ተማዊትኩም ብ ሂወት ክትህልዉ ጽዓሩ ፥
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 9 ก.พ. 2025
- Join this channel to get access to perks:
/ @meronsat7665
@DEHAY TV @ZENATIGRIGNA @zarafltet @solomedia9376 @AlenaWaltaHager @fnanappinfotech @DrSharonWoldu @neshnesh_show @EriOneTouchEntertainment @MahdernaEntertainment @MahderPro @zomaychannel @erisat @eritv @meronsat7665
ዳኒ ብሱሉን መስተውዓሊን ኤርትራውነት መንፈስ ዘለካ ጂግና ሓውና ከማኻ ይብዝሑልና
እንዳጠፍእካ ድሐን ኣለኻ ጅግና ኤርትራዊ መንፈስ ዘለዎ ዘይኮነስ ንኤርትራ ንምጥፍእ ዝጏዓዝ ዘሎ ግለ ሰብ እዩ::
ዳንኤል ብጣዕሚ ጽቡቕ ካብ ስምዒት ካብ ጽልኢ ናጻ ዝኾነ ሚዛናዊ ትንተና ቀጽሎዎ።
Meron ezi wedi gn b kolel u wediwa bxay kolel eleyo aleku kab isu wala hade mefley yeblun😂😂😂😂😂
ደስ ዘብል ድንቂ ሓሳብን መብርህን! መሮን ደጋጊምካ ከምዚኦም ዝኣመሰሉ ሙሁራትን ሚዛናዊ ሃሳብ ዘለዎም ሰባት ከተምጻልና አጽበ !
ሜሮን ሓወይ እቲ ተቐርቦ ሓፈሻዊ ጽቡቕ መንገዲ ቀጽሎ
ግን ሕቶ "ሎኒ ንኹሉ ዓለም በጃ ዝኾነት ባዴራ ድያ? ባዴራ ኣብ ክሳድካ ጌጋ?
ኣብ ማዕጾ ገዛ ፥ ኣብ ደምበኻ ፡ኣብ መደቀሲኻ ኣብ ፕሮፋይላካ ድላይካ ፡ክሳብ ኣብ ቅዱስ ወንጌል ኣንፈት ዘይገበርካ።
በጃ ዓለም መድሕን ዝኾነ ብዕለተ ዓርቢ ኣብ ቀራንዮ መስቀል ዝወዓለ ካብ ማእሰርቲ ዲያብሎስ ናጻ ዝገበረና ጎይታ ኢየሱስ ክርስቶስ ቅዱስ መስቀሉ ኣብ ክሳድካ ክጸውር ድሕነት ክትረክብ ደኣ ብምድራዊ ባንዴራ መንግስቲ ምውራስ ከምዘየለ ቅዱስ ወንጌሉ ይነግረና
እመን ኣይትእመን ድሕነት ብምድራዊ ንጉስ ኣይኮነን ብባንዴራ ኣይኮን
ድሕነት ብእግዚአብሔር " ዩ
ድሕነት ብቅዱስ ቃሉ"ዩ
ድሕነት ብመስቀሉ "ዩ
ድሕነት ብፍቅሪ ኢየሱስ ክርስቶስ ኢዩ።
ኣሜን (3) እግዚኣቢሄር ይባርኽካ ዝሓወይ ጽቡቅ ትምህርቲ ሚሂርካና
ቃለ ሂወት የስምዓልና ጽቡቅ ማዕዳ!
Xbuk mada eti mkri gn 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 gega ??? Ab Resiea ente tblun xbuk xegem yeblun : gn kal E/her endazemeru srah Satnael zgebru mexiomna sle zelews,,, ???
100/100 መምህርናን ኣያናን ዳኒ ብጣዕሚ ኣዕሚቁ ንዝሓስብ ሰብ እዚ መግለጺ ናትካ ኢዩ እቲ ሓቂ ቡሉጽ ናይ ብሉጻት ኣገላልጻ :: ኣብ ካልኣየሰቲ ክንጽበየካ ኢና
That is the naked truth Daniel. You nailed it.
