ቀዛሕታ Kezahta - ፍሉይ ተውህቦ ዘለዎ ኣይነስውር መንእሰይ.

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 3 ก.พ. 2025

ความคิดเห็น • 311

  • @eiyorsalemhaylemaryam5038
    @eiyorsalemhaylemaryam5038 2 ปีที่แล้ว

    ኣስመሩ በዓል ሕልና ኽበረልና ወዲ ዓበይቲ ሃፍቲ ትግራይና ❤🙏

  • @ሕንቅቅቲእየፍረብሄሪየይ
    @ሕንቅቅቲእየፍረብሄሪየይ 2 ปีที่แล้ว

    ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም ደቂ ትግራይ 💊ዓይንካ ተብረሀልካ እመቤት ማርያም ዝሓወይ 🙏

  • @hadguTigraway
    @hadguTigraway 2 ปีที่แล้ว +44

    በርሃን ይመልሰልካ ዘሓወይ..........በረከት ሓወይ ውን ቀፅለሉ ብጣዕሚ ኢና ነድንቀካ።

  • @ድንግልማርያምሓላዊተይ
    @ድንግልማርያምሓላዊተይ 2 ปีที่แล้ว +20

    ሓወይ ማዓረይ ቅድስቲ ድንግል ማርያም ወላዲት አምላክ ዓይንካ ተብረሃልካ🤲

  • @freweyenimehari5460
    @freweyenimehari5460 2 ปีที่แล้ว +3

    Ashe Ashe Ashe Arimoshish jeganona 💪 💪 💪 💪 💪 💪 💪 💪 💪

  • @ኣርሴማጋልተጋዳላይ
    @ኣርሴማጋልተጋዳላይ 2 ปีที่แล้ว +5

    እቲ ቆልዓ ግን ናብ ማይ ፀሎት እንዶ ውሰድዎ ኣምላኽ እኾ ዝስኣኖ ነገር የለን 😥🙏🙏🙏

  • @mareykiros3371
    @mareykiros3371 2 ปีที่แล้ว +3

    ሽኮረይ እስቲ ብቱ ዘለኻዮ ኹነታት ናይ እመብይተይ ማርያም መዝሙር በገና አዉፅእ ብኽራርካ ጌርካ

  • @حياةحياة-و3ف
    @حياةحياة-و3ف 2 ปีที่แล้ว +2

    እዚኣቢሓሪ ያሓገዝካ
    🙏🙏🙏🙏💔💔💔💔💊💊💊

  • @ተስፋእዩስቀይ
    @ተስፋእዩስቀይ 2 ปีที่แล้ว +22

    እመ ኣዶናይ ብሪሃን ኣዕንትኻ ትመልስልኻ ክብር ሓወይ❤❤💛💛💛

  • @እጓሂእምበርተስፋኣይቀርጽ
    @እጓሂእምበርተስፋኣይቀርጽ 2 ปีที่แล้ว +22

    ፍቅር ዘለዎ ገዛ እዩ ናይ ብሓቂ ለባማት እግዚአብሔር ምሳኩም ይኹን ደቅ ዓደይ መዓረይ ብቻ ቃላት የብለይን ናዓኩም ዝገልጽ ሰለ ኹሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን ካባኩም ምጣረይ ዓብዪ ፀጋ አለ እዩ አምላክ ሰላም ይግበረልና ዓድና አሜን ልቢ እካ ኣለኩም ደቅ ህዝቢ እኩም ዘለኩም 🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿

  • @letumeksen2831
    @letumeksen2831 2 ปีที่แล้ว +2

    Hagez ente zgbero xbuk neru
    Admean teana yhabeley fetari 👍👍👍❤️❤️👍💒🙏🙏 🇪🇷🇪🇷

  • @fjz1093
    @fjz1093 2 ปีที่แล้ว +4

    ኣምላከይ ኩሉ ይካኣለካ እዩ ሞ ብርሃን ዓይኑ ክፈተሉ 🙏😢😢😢ማዓረይ❤

  • @salamb9556
    @salamb9556 2 ปีที่แล้ว +26

    ቀዛህታ ክብረት ይሀብካ ንኹሉ ስራህትኻ ዝሓውና 🌺🙏🏽

    • @tomadhanom5562
      @tomadhanom5562 2 ปีที่แล้ว +2

      Ezom tigrwet kthamku entay kenkum subscribe 100,000 zeytebxhu ab adi kemnu kemzi endakreb tesfa u zkeno

