ሌላ ምስ ፕሮፈሽናል ተቐዳዳማይ ብሽግለታ ናትናኤል ተስፋጽዮን |Interview with cycling pro Natnael Tesfazion-ERi-TV

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 30 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 403

  • @ኹሉኸምፍቃድካይኹንጎይታየ
    @ኹሉኸምፍቃድካይኹንጎይታየ 2 ปีที่แล้ว +415

    ንናቱ ከምዚ ከማይ ፍትው ዘብሎ 👍
    I Love you ናቱ መቅሰን ❤️🇪🇷❤️

    • @gaema9673
      @gaema9673 2 ปีที่แล้ว +1

      👆🇪🇷❤️🥰✝️👏🏻👏🏻👏🏻

    • @yoaze5100
      @yoaze5100 2 ปีที่แล้ว +1

      me too 🇪🇷🇪🇷

    • @asmayittsegay5907
      @asmayittsegay5907 2 ปีที่แล้ว

      Ane aleku

  • @fjjcdifth961
    @fjjcdifth961 2 ปีที่แล้ว +95

    ንፉዕ ኣቦ ናይ ብሓቂ እንቃዕ ፍረ ጻማኹም ረኸብኩም ኩቡራት ወለዲ 🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😍😍❤❤❤

    • @adiamzere4783
      @adiamzere4783 2 ปีที่แล้ว +4

      Nay bahqi ❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @ኹሉኸምፍቃድካይኹንጎይታየ
    @ኹሉኸምፍቃድካይኹንጎይታየ 2 ปีที่แล้ว +85

    ናተይ ኣምላኽ ጽላሉ የንብረልካ ወዲ ኤረይ 🙏🇪🇷❤️🇪🇷

  • @ksanet14ever63
    @ksanet14ever63 2 ปีที่แล้ว +84

    ካብ ናቱ ንላዕሊ ንወለዱ ፍትውውወ ብፍላይ ነብኡ
    በቲ ድልየት ወዱ በቲ ንበዓልቲ ቤቱ ዘለዎ ክብሪ ዋውው ደስ ትብል ኤርትራዊት ስድራ🇪🇷

    • @nahomtesfayewhans7518
      @nahomtesfayewhans7518 2 ปีที่แล้ว +3

      ዋዉዉዉ ናይ ብሓቂ

    • @yoaze5100
      @yoaze5100 2 ปีที่แล้ว +1

      nay behaqi 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @hiwethadera6759
      @hiwethadera6759 2 ปีที่แล้ว +2

      Tnx alott 🥰🥰😍kbret yhabelna

    • @eduamare9090
      @eduamare9090 2 ปีที่แล้ว +2

      Nay bhaqi sdra Natu des kbluka edmen tenan yhabkum fetari

  • @ghenetmedhane9515
    @ghenetmedhane9515 2 ปีที่แล้ว +49

    ምርቓ ወለድኻ ምርቓ ኩሉ ህዝብኻ'ዩ ናታነይ ወፊርኩም እተው ኩልኹም ደቂ 🇪🇷 እሾኽ ኣይጋእኩም 🇪🇷💖🙏🙏🙏::

  • @Rakibella17
    @Rakibella17 2 ปีที่แล้ว +50

    ናቱ ዝፈትዎን ማራ ሓቦኛ ጻዕራም ትሑት ፕሮፎሺናል ተቀዳዳማይ ብሽግለታ ኢኻ ቀጽሎ ማራ ኢና ንፈትወካ 🇪🇷❤️🇪🇷‼️💪✌️

  • @moolonn4385
    @moolonn4385 2 ปีที่แล้ว +52

    ናቱ ጅግና ኣምላኽ ኣብትሕቲ ጸላሉ ይሓልካ 🙏😍

  • @iad-im7702
    @iad-im7702 2 ปีที่แล้ว +18

    መዝሙር ዳዊት 20
    1፤ እግዚኣብሄር ብመዓልቲ ጸበባ ይስማዕካ፣
    ስም ኣምላኽ ያእቆብ ልዕል የብልካ።

  • @ሃገረሰማእታት
    @ሃገረሰማእታት 2 ปีที่แล้ว +79

    ናቱ ዓቢ ሰብ ኣብ ሂወትካ ጥዕና ኣብ ጉዕዞኻ ኣሳልጦ ይምነይልካ ሓቢቢ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🚴🏿‍♂️🚴🏿‍♂️

