Interview with Samuel Gebreadonay - PART 1 - ኣብ ህልው ኩነታት ዘተኮረ ቃለ መሕትት ምስ ሳምኤል ገብረኣዶናይ።

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 1 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 397

  • @AlenaWaltaHager
    @AlenaWaltaHager  2 ปีที่แล้ว +80

    ደቂ ኤረይ Subscribe. Like comment share ብምግባር ስለ ተታባብዑና ነመስግን 🟩🟥🟦🟧

    • @ምስሕልናይ
      @ምስሕልናይ 2 ปีที่แล้ว +5

      ለምለምና ደምና ባሕርና ወርቅና ኤርትራዊ ኩቡር መንነት ኣቦ ዜግነት።

    • @ካብሓውኺእሱርናይፍቅርኺ
      @ካብሓውኺእሱርናይፍቅርኺ 2 ปีที่แล้ว +1

      ሓደራ ነዚ ኣብ ስደት ዘሎ መንእሰይ ታሪኹ ብዝያዳ መተን ክፈልጥን ቃልሲ ኤርትራ ከመይ ከም ዝነበረን ታሪኹ ክሕሉን ክምክትን፡ ዞም ናይ ቀድብ ሓርበኛታት ወጺኹም ተርኹልና፡ ኤርትራ ን ኤርትራዊያን ኣኽተመ

    • @wladsawawarsay275
      @wladsawawarsay275 2 ปีที่แล้ว

      Ajokum ab gonukum ina kemu eyu eti qana tmretna. Ertrawi zeri kemu eyu🇪🇷💪❣🙌❗

    • @asmarasolyna3115
      @asmarasolyna3115 2 ปีที่แล้ว

      ማዕበለይ መመሊስካ ዝግበር
      እንተዝኸውን ምገበርና እዚዶ ዓብዩኩም ንዓኹም

    • @brhaneadhanom2408
      @brhaneadhanom2408 2 ปีที่แล้ว

      ሳሚኤል ኩሉ እትግብሮ ኣብ ሃገርካ ዘለካ ክብረትን ጅግንነትን ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ እዚ ትም ምባል ሲ ኣብ ድፕሎማሲ ናይ ሓሶት ተግባራቱ ተስማዕነት ረኺቡ ዶ ሃስያ ኔይርዎ ዶ እስኻን ኣወልን ግን ብከቢድ ኣጻዋር ትቃሊስኩም ኢኹም ጀጋኑ
      ካልኣይ ሕዋሓት በቲ ዝጀመሮ ስዕረት ምትዕጽጻፍ ጌሩ ዶ ትብል ምክንያቱ ንህዝቡ ሚልታሪ ናይ ሰራዊት ኤርትራ ጌሩ ኣብ ልዕሊ ህዝቡ ግፍዒ ፈጽሙ ነቲ ህዝቢ ቀቢጽዎ ዝነበረ ኣብ ጎና ኮይኑ እቶም ኤርትራውያን ናይ ዩቲብ ኣራረይቲ ካኣ ርፍራፍ ካብ ሕዋሓት ዝጽበዩ ውን ሓሶት እንዳ ኣጋውሑ ኣብ ርእሲ ኣብ ማዓስከር ዝነበሩ ህዝብና ውን ዓምጽ ኣውሪዶም እዮም እንታይ ትብለና ብናትካ እንታይ ትብለና። ኣብ ስራሕካ ዓወት ኣብ ሂወትካ ጥዕና ይምነየልካ

  • @ኤረይሀገረይሐበነይኢኪ
    @ኤረይሀገረይሐበነይኢኪ 2 ปีที่แล้ว +39

    መርሐባ ንኮራዐልካን ንሕበነልካ ሳሚ ጅግና ንጣዕሚ ኢና ነክብረካ አድነቅትካ አለዉና ከማካ ዝአመሰሉ ይብዝሑልና እንቃዕ ካብዛ ሐላል መሬት ተወለድኩ ኣምላክ ይመስገን 🇪🇷🇪🇷😍🇪🇷😍🤩🇪🇷💪♥️👍🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪

  • @tsnatmangsab6004
    @tsnatmangsab6004 2 ปีที่แล้ว +40

    ኩቡር ገጣማይ ኣቦና እንቃዕ ደሓን መጻእካ

  • @wediafie639
    @wediafie639 2 ปีที่แล้ว +26

    Nay behaqi baba sami enqa beselam mexka 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷eritrwi eska Like regxu wedi eriyyyy tray🇪🇷👈 ☝️❤

  • @ሓሞትሓርማዝ
    @ሓሞትሓርማዝ 2 ปีที่แล้ว +28

    ሳሚ ጅግና ኣብ ናይ ሓልሓል ዘቅረብካያ ግጥሚ ፍቃደኛ አንተ ኾንካ ኣውርደልና ዎትሩ ዓወት ንሓፋሽ

  • @yosiefhabtesilasie2104
    @yosiefhabtesilasie2104 2 ปีที่แล้ว +23

    ሳሚ እግዛብሔር ፀጉ የብዛሓልካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሃገርናን ህዝብናን ይባርኸና ፀላእትና ኣብ ተሕተና የግዛኣልና

