#Zaramedia

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 25 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 204

  • @Zaramedianet
    @Zaramedianet  3 หลายเดือนก่อน +9

    subscribe, share, like, comment. Zelle/cashapp -571-622-8891 Join monthly membership donorbox.org/support-zara-media-network or gofund.me/6229ecd0

    • @samsamsun367
      @samsamsun367 3 หลายเดือนก่อน +1

      በጃኩም ተጋሩ ንትግራይ ዝጠቅም መሲልዎ ህዋሀት ክብል ይውእል ካልአይ ናይ ፀላእቲ ሚዲያ ኮይኑ አሎ አገብ በልዎ

    • @lemlem1974
      @lemlem1974 3 หลายเดือนก่อน

      👋👍የቀንየልና ስታሊን መሐሪ ዩውሀንስ ብምቅራብ

  • @tsegazabweleslassie
    @tsegazabweleslassie 3 หลายเดือนก่อน +21

    ስታሊን ሓውና ብኣኻ ትግራይ ኩሉ ግዜ ምስ ተሓበነት እያ በርተዐልና

  • @MillionHelefom
    @MillionHelefom 3 หลายเดือนก่อน +22

    ትክክል ተጋዳላይ አማኒኤ 🙏🙏🙏🙏🙏ክብሪ ይግባአካ 👍👍👍

  • @gggf5415
    @gggf5415 3 หลายเดือนก่อน +16

    ኣማኒኤል ቡቁዕ ዋሃቢ ቃል ሕዋሓት ❤❤

  • @AderaAdera-h6v
    @AderaAdera-h6v 3 หลายเดือนก่อน +8

    አስትን እኳዕ ንካልአይ ዓመት ዛራ ምድየ አብጸሐካ ፍረ ቃልስካ አብ ፍጻምኡ ክበጽሐ በርትዕ።

  • @leulatsbeha3704
    @leulatsbeha3704 3 หลายเดือนก่อน +8

    ብጣዕሚ ፅቡቅ ስታሊን ብውሕድ ኣብ ሰሙን 1 ግዜ ምምስ ዝምለከቶም ከምዚ ተትግብር እርግፅ ይኽብድ'ዩ ግን ተፃዊርኪ ካኣሎ ኩሉ ንእትገበሮ ስራሕ ግን ይቅንይልና

  • @MillionHelefom
    @MillionHelefom 3 หลายเดือนก่อน +9

    10 Q አይተ አማኒኤ ቆንጆ አገላልጻ 👏👏👏

  • @habtetsegaye9451
    @habtetsegaye9451 3 หลายเดือนก่อน +3

    ገራሚ እዩ ህዝቢ ዘይሐንካ ውድብ ነድሕን ማለት አየኺደናን!

  • @AleneTefera
    @AleneTefera 3 หลายเดือนก่อน +8

    We are asking radical change in #Tigray .Enough is enough!!!

    • @m.z.h.m.261
      @m.z.h.m.261 3 หลายเดือนก่อน +1

      There is a solution for any problem, but it is not always easy ......

  • @MebrahtuAsefa-z7f
    @MebrahtuAsefa-z7f 3 หลายเดือนก่อน +4

    እስታሊኒ ብጣዓሚ ጎበዝ አኻ በርትዕ ትግራይ ክትሰግሮ እያ

  • @Teklemedhin
    @Teklemedhin 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣማንኤል ናይ ብሓቂ ብጣዕሚ ብሱል ፓለቲከኛ እዩ። ተስፋ ንገብር ውድብ ኣብ ቀፃሊ ናይ ምትክካእ ፕሮግራማ ብመንእሰይን ብቅዓት ዘለዎም ሰባት ከምትትክእ።

  • @መዳቦይ
    @መዳቦይ 3 หลายเดือนก่อน +6

    ክሳብ መዓስ እዮም ባ ወዲቅና ተባላሺና እንዳበሉ ንህዝብና ዋጋ ከክፍልዎ?

  • @MaebeleMusieGebreyesus
    @MaebeleMusieGebreyesus 3 หลายเดือนก่อน +3

    አማኑኤል ጅግና እገሌ ወ እገሌ ከይበለ

  • @aminahmed7947
    @aminahmed7947 3 หลายเดือนก่อน +5

    " JEGANU TEGARU" Vi må hjelpe Zara Media.
    Kjære Amanual er ærlig og høflig person. også Tusen takk for god informasjon.