    • @nataneley
      @nataneley 7 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን

  • @yemanejone526
    @yemanejone526 2 ปีที่แล้ว +44

    ናይ ናቱ ፈተውቲ፧ኣድነቅት፧ደገፍቲ፦ ኣበይ ኣለኩም?ኣብ ዘለክሞ ማርያም ትሓልኩም። እስከ ልበይ ክሕጎስ like 👍👍👍👍 ሃብኒ።ይሕጉስኒኒ

  • @SelamErey3172
    @SelamErey3172 2 ปีที่แล้ว +12

    እግዚኣብሄር እምነትካን ንጹህ ልብኻን ይርኣየካል፤ ናቱ ጅግና። ዓወት ብዓወት ይሃብካ።🇪🇷🙏🏽🇪🇷 ኣኽባሪ ዓቢ ኣሕዋትካ፤ FairPlay ብተግባር ዘርኣኻና፤ ብሉጽ መንእሰይ!!❤️

  • @berekegoitom4328
    @berekegoitom4328 2 ปีที่แล้ว +11

    ናቱ ዕድመን ጥዕናንን ይሃብካ ኣጆካ ወትሩ ዕወት ይምንየልካ 🇪🇷🇪🇷

  • @millionyemane7406
    @millionyemane7406 2 ปีที่แล้ว +17

    Natu the good thing in life is to know your talent at early stage of your life. Only few people like you face it and work hard for it. Way to go Natu. Good luck!! 🇪🇷🇪🇷

  • @filieri9056
    @filieri9056 2 ปีที่แล้ว +26

    ናቱ ወዲ ጋጂ ኣኹሪዕካና፡ ደስ ዝብሉ ስድራቤት ኣለዉኻ ከኣ 🇪🇷❤

  • @mikelnigist259
    @mikelnigist259 2 ปีที่แล้ว +10

    Natu Sweet, God bless you also your family, we all Eritrean proud of you, beautiful family, well daddy. Proud to be Eritrean.

  • @eriiq8208
    @eriiq8208 2 ปีที่แล้ว +16

    ጽቡቕ ጌርኩም እዛ ኣቕይምኩሞ ዝነብርኩም ኣማሊስኩማ ናቱ ብዙሕ ከርእየና ኢዩ ። ነዛ ሻንፒዮን ውን ንሱ ክዕወተላ ዝብል ግምት ነይሩና ድሕሪ ሕጂ ናይ ዓድና እቲ ዝሓየለ ሓኻራይ ክምዝኸውን ርግጽኛ ኢየ ።

  • @stilljesusloveyou9644
    @stilljesusloveyou9644 2 ปีที่แล้ว +58

    ናይ ቢኒያም ስድራቤት ናይ መርዊ ስድራቤት ከም እውን ናይ ናቱ ኩሎም ትሑታት ጥዑማትን ብሓፈሺኡ ስድራቤት ኤርትራ ትሑታትን ምቁልላትን ከምዝደለካዮ መሪጽካ ኣይትውለድን እንዲካ ግን ንኡሰይ ወለዶ ከምዚ እዮም ስድራቤትና ውረስ ተወራሰስ እንቛዕ ኤርትራዊ ኮንኩ ዘብል እዚ እዩ ።

  • @mebrahtomgebremeskel5307
    @mebrahtomgebremeskel5307 2 ปีที่แล้ว +26

    ናቱ ኣባ ተርግ. he is so funny i like his interview 👌👌

  • @habtomyemane9995
    @habtomyemane9995 2 ปีที่แล้ว +1

    ብሉጽ ተቀዳዳማይ ፕሮፎሽናል ናትናኤል ተስፋጽዮን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እግዝኣብሔር ኣምላኽ ኣብ ኩሉ ውድድራትካ ዓወትን ጥበብን ይዓድልካ።