  • @kbrinamlak3267
    @kbrinamlak3267 2 ปีที่แล้ว +19

    ዋይ ቃንዛ ግደፍዎም በጃኹም ነዞም ኤርትራውያን ኢና እንዳበሉ ደም ናይ ኤርትራዊ ክርእዩ ደስ ዝብሎም ኣይተልዕልዎም ክትዝክርዎም ከለኹም ቃንዛና ይገድድ ኣሎ።

  • @ghebretedros
    @ghebretedros 2 ปีที่แล้ว +23

    ኤርትራን ኤርትራውነትን
    ንዘልኣለም ክነብር እዩ።

  • @weldukofi5150
    @weldukofi5150 2 ปีที่แล้ว +18

    ሳሚ ዓቢ ሰብ ጅግና ወዲ ጀጋኑ ጽቡቅ ትንታነ ኣጆካ ቀጽሎ። ግጥሚ ግን ትዝሕለና ኣለኻ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @warsayyikalo6549
    @warsayyikalo6549 2 ปีที่แล้ว +30

    Eritreawi kulaka abzi reges

  • @akileakile3263
    @akileakile3263 2 ปีที่แล้ว +13

    ኣቦናን ኣያናን ጀግና ናይ ጀጋኑ ሳሚኤል ገብረኣዶናይ። ከምዝን ከምዝን ኢለ ንኽገልጾ ንዑኡ ዝውክሉ ቃላት ትግኛ የብለይን ኩሉ ተባሂሉ ሓየት ነብሪ ኣንበሳ ጅግና ዝብሃሉ ቃላት ሓሊፍዎም እዩ።ንዘለዎ ርሱን ሃገራዊ ስምዒትን ጂግንነትን ደጊመ ቃላት የብለይን። ኣብ መወዳእታ ዝብሎ እንተሎ ግን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንበረልና ናዓና ክሕሸና። እንተ ሕጂውን ሎሚ ሻዕብያ ጽባሕ ሻዕብያ ንዘላለም ሻዕብያ ዘይተዋሕጠሉ እንተሎ ኸኣ ጽሟቕ ባምያ ይስተ ዓወት/ንሓፋሽ!!!

  • @nazarethghebreiwet4285
    @nazarethghebreiwet4285 2 ปีที่แล้ว +15

    መርሓባ ሳሙኤል ኤረይ ኩቡር መንነት ዘለዋ አያ ብሓቂ ሓያል ትንተና አዩ ጹቡቅ ምጅማር ኤርትራ ንቅድሚት 👌👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @berhanetewolde3247
    @berhanetewolde3247 2 ปีที่แล้ว +14

    ኤርትራዊ ንታሪኽን ቅያን ጅግንነትን ዝተፈጥረ ብሉጽ ዘርኢ ናይ ኣፍሪቃ ኢዩ።ብመግዛእትን ቶንኮላት ናይ ኣሜሪካን መሰሉን ናጽነቱን ተነፊግዎ ዝነበረ:ብሓይሉ ልኡላውነቱ ዘረጋገጸ ጅግና ህዝቢ ኢዩ።ሕጂ'ውን ተንኮልን ሽርሕን ኣሜሪካን ኤውሮጳን ከም ቀዳማይ ክብርዕን ኢዩ።ስነጥበባውያን ሃገርና ድማ ትብዓትን ሓቦን ሓድነትን እተስንቑ ኢኹም እሞ ዕድመን ጥዕናን ንኹልኹም ንምነየልኩም ።
    ዓወት ንሓፋሽ!!!

  • @meron5303
    @meron5303 2 ปีที่แล้ว +55

    "ኤርትራዊ ክቡር መንነት" ክቡር ሳሙኤል ገብረኣዶናይ ኤርትራ ሃገርና ብዙሕ እያ ካብኻ ትጽበ፡ ኣጆኹም ኣብ ስደት ዝነብር ህዝብና ኩሉ ግዜ ኣብ ጎንኹም ኣሎ።

    • @tsegayfeqar6002
      @tsegayfeqar6002 2 ปีที่แล้ว

      Kem balneska demhawom zesetu do

    • @ኣነእየ-ቐ5ኰ
      @ኣነእየ-ቐ5ኰ 2 ปีที่แล้ว +1

      ኤርትራውነት ዝበሃል መንነት የለን። ኤርትራውነት ዝበሃል ዜግነት እዩ። መንነት ቛንቛ , ሃይማኖት, ኣከዳድና, ኣመጋግባ, ስርዓት ኣነባብራ ወዘተ እዩ። ዜግነት ግን ኣብ ሓደ ውሱን ወይከኣ ፉሉጥ ዶብ ዘሎ ህዝቢ ይገልጽ። ኣነ ኤርትራዊ ዜጋ እየ መንነተይ ግን ምስቲ ኣብ ኤርትራ ዘለው ኣህዛብ ግን ሓደ ዓይነት መንነት የብልናን ግን ደቂ ሓደ ዜጋ ኢና።

    • @peaceforever8115
      @peaceforever8115 2 ปีที่แล้ว

      @@ኣነእየ-ቐ5ኰ ቆል ጥጥቆ ውጆ ኢካ ንስካ እዚ ትብሎ ዘለካ ንኤርትራዊ ጥራይ ድዩ ዝምልከት ኣብ ኩሉ ሃገራት ኣፍሪቃ ነንበይኑ ህዝቢ ኣሎ ኣብ ሃገርካ ኮይንካ መንነት ኣፍቅር እቶም ካልኦት ህዝብታት ካኣ ኮሙኡ ካቡኡ ሓለፈ ግን እንታይ ንምባል እዩ ሓደ ኣይኮናን ማለት