  • @مهديابراهيم-ر7ط
    @مهديابراهيم-ر7ط 3 หลายเดือนก่อน

    ፈጣሪ ይሓግዝኹም ኣሜን ኣብ ትኽክል መስመር ዝረገፅኹም ዝመንኹም ፈጣሪ ይባርከልኹም እቲ ዓርፉሉን እቲሕጎስሉን ግዜ ይምፀእልኹም ኣሜን ፀፀቡቑን ስሰናዩን ናዓኹም ይኹን ኣሜን❤❤❤

  • @مهديابراهيم-ر7ط
    @مهديابراهيم-ر7ط 3 หลายเดือนก่อน

    😢😢እህህህ ኩዉራት ኣያታተይን ጀጋኑ ኣቦታተይን ክንዲ ዕረፍትኹም ብስንኪ ሓደ ዝይሙኻን ከክንዲ እቶም ምእንተ ትግራይ ኢሎም ዝተሰዉኡን ዝሰንከሉን ኢሎም ከይሓሰቡ ከም ሓዱሽ ሽግር ዝፈጥሩ ልቦና ይሃቦም ኣቱም ሓቀኛታት ጀጋኑና ግን ፈጣሪ ደካምኹም ኣየጣፈእልኹም ቃል ናይቶም ጀጋኑ ዝኽበር በፈጣሪ ከትከብሩኢኹም ፈጣሪ ይሓግዝኹም ኣሜን ❤❤

  • @abebakebede1270
    @abebakebede1270 3 หลายเดือนก่อน

    እግዚአብሔር ምስቲ ጉባኤ ይኹን ህውሃትማ ደንፊአ ክትወፅእ አለዋ !!!

  • @Tsegabeyene
    @Tsegabeyene 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣማንኤል ኣሰፉ ግነ ኣብ ሓዉዜን እዩ ተሓቢኡ ነይሩ ኣይተጋደለን።

  • @EbrahimYasin-v9h
    @EbrahimYasin-v9h 3 หลายเดือนก่อน

    ምስ ኣይተ ኣማኒኤል እተገበረ ቃለ መሕቲት ፅቡቅ እዩ። ግን ኣይተ ኣማኒኤል ሓቂታት ይሓብኡ ኣለው።

  • @manjussegen3654
    @manjussegen3654 3 หลายเดือนก่อน

    ኣጋኣዚ ብርሃን ለይቲ ናበይ ኣበልካ ናፊቅናካ ❤ተጋሩ ብሓደ ብሲኒት ምስራሓ ኣይተዓደልናን እስኪ ብሓደ ኮይንኩም ከም ቀደምኩም ንህዝብ ኩም ጠጠዉ በሉ,ሃይለሚኪኤል፡ኣጋእዚ፡እስታሊን ወዘተ ኣብቲ ጸላማት ግዜ ከም ኮኮብ ጽባሓ ዝበረቅኩም 99.5 ኣብ ልቢ ተጋሩ ኣቲኩም እኩም፡ሕጂ ድማ ብሓደ ንህዝብኩም ተቲቃለሱ ግርም ነይሩ❤

  • @gelawdiwosgebre7825
    @gelawdiwosgebre7825 3 หลายเดือนก่อน

    ብኸምዚኦም ዝበሉ ተጋሩ ኣብ መትከልን ስርዓት መርህ ዝዓሰሉ እዩ ህዝቢ ትግራይ መዋፀኦ ክረክብ ዝኽእል ። የቐንየልና ኣማኑኤል ዓወት ውን ንምነየልካ።

  • @abrehamuruts6891
    @abrehamuruts6891 3 หลายเดือนก่อน

    ትግራይ እዞም ፅግዕተኛታት ምስተረፈቱ ንትግራይ ብርሃና ንፀላእታ ሐዘኖም ኩኳኘን ኦዮ።

  • @MillionHelefom
    @MillionHelefom 3 หลายเดือนก่อน +2

    ክልተ ልቢ ስለ ዝሃስቡ እዩ ::ናብ ጉባኤ አይንከድንዝብሉ 👍👍👍

  • @WoldeM-jf9yc
    @WoldeM-jf9yc 3 หลายเดือนก่อน +3

    In any Democratic Party the voice of a chairman or secretary is equal with ordinary member. We have to respect differences and even split happens within party it should be peaceful and the people will decide with whom they want to join

  • @daniboy2293
    @daniboy2293 3 หลายเดือนก่อน +4

    ፅቡቅ መብርሂ እዩ ኣማኑኤል ነመስግን ስታሊን

  • @AleneTefera
    @AleneTefera 3 หลายเดือนก่อน +2

    ጥር እትብል ኣማኑኤል ዝፈትሓ ፀገም ኣይትሕልን ምክንያቱ ኣማኑኤል ባዕሉ እቱ ግልቱ ፀገም ትግራይ እዩ

    • @getachewworku6450
      @getachewworku6450 3 หลายเดือนก่อน

      ድርባ ወዲባንዳ

    • @AleneTefera
      @AleneTefera 3 หลายเดือนก่อน

      @@getachewworku6450
      እቱ ሓቂ ዝነግረኩም ባንዳ ትብልዎ ባንዳስ ከማኻ ዝበለ እዩ ፁሉል ፀቢብ

  • @kahsaygesesew5132
    @kahsaygesesew5132 3 หลายเดือนก่อน +2

    ኣንበሳ ትክክልኛ መልሲ እዩ መሊስዋ ኣማኒኤል እንድሕር ናይ ገለሰባት ሞሽጥር እንድሕር ኣውፂእዎ ድኣ ካብቶም ናይ ህውሓት ምሽጥር ንኣክቲቪስት ዘውፅኡ ዝሸጡት ዞሎዉ ካብኦም ብምንታይ ክትፈልዮን

  • @IsacAbera
    @IsacAbera 3 หลายเดือนก่อน +5

    Very interesting answer Amanuel.