  • @sure1705
    @sure1705 2 ปีที่แล้ว +11

    This guy is something else🇪🇷✊🏾

  • @napolieonnapal5525
    @napolieonnapal5525 2 ปีที่แล้ว +1

    ናቱ ጅግና እግዛኣቢሄር ኣምላኽ ጽላሉ የንብረልካ ኣብ ጉዕዞኻ ሰናይን ኣሳልጦን ይምነየልካ🙏
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 💪🏻💪🏻💪🏻🚴🏿‍♂️🚴🏿‍♂️🚴🏿‍♂️

  • @senaitgrmaiy1218
    @senaitgrmaiy1218 2 ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ ደስ ትብሉ ስድራ ፈጣሪ በረኸቱ የብዝሐልኩም🙏❤️💐 አቹ ሽኮር ቡዙሕ ኢና ንጽበ ካባኻ ነዚ ዓወታትካ ቀጽሎ ፈጣሪ አይፈለየካ ሐወይ ናተይ. 🙏❤️🇪🇷❤️⭐️🌹💐🎖

  • @WarsaYYikealo1249
    @WarsaYYikealo1249 2 ปีที่แล้ว +4

    ናቱ ብተደጋጋሚ መውደቅቲ ዘጋጥመካ ዘሎ፡ ኣብ ብሽክለታ ከምዝበልካዮ ልሙድ እኳ እንተኾነ፡ግን ድማ ንሃገርካን ነብስኻን ዓወት ክትሓፍስ ምሒር ድልየት ስለዘለካ እዩ ኢለ ይኣምን። እሞ ሓደራ ዝብለካ ኣብ ኣብ ኣንጎሎታት ብፍላይ ጥንቅቕ ኢልካ ዘውር። ምኽንያቱ ምጥንቃቅ ርእሱ ዝኸኣለ ናይ ዓወት መንገዲ ስለዝኾነ። 🇪🇷👏👍

  • @sunnysideup5150
    @sunnysideup5150 2 ปีที่แล้ว +11

    Nati jegina,we proud of you,keep going,you are very talented, talented and caring,and considerate person,that’s good quality to have,keep up 🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🌹🌹❤️❤️🙏💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾

  • @rnaxa1620
    @rnaxa1620 2 ปีที่แล้ว +8

    Bulux hayal tehut natu gigna kexilo am proud of you 👏 eritrawi kubur meninet 🇪🇷 ✊️

  • @Servingthetruth24.
    @Servingthetruth24. 2 ปีที่แล้ว +12

    Bravo journalist micheal and thanks for natu witb his family

  • @M.R.D586
    @M.R.D586 2 ปีที่แล้ว +3

    ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን ስለ እቲ ግርህናኻን ቅንዕናኻን ኣብ ኩሉ ጉዕዞኻ ድማ ኣምላኽ ዓወትን ኣሳልጦን ይሃብካ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍💪💪

  • @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
    @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ 2 ปีที่แล้ว +3

    በጣዕሚ ደስ ዝብል ኣክሹ ሓወይ ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን ካብ መትዓብይቲ መማህርቲ!

  • @ak4ever818
    @ak4ever818 2 ปีที่แล้ว +11

    Natalino and Bini fathers used to be huge Yonas Zekarias fan one reason they both got support from thier fathers. Good luck our brother Natalino and God bless.

  • @lulrbahri
    @lulrbahri 2 ปีที่แล้ว +37

    ናቲ ሽኮር ወዲ ኤረይ እንቋዕ ናትና ኮንካ ሓበን ህዝቡ ኣምላኽ ምሳካ ይኩን ሓወይ ናተይ

  • @tesfalemfissaha1124
    @tesfalemfissaha1124 2 ปีที่แล้ว +2

    እምበር ናትናኤል።
    ንስኻ ብርር ሃገርን ስድራን ኢኻ፡
    ፈጣሪ ዓቕልን ብቕዓትን ምሉእ ልቦናን
    ዝዓደለካ፡ ፍትው ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
    ቅንዕና ዘለካ ስለ ዝኾንካ ትሓርቕ፡
    ቅንዕናኻ ግን እቲ ዝዓበየ ናይ ዓወትካ መንገዲ
    ምኻኑ እመን።