    • @ኣነእየ-ቐ5ኰ
      @ኣነእየ-ቐ5ኰ 2 ปีที่แล้ว

      @@peaceforever8115 ሓንቲ ሃገር ኣላትና ኤርትራ። መንነትና ግን በበይኑ እዩ። ኣነ ትግርኛ ምስ ሓደ ዓፋር ዘራኽብ መንነት የብልናን። ሓደ ሳሆ ምስ ብሌን ዘራኽብ የብሉን? ሓንቲ ሕቶ ክሓተካ ንስኻ ምስ ሓደ ራሻይዳ ሓደ ዓይነት መንነት ድዩ ዘለካ? ሃይማኖትኩም ሓደ ድዩ ?
      ኣከዳድና ,ኣመጋግባ , በዓላት ወዘተ ከመይ ትርእዮ?
      መንነት & ዜግነት ፍልልዩ ፍለጦም ሓወይ።

    • @peaceforever8115
      @peaceforever8115 2 ปีที่แล้ว

      @@ኣነእየ-ቐ5ኰ ሓደ ዓይነት መንነት ሃይማኖትን ዘለዋ ሃገር ከ ኣበይ ኣላ በጀካ ኣብ ሶማል ሶማል ከማን ቀደም ኣሜርካ ወሲዳቶም እምበር ክርስትያን ክሳብ 1993 ኔሮም እዮም ኣሜሪካ ኩናት ምስ ሶማል ምስ ገበረት ብመንገዲ UN ወሲዳቶም ስለዝስ ንዓና ጥራይ ድዩ ዝምልከት ኮይኑ እዚ ናይ መንነት ጉዳይ እዚ ካኣ ባዕዳውያንን ገለ ሕልኩሳት ኣፍሪቃውያን ንዓካን ንዓይን ንወዲ ሃገርና ኣስማይን፡ራሻይዳ ይኩን ምፍልላይ ዘምጽዎ እምበር ካልእ ጣቋ የብሉን ተከባቢርካ ንበር ማለት እዩ መንነት መንነትካን መንነት ደቂ ሃገርካን እንተክቢርካ ካቡኡ ዝዓቢ መንነት የለን ግዜን ባዕዳውያንን ብዝፈጠርዎ ግን ምስቶም ደቂ ሓደ መንነት ከማን ብውራጃ ዓጀው ንብል ኣለና ነብስካን ደቂ ሃገርካን ኣክብርን ኣፍቅርን ንሱ እንተጌርካ እኩል እዩ ጽባሕ ንግሆ ከምዛ ትፈርስ ዘላ ርምስቲ ሃገር ኢትዮጵያ ከይንፈርስ ኢትዮጵያዊ እንተኮይንካ ግን ነቶም ደቂ ሃገርካ ጽቡቅ ትምህርቲ መሃሮም ብዓሌትን ሃይማኖትን ዝበታተኑ ዘለው ትርጉም ዘይብሉ ነገር እዚ ወዲ ሓንካ ሓወይ ናተይ

  • @ሓሞትሓርማዝ
    @ሓሞትሓርማዝ 2 ปีที่แล้ว +12

    መርሓባ ማዕበሊኖ ገበታ ትዕግስቲ መርሓባ ኣለና ዋልታ ሃገር ሳሚ ኣርት ኣኽራን ገድሊ

  • @solomonzeray7121
    @solomonzeray7121 2 ปีที่แล้ว +8

    ኩቡር ስነ-ጥበባዊ ሳሚኤል ገብረኣዶናይ ።
    ኣነ ሓደ ካብቶም ዘደንቀካን ዘኽብረካን እየ፡ ማለት ቡኹሉ ምዳይትካ ተቅርቦም ግጥምታትካ ተማላሊሰ ይሰምዖምን ምስ ንብሰይ ውን ይታሓታተት የ፡ ኣነ እውን ቅሩብ ይፍትን የ ግጥምታት፡ኩሎም ትጥቆሞሎም ግስታትን ቃላትን እውን ብዕምቅት ይርዱኡኒ ዮም፡ናይ ትሕዝቶኦም ምርዳእ ጸገም ዘሎዎ ስለ-ዝፈልጥ።
    ብናተይ ሪኢቶ ኣብ እተቅርቦም ግጥምታት ብዙሕ ግዝየ ናይ እዝቢሄርን ረቢን ትብል ኢኻ ፡ እም ብናተይ ሪኢቶ ምስ ኩሎም ክብርታት ሃይማኖት ኤሪትራ ብማዕረ ኣኽብሮት ኣሎኒ።
    ኣብ ግጥሚታትካ እንተዘይ ጠቅስካዮም ሚመርጽኩ።
    ብሃላይ/ሰለሙን ዘርኣይ

