ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ንከታተለኩም ኣለና ቀፅልሉ!!❤
Nice to gets 50k,keep it up
Thanks! Will do!
The disagreement is between TPLF and PP .
You are listing and broadcasting your internal feeling and conclusion
ዎዮ ድኣ ፈታዊኹምን ጸላኢኹምን ናይ ምልላይ ጸገም ኣሎኹም እንበር፣ኤርትራስ ሒማቕኩም ዘይትመነን፣ናይ ሓቢርካ ምዕባይ ትኣምንን ክትከውን እንከላ፣ብወገን ትግራይ ግን ኣብ ክንዲ ነዚ መትከላውን፣እንኮ መፍትሒ ናይቲ ከባቢ ኣሚና፣ንዕቤታን ዕቤት ኤርትራን ትውጥን፣ንጊዚያውን ዘየሰጉምን ረብሓታት ንምርካብ፣ንኤርትራ ጠሊማ ጥራይ ዘይኮነስ፣ነቲ ህዝቢ'ውን ነብሱ ኪኢሉ ንኸይነብር፣ኩናት ኣውጃ፣ንምጥፍኡ ዘይደየበቶ መስገደል ኣይነበረን።ይኹን እንበር፣ጭጉራፍሲ ሃሪማ ተአዊ ድኣ ኰይኑ ነገሩ እንበር፣መጀመርያ ዝተበደለስ ህዝቢ ኤርት ኢ'ዩ።ሎሚ ኽኣ እቲ እንኮ ናይዚ ክልተ ጎረባብቲ ህዝቢ መፍትሒ፣ኣብ ክንዲ ዝገበርካዮ በደል ረሲዕካ፣ሕነ ክትፈዲ ምሕንሓን፣ደገደፍካ ገዲፍካ፣ምትዕራቕን ሰላምን ኢዩ መፍቲሒኡ።ነዚ ንምትግባር ድማ፣እቲ ቀንድን፣ወሳንን ንውዕል ኣልጀርስ ተቐቢልካ፣ዶባትካን ወሰናስንካን፣ኣፍሊጥካን፣ሓንጺጽካን፣ነቲ ህዝቢ ምቕሳኑ ኢዩሞ፣ልቢ ግበሩ፣ጸበባ ከየሕለፍካ፣ኣብ ራህዋ ስለ ዘይብጻሕ፣ኣብ ክንዲ ንጊዝያውን ጸቢብን ረብሓታት ጥራይ ምሕሳብ፣ዘይቅየርን ንነዊሕ ዝጠመተን መርሓ-ጎደና ተኸተሉሞ፣ክልቲኡ ህዝቢ ድማ፣ብኡ ጌሩ ክዓቢ ኢዩ።ኣለም:ዎልኣለም ኣሜን።
* ህወሓት (ጉጆለ ድሕረት) ክሳብ ዘሎ ኣብ ትግራይ ዴሞክራሲ ኣይሕሰብን።* ብሰንኪ ፅልኢት ህወሓት ሓድነት ትግራይ ኣብ ሓደጋ ኣሎ።
No a
Abyi 666 setdfri koshsh yelena
Kefu😊
Deme midya atebelateme
Abyi more set defri kefu new birrr
Abyi more set defri kefu
እዚ ዓለቕቲ ማለሊት ህውሓት ወያነን ፍንጫል መሰንገል ህውሓት ግዝያዊ ምምሕዳር መንግስቲ ትግራይ መራሕትን ደገፍቶምን ደመኛ ጸላኢ ህዝቢ ትግራይ ምዃኑ ህዝቢ ትግራይ ዛጊት ኣብዚ ሰዓት ነቲ ኣብ ልዕሊኡ ወሪድዎ ዘሎ ሕሰምን መከራን ጠንቂ መን ምዃኑ ዘይፈልጥ እንተ ድኣ ኮይኑ ፡ ኣብ እዕሊኡ ወሪዱዎ ዘሎ ሕሰም ዘይቕንጠጥ ጾር ኮይኑ ክቕጽል ባዕሉ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ልዕሊኡ ነዚ ሕሰም ንክቕጽል ከምፍቃድ ይቑጸር።
666 tetefu Ethiopia keme mute
ሰራዊት ኤርትራ ብመሰረት ስምምዕ ኣልጀርስ ኣብ ዝተዋህበኒ መሬተይ እየ ዘለኹ እዩ ዝብል ዘሎ ስለዚ እንታይ ጌጋ ኣለዎ????
ንከታተለኩም ኣለና ቀፅልሉ!!❤
Nice to gets 50k,keep it up
Thanks! Will do!
The disagreement is between TPLF and PP .
You are listing and broadcasting your internal feeling and conclusion
ዎዮ ድኣ ፈታዊኹምን ጸላኢኹምን ናይ ምልላይ ጸገም ኣሎኹም እንበር፣ኤርትራስ ሒማቕኩም ዘይትመነን፣ናይ ሓቢርካ ምዕባይ ትኣምንን ክትከውን እንከላ፣ብወገን ትግራይ ግን ኣብ ክንዲ ነዚ መትከላውን፣እንኮ መፍትሒ ናይቲ ከባቢ ኣሚና፣ንዕቤታን ዕቤት ኤርትራን ትውጥን፣ንጊዚያውን ዘየሰጉምን ረብሓታት ንምርካብ፣ንኤርትራ ጠሊማ ጥራይ ዘይኮነስ፣ነቲ ህዝቢ'ውን ነብሱ ኪኢሉ ንኸይነብር፣ኩናት ኣውጃ፣ንምጥፍኡ ዘይደየበቶ መስገደል ኣይነበረን።
ይኹን እንበር፣ጭጉራፍሲ ሃሪማ ተአዊ ድኣ ኰይኑ ነገሩ እንበር፣መጀመርያ ዝተበደለስ ህዝቢ ኤርት ኢ'ዩ።
ሎሚ ኽኣ እቲ እንኮ ናይዚ ክልተ ጎረባብቲ ህዝቢ መፍትሒ፣ኣብ ክንዲ ዝገበርካዮ በደል ረሲዕካ፣ሕነ ክትፈዲ ምሕንሓን፣ደገደፍካ ገዲፍካ፣ምትዕራቕን ሰላምን ኢዩ መፍቲሒኡ።
ነዚ ንምትግባር ድማ፣እቲ ቀንድን፣ወሳንን ንውዕል ኣልጀርስ ተቐቢልካ፣ዶባትካን ወሰናስንካን፣ኣፍሊጥካን፣ሓንጺጽካን፣ነቲ ህዝቢ ምቕሳኑ ኢዩሞ፣ልቢ ግበሩ፣ጸበባ ከየሕለፍካ፣ኣብ ራህዋ ስለ ዘይብጻሕ፣ኣብ ክንዲ ንጊዝያውን ጸቢብን ረብሓታት ጥራይ ምሕሳብ፣ዘይቅየርን ንነዊሕ ዝጠመተን መርሓ-ጎደና ተኸተሉሞ፣ክልቲኡ ህዝቢ ድማ፣ብኡ ጌሩ ክዓቢ ኢዩ።
ኣለም:ዎልኣለም ኣሜን።
* ህወሓት (ጉጆለ ድሕረት) ክሳብ ዘሎ ኣብ ትግራይ ዴሞክራሲ ኣይሕሰብን።
* ብሰንኪ ፅልኢት ህወሓት ሓድነት ትግራይ ኣብ ሓደጋ ኣሎ።