  • @haftialemey1971
    @haftialemey1971 2 ปีที่แล้ว +14

    Nati nati jgna keep going God bless you

  • @johnabrham4491
    @johnabrham4491 2 ปีที่แล้ว +4

    Nati shkor bmntay ye mo kgelxeka kulu nebska fqri ab kulu awetn asalton ymnyelka ab zlale derja deybka bkal awet knrakeb ymnyelka amlak msaka ykun nati jgna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️

  • @ባርካይወዲባርካ
    @ባርካይወዲባርካ 2 ปีที่แล้ว +48

    ኩላኻ ናቱ በል ሓጎስ ክትድረር

  • @freweiniteklemariam8055
    @freweiniteklemariam8055 2 ปีที่แล้ว +48

    Nattiii shikor wedi erey jigna edemen tienan yihabka mis sidraka 👉🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ኩሉድሕሪሃገር-ረ2ፀ
    @ኩሉድሕሪሃገር-ረ2ፀ 2 ปีที่แล้ว +1

    ናቱ ጅግና ኣምላኻ ካብ መውደቅቲ ይሓልወካ።

  • @wedihdri9031
    @wedihdri9031 2 ปีที่แล้ว +1

    Eri tv ብጣዕሚ ነመስግን ንኹቡራት ዕውታት ስፖርታውያና። ብኸምዚ ዝበለ ኣብ ገዝኦም ብምብጻሕ ምድናቅን ምምስጋንን ምስ ኩቡራት ስድራቤት ምልላይን ምምስጋንን ሰናይ። ስራሕ እዩ ከመይ ኩቡር ስድራቤት መሰረትን ኣሰልጢና ኣዕጢቃ ዘዳለወት ክይቡር ምስጋና ይግበኣ ከመይ ንኻልኦት ኣብነት ክትከውን ትኽእል እያ ናቱ ኣብጣዕሚ ነመስግነካ ኣጆኻ በርዕ እግዚኣብሄር ምሳኻ ይኹን

  • @beleri9119
    @beleri9119 2 ปีที่แล้ว +4

    Natu Congratulations 🎊 with great family god bless you everywhere🇪🇷💪❤️👍🌹

  • @mikalrezene9287
    @mikalrezene9287 2 ปีที่แล้ว +1

    Natu congratulations ❤God bless u also your family we all eritrean proud of you....🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ሰላምቤተይጥዕናንብረተይ
    @ሰላምቤተይጥዕናንብረተይ 2 ปีที่แล้ว +31

    ካብ ናቱ ንላዕሊ ኣደ ናቱ ፈቴያ ኣደይ ኮይና ተሰሚዓትኒ ኣዘራርብኣን ትሕትናኣን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ስድራቤት ናቱ 🙏🙏🙏

    • @hiwethadera6759
      @hiwethadera6759 2 ปีที่แล้ว +1

      Amen tnxx alot

    • @ሰላምቤተይጥዕናንብረተይ
      @ሰላምቤተይጥዕናንብረተይ 2 ปีที่แล้ว +3

      @@hiwethadera6759 ማማየ ኣነ እምበር የቐኔለይ ክብሪ ሂብኪ መልሲ ዝሃብክኒ"
      ደጊመ ኩሉ ሰሰናዩ ይምነየልኪ ማሚና 🙏

  • @ኤርትራሜሬትጀጋኑ
    @ኤርትራሜሬትጀጋኑ 2 ปีที่แล้ว +24

    ናትናኤል ዝብሃል ወዲ ክልተ ዓመት ዉሉድ ኣሎኒ ኣገልጋሊ ቤቴክርስትያን ንፊዕ ዲያቆንን ካህንን ክኮነለይ ኢየ ዝትምነ ነይረ፡ ሕጂ ግን ካብ ምሒር ፍትወት ናቱ ጅግና ግዲ ኮይኑስ ናይ ወትሩ ትምኒተይ ከምዞም ሃባርም ደቂ ኤሬይ ክኮነለይ ትምኒተይ ይፈታትነኒ ኣሎ

    • @yemanejone526
      @yemanejone526 2 ปีที่แล้ว +1

      ሓወይ ቀድም ዝሓስብካዮ ይጥዕም፦amlak eyhagzaka ka

    • @teamemossur7752
      @teamemossur7752 2 ปีที่แล้ว

      try to Observe the talentes of ur Sohn.