    • @solomonhaile8418
      @solomonhaile8418 2 ปีที่แล้ว +2

      Wed-zeray, Ab Sahil neakan n'Samuiel'n Atsebiqe ye z'feltelum. Kiltekum hade aynet zidneq nay gittmi tebe'gsso nerukum. Yizkereni nay ghmbar seminar kikewun kelo Samuiel b'wulqu gitmmi adalyou n'teadmetti seminar weni zelael gittmmtat yeqrib neru niska'wun kemu. Kulu-gizie n'Samiel kizkir keleku neaka ye zizkir. Sele Wed-zeray arke, Edmien Tienan Ymnyelka. Solomon Haile (Kishafa)

  • @ኤረይሀገረይሐበነይኢኪ
    @ኤረይሀገረይሐበነይኢኪ 2 ปีที่แล้ว +13

    ኤርትራ ንዘል አለም ትንበር አይንምርከክን ቀደም አይተመርከክትን ኤርትራ ሳሚ ክንጽበኢና አብ ዝሐጸረ ጊዜ አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ💪 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪👍

  • @YourWorstNightmare525
    @YourWorstNightmare525 2 ปีที่แล้ว +21

    Being Eritrean is what it makes me happy every-single day 🇪🇷✊🏼❤️

  • @tekatekicho7937
    @tekatekicho7937 2 ปีที่แล้ว +18

    ሰናይ ምክትታል

  • @ሓሞትሓርማዝ
    @ሓሞትሓርማዝ 2 ปีที่แล้ว +5

    ዊዒጊን ኩሉ ይሰርቅዎ ክክክክ ፈንቅል ዓወት ንሓፋሽ ኣይ አዞም ናውራማት ፈገረግር ተደሰቁ አዞም ጠላማት

  • @sunnysideup5150
    @sunnysideup5150 2 ปีที่แล้ว +17

    One of our hero Samuel no mater what they say no mater what they do,they can’t save junta,god bless you,keep teaching,I learned a lot 🇪🇷🇪🇷👍🏾💪🏾🌟♥️🌹💯🙏

  • @warsayyikalo6549
    @warsayyikalo6549 2 ปีที่แล้ว +19

    Juganu hunka bidahan mesakum

  • @weredeghebrehawariat8514
    @weredeghebrehawariat8514 2 ปีที่แล้ว +4

    Merhaba merhaba hbun nay hubunat Erirtreawi Sami Adonay ❤🇪🇷❤🇪🇷🌻💪👍❤♥️👍💪🇪🇷🌻👍❤🇪🇷❤🇪🇷🌻💪👍❤🇪🇷🇪🇷👍❤♥️🇪🇷🌻

  • @esayasmeasho341
    @esayasmeasho341 2 ปีที่แล้ว +8

    ክቡር ስነጥበባዊ ሳሚኤል ገ/ኣዶናይ ብተቕርቦ ግጥምታት ብጣዕሚ ሕጉሳት ኢና ኩሎም ግጥምታትካ ንጸላእቲ ህዝቢ ኤሪትራ ሕማም መርዘን እዩ'ሞ ቀጽሎ።

  • @ግብራዊሞሳንሰማእታትና
    @ግብራዊሞሳንሰማእታትና 2 ปีที่แล้ว +3

    እዋይ ኣቶ ሳሙኤል፡ ሓሶት ት ዛረብ ከምዘለኻ ዓይንኻ ይምስክረልካ ኣሎ እሞ፡ ለባም ወዲ በላይ መልሲ ሂቡካ ኣሎ እሞ፡ ንቀደም ይብለካ ኣለኹ። ካብዚ ከምዚ ዕሽነት የድሕነና።

  • @shishayhzbawi1207
    @shishayhzbawi1207 2 ปีที่แล้ว +3

    ጸርፊ ጽልኢ ናብ ህዝቢ ኣቅሪቡስ ህዝቢ ዝፈትዎ ኢየ ኣቅሪበ ይብለኩም ኣሎ ዑኑዳት

  • @tekatekicho7937
    @tekatekicho7937 2 ปีที่แล้ว +74

    ቅድሚ ኩሉ ነገር እግዚኣብሄር ሃገርና ይባርኽ

    • @ሓሞትሓርማዝ
      @ሓሞትሓርማዝ 2 ปีที่แล้ว +2

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን ሃገርና መንግስትና ህዝብና

    • @eritreanabba303
      @eritreanabba303 2 ปีที่แล้ว

      Amnm

    • @senayeri433
      @senayeri433 2 ปีที่แล้ว +1

      ኣሜን ❤🇪🇷❤

  • @abdulrahimabdulkadir5936
    @abdulrahimabdulkadir5936 2 ปีที่แล้ว +12

    Merhaba deki za halal meret. Bienvenue 💙🕌⛪🇪🇷🇪🇷

  • @hagosgerezghier948
    @hagosgerezghier948 2 ปีที่แล้ว +7

    ኣለና ዋልታ ሃገር ንኹሉ ግዜ ከኣ 100%ኽንህሉ ኢና ምአንቲ አዛ ኽብርትን ሕፍርትን ሃገር ሃገረ ጀጋኑ .ብምቕጻል አዞም ፍንፉናት ኣምዐ ድኾኑ ጎረቤትና ረኣይዎም ንምልሻ ኮሮኔል ኣልዕል ኣቢልካ ማዕርግ ይሽልምዎም ኣንሕና ከኣ ነቶም ኮኾብ ሃገርና
    {🇪🇷ኽቡር ስነጥበባዊ❤ } ኢልና ነቲ ጥዑም ሽሞም መሊስና ነጥዕሞ

