️

  • @2004GLy
    @2004GLy หลายเดือนก่อน

    Thanks 🙏