    • @ኤርትራሜሬትጀጋኑ
      @ኤርትራሜሬትጀጋኑ 2 ปีที่แล้ว +1

      yemane ኡሱስ ሓቅካ የግዳስ በዞም ጀጋኑ ሽም ሃገረይ ክጽዋዕ ህርመት ልበይ ዚያዳ እንዳ ሃረመት ኣሸጊራትኒ

    • @gidegoitom6225
      @gidegoitom6225 2 ปีที่แล้ว +1

      Ajoka kkonelka u sportawi wn darga kem diaqon u ab Amlaku aminu bsne sreat zkeyd tmnitka yehabka Amlak

    • @yafetfeshation4436
      @yafetfeshation4436 2 ปีที่แล้ว

      Agesi donkoro tzarebe elki deki ewa wezal tem eski beli / bel tergum betekristyan yflet besmit aytzareb

  • @sk-fd5di
    @sk-fd5di 2 ปีที่แล้ว +2

    Nay bhaki abnetawi meniesey Natuye and you have brilliant parents ✅ may Hod bless you all

  • @asmaramelody3153
    @asmaramelody3153 2 ปีที่แล้ว

    Humble and gentle family. Natu, you got to be proud of your beautiful family. Impressive!

  • @JohnJohn-ct1fd
    @JohnJohn-ct1fd 2 ปีที่แล้ว +2

    ናቱ ኣንበሳ ቁኑዕ ሰብ ኣምላክ ምሉእ ጥዕና ይሃብካ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷💯✅👍 ወዲ ኤሬይ

  • @onecantdietwicealexander6722
    @onecantdietwicealexander6722 2 ปีที่แล้ว +27

    @ናይ ናቱ ደገፍቲ ኣለኹም ዶ GBU

  • @yuel8254
    @yuel8254 2 ปีที่แล้ว +6

    Hdmen Thnan Yhabka.👍🏽🇪🇷🌺

  • @wezbest8238
    @wezbest8238 2 ปีที่แล้ว +1

    Eway natalino nay himamey sebay eika nesika ur a hero keep going!!!!!
    Nay aboka eika wesideka akshu arkey and long love to your family!!!!

  • @Robeltk
    @Robeltk 2 ปีที่แล้ว +1

    እንቃዓ ደስ በለኩም ኩቡራት ወለዲ!

  • @1eriterahagery242
    @1eriterahagery242 2 ปีที่แล้ว

    ብራቮ ናቱ ሓውና ንፍዕ በርትዕ ኩልና ፈተውትካ ሃገርና ኤርትራ ብዙሕ ትጽበየካ ኣላ እሞ ኣጆካ። ብርካት ወልድካ ጽቡቅ ኣዘንተመወና እሞ ሕጂ ውን ዘረባ ወለድካ ስማዕ። ኣዳላዊ መደብ ጽቡቅ መደብ💪🏿🇪🇷❤️👍🏿🙏🏿💪🏿🇪🇷❤️👍🏿

  • @edenlove127
    @edenlove127 2 ปีที่แล้ว +1

    Natuye marey kndey hargoxgox segirka ika abzi bexihka emo enqa nay lbka semerelka we’re proud of you wedi eriye enqa natka konka kab lbna futuw ina nebleka ❤️😘🥰🙏ab qexali kabzi nlali kem tehgsena ka aytaratern ye 🙏❤️

  • @Yonaswoldo1330
    @Yonaswoldo1330 2 ปีที่แล้ว +18

    ዓሚ ከምዚ ሎሚ መታለልን መዳናገርን ዝበልካዮ ናቱ ጅግና፡ሕጂ ኣብ ዓመቱ መልሓስካ ኣሐይኹ ብብቕዓቱን ትሕትንኡን ስዒሩካ እንደገና ክትውድሶን ታሪኹ ብኽብሪ ብልሳንካ ክትትርኾን ጌሩካ ምክኤለ ኣንታ ገንጋን ማንታ ርእሱ።