  • @fessehayetewolde4410
    @fessehayetewolde4410 2 ปีที่แล้ว +6

    ጋዘጣኛ ሳዓድ ሳልሕ እንቋዕ ተመለሰኪ
    ሰላምን ጥዕና ሰድራቤትኪ ነዚ ጽምአት ኽንርኤኩም ዘሎና ቀጽልዮ
    ጋዘጠኛ ደራሳይ ሳሙኤል ገ/አዶናይ
    ኽንርኹም መግቢ ናትና ኢኹም ብተሰፋ

  • @temesgenamlak6912
    @temesgenamlak6912 2 ปีที่แล้ว +7

    ጅግና ወዲ ጀጋኑ ሳሚ እንቃዕ ሀለኩምልና ንስካን መሰልትካን ፈጣሪ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ኤርትራ ጻሐያ በሪቁ ጸላእቲ ኤርትራ ጻሐዮም ዓሪቡ .

  • @tekatekicho7937
    @tekatekicho7937 2 ปีที่แล้ว +19

    viva Ereyyyyy

  • @iseyasghirmay3867
    @iseyasghirmay3867 2 ปีที่แล้ว +14

    Kuluka eritrawi teragareg abza hji ewan 🇪🇷💪💪

  • @belayneschbegazion3286
    @belayneschbegazion3286 2 ปีที่แล้ว +7

    ሳሚ ሱዓድ ከመይ ኣለኹም ደቂ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷ኣብ ሃገርና 🇪🇷🇪🇷ኣምላኽ ረቢ ተካላኸል ኣሎና ዓወት ንሓፋሽ

  • @selamg3325
    @selamg3325 2 ปีที่แล้ว +6

    ከም በዓል ሳሙኤል ገብረኣዶናይ ዕድሚኦም ምሉእ ን ሃገር ዝወፈዮ ዕድሜኹም የንዋሕልና ዘለኩም ፍልጠት ናብ ንኡስ ወለዶ ከተማሓላልፍዎ ይላወበኩም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @robelmelake5735
    @robelmelake5735 2 ปีที่แล้ว +5

    Onka beselam mexeakena wedi adonaye Eritrea first 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @nebyatokbagaber8052
    @nebyatokbagaber8052 2 ปีที่แล้ว +8

    O fetari temesgenka enkae Eritreawit gerka feterkani ab egziabher zamn nzmetso tetsabotat zmkt Temesgen 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @Eri-nm7zs
    @Eri-nm7zs 2 ปีที่แล้ว +7

    ሳሚኤል ገብረ አዶናይ ብጣዕሚ ጽቡቅ ጌርካ ገሊጽካያ ንወያነ: ኤሪትራ ኤርትራውነት (ኩል
    ና ሻዕቢያ ኢና።)

  • @ሓሞትሓርማዝ
    @ሓሞትሓርማዝ 2 ปีที่แล้ว +7

    ናይ ብሓቂ ሮኬት አንዳ ይህመምካ ይሕዋት ኢና ኣብ ሓዊ ተጠበሱ ዓጋመ ሳሕሳሕ ሓውና ኾይኑ ኣይፈልጥን ቆማል

  • @angosomnegash5354
    @angosomnegash5354 2 ปีที่แล้ว +6

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኩቡር ወዲ ኢሬይ ኢንቓዕ ናትና ኮንካ ጅግና።

  • @kflitzewelday8351
    @kflitzewelday8351 2 ปีที่แล้ว +10

    ክብረት ይሃበልና።ብዙሕ ክንጽበ ኢና ኣብ ዝቕጽል ክፋላት።

  • @tg3186
    @tg3186 2 ปีที่แล้ว +2

    ብራቮ ብራቮ ወዲ አዶናይ ጅግና ስሊቲ አበርክቶካ ምስጋና ይግበኣካ እዩ: ቅጽሎ አንበሳ 🇪🇷💪🇪🇷✌️🇪🇷❤️የቀንየልና አለና ዋልታ ሃገር ምስ ጋዜጠኛ ሳዕድ 👏👏👏🇪🇷💪🇪🇷❤️ Go ahead ✅

  • @ሓሞትሓርማዝ
    @ሓሞትሓርማዝ 2 ปีที่แล้ว +6

    አዋይ አዛ ህድሞ ክትቆዱ ሳዓድ ሽኮር ህድአቲን ውፍይትን

  • @hiwetgebrezgabiher9747
    @hiwetgebrezgabiher9747 2 ปีที่แล้ว +3

    ሰላም አሪትራውያን ጀጋኑ ደቂ አዛ ለዋህ ሀገር፣ኩሉ ጊዜ ስዉኣትና ክንዝክሮም ከሎና ሕልናይ ይዓግብ ይሕጎስ፣ስለምንታይ ሂወቶም ከፊሎም ብርሀን ዝሀቡና አዮም፣ኣፍሪዮም ከኣ ከም ባዓል ማዕበይ ዋልታ ሀገር።ስለዚ ስዉኣትና ህያዋን አዮም፣ከም ኡ ዊን ሳሚኤል ግጥመታት መሀርቲ ስለ ዝኮነ ክትቅጽልዎ ኣሎኩም፣ኣምላክ ይሐግዝኩም፣ክብርን መጎስን ንስዉኣትና፣ዓወት ንሐፋሽ።