Bravo Dani.. excellent explaination
Bravo Danny, great discussion
Meron keep it up, learn from your senior brothers
Let’s all stand for Eritrea above all, evolution will bring change (not revolution)
ዝፈትዎ ፖለቲከኛ አምጺእካልና አዝመሪኖ ጀንትል❤
ሜሮን እዝወዲ ምስ ዋንነሽን ዝነበረ ሆሞ ወይ ከወል ብዓረብ ንሱ ድዩ ሓቀይ እምብኣር ናብ ከዳዓት ወድቅካ ኣምላኽ ይሓግዝካ ወዲ ኣስመራ ከምዚኦም ሆሞታት ግን መድያኻ ኸትውድቃ ኤኻ
ዳንኤል ተኽላይ ብቁዕ መምህርን ጽኑዕ ድልድል ኮይኑ ኣብ መንጎ ኤርትራዊ መጻኢ ወለዶን ኣባንብሮን ዘሰጋግር እዩ።
አነ ደገፍቲ ህግደፍ ብምሎኦም ናይ ዓልት ጽልኢ ዘለዎም እዮም ( ብጀካ ወያነ ዓጋመ ካልእ ዘረባ ካልእ አይብሉን እዩም). ስለዚ ደገፍቲ ህግደፍ መርዚ እዩም.። ተቃዋማይ ግን ውሑዳት ትግራይ ን ትግሪን ዝብሉ ገዲፍካ.
Such motivational and inspirational interviews. Great man very helpful different sight of politics
እናፈለጠ ኮለል ይብል ኣሎ።ኣነስ ነዞም ከምዚ ዓይነት ሰባት ናይ ብ yes or no ዝምለስ ሕቶታት ገርኩም ተትሓትዎም ጽቡቕ ነሩ።ንምሳለ ሰብ 20 ክሳዕ 30 ዓመት ብዘይ ፍርዲ ክእሰር ቁኑዕ ድዩ ወዘተ ኢልካ ምሕታቶም።
Meri the one only hero ብሉፅ ኤርትራዊ ተቃዋሚ ሓወይ .ካብ ህግደፋዊት ሓብትኻ💪🇪🇷😘😘😘
Daniel!! Thanks for revealing the truth without fear.
Mergesu Zeyrdeaka kemzi bered nay Europe shetahtah eyu. Heray eske bkemey eyu lewti kmese? Entay Asekefeka Nhna Nsu Zeytbl
ጽቡቅ አጋላልጻ እቲ ሐቅውን ንሱ እዩ አብሶልትሊ ትክክል ።
Danny, 💯🇪🇷 snelbona alka, keep it up .9🇪🇷❤️💪
ስለምንታይ ብዛዕባ እሱራትን 360 ቤት ማእሰርትን ዘየልዓልካሉ ክማኡ'ውን ብዛዕባ ዝቐትሉ ዘለዉ ህግደፋውያ ዝሓለፈ ሂወት ደለይቲ ፍትሒ ፈላሊኽ ዘየቕረብካሉ፡
ብዣዕባ ሂወት ብውግእ ኣድሕድ ንኸይጠፍእ ብስክፍታ ክዛረብ ከሎ ብዛዕባ ትማሊ ኣብ ትግራይ ብዘይ ድልየቶም ብምኻድ ህልውንኦም ዘይፍለጥ ደቂ ህዝቢ ኣየልዓልካዮን፡ እቲ ንነዊሕ ዕድመ ምንባር ዝበሎ ነቲ ናብ ዓዲ ዘሎ ኤርትራዊ ይምልከቶ ድዩ ?