    • @tsegetesfamichael9397
      @tsegetesfamichael9397 2 ปีที่แล้ว +4

      Kkkkkk nzi dyu ka kemau elwo

    • @Yonaswoldo1330
      @Yonaswoldo1330 2 ปีที่แล้ว +1

      @@tsegetesfamichael9397
      እወ ምስኪናይ ንባዕሉ መገዲ ተጋግዩ ከሲሩ ከይኣኽሎስ እዚ ገንጋን እዚ ድማ ርእሱ ከድንኖን ክድህሎን ኣብ ዕረ ቲቪ ኣብ ቅድሚ ምሉእ ህዝቢ መታለልን መዳናገርን ኢልዎ።
      ሕጂ ድማ ባዕሉ ይውድሶ ኣሎ።ክክክክ

    • @s.t9773
      @s.t9773 2 ปีที่แล้ว +1

      Moytie Sahaq 😄😄😄

    • @godislove9192
      @godislove9192 2 ปีที่แล้ว

      @@Yonaswoldo1330 😂😂😂😂😂

    • @JESUS-711
      @JESUS-711 2 ปีที่แล้ว

      Ane eko eta abe gaseta zewsewo yehrekomni hji ewen neta abe Topo show ztezareba kshfen elu eyo amsewo

  • @furtunaandom4572
    @furtunaandom4572 2 ปีที่แล้ว +9

    Natu bruk gerhi seb God bless you.

  • @lulitv5663
    @lulitv5663 2 ปีที่แล้ว +2

    Melu tesfa alena kabaka bezhu ena nexbe Natu hawey ajoka Wedi Erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪🥰🥰🥰🥰

  • @WarsaYYikealo1249
    @WarsaYYikealo1249 2 ปีที่แล้ว +2

    Eri-TV, I was expecting for this. And well done! 👏👍

  • @kidaneteame8472
    @kidaneteame8472 2 ปีที่แล้ว +4

    Wedi Erey jgna❤🇪🇷

  • @danielgehbru6075
    @danielgehbru6075 2 ปีที่แล้ว +2

    Natu humble May God protected you 🙏🙌✨❤♥

  • @Easylife-2024
    @Easylife-2024 2 ปีที่แล้ว +5

    Shekorat sedra god bless u enda tesfazion ❤️ 😍 💖

  • @abebaderar8298
    @abebaderar8298 2 ปีที่แล้ว +4

    God bless you more and more natu shikor we love you 😍

  • @kokilove2380
    @kokilove2380 2 ปีที่แล้ว +4

    ናቱ ዓቢ ሰብ ኣብ ሂወትካ ጥዕና ኣብ ጉዕዞኻ ኣሳልጦ ይምነይልካ 🚴🏼🚴🏼🚴🏼🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏼💪🏼💪🏼

  • @godisgood7456
    @godisgood7456 2 ปีที่แล้ว +3

    Natu aynay ke blessed family❤️🇪🇷

  • @yodit5185
    @yodit5185 2 ปีที่แล้ว +2

    ናቱ ሽኮር ዕደመን ጥዕናን ይሃብካ ፍጣር ምስ ስደረበይትካ ዝሓወይ

  • @Asmeray.
    @Asmeray. 2 ปีที่แล้ว +19

    Wow ናቱ ወዲ ገጀረት 👑👑👑

    • @endiamo10
      @endiamo10 2 ปีที่แล้ว +2

      @@henimedia1952 ከምዞም ኣዉራጃዉያን ኣይትኹኑ
      ኤርትራዊ ምኻኑ ንኹሉ መዓረ ዩ

    • @ዮርሲሰራቒትልቢቢሉ
      @ዮርሲሰራቒትልቢቢሉ 2 ปีที่แล้ว +1

      @@endiamo10 ክክክክ ያ ታኾንካ ዝዓርከይ ኖርማል፡ገዛውቲ እንድኣሉ ናይ ኩልና፡ኢዩ ጽቡቕ ኣለኻ

    • @Asmeray.
      @Asmeray. 2 ปีที่แล้ว

      @@endiamo10 ሓወይ ከምኡ ኣይሓስብኲን ገጀረት ከኣ ገዛወቲ ኣዩ ኑርማል ነገር ኣዩ, ገጀረት ከኣ ስለ ዝፍትዋ ኣየ ከምኡ አለ