  • @kidstkidst737
    @kidstkidst737 2 ปีที่แล้ว +4

    ተጋሩዋይ ፁሩያት🥰🥰🥰🥰ሰላምና ይመልሰልና💛❤️

  • @zedigaldocter6126
    @zedigaldocter6126 2 ปีที่แล้ว +4

    እመኣምላክ ብኢዳ ዳቢሳ ብርሃንካ ትምለሰልካ ዝሓዊተይ 💖💖💖💖💊💊💊💊💊💊👌👌👌👌

  • @yosefyinadu4283
    @yosefyinadu4283 2 ปีที่แล้ว

    ዋይ ሽረ ተናፋቂ ከተማ ለመኖር ቀዳሚ የሆነች ናት፡፡ፈጣሪ ለዚህ ምር ታዳጊ ዘፋኝ አይነ ብረሀኑን ይመልስለት በጣም ጥሩ ድምፅ ነው ያለው ቀዛኽታም እያደረገ ያለው ነገር እጅግ በጣም የሚያስመሰግነው ነው በርቱ በዚሁ ቀጥሉበት አሪፍ ነው፡፡ ዮሴፍ ነኝ ከአዲስ አበባ እኔም ሽረ ነበር የምሰራው እና ሽረ ብለኽ ስትጠራት ልበ ነው የደነገጠው፡፡

  • @fitsumfesehaye5108
    @fitsumfesehaye5108 2 ปีที่แล้ว

    ገብረዎህድ ቀረባ ሐወይ ስለ ዝረአኩካ ብጣዕሚ እየ ተሐጊሰ

  • @tigraway490
    @tigraway490 2 ปีที่แล้ว +2

    በረኸት ልትገብሮ ፅቡቅ ሓገዛት በተለይ ኸም ገ/ዋህድ ዓይነት የቀንየልና

  • @የማርያምፅየንልጅነኝኦርቶ
    @የማርያምፅየንልጅነኝኦርቶ 2 ปีที่แล้ว +2

    በረከት ሓወይ እግዛብሄር የክብርካ ጊን እዙ ሓውና እንተኪእሉ ናብ መንፈሳዊ ምቅልቃል መሐሾ 🤲 እመብርሃን ትብረሀልካ ዝሓወይ#❤❤❤❤❤❤

  • @sabiyasook5968
    @sabiyasook5968 2 ปีที่แล้ว

    ቁዱስ ምኪኤል ዓይንካ የንብርሀልካ ኡፍ ጎይታዊተይ ዓይነብርክካ ምስኣን ማለት ከቢድ እዩ ዓሕ

  • @tsegahafte8429
    @tsegahafte8429 2 ปีที่แล้ว

    እንቋዕ ትግራይቲ ኮንኩ ኣሲተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ ሙቁራት

  • @ጋልቶምብውሕዶምዝሓበ-ቈ5ዘ
    @ጋልቶምብውሕዶምዝሓበ-ቈ5ዘ 2 ปีที่แล้ว +4

    ሓወይ ማዓረይ ብርሃኑ ይልአከልካ አምላክ❤👏ዕዉር ሕሊና እምበር ዕውር ዓይኒ የለን❤❤

  • @alefumekele3184
    @alefumekele3184 2 ปีที่แล้ว +1

    አቲ ትግራይ ዓደይ ኩሉ ትወልድዮ ጀግና
    ሓቦኛ ተስፋ ፅባሕ ዝርእ ባዕል ወርቃዊ ታሪክ ተመስገን እንኳዕ ካባኪ ተፈጠርኩ ዓደይይይ