Very important to bring brilliant people like him teach the young men and women Eritrea thank you for bringing to the media
ሓውና ዳኒ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ❤🇪🇷👌🙏👍
ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ዳኒ ኣብዚ ብተደጋጋሚ ክትመጽእ ንምነ ምኽንያቱ እዚ መንእሰይ ከምዚ ናትካ ትምህርቲ ስለዘድልዮ👏👏👏🙏🙏🙏🇪🇷❤️🇪🇷❤️
ብዘይ፡ቕዋም፡ሐደ፡ህዝቢ፡ብሰላም፡ኣይነብርን፡ኢዩ።ስለዚ፡ብቅዋም፡ተዛረብ፡
Kiwam zelewom zibiasu yelewun diyom arku
ዳኒ ሐውና ካብቶም ብሱል ሓሳብ ሒዞ ዝመጸ ሕቶ ዘለዎ ኤርትራዊ እዩ :-ሃገሩ ታሪኹ ሕዝቡ 'የኽብር 'ባንዴራ' ቀዳምነት ዝሰርዕ መንእሰይ ኮይኑ ንፍትሒ ብፍትሐዊ መንገዲ ጽሩይ ሐሳብ ስለ ዝውንን የክብሮ
ይፋትዎን እየ ከማኻ ክቅየሩ እዞም ኮብ ሕዝቦምን ሃገርን ጽልኢ ዘለዎም ሰባት ንዓኻ ፈላው ጌሮም ልዝብ ክገብሩ ይምነ 🙏 ሜሮን ሐውና የቀኒናልና🇪🇷🇪🇷🇪🇷 '
ብምንታይ ዓይኒ ይጥምቶ(ይርእዮ) ኣሎ ፖሎቲካ ኤርትራ ይገርመኒ? ብጣዕሚ ይግረም ካኣ::
እንዳዓነወት ትጥፍእ ዘላ ሃገር ከም ደሐን ዘላ ምቅራብ የጉህየካ::
ህግደፍ እንዳእሎም እሞ ዓሌታውያን::
Danny I really appreciate you❤
ፈሳዊ ኮይኑ እዪ ዝስመዓኒ እዚ ሰብኣይ እዚ:: ኢድካ ምሀብ ንህግደፍ ስዕረት እዪ:: ክትፈሱ ጀሚርካ ምስ ህግደፍ:: ክሳብ ዝጥቀሙልካ ኡፍ ኡፍ ከብልኻ እዪም: ድሕሪኡ ግን ከምቶም ዝቐደሙ ኣብ ዘይትርከብ ክስውሩካ እዬም ህግደፍ :: መዋፅእቲ ይፍጠረልካ ብሩክ
ዳኒ ብጣዕሚ ጽቡቕን ብቁዕን መልሲ ወዲ ኤረይ ጻዕዳ🎉🎉🎉
ካባኹም ህግደፍ ይሓይሸ ለኽባጣት መዴኻ ሓላፍነት ሂብካ ብዛዕባ ህዝቢ ተወኪልካ ክትዛረብ መሰል የብልካን ለክባጥ
ኣታ ክንደይ የማኻኒ ፥ ይልምልም ሽለት ። ከም ሸርሙጣ ክምስምስ እንዶ ኣብዚሑ ፥ ኣኺልዎ ድዩ ሰብ ከደናግር ። ኣብ ቢዝነስ ጥራይ ኣድህብ ህዝቢ ጉዳይካ ኣይኮነን ካብ ቃልካ እዩ ።
ነያኻ ዳኒኤል ሰሚዕናዮ ግን ሜሮን ንምንታይ ንሰሎሙን ገብረየሱስ ዘይተቅርበልና። ናበየኒኦም ዲኻ ትዘጥጥ ዘለኻ?
Nab 🇪🇷wyannnn b Hagern Hzbi 🇪🇷 zhamun::
Eritrawi tekonka mizrirab xibuk eyu mis zikone mergexi zelewo seb
ሑልኩስ ዋሒድ። ትሓቲቱ ሓንቲ ከይመለሰ ኣብ ኮለል አሕሊፍዋ ህበይ ኣጎስማ ማንኪ
He is if not what do you want him to say
Danny you are amazing person I hope a lot of people learn from you included meron 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 🇪🇷 🙏 Eeitrea
Dani proud of you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሜር ብጣዕሚ ኑፉዕ ኢካ ሐደሐደ ጊዜ ግን ኒቅፍ የብለካ ኢየ ከምዚ ጌርካ ዓበይትን ሙኩራትን ከም ዳኒ ዚአመሰሉ ሚስታፍ ቀጽሎ
