BREAKING News II ዘሰንብድ ምስጥራዊ ሓበሬታ II ኣቢይ ብዛዕባ ትግራይን ኤርትራን ዝተዛረቦ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 25 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 6

  • @kidanutadele921
    @kidanutadele921 2 หลายเดือนก่อน +14

    ንምንታይ እዩም እቶም ጀነራላት ኢዶም ዘይእትው እዝቢ እስካብ እንታይ ዝኸውን እዮም ዕድል ዝህብዎም ዘለው ንምንታይ ዘያስርዎም እንተዘይኮይኑ ካኣ እቶም ጸገም ዝፈጥሩ መራሕቲ ዝባሃሉ ደሊኻ ኣሕሊፍካ ምሃብ እንታይ ዝገበረ ህዝቢ እዩ ዋላ ይቖራርጽዎም ከዳዓትን ረሳሓትን እዮም

  • @teresaaraiaberhe2842
    @teresaaraiaberhe2842 2 หลายเดือนก่อน +6

    ኣብዩ ኩሉሳዕ ኢዩ ክም ዕቡድ ከልቢ ዝነብሕ ኣይትጨነቑሉ።ንሕና እግዘኣብሔርና ኣለና

  • @GideyGebreyohannes
    @GideyGebreyohannes 2 หลายเดือนก่อน +1

    Where is Tdf, G. Tadese, G.Dinkul G.Migbey and all other heroes TDF Tegaru, why the destroyed merahti Tgray what happened the tegaru diaspora so we stand together now please bejakum

  • @hemedenhemu2956
    @hemedenhemu2956 2 หลายเดือนก่อน +1

    አይሰማም

  • @kidanutadele921
    @kidanutadele921 2 หลายเดือนก่อน +1

    እቲ ህዝቢ እንተኾነ ንምንታይ እዩ ስቕ ዝብል ይኣኽለኩም ስለዝየድለናኩም ኣይትድልዩናን ዘይብሎም እስካብ መዓስ እዩ ኣነ ዝገርመኒ መንእሰይ ኣወዲእካን ኣህሊቅካንስ ንስልጣን ዝብል ሰይጣን ይኣክል ዘይባሃለሉ ምኽንያት እንታይ እዩ ህዝቢ ኣብ ሓደጋን ህልውንኡ ዘየራጋገጸ ህዝቢ ጎቦን ሽንጥሮን ድዮም ክመርሑ ዝደልዩ ሓመድ ብልዑ ከዳዓት ኤህ ዳኣ ንስኹምስ ዝረገጽክምዋ መሬት ትክዳዕኩም ከምቲ ከዲዕክምዎ ዘለኩም ህዝቢ ድቃስ ዘይብልኪም ሕደሩ ዕሾኽ ይውጋእኹም ብሕማም የጣላቒኹም ከምታ ብዝናብን ብጭቃን ዝጣላቐ ዘሎ ህዝብን

  • @rishanbitow3197
    @rishanbitow3197 2 หลายเดือนก่อน

    ❤️❤️❤️❤️❤️