  • @WereTabe8823
    @WereTabe8823 2 ปีที่แล้ว

    እግዛኣብሔር ዝሳኣኖ ነገሪ የለይማ ዓይኒኻ ይኽፈተልካ ኑኡሰይ🙏🙏🙏💔

  • @ሚሊጓልዓባይትግራይትግራይ
    @ሚሊጓልዓባይትግራይትግራይ 2 ปีที่แล้ว

    ፅሩይ ሓወይ እመ ብርሃን ብርሃን ታዓድልካ 🙏💛❤️💛❤️💛❤️

  • @የማርጋልትግራይ
    @የማርጋልትግራይ 2 ปีที่แล้ว +2

    እግዛኣብሄር ሓሳብ ልብካ የስምረልካ🙏🥰

  • @eiyorsalemhaylemaryam5038
    @eiyorsalemhaylemaryam5038 2 ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔር ገደል ክፈጥር ከሎ መደያይብ ይገብረልካ ልዞም ብሩኻት ኣሕዋቱ ሰዲዱ ኣሐጊዝዎ ክብርን ምስጋናን ለእግዚአብሔር❤🙏

  • @keduse1821
    @keduse1821 2 ปีที่แล้ว +1

    አሰይ ዝሐወይ💕💕💕🙏🙏

  • @mebrhitkahsay5406
    @mebrhitkahsay5406 2 ปีที่แล้ว +1

    አነ አነ አየጥዕመልናን ተጋሩ ንሰመር ንተሓጋገዝ ትግራይና ሰላም ይመልሰልና

  • @jge7tye640
    @jge7tye640 2 ปีที่แล้ว +1

    ዕድመና ጥዕና ይሃብካ ዝሓወይ ብርሃን ይግበረልካ እግዚኣቢሔር ኣምላክ በረከት ሓወይ ክብሪ ይሃብካ💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤🙏

  • @hadishbeyene6183
    @hadishbeyene6183 2 ปีที่แล้ว +2

    ጅግና ትግራዋ አጀካ አምላክ ይሀግስካ

  • @pj6930
    @pj6930 2 ปีที่แล้ว +2

    ማዓርይ 💛❤️አምላኽ አብዓብይ ደርጃ

  • @wDelina
    @wDelina 2 ปีที่แล้ว

    ቀደማካ ስጥሕ የብለኒ ሓወይ እግዛብሄር ኣምላክ ብርሃን ዓይኒ ይክፈተልካ 😭😭💔👈

  • @lina.fajji.75
    @lina.fajji.75 2 ปีที่แล้ว +2

    Zehawey egziabher brhan yehabka 🙏
    Kezahita adimen tienann yehabka fetari

  • @Channel-qe9mn
    @Channel-qe9mn 2 ปีที่แล้ว

    እመብርኃን ብርኃን ዓይንካ ትፈውሰልካ♥️🙏

  • @saraha9159
    @saraha9159 2 ปีที่แล้ว +2

    ብርሃን ዓይንካ ይሃብካ ፈጣሪ ዝሓወይ ቤኪ ደማ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @amanuelgebreyohanes3896
    @amanuelgebreyohanes3896 2 ปีที่แล้ว +1

    Greetings and Love 💕💖💛💯 from Seattle Washington 💞💞💞💖

  • @salamsalama5792
    @salamsalama5792 2 ปีที่แล้ว

    ዕድመን ጢዒናን ይሃብካ ፈጣሪ🙏❤

  • @mkkm60
    @mkkm60 2 ปีที่แล้ว +3

    ድንግል ማርያም ብርሃን ዓይኒ ትምለሰልካ ሓበነይ

  • @eiyorsalemhaylemaryam5038
    @eiyorsalemhaylemaryam5038 2 ปีที่แล้ว

    ተጋሩዋ ካባኹም ብምፍጣረይ ኩሉ ግዜ እየ ዝሕጎስ ተሓጋገዝቲ ጀጋኑ ፅኑዓት ብምንታይ ክገልፀኩም ❤🙏

  • @keflaykeflom1752
    @keflaykeflom1752 2 ปีที่แล้ว +8

    ገሬ ዓርከይ እንኳዕ ናብዚ ኣብቃዓካ ደስ ኢሉኒ ተሓጒሰ ልካ እንተፂዕርካ ዘይሓልፍ የለን በረኸት ሓወይ ጐይታ ሓገዘ ህዝቡ በረኽት ኣምልኽ የዓድልካ ፈጣሪ ኣምላኽ.