ብሱል ሓሳብ ዳኒኤል ተኽላይ
ንመንእሰያት ከነቓቅሕ ዝኽእል መልእኽቲ
No no hij wn gnbar iyu selfi aykonenn
እንዳ ህግደፍ ክቐትሉ እምበር ከልምዑ ኣይተውህበኦምን ኢዩ። መንእሰይ ኣስተውዕል ህግደፍ ክጠፍእ ጥራይ ኢዩ ዘለዎ። ኢዚ ወዲውን ኩርኩር ህግደፍ ኢዩ። ከይተረደኦ ሞሊቛቶ ፡ ""ሓደ ክፋል ኤርትራ ካብ እቲ ካልእ ክፋል ኤርትራ ዘለዉ ከድሕና"" ውሽጡ ብኣውራጃውነት ዝተባዕጠ ምዃኑ ኣግሂዱ።
ሜሮን መሽረፈት ግልብጥ ግልብጥ ኣይትበል ንጹር ኮንካ ቶቃወም
እዚ ዳኒኤል ዝብሃል ወዲ እንዳ ፈለጠ ሓንጎሉ ኣመልቢስዋ፣ብድላዩ ንሕልንኡ፣ ጸቂጡ ክዛረብ ይፍትን ኣሎ። ብርግጽ ብጥቅሚ ድዩ ወይስ ብሰነኣምራዊ ጸቕጢ፣ ኣብዚ ኣብጺሕዎ ኣሎ፣ ድቃስ ለይቲ ሲኢኑ ከም ዝሓድር ከምዞሎ ይርኣየካ።
እዚ ዳኒኤል ፈሪሱ ካብ ሓሳቡ ፈሪሱ ኣብ ሓሳብ ካልኦት ብዉሽጡ ገበርትን ሓደግትን ዝብሎም ጽግዕተኛ ኮይኑ ኣሎ ።
ኣብ ዓለም ከም ኣንጻር ሕልናኻ ምጉዓዝ ዝኸፍእ ነገር የለን። እሞ ከኣስ ማይካ ዝሰተኻ ናይ ኣቦነት ዕድመ ዝበጻሕካ ሰብ! ኣምላኽ ክትዋረድ ተደሊካ ኣብ ከምዚ እዩ ዘውድቀካ።
You did good job 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ብሓቂ ንኤርትራውነት ምስ ኩሉ ጽዕነቱ ንምእላይን ንምድምሳስን'ዩ። ከምዚ ምሁራት ኢና ዝብሉ ተጋሩ ክብልዎ ንሰምዖ ዘለና'ዩ። እንተዘይኮይኑ ሃገራውነት ንባዕሉ ናይ ረብሓ ጥርናፈ ምዃኑ'ኮ'ዩ። ብሓቂ ከምዚ ሓውና ዝኣመሰሉ ሰፊሕ ኣፍልጦ ዘለዎም ሃሰው ኢልካ ከተቕርብ ንላቦ የቐንየልና።
ኣንታ መሪ ሓወይ ትሕቲ ዕድመ ምዕዳም እኮ ይሕትት እዪ፡ እሞ ድማ ፖለቲካ ከተዛርቦ ድሕሪ ሒጂ ትሕቲ ዕድመ ቆልዑት ኣይትዓድም በጃኻ ፡
ኣየ ንስካ ኣኪሊ ኣሎ መጎጎ ግን የብልናን ኣዩ ነገሩ፥ ሃይስኩል ኣሎ ይንቨርስቲ ግን የለን ።
Xbuk btaemi ❤💪🏾, nwufy kea admelna bejaka???????????????????????????????????????????????????????????????????????????????????????????????????????????????????????????
ኢሳያሲን ኪሚካ ባሪያን አጢፊኢካዮ ሰላም ዚሚጺኢ
ፍ
ፋኖ ሐደ ህዚቢ ኢና ሚኢኒቲ ኢቲዮፒያ ኺቲዲሒን ኪኒቃሊስ ኢና ዚቢል ስራዐቲካ ቲቃሊስ
Dani you are great
I am so happy for unity
Thank you very much Daniel so much respect 💐😍👍 ሜሮን ከምዚኦም ማሃርቲ ስባት ኣምጽእ ንሳዓብቲ ኢልካ ጋዓገልጠም ኣምጺካ ክብርካ ኣይተባካሹ፡Thank you👍
I can't get his idea,what he is talking,,his idea can't excuted to practical.
Abzi aloka ziblae zereba really amaizing thoughts remain blessing ,etom snehasab nay tegaru zelewom qoch qoch kiblom u .