  • @hailemaryamgebru165
    @hailemaryamgebru165 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣብዚ ተኣፋፊ እዋን ኢና ዘለና ተጋሩ በዚ እዋን ህዋሐት ትሕመቅ ትፀብቕ ምፍራስ ውዳበ ተጋሩ ምፍራስ እዩ ዝኸውን ነስተውዕል

  • @jssllaa122ali7
    @jssllaa122ali7 2 หลายเดือนก่อน

    ኣማን ጅግና❤❤❤❤❤❤

  • @gkidangslasie
    @gkidangslasie 3 หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ኣብፀሐኩም

  • @AbebaGebretsadik
    @AbebaGebretsadik 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣማንኤል በሳል ሓሳብ ኢኻ ሂብኻ በርትዕ ።

  • @IsacAbera
    @IsacAbera 3 หลายเดือนก่อน +2

    Stalin keep it up.we are happy about real and relevant information.

  • @AymenFuad-k2y
    @AymenFuad-k2y 3 หลายเดือนก่อน

    እስታሊይ ሓወይ ዓዲል ኢካ አብ አክሱም እየ ዘለኩ ኩሉ ሰብ ፕሮግራምካ ይከታታል አሎ እምበር አክሱም ሰባት የለውን ፈጣሪ እንካዕ ሰላም ገበረል እስታሊ ሓወይ

  • @getahuntetemke
    @getahuntetemke 3 หลายเดือนก่อน +1

    ስታሊን ዝሓተትካዬም ተረርትን ሚዛናዊ ኧይኮኑን

  • @abrehamuruts6891
    @abrehamuruts6891 3 หลายเดือนก่อน +3

    እስታሊነ ሐዝውን ምስጉድለቱ ካብ ሕዋህት ካሊእ አመራፂ የብላን ትግራይ።

  • @tigrayfirst3162
    @tigrayfirst3162 3 หลายเดือนก่อน +4

    ስታሊን ህወሐት እኮ እንተተኽአ መፂዩ እዩ ብቑዓት ክመርሕኡ ዝኽእሉ ማኣኽላይ ዕድመ ክመረፁ ይኸእሉ እዩም ህዝባውነት ተአማንነት ብቐዓትን እንተሃልይዋም:: እኒ ጌታቸው ደ/ር ክንደያ ወዘተ ብዙሓት ማእኽላይ ዕድመ ዘለዎም እኮ ተመሪፆም እዩም ውልቃውነት እንተዘይ ዓብሊልዎም ክመርሑ ዕድል ኣለዎም:: እቶም ዓበይቲ ትብልዎም እኮ ነባራት ተጋ እዩም እምበር ኣእረግቶት ኣይኮኑን::

  • @haftommehari8034
    @haftommehari8034 3 หลายเดือนก่อน

    ስታሊን የቐንየልና

  • @zenabzemo
    @zenabzemo 3 หลายเดือนก่อน +1

    Egziabhare hali n hzbi tigray yehabelna

  • @BariyaGabirBari-cs9oq
    @BariyaGabirBari-cs9oq 3 หลายเดือนก่อน +1

    ብሓቂ ንዘራረብ እንተይልና ሕወሀት ካብ መለስ ዜናዊ ሕልፈት ንድሀር ብቑዕ መራሂ ስለዘይብላ ይትረፍቶ ንተጋሩ ንመላዕ ኢትዮጵያ ውን ብዙህ ፀገም በፂሁ እዩ፡ስለዙይ ዶ|ር ደብረ ጽዮን ካብ መሪህነት ወሪዱ ብቕዓት ዘለዎ ሰብ ይተካዕ፡አማኒኤል አገላልፃኻ ኩሉ ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩሞ ንበረልና፡ ናይ ስታሊን ሕቶታት ግና ድኹማት እዮም አማኑኤል ግና አጸቢቑ ናማኣራረየ መሊስሉ አሎ።

  • @haileseged1124
    @haileseged1124 3 หลายเดือนก่อน +1

    ዋና ጸገምኩም ተወዲብካ ንከይትሰርሑ ናይ ጉጅለ ስልጣን ውሕዳትን ሐሳዳትን ናይ ሐንቲ ከባቢ ዋላ ንጽነት ዋላ ንጥፋእ አይንለቅን አይነካፍልን ዝብል ሕስረት እዩ

  • @bekrualene
    @bekrualene 3 หลายเดือนก่อน

    ኣባል ጉጅለ ጥፍኣት!!!