    • @Asmeray.
      @Asmeray. 2 ปีที่แล้ว

      @@ዮርሲሰራቒትልቢቢሉ ጽቡቅ ኣለካ ✌🏾️

  • @senamitasmara8664
    @senamitasmara8664 2 ปีที่แล้ว

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ናቱ❤🇪🇷

  • @sabasimon356
    @sabasimon356 2 ปีที่แล้ว

    አግዛብሄር ኣምላኽ ወትሩ ይሃሉኻ 🙏

  • @Eritreaye
    @Eritreaye 2 ปีที่แล้ว +3

    Ewiy ezi wedi kexelleni u I love u so much 😘 natey nay beyney maraaaaa des zblu sdra kea alewuka edmen tienan yhabeley fetari eme amlak ab xlala tenbrkum!!! wetru awet ymneyelka!!!💪💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😘😘😘😘💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @robelhaileab3706
    @robelhaileab3706 2 ปีที่แล้ว +1

    Natu shikor zaye kemka beklu negr Qexelouo 🙏🏽🙏🏽🙏🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️

  • @mataelda
    @mataelda 2 ปีที่แล้ว +4

    Nati blessed may the lord bless you

  • @berie2495
    @berie2495 2 ปีที่แล้ว +1

    Natu anbesa Familie enka fre xamakum aryekum admen teanan yehabkum ftary 🙏🙏

  • @alenalkieritrea3862
    @alenalkieritrea3862 2 ปีที่แล้ว +3

    እንዳ አቶ ተስፉጽየን ጀግና ሀገሩ ዘጸውዕ ባንዴራ ሀገሩ ዘንበልብል ማዕረ እተን ሐያልት ሀገራት ዝደራገም ዉሉድ ስለዘበርኩትምላ ንኤርትራ ክትኮርዑ ይግበአኩም:: ናቱ ቢንያም ወዘተ ኩሉኩም ብሐፈሻ ጽቡቅ ዕድል ንምነየልኩም

  • @robelmajor5256
    @robelmajor5256 2 ปีที่แล้ว +3

    Congratulations natu ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🏆🏆🏆

  • @natsnetkiflemariam261
    @natsnetkiflemariam261 2 ปีที่แล้ว

    Weledna brukat egzabiher edmen teanane yhabkume ,Natu shikorina kia ab tekedo kulu egzabiher yseneka ajoka 🙏🙏🙏💪💪💪💪💪🤛🤛🤛🤛

  • @bsratzeray6403
    @bsratzeray6403 2 ปีที่แล้ว +4

    Aseyyyyyy enqe hagosokum family natu 🥰🥰🇪🇷❤🇪🇷❤

  • @johnheile1348
    @johnheile1348 2 ปีที่แล้ว +19

    Natu is my favorite 😍 wish him free accident and more success for future. Jigna wedi Erey 🇪🇷

  • @medameda8097
    @medameda8097 2 ปีที่แล้ว +2

    NATNEAL TESFAXION 😢 HZBUN HAGERUN ZEKUREI AB TOUR RWANDA BANGO AB EROPA. HE IS MY FAVOURITE CYCLIST.

  • @DaywithHabu5258
    @DaywithHabu5258 2 ปีที่แล้ว +2

    Natu we proud of you blood 🩸 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷God bless with you family

  • @ola1707
    @ola1707 2 ปีที่แล้ว +1

    Nfue abo des kibleka God bless natu mis family 😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @abrahamadonay5551
    @abrahamadonay5551 2 ปีที่แล้ว +1

    ናቱ ሽኮር እንካዕ ብሰላም መጻካ ጻዕዳ ልቡ ወዲ ኤረይይ ጂግና

  • @tsegetesfamichael9397
    @tsegetesfamichael9397 2 ปีที่แล้ว +3

    Natu jgna melhasom yehykayom eka nezom metaleli zbelo god bless you 🙏 ❤ 💖

  • @yoditkeflom9587
    @yoditkeflom9587 2 ปีที่แล้ว +1

    Ambesa dkone weladi nay bhaki jgna enkae hagosekum des behalti Egziabher edmen tenan yhabkum 🙏