This is the kind of dialogue we Eritreans need. The EPLF has proven record of standing for the majority of its people and that is why the west is steadfastly against our freedom - not because we are big and powerful but because our policy, if adopted, will liberate and divorce Africa from the west. Another thing we need to consider is the fact that, before it could pay a living wage to its Fighters, the EPLF paid (Bereket Habteslassie) in US dollars to prepare the Constitution, and, before the second war was declared on us by the tplf - with the support and guidance of its masters - accepted and ratified it. That is why the EPLF transformed itself into EPFDJ as a Party. This indicated that the type of Government was to be a multi-party system! Unfortunately all had to be postponed indefinitely because of the war, the no-war-no-peace situation that we were thrown into and the repeated and sustained sanctions championed by the us and the UN. I say, lets unite and stand against our enemy/ies and lets discuss governance after that; after all our country has a good experience of a multi-party system. Awetna nay G'dn'yu
Ezi do aykonen delay fithi elu Antsar Ezi mengsti zinebere…. Haaaaaa ashabuu dia eyu nekihulnas kigeltselna zifitin zelo! Fetrak gudam! Gilbit gilbit
Good job Daniel. Meron brings intellectuals. Please don't bring Mehaim people like Adgi nehamedu.
ሓደ ሰብ ዘይፈልጥ ምዃኑ መኣስ እዩ ዝፈልጥ
እዚ ሰብ እዚ ዓመታት ገሩ ሃለውለው ክበል
ልክዕ ካልእ ሰራሕ የብሉን ሙያ ኣይተማህረን
2፬ 7 እብዛ መድያ ክዛረብ ጥራይ
ወይ ኣይደክ ወይ ኣምንዎ
እነስ ስድኡ ሕእሜን ከይኮኑ
ብዝዕባ ፖለቲካ ኢርትራ---ክትዛረብ ብቅዓት ይሓትት
እቲ ናይ ኢርትራ ፖለቲካ
ብቅዓትት ዘለዎም
ሰባት ዋናታቱ ኣለውዎ
እነስ ሓንቲ ህበይ ኣላ ክምዚ ናቱ ኣፍኝቻ ዘለዋ ዘመዱ ካይትኽውን
ሹቅ ኢልካ ጥራይ ትቱቱቱቱቱቱቱ ብዘይ ዕርፍቲ
እዚ ኣፍንጫ ግዛዋ ግና
እቶም ሰማዕቱ ክብኡ ዝሕሱ ኣይኮኑን
እምበር እዚ ሰብ ክምቲ ንሱ ዝብሎ ኢርትራ እንትዝምለስ
እብ እንዳ ስዋታት እዩ ምወዓለ---- ብጣዕሚ ደንቆር
ሓቃ እንድያ ወርኩ እዝግዮ እዝግዮ ኣይትበሉ እዝጊ ዝፈትዎ ስርሑ ክትብል ኪድ እንዶ ናብ በዓል ናይ ኢትዮጵያ በተክርስትያን ባንዴራ ብ ባንፌራ ሕብሪ ተለክያ መስቀላቶም ብባንዴራ እንታይ ጸገም የምጻሉ ባንዴራ ተሓዘ ንሜሮን መለልይካ ስጋብ ዝኮነ
He is %100 Hgdef mendef eyu. Meron gn tehato nerka ymles neru gn beti zmlselka znebere Agub Ayneberkan ab getska ynbeb neru ktmagoto gn tbeat Ayneberkan
What are you talking about, 95 % of Eritreans are HGDEF, I am HGDEF too. Maybe your 2 or 4 generations came from Tigray.
