ፍረ ጻዕሪ ፡ ኣብነታዊ ሓረስታይ ኣቶ ኣልኣዛር ተኣምራት | Exemplary farmer Mr. Alazar Teamrat | ERi-TV

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 19 ก.ค. 2023
  • ERi-TV, Eritrea - ፍረ ጻዕሪ፡ኣብነታዊ ሓረስታይ ኣቶ ኣልኣዛር ተኣምራት | Exemplary farmer Mr. Alazar Teamrat
    Any unauthorized use, copying or redistribution of this program or any ERI-TV program is strictly prohibited.
  • บันเทิง

ความคิดเห็น • 23

  • @astertekle4781
    @astertekle4781 11 หลายเดือนก่อน

    ዕዉት ሐረስታይ ሀገርና ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ

  • @TM-yl8bg
    @TM-yl8bg 11 หลายเดือนก่อน +1

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኤርትራዊ ጻዕራም ዘይሕለል 👍🏽🇪🇷🌹❤️😍😍🌹💯🌹🎉🌹🎉🌴🐪

  • @angesomgebreyesus7190
    @angesomgebreyesus7190 11 หลายเดือนก่อน +4

    ብ ጣዕሚ ጽቡቅ ተበግሶ ኢዩ
    ኣብ ኤርትራ ኮለኩ ሓረስታይ ኢየ ነረ።
    ብመጠኑ ጽቡቅ ክእለት ናይ ማሕረስ ኔርኒ ።
    ሞቶር ዒላ ውን ኔርኒ።
    ኣብዚ ምስ መጻኩ ቅድሚ ግዛ ምሃቦም ኣብ ካንፒ ኮለኩ ምስ ሓደ ሓረስታይ 6 ወርሒ ሰርሐ ብትራግትተር ይሓርስ ነተን እስታልኡ ድማ ይ ኣልየኑ ኔረ 170 ከብቲ ኣለው ኦ ሰብዓ ዝሕለባ ማለት ኢዩ።
    ካብ ቲ ኣቡ ዝተመኮርክዎ ሞያ ነቲ ሳዕሪ ብትራክተር እዳ ጎነክና ኣብ ዓቢ ባስካ ንመልኦ ኔርና። ብድሕሪኡ ምሉእ ሓጋይይምገብ ኦ ማለት ኢዩ ብጣዕሚ ውጺእታዊ ኢዩ።
    ንቓን ጫ ዕፉ ትራይ ዘይኮነስ ዋላ ሳዕሪ ከተቐምጦ ትክእል ኢካ።
    ኣነ ንኩሉ ሓረስታይ ህዝብና እዚ ተመኩሮ ተዝንገሮ ትዓብርን ዝዓብርን ከብቲ ኣይምስተረክበን።
    ኣብ ዓዲ ኮለኩ ሳዕሪ ከም ዱርቓ መሳሊ ኣብ ዋላ ወይ ድማ ኣብ ዝባን ህድሞ ነቀምጥ ኔርና ግን። ነተን ኣብ ውሽጢ ተጸቂጠን ዝነበራ ሳዕሪ ኢዮም ዝብህግወን እቶም ኸብቲ።
    ፍሉይነት ከምዘለዎስ ተረዲእኒ።
    ኣብ ዓድና ብዙሕ ሳዕሪ ኢዩ ዝጎሓፍ ብሰንኪ ዘይግቡእ ኣጠቃቕማ። ዘን ኩለን ከብቲ ውን ንምሉእ ሓጋይ ዘመግበን ኣብ ሓንቲ ወርሒ ቀውዒ ከስዕራ ከለዋ ብኣራግጽ ይጠፍእኦ እዚ ጎስጋስ ክግበረሉ ኣለዎ።በገባብ ተዝተሓዝ እታይ እሞ ክብለኩም ኢየ ሃገር ጠጠው ምበለት ብጸጋና።