  • @nugusekelali7972
    @nugusekelali7972 3 หลายเดือนก่อน +2

    ዋእ ከምዚ ዓይነት ሕቶ እንድሕር አብ ሚድያ ሓቲትካዮ ደኣ ካብ እቶም ምሽጥር ዘውፅኡ ዘለው ብምንታይ ትፍለ አቶ አማኑኤል ግና ጥንቁቕ እዩ የቐንየልና

  • @Araya.wedikeshi
    @Araya.wedikeshi 3 หลายเดือนก่อน

    የቐንየልና ስታሊን ወዲህዝቢ

  • @gebrehiwotganenia3108
    @gebrehiwotganenia3108 3 หลายเดือนก่อน +1

    ዕድል ህዝቢ ትግራይ ዝውስን ሓሳብ ህዝቢ ከይፈልጦ ምሕባእ እንታይ ከም ዓብዪ ነገር ከምዝረአ ከብረሀለይ ዝኽእልዶ ኣሎ ?

  • @AleneTefera
    @AleneTefera 3 หลายเดือนก่อน +6

    ናይ ትግራይ ቁልፊ ፀገም ሕወሓት'ዩ::

    • @abrahamhagos1938
      @abrahamhagos1938 3 หลายเดือนก่อน

      Absolutely.

    • @sabagebru6850
      @sabagebru6850 3 หลายเดือนก่อน

      ሕ. ግ. ሕ. ደ. ፍ 🤑🤑🤑 አይመለከትሕም የትግራይ ተወላጅ መስላችሁ አትግቡ በደንብ ነው የምናቃቹ ሁሌም ለትግራይ ሕዝብ ጥሩ አመለካከት የላችሁም ከናንት ፖዘቲቭ አንጠብቅም 🤑🤑🤑🤑🤑 ሕ. ው. ሓ. ት የትግራይ ሕዝብ ነው ማን አይሰማም ጠላቶቻችን ወያኔ ብለው ነው የትግራይን ሕዝብ እንደ ሕዝብ ተባብርው የውጭ ኃይል ጨምርው ትግራይዋይ ከምድር መጥፋት አለበት ብለው የትግራይን ሕዝብ የጨፍጨፉት በመላው ኢትዮጵያ ውስጥ የሚኖር የነ በር ሰላማዊ ሕዝብ በማንነቱ ብዙ ግፍ ደርሶበታ ተገሏል በእሳት ተቃጠላል እንደ በግ ታርዳዋል የትግራይ ሕዝብ ቀንደኛ ችግር ብልግና ፓርቲ እና የሱ ተከታይ አብዛኛው ትግራይ እንደ ትግራይ ከካርታ ለመፋቅና የትግራይ ታሪክ እና መሬት መቀራመት ነው ህልማቸው ማንም የትግራይ ተወላጅ ሕውሓት ጠንክሮ እንጂ እንዲ ጠፋ አይፈልግም ምክኒቱም ሕውሓት የ ትግራይ ሕዝብ ምስሶ ነው ሕ. ው. ሓ. ትን መውቀስም ማስወገድም የሚችለ ው የትግራይ ሕዝብ ብቻ ነው ሕ. ው. ሓ. ት ➕የትግራይ ሕዝብ 🟰 T. D F✝️☪️❤️💛💪💊🥰

  • @AleneTefera
    @AleneTefera 3 หลายเดือนก่อน +1

    ብል ኣማኑኤል ዝኣምሰሉ ትምራሕ ትግራይ ታይ ከምዝረኸበት ዓለም ሪኢዎ እዩ

    • @vvg5520
      @vvg5520 3 หลายเดือนก่อน

      እና ብገታቸው ትመራሕ ሸያጢ ህዝቢ ጠላሜ

  • @kidanehaddish
    @kidanehaddish 3 หลายเดือนก่อน +1

    ቁልፊት ሽግር ትግራይ ህወሓት ዘይኮነስ ንዕኡ ዝጨወየ ጉጅለ/ኔትዎርክ ስለዝኾነ ንዕኡ ምፍላይ/ ጥራዩ።

  • @Hdddigv
    @Hdddigv 3 หลายเดือนก่อน +2

    ፅቡቅ ገሪካ ገልፅካዮ እኻ ኣቶ ኣማኒኤል

  • @AberashBerhe-pz8be
    @AberashBerhe-pz8be 3 หลายเดือนก่อน

    ማሕረስ ወሽኢልካ ቖሎ መንዳነኺ ጀመሮ

  • @michaelnegash8292
    @michaelnegash8292 3 หลายเดือนก่อน +1

    ቅኑእ እዩ የቀነየልና ስታሊን።

  • @kunama1170
    @kunama1170 3 หลายเดือนก่อน

    ኣማኒኤል የቀንየልና ምስ ህወሓት ተወዓዒልካ ምስኡ እዳተደራደርካ ኣፍልጦ የብልካን ምባል ፍፁም ኣይካኣልን እውቅና ዘየብሉ እተኮይኑ ደኣ ምስመን ተስማዕማዒምዖም ??? በዝኮነ ውሽጣዊ ፀገም ዝፍታሕ ብባዕሉ እትውድብን ኣባላቱን እዩ እሞ ስታልን ኣማኒኤል የቀንየልና።

  • @saraabraham2202
    @saraabraham2202 3 หลายเดือนก่อน +3

    ክብረት ይሃበልና ክቡር ኣማንኤል ጅግና! ሕቶይ ነቶም ኣብ ስራሕ ሓላፍነት ዘለው ሰባት :ግልጋሎት ከይተዓናቐፍ ዝብል ዕባራ ምኽንያት ዘቕርቡስ :ምክትል ዶ የብልምን እዮም? ኣዲስኣበባ ሰሙናት እንትኸዱ መን ይሰርሐሎም? ወይስ ንጉባኤ ንምትሕንኹኻል ዝግበር ሽርሒ እዩ???