Hgdef eyu.ygermeka eyu.hgdef nezi ewanawi zemen miebale ywedaderu eyom eluwo.edme wuhiduwom elu tezaribu.yehzn eyu
@@frewengelmesfn1637 😅😅😅 aye agame cenewuti komalat ghembi funfunat fitret...gudai timetkum zeitighebru...degalat duhurat duhulat funfunat fitret
አስተውዕል! ምናልባት ኣይፈልጥን ብስሉነት ናይ ምስተዐል ወይ ሐሳባት ቆብ ናይምባል ክከውን ይክእል እንበር ደጊምካ ስምዓዮ ኩሉ ሜሮን ዝሐተቶ ብ direct/indirect መሊስዎ። ግን ካብ ደጋፋይ/ ተቃማዋይ ዝብል ሓሳባት ምእታው ብዙሕ ነጥብታት ገሉጹ። ናይ ዘሎ መንግስቲ ይኩን ተቃወምቲ።ኣቱም ሰባት ነስተውዕል ብpositiv መልክዕ ንማሃር፡ ንማሓየሽ። ኣይንታሃወክ። ከምዚ ዓይነት ኣገልስልጻ ክመጽእ ከሎ ኣስተዊዕልና ንስማዕ ደጋጊምና ንስማዐዮ፡ እንበር ምናልባት እስካ ትደልዮ መልሲ ሰለ ዘይመለሰ ስለ ዝመሰለካ ሽም ክትህቦ ኣይግባእን። ሰላም ፍቅሪ ሓድነት ይፍጠረልና🙏
ደቂ እረይ ንሕና ከም ኤርትራዉያን ተቓዋሚ ኣይንጸልእን እንታይ ደኣ ክትቃወም ከለኻ ግን ኤርትራዊ ኹንዩ ትሕቶ፡ ክትሓስብን ክትሓለይን ከለኻ ግን ስለ ኤርትራ ይኹን።
ዳኒ ናይ ብሓቂ ዓቢ መ/ር ኢኻሞ ቀጽሎ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰
ከምኡ ምንባሩ ዝፈልጥ እንተ ነይሩ 20 ዓመት እንታይ ክትገብር ኢካ ኮለል ትብል ነይርካ ኣብዚ ደምበ ፍትሒ እዚ ጭሕሚ ሰበይቲ ብዝኮነ ጽቡቅ መደብ ሜሪ ብሮ👍
ክላ ስቅ በል ኣምሰሉ።
በሪጊድ ኒሐሚዶ ይሲዒር
Daniel si fluy eka.bekq mlkitat yreayeni alo,brhan yreayenei alo tbl aleka.hzbi Eritrea shaebiya ms mexu eyu sitmet geyru tbl aleka.kqb kedemu eyu stum neyru.bzkone gn xebuk mhlam ewun ayxilaen eyu.
Daniel is not a politician just nice man unfortunately not his subject
lets hear you and decide if you are politician or not
@@selamawityohannes4608 well I’m against the dictatorship I don’t approve anything against humanity like what is happening in Eritrea it’s like black and white you don’t even need a politician it’s enough if you have eyes and ears now you tell me if I’m wrong with all respect!!
ከምቲ፡ዝበልካዮ፡ናይ፡ኣቢ፡ኣሕመድ፡ኢሳያስ፡እውን፡ንዓምርሐና፡ክብሎከሎ፡ረሲዕካዮ።
ተደይ ክኢልካዮ ትገድፎ ጽብቕቲ ኣገላልጻ ፡ ነዚ ፖለቲካ ስለዘከኣልናዮ ንግደፎ መገዲ ንቕይር። ነዚ መንእሰይ ሕይወት ክመርሕ ንክደፎ።
🇪🇷 for 🇪🇷 by 🇪🇷! Period!
ዒኒጂላዊ አታሐሳሲባካ ጊዲፎ እስራት ይፊቲሖ በል
🤮🤮🤮🤮 KELBI ESEYAS
Mieron am a big fun gn frhi aleka ab kulu beka
Dani kem wetru blux agelalixa
Entay kngebr Eritrea knkeyd.entay alo eritrea bsenki shaebiya.
What's up Adigi nehamedu,
@frewengel Denqoro!! 👹👿🐍🐒
ሰላም ንዘምር ደቅ ኤረይ
It is amazing haw two minutes discussion took hours waist off time it is very understood why we are where we are you should focused more haw to bring the dots together unless you breaching the nun believer
ተሪጊጻ ሲሚያዊት አኒቢሊቢላ
Eseyass said it all Meron. This guy and other like him are papers .The country is failed.Factory textile failed,Glas , Factory failed.
ስባኣይ ክልት ግዜ ክዝረብ ኮሎ ክመረር እቲ ሓቂ ክብ የዒንትካ ይንበብ ኣሎ
Explore captivating stories ,insightful summaries & empowering insights that ignite your passion and fuel your journey towards greatness.