  • @temesghenmehari2057
    @temesghenmehari2057 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣቤሎ ዶ በልካ ?
    ኣቤሎ ተ/ይ ቢተወደድ
    >>>> >> ድሩዕ
    >>>> >> ጴጥሮስ
    >>>>> >> ሸሪፎ
    >>>> >> ኣቤለው ደቂ ስውኣት
    ከመይ ከ ኣለው ስድራ ስውኣት ?
    ኣላ ንስኻ
    ልግዐ ታሪኽ ዝኾኑ ኣርካናት ኣሐይርካ ብዋግኦም መስኮት ይቱብ ረኺብካ።

  • @nebyatokbagaber8052
    @nebyatokbagaber8052 2 ปีที่แล้ว +6

    Egziabher nhagerna tslalu yenbrela Sami hawna edmen tienan yhabka fetari 🙏jigna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @bashailema9043
    @bashailema9043 2 ปีที่แล้ว +9

    Samuel, the grandfather of Eritrean poetry! Thank you for your service and I wish you a long life!

  • @amoratubeeagle7627
    @amoratubeeagle7627 2 ปีที่แล้ว +25

    ብሓቂ ጅግና ሳሚ በጃኻ ከምዚ እናገበርካ ኣብ ሰሙን ዋላ ሓደ ግዜ ትንተናታት ታሪኽን ክውንነትን ኤርትራውያን ክብርታት መሃረና ❤🇪🇷🐪👏🇪🇷❤👏🐪

  • @hadinet23
    @hadinet23 2 ปีที่แล้ว +5

    ወዲ ገብረኣዶናይ ይበል ኣገላልጻ

  • @negestihedego4310
    @negestihedego4310 2 ปีที่แล้ว +10

    Ata jegna❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹

  • @erimyaskiflom6340
    @erimyaskiflom6340 2 ปีที่แล้ว +1

    Nay bhaki deqi hizbawi genbar yaqe 🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷🇪🇷✊🇪🇷✊🇪🇷✊🇪🇷✊🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @afrimkidane375
    @afrimkidane375 2 ปีที่แล้ว +5

    ماشالله تبارك الله تحية كبيرة اولاد بلدي سلام وسفلال ارتريا فقط الارترين اكيد ليك تحيه يا وطنى 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @solomonkidane229
    @solomonkidane229 2 ปีที่แล้ว +6

    Sami wedi hizbi jigna wilad sewra ❤🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷❤❤❤❤❤❤

  • @miriamgebrebrhan2638
    @miriamgebrebrhan2638 2 ปีที่แล้ว +9

    Waw amaizing Samuel jigna, qurat hager nberelna🇪🇷❤️❤️

  • @fn7619
    @fn7619 2 ปีที่แล้ว +1

    ኡፍፍፍፍፍፍ አታ ሳሚ ብምንታይ ከመስግነካ ካብ ውሽጢ ዝፈልፈለ አዘራርባ ዋላ አገላልጻ ንዓካ መግለጺ የብለይን ኩሉ ኢካ በቃ አምልኽ ዕድመካ አንዊሑ መጻኢ ብሩህ ኤርትራ ምስ ደቅካን ደቂ ደቅካን ክትርእያ ይምነየልካ አሜንንንን 🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @asterhadgu6770
    @asterhadgu6770 2 ปีที่แล้ว +2

    👍❤🇪🇷 ሳሚ ጅግና , ኮሪዕካ, ንሃገርካን, ንህዝብኻን,, ንሰራዊትካን,ንመንግስትኻን ተኹርዕ ሓርበኛ, ተጋዳላይን, ዋርሳይን ኢኻ : we love you so much Sami ሓወይ ብጣዕሚ እና ንኾርዕ በቲ ከሉ ተቕርቦ መደባትካ : ሳሚ ንስኻ ኩሉ እኻ , ናይ ብሓቂ ሻዓብያ ፍጣሪ ማሃሪ, ሓብሓቢ መርገጺኡ ፍሉጥ :: ስለ ዝኾነ እዩ ኻአ አፍ ልቡ ነፊሑ ንኹሉ መሓለኻታት ሰጊሩ ዝግስግስ ዘሎ ሞ አጀና እዛ ዓወት ናትና እያ :ብሳላ ጽንዓት ጅጋኑ ሰራዊትናን, መሪሕነት መንግስትናን, ሓድነት ህዝብናን ::
    ውድቀት ኻእ ነቶም ካሓድቲ ተጻባእትና ::
    ዓወት ንሓፍሽ

  • @bibikessete5603
    @bibikessete5603 2 ปีที่แล้ว +5

    Aye we alelikumo do ti kedae!!!! Nay zeoms ba gdefoo😌azo mo deki ereyyy 💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @rezeneteklzgi1455
    @rezeneteklzgi1455 2 ปีที่แล้ว +5

    Merhabe merhabe deqi rimey jeganu eti nifetiwo nefiqiron hebub sinetibebawi bekulu nihebnelu enqa bidhan mexakumina

  • @erigreatboy4755
    @erigreatboy4755 2 ปีที่แล้ว +8

    Sami jgna 💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ሓሞትሓርማዝ
    @ሓሞትሓርማዝ 2 ปีที่แล้ว +10