  • @asahagos4143
    @asahagos4143 3 หลายเดือนก่อน +1

    በጣዕምይ ዐባይ ህቶ እስታሊን ተኸክል እዙኩሉ ካድረ

  • @asahagos4143
    @asahagos4143 3 หลายเดือนก่อน +1

    እዙኩሉ ካድረሰ ዋና ህዝቢት ግራይ ዘሰቃዬዶ አይኮነን በለለይ

  • @abrehamuruts6891
    @abrehamuruts6891 3 หลายเดือนก่อน +1

    እስታሊን አምላክ ናይ ምስትል ን ጥብን ይወስኽልካ።

  • @fantayegebremariam8349
    @fantayegebremariam8349 3 หลายเดือนก่อน

    ሕቶ
    ናይ 69 ዓ/ም ዝነበረ ሕንፍሽፍሽ ብጣዕሚ ብሉጻት ተጋደልቲ ኣስኢንና።
    ናይ 77 ዓ/ም እውን ብተማሳሊ ፈረኽረኽ አጋጢና ነይሩ ብ93 ዓ/ም 15-16 ተበታቲኖም።
    ሕዚኸ ናበይ ኢና።

  • @TiblalaHager
    @TiblalaHager 3 หลายเดือนก่อน +1

    ዛራ ሚዲያ ናይ ኣምሓርኛ ሙዚቃ ደስ ኢሉኩም ድዩ ከም እተዊ ተጠቒምክሙሉ ወይስ ናይ ትግርኛ ሙዚቃ ስኢንኩም እዩ?

    • @ziniKemahu-sj6hy
      @ziniKemahu-sj6hy 3 หลายเดือนก่อน

      @@TiblalaHager ናይ ቴንቤንዩኮ

  • @EfremTsegay-bm3co
    @EfremTsegay-bm3co 3 หลายเดือนก่อน +1

    ,ካድረዝባሃል ክጠፍእ አሎዎ ምደረ ለያው

  • @FgR-bb3db
    @FgR-bb3db 3 หลายเดือนก่อน +1

    ና TPLF ችግር ኩልሻዕ በስቢስና ችግር አለና ሀሚቅና ዋእ ህዝቢኮ ሰልቸዮ

  • @Tigray_Hagerey
    @Tigray_Hagerey 3 หลายเดือนก่อน +8

    # ንህወሓት ምስጢር ምውጻእ = ንህዝብና ሓቂ ምፍላጥ እዩ
    # ኣቦይን ኣደይን በበይኑ ጸለቶም፡ ዞም ነዚ ዘመን ዘይምጥኑ ናይ ዘመነ እምኒ መራሕቲ ህወሓት ግን ኣይርደኦምን።
    # ብዛዕባ ትግራይ ዝግበር ውሳነታት ህዝብና ክፈልጦ መሰል ኣለዎ፡ መን ታይ በለ ክፈልጥ ኣለዎ፡ ነዚ ሒዙ እዩ ድማ ኣብ መረጻ መሊሱ ከመርጾም ወይ ከወግዶም ዝኽእል።
    # ህዝብና ክፈልጦ ብተለቭዥን ክመሓላላፍ ዝግበኦ ሓበሬታ ወጺኡ ኢልካ መን ከምዘውጽኦ ክንረኽቦ ኢና ናበለካ ክፍትፍክር ዝገርም እዩ።
    # ጉባኤ ተዘይተጌሩ ውድብ ናይ ምፍራስ ሓደጋ እዩ ዝብል ውን ኣብ ርእሲ ዞም ናይ ዘመነ እምኒ መራሕቲ ጥራያ እያ ትርጉም ዘለዋ። ብደብረጽዮን ተመሪሓ ውን ኣይፈረሰትን፡ ብጌታቸው ተመሪሓ ንምታይ ትፈርስ ?
    ውድብ ድማ ሓሳብ እዩ፡ ውድብ ከፍርስ ዝኽእል ህዝቢ ጥራይ እዩ። ህወሓት ክትፈርስ ትኽእል በዞም ነዚ ዘመን ዘይምጥኑ ምንም ዓቕሚ ዘይብሎም ሰባት ክትምራሕ እንተቐጺላሞ ህዝቢ ትግራይ በዚ ተማሪሩ ህወሓት ብምርጫ ተውዲቕዋ ጥራይ እያ ትጠፍእ።
    # ኣይኮነን ጉባኤ ስለዘይተገበረ ክትፈርስ፡ 100% ኩሎም መራሕቲ ህወሓትን ካድረታቶም ተዝሞቱ ውን ዝኾነ ትግራዋይ ህወሓት ክነቕጽል ምረጹኒ ኢሉ ህዝቢ ትግራይ እብተመሪጽዎ ህወሓት ከቕጽል ኢሉ ውን ዝሓየለት ህወሓት ክትህሉ ክገብር ይኽእል እዩ። ህወሓት ክትጠፍእ ወይ ክትቅጽል ትኽእል ብህዝቢ ትግራይ ጥራይ እዩ !!