Join our community of dreamers and visionaries
አይቲፊዚዝ ሚሮን በዲሀዮ
ተዕዊትላክ 2 ሰዓት ዝኣክል ግዜ ኣለካ ኣብ ኢንተርነት ኮፍ ኢልካ ከተዕልል። ዘይተማቅለና ካብቲ ግዜኻ፣ ግን ካልአ ስራሕ ኣለካ ዶ? ብዘይካ አዚ። sorry ተራሕ ገሪሙኒ አዩ።
😅😅😅😅 ኣነስ ናይ በሓቂ ድዬም ብ ሜሮን ተዓዲሞም ዝመጹ ብዛዕባ ሃገር ክትዛረቡ ወይ ግዜ😮
ንሜሮን ኒዒቕካዮ ማለት ዲዩ ኣንነት ከምዘውድቐካ ኣይትረስዕ
0 ኢኺ ዘለኺ ካቡኡ ንላዕሊ ይፈልጥ የ ትብሊ ተኮኒ ወጺኪ ተዛረቢ ህበይ
😂😂😂😂😂😂😂
ፋኖ ሒዚካ አቲካ
ባሪያ ዖሶብቢካ ደም ኾይኒካ ኪይዲካ ቲኒቢር
ዘይቲኸይድ ሐሳዊ
ትግርኛ ድዩ ዝዛረብ ዘሎ? ተርጉምለይ -ባ? ባእ ባእ ባእ
ዐኒጃል ናጻኒት ኢሪቲራ ዘይአሚኖ ፋኖ ሒዚካ ኢካ አዲፊሪካያ
Danie 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🙏🙏
ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ደርጊ እውን ከም ህዝቢ ኮይኑ ይከይድ ነይሩ እዩ ስቃይን ጭቆናን እዩ ንክንጋደል ኣገዲድና ተጋዲልና ብገድልና ዝሰወደ ስርዓት ልዕሊ ደርጊ ንስቃይ ህዝብና ኣጋዲዱ ስለዚ ንሕና ንኢትዮ ዝጸላእናያ ኣብ ስቃይና ስለ እትድሰት እዩ ህግደፍ ካብ ኢትዮ ዝገደደ ስርዓት ኮይኑ ድምጺ ህዝቢ ዓፊኑ ሓደ ውልቀ ሰብ ይመርሓ ኣሎ ኣብ ኤርትራ ዘይቅየር ሓላፊ ኢሰያስ ጥራይ እዩ ምኒሰተራት ይቅየሩ ይድስክሉ ይእሰሩ ኣዘዝቲ ሰራዊት ይእሰሩ ይድስክሉ ይቅየሩ ኢሰያስ ግን ኣይቅየር ኣይድስክል ኣይእሰር ኢሰያስ ይኣስር ይምሕር ይሸይም የደስክል ኩሉ ኣብ ኢዱ እዩ እዚ እኩል መርትዖ እዩ ውልቀ መላኪ ምኳኑ
He acts as if he represent HGDEF 100% by speaking unnecessarily on their behalf, he could speak just for himself. It just speaks about his substandard values and untrustworthiness.
not really please get out of hate
Because you are supporting Eritrea 🇪🇷 and Eritrean people or army it doesn’t mean you are supporting Pfdj Dani
Nic ሚዛናዊ ኣተሃሳስባ ቀጽሎ
ሜሮን ሎቕማጽ ኩርኩር ባራዩ😂😂
ሓድሽ ዝሰማዕኽዋ ነገር የለን: ጽላለ ማለት ተመሳሳሊ እንዳሰራሕካ : ፉሉይ ውጺኢት ምጽባይ እዩ ።
ሀጽ ኢሊን ዚዊጻ ዚዒሚጻ ይቢ ዚሒ
Dehri iseyas daniel zibhal iu mesleni kemerhana. des zibil agalalixa 10q kulu gize amxialna pls❤❤
አታ ኒሲኻስ ቢካ ዲም ኾይኒካ ኺዲኽ ቲኪዊን
ብሉጽን ብሱልን ሓሳብ ዳኒ!
ንተንኮልን ክፍኣትን ኤርትራውነት ክስብ ሕጂ ዝይተርዳኣኩም ካብዚ ቆልዓ ተማሃሩ።