    ኣንታ ጅግና

  • @ኣነእየ-ቐ5ኰ
    @ኣነእየ-ቐ5ኰ 2 ปีที่แล้ว +1

    ኤርትራውነት ዝበሃል መንነት የለን። ኤርትራውነት ዝበሃል ዜግነት እዩ። መንነት ቛንቛ , ሃይማኖት, ኣከዳድና, ኣመጋግባ, ስርዓት ኣነባብራ ወዘተ እዩ። ዜግነት ግን ኣብ ሓደ ውሱን ወይከኣ ፉሉጥ ዶብ ዘሎ ህዝቢ ይገልጽ። ኣነ ኤርትራዊ ዜጋ እየ መንነተይ ግን ምስቲ ኣብ ኤርትራ ዘለው ኣህዛብ ግን ሓደ ዓይነት መንነት የብልናን ግን ደቂ ሓደ ዜጋ ኢና።

  • @Amanual871
    @Amanual871 2 ปีที่แล้ว +8

    ኣንበሳ 🇪🇷♥️

  • @mariozeru8428
    @mariozeru8428 2 ปีที่แล้ว +1

    ዋላ እኮ ናይ ግጥሚ ኣፍልጦ የብልካን ጸሪ ህዝቢ ኤርትራ ኢካ ሳሚኤል ኤረትራ ተኽሎለጂ ስለ ዘይብላ ተሓቢእካ ጋዘጠኛ እየ ክትብል ሕፈር
    ከም ወያነ ክትከውን ሽሕ ዓመታት ተሪፍካ ኣሎ
    ሓንቲ ነገር ክብለካ ሳሚኤል ስነጥበባዊ ጋዘጠኛ ዘይኮንካ ስ ጸያቂ ስነጥበብ ኢካ

  • @akiyor3615
    @akiyor3615 2 ปีที่แล้ว +2

    ተዳሎ ጥራይ ፈከራ ግደፍ ዓፋሪ ዝኮንካ ሰብኣይ ብክሳድካ ክትተሓዝ ኢካ።

  • @aser2986
    @aser2986 2 ปีที่แล้ว +8

    100% Eritrawian ne fetor kemeu zeyseged hezbi🕌⛪✌🇪🇷::

  • @michaelhabte4789
    @michaelhabte4789 2 ปีที่แล้ว +6

    Wel kom sada en sami
    Xbuk srah 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @weldemichaelbereketeab9121
    @weldemichaelbereketeab9121 2 ปีที่แล้ว +4

    ተጋዳላይ ሳሚኤል ናይባሓቂ ሓያል ስነጥበበኛ

  • @ኣነእየ-ቐ5ኰ
    @ኣነእየ-ቐ5ኰ 2 ปีที่แล้ว +1

    ኩሉ ህዝቢ ኤርትራ ነቂሕልኩም እዩ ህግደፍ ለኽብጥ። ሎምስ ዝሰምዐኩም የለን ሰረቕቲ።

  • @solomonhaile8418
    @solomonhaile8418 2 ปีที่แล้ว +4

    Metkelawi Samuiel Wedi G-Adonay arkey, Goita Halibet, Edmien Tienan Ymnyelka 🙏

  • @yonasberaki6143
    @yonasberaki6143 2 ปีที่แล้ว +6

    Btami Sami Jgna Sle Etiy kbretka Yehabelna Admen Tanan yhabkum mesarahtiy medebn🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @samsonmihretab5193
    @samsonmihretab5193 2 ปีที่แล้ว +6

    God bless our country Eritrea💞💞💞💞💞💞💖💖💖💝💝💝💝💝 am proud of u ወዲ ኤረይ be strong.

  • @millionbereket3717
    @millionbereket3717 2 ปีที่แล้ว +1

    Samie jegnae wedi eza halale merete 💪🙏🇪🇷❤️💪🙏💪❤️🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷❤️

  • @ሓሞትሓርማዝ
    @ሓሞትሓርማዝ 2 ปีที่แล้ว +10

    ሳዓድ ሽኮር ዋዕሮ

  • @salihosmansom1827
    @salihosmansom1827 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣብ ዕጹ ጥርሙዝ ዝኣተወ ሃመማ መእቲዊ ዝርክበ መውጽእ ዝሳኣነ መዕገርገር ወያነ ህህህህህ
    ወያነ ኣብ መርር ጻሓይ ዘሎ በርድ ክክክ
    ወያነ ኣብ ሃልሃል ዝብል ሓዊ ዘኣተወት ሊኻይ/ጥስሚ
    ሻዓብያ ኣይትድቅሰሎሚን ኢልና ኢና ኡኮ።

  • @rigmeb3294
    @rigmeb3294 2 ปีที่แล้ว +5

    መርሐባ ሱዓድ ሽኮር ነዊሕ ግዜ አይርአኹኹን፥

  • @maekeletekeste8301
    @maekeletekeste8301 2 ปีที่แล้ว +6

    ደቂ ኤረይ ንበሩልና ስኪ

  • @tyamche7716
    @tyamche7716 2 ปีที่แล้ว +4

    We proud you...Eritrawi KUBUR maninet eyu.. God blesses our country Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 🇪🇷...long life to Samuel hawna.