    • @tekichowe
      @tekichowe 2 ปีที่แล้ว

      ሽሙ ናይዚ ናይ ባዕሉ ደርፉ ንገረኒ🙏❤

  • @nurhussen1924
    @nurhussen1924 2 ปีที่แล้ว +1

    አባቴ 👏👏👏🦁🦁🦁🦁

  • @awetafera2102
    @awetafera2102 2 ปีที่แล้ว +2

    ዕላማኻ ይፈፅመልኻ ሓወኒ🥰🥰

  • @ሰሉፍቅር-ዘ6የ
    @ሰሉፍቅር-ዘ6የ 2 ปีที่แล้ว +3

    እመ ብርሃን ብርሃን ዓይንኻ ትመልሰልካ 💐💐♥♥♥💞

  • @ትግራይእዩደመይTDF
    @ትግራይእዩደመይTDF 2 ปีที่แล้ว +2

    ዋውውውውው ትጋሩዋይ ሰስኑ በረከተይ ኣቦ ውፁዓት

  • @negisageb1267
    @negisageb1267 2 ปีที่แล้ว +1

    እመብርሃን ኣዕንትኻ ትኽፈተልካ ሓወይ ናተይ

  • @ገነትጓልድንግልማርያም
    @ገነትጓልድንግልማርያም 2 ปีที่แล้ว +7

    ቓደማኻ ስጥሕ የብለኒ ሞራን ምስ ሃብዎስ ብጣዕሚ ተሓጒሱ ሓጎስካ ምሉእ ይግበረልካ ሓሳብ ልብኻ ይስመረልካ
    እግዚአብሔር አምላክ ካብ ሙዚቃ ኣውፂኡ ንዕኡ ትዝምር ይግበረልካ :ሓወኒኒኒ 2 ዓይኒ ሒዝና ናይ ልብና ብርሃን ዘጠፍአና ኣለና :
    ንሓውና በረከት ንሓውና ንኣስመሉ ሓውና ስለዝተሓባበርኩሞ ኣምላክ ይባርኽኩም

  • @ጓልተዋህዶ-ለ8ፀ
    @ጓልተዋህዶ-ለ8ፀ 2 ปีที่แล้ว

    ብርሃን ዓይኒካ የብረሀልካ እግዚአብሔር አምላክ ማአረይ
    አጀካ ዝሓወይ አጀካ በሉዋ

  • @mizaanberhane4002
    @mizaanberhane4002 2 ปีที่แล้ว +2

    ናይ አብኡ ሽም እዉን ወስኸሉ ንምፍላጡ ክጥዕም.
    ገብረዋሃድ መን

  • @helenlovegalltigray9979
    @helenlovegalltigray9979 2 ปีที่แล้ว

    ቀዛሕታ ክብረት ይሃብኩም ❤💛🙏🙏🙏ጥዑም ድምጺ ሓወይ እግዛብሄር ዓይንኻ የብርሃልካ 😢❤💛🙏🙏

  • @tsegage6935
    @tsegage6935 2 ปีที่แล้ว +2

    ዓይንካ የብረሀልካ እግዚኣብሄር

  • @jamestimbers5724
    @jamestimbers5724 2 ปีที่แล้ว +1

    Amlak Kante gar yihun! Bereket you’re our unsung hero!

  • @helenberekt3774
    @helenberekt3774 2 ปีที่แล้ว +1

    Hawey Maery egzabher birhnaka ymelselka berket hawey eidmen tiena yhbka zhawey😍🥰🙏