    • @kidanehaddish
      @kidanehaddish 3 หลายเดือนก่อน

      ኣይሰምዕዋንምበር እሳያ ታሓቂ።

  • @freybare5825
    @freybare5825 3 หลายเดือนก่อน

    I will be standing up with TPLF❤

  • @mehariredaie591
    @mehariredaie591 3 หลายเดือนก่อน +1

    ሚስጥር ውድብ ብፍላይ ኣብ እዋን ሰላማዊ ቃልሲ ፀጥታዊ ድዩ?
    ንምንታይ እዩ ከም ዓብይ ሽግር ዝውሰድ?
    ዕፁው ቤተክርስቲያን ክትኾኑ ትደልዩ ንምንታይ?

  • @kidanetesfay7123
    @kidanetesfay7123 3 หลายเดือนก่อน

    እሞ ሊያቡ ዝብሉና ዘነበሩ ሓቆም አዮም

  • @SultanTerefe-y6e
    @SultanTerefe-y6e 3 หลายเดือนก่อน

    @alad:ቡሽቲ እንካዕ ፈለጥናካ ሰለስተ ዓመት ኣታሊልኻና ለካ ፀቢብ ኢኻ ለይባቡን ጨወይትን ከይተትሓዙ ሃመይ ገይርኻ ጉባኤ ተካይድ ባዕልኻ ካብ ብዙሕ ልቢ መንእሰይ ትግራይ ትወፅእ ኣለኻ ደደቢት

    • @SultanTerefe-y6e
      @SultanTerefe-y6e 3 หลายเดือนก่อน

      ሃም ቼኮቬራ እየ ልሪኤካ ነይረ ሐዚ ግን ሃይለ ደደቢት ካባኻ ይኸብር በዋኻ ስንኪ ናብ በረኻ ኸይድና እዘን ደቀን ቐቲሎምለን ጨጉረን ዝተላፀያ ናይ ግጀት ሰበይቲ አርኢኻና ድሕሪኡ ናብ በረኻ ወፂእና አካልና ተጎሳቒልና ደሚና ፀሚእና ድሕርዚ ካብ ኣፍ ሓርገፅ ኣውፂእናዮም ከተማ ምስ ኣተና ላብ ሌይብነትን ሽርሙጥናን ኣትዮም ህዝቦምን ሰራዊትን ረሲዐሞ ስለዚ ሃመይ ገይርኻ ገይርኻ ኢኻ ልዚኦሙ ትድግፍ? መርኣያ ካልኦት ጋዜጠኛታት ትመስለና ኔርኻ ግን ዘረኛ ኢኻ በዋኻ ስንኪ ኣካልና ስለ ዝተጎዳእና የቐንየልና ገፅኻ ክንሪኤካ ኣይንደልን

  • @Gahdi-ig6hb
    @Gahdi-ig6hb 3 หลายเดือนก่อน +1

    እዙ ብዘይ ሕጋዊ መገዲ በላዕተኛ ደንቆሮን ብሓጺነ መጺን ብኮሮንሾስርቂ ዝተበለሸወ ሕልኩስ ካድረኣኪብካ ዝግበር ጉባኤ ንህዝቢ ጥር ትብለውጢ ለወጢ ኣየምጽእን። እታ ቁልፊ መፍትሒ አየምጽእን። እታ መፍትሒት መሪሕነት ካድረታትን ምውጋድ እዩ። (ምግላስ)

  • @welwalo7316
    @welwalo7316 3 หลายเดือนก่อน +1

    Regardless of how stalin is trying to frame his questions, your reply is remarkable and educational for those who go blindly to get to nowhere. The existence of TPLF is second to none to tigray people at this point and time.

  • @teklayhailu5977
    @teklayhailu5977 3 หลายเดือนก่อน +1

    ህውሓት ክትጓሓፍ አለዋ ትብሉ ተጋሩ መማረፂኸ ሒዝኩምዶ? ድዩሥ ጨላሊቃ ህልም ንበል እዩ?