  • @abdalkarimhazot1254
    @abdalkarimhazot1254 11 หลายเดือนก่อน

    ماشاء الله تبارك الله 🧡🇪🇷🧡🇪🇷🧡🇪🇷

  • @nigistihadgu1819
    @nigistihadgu1819 11 หลายเดือนก่อน

    ❤️🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🤝🤝💪💪💪🙏ያሰላም ያሰላም ሰይይይይ ምችውቲ ሃገርና ምስ ህዝባ ጀጋኑ መራሕታ ምስ ጀጋኑ ወተሃደራታ ዓሽሽሽሽ ሰስኑ ሰፍኒ ዎልታን ኩኑ ዓምሩልና እስከ ትናፈቁ ደቂ ኤረና አብ ጎንኩም አለና አብሺሩ አጆናናና🤝🤝🤝💪💪💪💪💪💪💪💪💪🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @filmonmenghistab1377
    @filmonmenghistab1377 10 หลายเดือนก่อน

    Fere xaerekume yefterelkume deki Ereyy ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷⛪🕌❤💪💪💪💪💪💪💪💪

  • @menilekkenfe4708
    @menilekkenfe4708 11 หลายเดือนก่อน +2

    Good job I’m so proud 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️💪🏿✊🏿

  • @WarsaYYikealo1249
    @WarsaYYikealo1249 11 หลายเดือนก่อน +2

    Prosperous Eritrea ✨️🇪🇷✨️👍👌

  • @binitewe9089
    @binitewe9089 10 หลายเดือนก่อน

    Viva Eritrea

  • @user-gm7mh5cg7j
    @user-gm7mh5cg7j 11 หลายเดือนก่อน +2

    🇪🇷 Eritreawi🇪🇷 ❤❤❤❤❤ eyu

  • @terhasfessehazion7785
    @terhasfessehazion7785 11 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤
    🎉🎉🎉🎉🎉
    🎉🎉🎉🎉
    Zibuke
    Sirae

  • @mehrethabteselassie5307
    @mehrethabteselassie5307 11 หลายเดือนก่อน

    ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷💯💯👍🇪🇷❤️🙏❤️🇪🇷👍👍 egzabiher edmen teanan yhabka

  • @hizbawiginbarginbarghinda3872
    @hizbawiginbarginbarghinda3872 4 หลายเดือนก่อน

    👍
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @almaznirayo9318
    @almaznirayo9318 11 หลายเดือนก่อน

    Good job 🎉

  • @nashibrhane8399
    @nashibrhane8399 11 หลายเดือนก่อน

    ወይ ሓግር ደልድላ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @danidaniel7685
    @danidaniel7685 11 หลายเดือนก่อน

    Bravo bsenki thikit wey keltifka genzeb nimiray u seb zisided zelo hasadat ka bezihomo hizbey dhan amlak ayrindo

  • @binitewe9089
    @binitewe9089 10 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤

  • @user-vp6gh2wl7c
    @user-vp6gh2wl7c 11 หลายเดือนก่อน

    Alaezar tuum seb kabzi nlaali ktabi ymneyelka ❤❤❤

  • @bereketgebretinsae180
    @bereketgebretinsae180 11 หลายเดือนก่อน +1

    🇪🇷😍🇪🇷😍🇪🇷😍🇪🇷😍🇪🇷😍

  • @selamyosef7829
    @selamyosef7829 11 หลายเดือนก่อน +1

    Waw Yaredn yonin msarhtey ab nus zoba dbarwa btami eye zfetwekumn znafkokumn adu nseb kbretu eyu ab sdet kone kryekum keleku eda nebaku mknyatu nzfetwo sreheyn hzbeyn nafukot aleni ato alazar kea nmukulul akebablakan tsaram herestay jgna nskan dekikan adnakotey ygeltselka nay mray edl terekibka eza tshftey ktrya tesfa ygebr nkulukum msarhtey memahrteyn nus zoba dbarwa kea selamta abtsuhuley

  • @user-tg9hm3ui3k
    @user-tg9hm3ui3k 11 หลายเดือนก่อน

    ajoka qaxloie nisika wanie xbuqe aleka

  • @henokgoytom1407
    @henokgoytom1407 11 หลายเดือนก่อน

    Alazar jgna sebay

  • @tarikasmerom6238
    @tarikasmerom6238 11 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