  • @ዮዳሄዮዳሄ-ጠ8ቐ
    @ዮዳሄዮዳሄ-ጠ8ቐ 2 ปีที่แล้ว

    እመብርሃን ዓይንካ ትክፈተልካ ዝሓወይ

  • @ፍረኃልትግራይ
    @ፍረኃልትግራይ 2 ปีที่แล้ว +7

    ጎይታዋይ ፈጣሪ እግዛቢሔር ኣምላክ ዓይንካ ይክፈተልካ🙏🙏🙏

    • @FRETUBE-oz4pm
      @FRETUBE-oz4pm 2 ปีที่แล้ว

      ስብ ግበርለይ ዝያዳይ

  • @kidugaltigray8908
    @kidugaltigray8908 2 ปีที่แล้ว

    ኣጆኻ ሓወይ ናተይ እግዚኣብሔር ኣይነ ብርሃኑ ይምለሰልካ

  • @lichybrhan5044
    @lichybrhan5044 ปีที่แล้ว

    ብርሃን ዓይንካ ይክፈተልካ እግዚኣብሄር ኣምላክ መዓረይ❤❤

  • @tsegagiday8075
    @tsegagiday8075 2 ปีที่แล้ว

    ፁርያት

  • @ጓልመምህር-ነ3ኘ
    @ጓልመምህር-ነ3ኘ 2 ปีที่แล้ว +3

    ኣሰይ 😥እንካዕ ብሰላም መፃኩሙ ተጋርዋይ 💊💊💊💊💊🙏ሰላምን ፍቅርን ንህዝብና 🙏🙏

  • @hiwothiwot3843
    @hiwothiwot3843 2 ปีที่แล้ว +17

    ሰላም እንኮዕ ብሰላም መፅእኩም ተጋሩዋኒ ሰላም የውርደልና ፈጣሪ በረከት ዓብይ ሰብ እንኮዕ ናትና ከንካ እንብር በረከት ተባረክ👏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😍😍😍😍😍😍

  • @ጓልመምህር-ነ3ኘ
    @ጓልመምህር-ነ3ኘ 2 ปีที่แล้ว +9

    በረከት ሓወይ ኣነስ መግለጽ🙏ቃላት እየ ዝስእነልካ ሶ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩሙ ፈጣሪ ኩሉ ዓለም 🙏🙏🙏

  • @yheyskebede478
    @yheyskebede478 2 ปีที่แล้ว +1

    በረከት እግዚአብሔር ይባርክኻ ከምዝኦም ዘአምሰሉ ከበረታተዑ እዩ ዝግበኦም።

  • @mizaanberhane4002
    @mizaanberhane4002 2 ปีที่แล้ว +2

    ማዓረ አምላኽ ዝሳአኖ የለን እሞ ብርሃንካ ይመልሰልካ ዝሓወይ አጆኻኒ.ንኹሉ መዓልቲ አለው

  • @AmitYouTubeChanelአሚትዩቲብ
    @AmitYouTubeChanelአሚትዩቲብ 2 ปีที่แล้ว

    እመብርሃን ዓይኒካ ትብርሀልካ ዝሓወይ አጆካ እግዚአብሔር አምላክ ምሳኩም ይኩን

  • @ጓልእንዳባጉና
    @ጓልእንዳባጉና 2 ปีที่แล้ว +4

    መዓረይ እመብርሃን ብርሃን ዓንኻ ትኽፈተልካ ወድነይ🙏💛

  • @ዮዳሄዮዳሄ-ጠ8ቐ
    @ዮዳሄዮዳሄ-ጠ8ቐ 2 ปีที่แล้ว

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንቀዛሕታ ሓዊሰ

  • @ራኪነኝየጅንታልጅ
    @ራኪነኝየጅንታልጅ 2 ปีที่แล้ว

    ሓወይ ምኣረይ እመብርሃን ዓይንካ ተብርሀልካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ኣብ ትደልዮ ደረጃ የብፅሕካ ዝሓወይ😥👏👏👏
    በረከት ሓወይ ክኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ❤️👏👏👏

  • @ብሬጓልተዋህዶትግራይ
    @ብሬጓልተዋህዶትግራይ 2 ปีที่แล้ว

    ዝሓወይ ማዓረይ እግዚአብሔር ኣምላክ ዓይኒካ ብርሃንንን ይግበረልካ ፅላኢካ ይፅልምቶ ማዓረይ
    በረከት ሓወይ ጀግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @mdsalam5378
    @mdsalam5378 2 ปีที่แล้ว +11