  • @alenewoldu8974
    @alenewoldu8974 3 หลายเดือนก่อน +3

    ብሓፂሩ እማ ናይ ትግራይ ችግር ባዕላ ሕወሓት እያ ስለዚ ክትጓሓፍ አለዋ

    • @vvg5520
      @vvg5520 3 หลายเดือนก่อน +1

      ንባዓልካ ክትጎሓፌ እዩ ወለካ ቅማል ብዕራይ

    • @sabagebru6850
      @sabagebru6850 3 หลายเดือนก่อน +1

      ሕ. ው ሓ. ት ➕የትግራይ ሕዝብ 🟰T. D. F ❤️💛💪🥰✝️☪️ T. P. L. F For ever

    • @sabagebru6850
      @sabagebru6850 3 หลายเดือนก่อน

      ጠላቶቻችን ወያኔ ብለው ነው የትግራይን ሕዝብ እንደ ሕዝብተስባስበው ገብተው የባእድ ሰራዊት ጨምርው የጨፍጨፉት 😡

    • @tsedalegher4705
      @tsedalegher4705 3 หลายเดือนก่อน

      ህውሓት ዝተሰከመቶ ዓብይ ፆር ስለዘሎ ንሕዚ ጥዕያ ትውፃእሞ ድሕሪኡ ህዝቢ ባእሉ እንተስ ክኣልያ እንተስ ክመርፃ ሻቡ ንሪኦ

    • @alenewoldu8974
      @alenewoldu8974 3 หลายเดือนก่อน

      @@tsedalegher4705 እሞ ክትፀሪ እያ ኢልኪ ተሰፋ አለኪ ማለት ድዩ

  • @haddasabraha9948
    @haddasabraha9948 3 หลายเดือนก่อน

    As a media, RARA," Be Civil", what does this mean & indicate? If leaders of any Civic, Political and/or Community Leaders are not respectful, transparent, open and civic; you should not expect civic listeners and followers. Tigray deserves selfless, transparent and matured leadership. The population has paid enough.

  • @aregaiw
    @aregaiw 3 หลายเดือนก่อน

    ነኽብሮ ንኾርዐሉ ሓውና በሳል ጀግና ተጋዳላይ አማኑኤል ካብቶም ንቀፃላይ መራሕቲ ህወሓት ክኾኑ ተስፋ ነገብረሎም ሓደ እዩ.

  • @dessalegntadele1626
    @dessalegntadele1626 3 หลายเดือนก่อน

    ኢማ ኣይተኻእለን

  • @TemesgenGebreslassie
    @TemesgenGebreslassie 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣማኒኤል ኣሰፋ ፍትሒ ዘይፈልጥ ሰብ እናሃለወ ከመይ ኢሉ ፍትሒ ቢሮ ይመርሕ ኔሩ?

  • @meresagirmay2637
    @meresagirmay2637 3 หลายเดือนก่อน

    ህወሓት ካብ ምስማዕ ልዝግንን ነገር ንላዕሊ ድንሆ ነገር የለን።በይዘካ ኣማኑኤል እስኻን ከማኻን ልበሉ ሰባት ብለዘጋጀኹሞ ኔትዎርክ ልግበር ጠቕላላ ጉባኤ ማለት ሓንካስያ ልመራሕተን ኩለን ደፍላፃት።

  • @agametig605
    @agametig605 3 หลายเดือนก่อน

    Very interesting conversation thank you Stalin for facilitating this

  • @kidanehaddish
    @kidanehaddish 3 หลายเดือนก่อน +1

    ፅቡቕ ኣለኻ ኣማንኤለል .እቱ ካድረኸ ሕድሕድ ማእኸላይ ኮሚቴ ዝፈፀምዎ ገበናት ተገሊፅሉ ድዩ ናብ ጉባኤ ዝኣቱ ወይስ ምሽጥርዩ ከምትብሉዎ ከይተገልፀትያ ናብመረፃ/ጉባኤ ክእቶ?

  • @lomiayneyberhe8136
    @lomiayneyberhe8136 3 หลายเดือนก่อน

    ነበረያ ነበረ ታይ ነበረ . . . .

  • @DestaMekonnen-x3b
    @DestaMekonnen-x3b 3 หลายเดือนก่อน +1

    Tqw A.nuel hawuna tsibuk mebirihi sile zihabikana

  • @tsegatsega1930
    @tsegatsega1930 3 หลายเดือนก่อน +1

    Amele gage baned tebelhia adimhiyu
    Eton hezabv tigray zaweduiom

  • @Tsegabeyene
    @Tsegabeyene 3 หลายเดือนก่อน +1

    ምርጫ ኣይትግበሩ ክንገብር ኢና እዩ ነይሩ ኩናት የእትዩ ሐዚለ ጉባኤ ክንገብር ኣይትገብሩን ናብ ኪናት ከየተእትዉና ሕሰብሉ።

  • @gebretsadik-cv1ir
    @gebretsadik-cv1ir 3 หลายเดือนก่อน +1

    ስታሊን ምእንተ ትግራይን ተጋሩን እትኸፍሎ ዘለኻ መስዋእትነት ኣዝዩ ዘሕብን እዩ በርትዕ ድምፂ ህዝቢ ምዃንካ ክትኮርዕ ይግባእ

  • @AleneTefera
    @AleneTefera 3 หลายเดือนก่อน +1

    ሕዝቢ ይኣክል እዩ ዝብል ዘሎ ሕወሓት ኣብ ሕዝቢ ትግራይ ወንጀል እያ ፈፂማ መራሕቲ ሕወሓት ንስልጣን እምበር ንሕዝቢ ይኩን ንትግራይ ዝኮን ኣጀንዳ የብሎምን አይነበሮምን ተነሮም እውን ኤርትራ ምግንፃል እይ ነይሩ

  • @maryamtsionhizbeyhadera9233
    @maryamtsionhizbeyhadera9233 3 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤Amaniel And Dr Muez my leaders ❤❤🙏🙏🙏

  • @DestaMekonnen-x3b
    @DestaMekonnen-x3b 3 หลายเดือนก่อน +1

    Tekilebirihan zibehal seb gin tieina zelewo ayinet mesilu ayireanin .bi ni hibur weniber do eizuy -'.