  • @gawlmederebahri4235
    @gawlmederebahri4235 2 ปีที่แล้ว +5

    merhaba teum dehai wedi aduonai jegna 💪💪🇪🇷🇪🇷

  • @asmeretestifanos5881
    @asmeretestifanos5881 2 ปีที่แล้ว +2

    Winedar full good job the is the tour t well daň samey hawey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷☘☘🐅🐅☘☘☘☘☘🌹🌹🌹

  • @zaidteclemariam9764
    @zaidteclemariam9764 2 ปีที่แล้ว +5

    Samuel jgna wedi jeganu so proud of you my brother.

  • @Berakiokbamichael
    @Berakiokbamichael 2 ปีที่แล้ว

    ብሉጽ ኤረትራው ጀግና ተጋዳላይ ሳሚኤል ወትሩ ዓብበልና ክቡር ኣቦናን ኣያናን ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ፈጣሪ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Balla291
    @Balla291 2 ปีที่แล้ว +9

    Hero 🇪🇷💪🇪🇷

  • @Ereytsda
    @Ereytsda 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣገናዕ ኣንበሳ ሰላም እግዚኣብሔር ንሃገርና ኤርትራን ህዝብናን።

  • @bqse6142
    @bqse6142 2 ปีที่แล้ว +2

    ዋው ሳዑዳ ሓፍተይ ድሕሪ ነዊሕ ግዜ ንርእየኪ ኣለና ደሃይኪ ኣይተሓባእ ጓል ኤረይ
    🇪🇷👍🇪🇷🌹🙏
    ሳሚ ዕዉት ሕቡን ሃገራዊ ምቕሉል ምቁር ዕላሉ ሓያል ገጣማይ ገዲም ተጋዳላይ ዕድመ ይሃብካ
    ✊🇪🇷💪🇪🇷✊🇪🇷💪

  • @wediselie3012
    @wediselie3012 2 ปีที่แล้ว +4

    ሳሚኤል ሓደ እካ ግን ናይ ብዝሓት ርእስ ዝወነንካ ታርኽ ኤርትራ ካብ ናብ ወለዶ ዝሳጋገር ታርኽ ኤርትራ ጽቡቅ ገርካ መሰረት ገርካ ትነድቆ ኣለኻ ቀጽሎ ዕድመ ይሃብካ ፈጣርይ።

  • @sunnysideup5150
    @sunnysideup5150 2 ปีที่แล้ว +5

    My sister, you are my favourite journalist 🇪🇷🙏♥️🌺🌺👍🏾💪🏾

  • @habtom5113
    @habtom5113 2 ปีที่แล้ว +3

    ደቂ ኤረይ ጀጋኑ 🇪🇷👌👍🙏

  • @IBRAHIM83234
    @IBRAHIM83234 2 ปีที่แล้ว +6

    Welcome Wedi adonay hero

  • @kelatihabtom8265
    @kelatihabtom8265 2 ปีที่แล้ว +5

    I am Eritrean, I am proud. All for one Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Love you Erena.

  • @zufanyeabio2681
    @zufanyeabio2681 2 ปีที่แล้ว +5

    Egziabher hagerna 🇪🇷 ybark

  • @tsep5647
    @tsep5647 2 ปีที่แล้ว +5

    Samuel you're one of the so talented and passionate artists ,that I admire. I enjoy listening to all your poems .Thank you for enlightening us with your deep and full of message through your POEMS. ❤🇪🇷🇪🇷🙏🙏❤

  • @kebreabfinhas7562
    @kebreabfinhas7562 2 ปีที่แล้ว +7

    Amlake Aboy N Hagerina Selam Habelina

  • @meyem7416
    @meyem7416 2 ปีที่แล้ว +4

    Keytefeleteni 30min tewedia 🤩, Eritrawi kubur meninet 👍🇪🇷👍 .

  • @filmondawit715
    @filmondawit715 2 ปีที่แล้ว +1

    ኤርትራዊ ክቡር መንነት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🥇🐪🐪🐪🐪🐪

  • @biriktihaile5499
    @biriktihaile5499 2 ปีที่แล้ว +3

    ንበረልና ሳሚ ሓወይ

  • @yordanoskidane9169
    @yordanoskidane9169 2 ปีที่แล้ว +6

    Well done sami jgna

  • @michealeabrham6756
    @michealeabrham6756 2 ปีที่แล้ว +3

    በሓቂ እዚኦም ፍንፉናት፡ ሓታላ ናይ ታሪኽ እዮም፡ ዝኸፍአ እንተኸፍአ ንሃገርካ ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ዘእትዎ ኣብ ጓሓፍ ናይ ታሪኽ ክተትዎም ኣሎካ። ቅድሚ ኹሉ ሃገር ትሃሉ፡ ኣብ ጉዳይ ሃገርካ ኣብ ሓደ ምጻእ

  • @abogida669
    @abogida669 2 ปีที่แล้ว +1

    Merhaba gets nifetiwo hbun Eritreawi we love you 💪 🇪🇷 ❤

  • @senaitamanuel227
    @senaitamanuel227 2 ปีที่แล้ว +5

    God bless u 💞💞🙏🏻🇪🇷🇪🇷

  • @m.j9886
    @m.j9886 2 ปีที่แล้ว +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪💪💪 ኤርትራ ሃገር ጀጋኑ#