  • @mihreteabandebrhan8615
    @mihreteabandebrhan8615 7 หลายเดือนก่อน

    ቅዱስ እግዚኣብሔር ጉልበት ይሃብካ ናትናኤል ሓውና ስም ይመርሕ ጥዋፍ የብርህ ጎታና ንናትናኤል ዝበሎ ቃል እንሆ መንቅብ ዘይብሉ ንጹህ እስራኤላዊ (ኤርትራዊ)

  • @tesfa1222
    @tesfa1222 2 ปีที่แล้ว +2

    Thank u Michiele for the good work

  • @Rutha2424
    @Rutha2424 2 ปีที่แล้ว

    Natii edmen tienan yhabka fetari ms mlue sdrabetka ❤️❤️❤️❤️❤️

  • @merongeb4714
    @merongeb4714 2 ปีที่แล้ว +3

    We love you sooooo muchhhhhhh natizmo amlak melisu haily yihabka

  • @asmeretmulugeta7287
    @asmeretmulugeta7287 2 ปีที่แล้ว +1

    Natu hawina izgabiher amlak yahalika mis zom xbukat sdrabetka🙏🙏 👑👑🤴🤴🇪🇷🇪🇷🚵🚵🚵

  • @senaitnegash147
    @senaitnegash147 2 ปีที่แล้ว +4

    ዋውውውው❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤

  • @luwamunknown159
    @luwamunknown159 2 ปีที่แล้ว +1

    Aseyyyy natu shkuorrr you have a blessed & beautiful family

  • @rockroll3196
    @rockroll3196 2 ปีที่แล้ว

    Wishing you all the best NATu

  • @almaztewelde1605
    @almaztewelde1605 6 หลายเดือนก่อน

    Good luck 🙏🏾❤️🙏🏾❤️🇪🇷🇪🇷

  • @Nahit_media
    @Nahit_media 2 ปีที่แล้ว +2

    mexe mexe anbesa 🦁 'mesil kab dur zwexejgna mexieu
    kef zewo wedi eri

  • @yosanmengsteab6893
    @yosanmengsteab6893 2 ปีที่แล้ว +2

    Comedian end king cycling ♥️♥️🥺

  • @godislove7512
    @godislove7512 2 ปีที่แล้ว +2

    Natuye shkor melisu zfto ❤️ 🇪🇷 🇪🇷

  • @Tesfu-Ghebreab
    @Tesfu-Ghebreab 2 ปีที่แล้ว +11

    Nutu hero, GBU!!!

  • @shishaywolday5787
    @shishaywolday5787 2 ปีที่แล้ว

    Des zibil sidra 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷

  • @sirakfishale1484
    @sirakfishale1484 2 ปีที่แล้ว +1

    Nati our Hero 🇪🇷🌹🇪🇷

  • @yonatanbokere2181
    @yonatanbokere2181 2 ปีที่แล้ว

    Burukat sidra bihaki Eritrwinetka bitami tihigos love u deki erey natu xada azgabiher xilalu yenbirelka 🥰🇪🇷🙏

  • @musazghiasfha8361
    @musazghiasfha8361 2 ปีที่แล้ว

    Welcome deqi Eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍❤️❤️🌸

  • @teklomnebyat9602
    @teklomnebyat9602 2 ปีที่แล้ว +1

    Natu natu zfetu 🤩😘😘💯💯💯💯🎊🎉🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @semharokbaezgabiher9637
    @semharokbaezgabiher9637 2 ปีที่แล้ว +1

    Tuemat Family edmen tenan yhabkum 🇪🇷❤️🥰❤️❤️❤️🥰🙏

  • @teklitsolomun2931
    @teklitsolomun2931 2 ปีที่แล้ว

    Natu amlak bxlalu yhalka 🙏 🙏 .🇪🇷🇪🇷💗🇪🇷.

  • @medhanegebrengus5517
    @medhanegebrengus5517 2 ปีที่แล้ว +7

    ናቱ hero