  • @berihu7143
    @berihu7143 3 หลายเดือนก่อน

    ዝበስበሰን ዝደረቐን ቡኹት ርእሲ ሒዝኩም ህዝብና ኣወዲኹምዎስ ሐዚ "ጸገምና ናይ ኣረኣእያ እዩ😢" ትብለና ኣለኻ። መሕፈሪ።

  • @gebregziabherkiflay1226
    @gebregziabherkiflay1226 3 หลายเดือนก่อน

    Please ask him by saying do you think a public service is right now good

  • @tigrayfirst3162
    @tigrayfirst3162 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣብ ኣመራርሓ ዘለዎ ቀዳምነት ህዝቢ ስለዘይብሎ: ብዛዕባ ድኽመቶም ዝቐርበሎም ነቐፊታ ክቐበሎ ስለዘይደልዩ ዲሲፒልን እውን ስለዘይብሎም እዩ:: ምሁራት ምኾን እኹል ኣይኮንን ህዝባዊነት እውን እንተሃልይዋም እዩ

  • @edenyisak8707
    @edenyisak8707 3 หลายเดือนก่อน +1

    is CADRE as a group a structure in the party? if yes, what level?

  • @AleneTefera
    @AleneTefera 3 หลายเดือนก่อน +3

    50 ዓመት ኣብ ባርነት እዩ ለሎ ሕዝቢ ትግራይ ይኣክል

  • @Kbrtiዪቱብቸናል
    @Kbrtiዪቱብቸናል 2 หลายเดือนก่อน

    Estlyen gegina ajoka katselalu

  • @tsegazabweleslassie
    @tsegazabweleslassie 3 หลายเดือนก่อน +1

    I wanna to see ama at the top position of TPLF

  • @sahledebesay4229
    @sahledebesay4229 3 หลายเดือนก่อน +1

    እበይ ሞ ዝውድብ ዚ ዶዃዕዃዕ እንተዝብል
    ገንዘብን ደም ህዝብን ዝለመደ ውድብ ክፈርስ ጥራዩ ዘለዎ ።

  • @Tesfayreda-i6y
    @Tesfayreda-i6y 3 หลายเดือนก่อน

    እስታሊን እወነት ህዝቢይ ካብ መንከራ ዝወፀሉ ክትሰርሑ ትፅቢት ኣለና

  • @HlufeHh
    @HlufeHh 3 หลายเดือนก่อน +1

    ስታሊን ሐንቲ ነገር አላ እንዳ ሕወሐት ኩሉ ግዜ ብህዝቢ ይምሕሉ ይጥሕሉ ግን ንግሎም እምበይ ንህዝቢ ኾይኖም አይፈልጡን ካብ ሕወሐት ተስፋ አልቦ እዩ

  • @tekleyohanes
    @tekleyohanes 3 หลายเดือนก่อน

    ዝተወደበ መሪሕነት ይህሉሞ ስትራተጂክ ትልምታት ንሙሁራን ይወሃብ የቕርብዎ

  • @AsdfghZxcv-jl8vk
    @AsdfghZxcv-jl8vk 2 หลายเดือนก่อน

    አረ ውድብ ልምድሓን ያ ካብ ህዝብስ ውድብ ይዓበይ ይገርም

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu8553 3 หลายเดือนก่อน +1

    ልዕሊ ዞም ሚስጥር ዘውፁ ዘለው ሰባት ትግራይ ኣብዘመና ፀላኢ ገጢምዋ ኣይፈልጥን እዚ ብሄራዊ ክሕደት እዚ ኣብ ኣደባባይ እዩ ዘስቅል ነይሩ !!!!😢 ታሪኽ ይቅረ ኣይብለኩምን ሎሚ ተተሓባእኹም ኣብመዓልትኹም ክትቃልዑ ኢኹም!!!!።

  • @destatesema2882
    @destatesema2882 3 หลายเดือนก่อน +1

    Zara limintay eyu, abeyiti merahiti kalemeteyik zryigebir?"ke G.Tsarkan, G.Tadese ena P.Getachew?

  • @sangade9427
    @sangade9427 3 หลายเดือนก่อน +1

    Stalin, you should be impartial.

  • @almazyehdego4802
    @almazyehdego4802 3 หลายเดือนก่อน +1

    ❤️🎉❤️🎉❤️🎉❤️🎉❤️🎉❤️🎉❤️