    ኣሰይ ዘሓወይ ጥዑም ዕድመ ይሃብካ ማዓረየ❤

  • @godwith4113
    @godwith4113 2 ปีที่แล้ว

    Tegaru jeganu may Eritrawyan aylkefkum kemdiki zagra tebetina 🇪🇷eske nskatkum ekubat kem maedo kun 🙏

  • @ጋልዕዳጋሓሙስ
    @ጋልዕዳጋሓሙስ 2 ปีที่แล้ว +2

    እመብርሃን ትሓልካ ወድቶም ደጋኒ💘💘💘💘

  • @ኣሕፎሮም
    @ኣሕፎሮም 2 ปีที่แล้ว +1

    እስይ ኣነ እሞ እንታይ ከም ዘብል ጥፍእና ብተሓጋሰ ይንበዒ እለኩ ❤❤😥😥

  • @brhanukahsay3557
    @brhanukahsay3557 2 ปีที่แล้ว +2

    ገሬ ዓድና ኣናፊቅኻኒ ኲሒሮማይ ምስ ሰማዕኹ

  • @etsayhadush5705
    @etsayhadush5705 2 ปีที่แล้ว +5

    ቀዛሕታ ሚድያ ብጣዕም ፅቡቅ ንከምዝኦም ዝበሉ ብምብርትታዒካ ደስ በሃል ቀፅሉሉ

  • @johnwick7208
    @johnwick7208 2 ปีที่แล้ว +3

    Nver give up wedi Tigray ❤️💛❤️💛💪✊

  • @almazkahsay153
    @almazkahsay153 2 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ዝገርም ድምጺ ኣምላኽ ዘየከኣሎ የለን ሞ ብርሃን ዓይንካ ይመልሶ

  • @kflomgereziher2072
    @kflomgereziher2072 2 ปีที่แล้ว +1

    እግዚኣብሄር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🥰🥰💊🙏

  • @eiyorsalemhaylemaryam5038
    @eiyorsalemhaylemaryam5038 2 ปีที่แล้ว

    ዳግማዊ ክቡር ኣቦና ጀግና ስውእ እያሱ በርሀ ኢለካ ኣለኹ ዋውውውው እግዚአብሔር ዕድመን ጥዒናን ይሃብካ❤🙏

  • @akezaberhe6216
    @akezaberhe6216 2 ปีที่แล้ว +2

    እሰይይ ማዓረይ እመቤቴ ማርያም ምስ ፉቁር ወዳ ታሓልይኻ ኣይዛኻ ጠንክር

  • @rahwa6922
    @rahwa6922 2 ปีที่แล้ว

    ብርሃን ካ ይምለሰልካ ማዓረይ 💔💛❤️

  • @kbromaddis9124
    @kbromaddis9124 2 ปีที่แล้ว +8

    ተመስገን 🙏🙏🙏ሰላሰ ገዳም ንኣስመሉ ክቡር መታዓቢተይ ድሕሪ ነዊሕ ዓመታት ዘርአኻኒ🙏🙏🙏👍❤

    • @eiyorsalemhaylemaryam5038
      @eiyorsalemhaylemaryam5038 2 ปีที่แล้ว

      ተመስገን እወ ጀግና መተዓብይቲ ኣለካ❤🙏😥ቅድሚኣ ክሰርሐልካ እየ ምስ በሎ ዝተሓጎስ ሓጎስ ንብዓት ኣምፂኡለይ ብሓጎስ❤🙏

  • @ሜሪጓልዞምወየንቲ
    @ሜሪጓልዞምወየንቲ 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣሰይ ተጋሩዋኒ ተተሓባቢርና ኮ ከማና የለን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ሰላምና ይመልሰልና ❤️❤️

  • @ኣፅቢ
    @ኣፅቢ 2 ปีที่แล้ว +3

    ቅድሞትካ ዝሓወይ
    እመብርሃን ዓይንኻ ትኽፈተልካ ሓዊተይ ብሩህ ኣእምሮ ኣለካ

  • @دحوومغانم
    @دحوومغانم 2 ปีที่แล้ว

    ዒደምን ጢዒናን የሃብካ ዛሓወይ

  • @haftudesalegn8491
    @haftudesalegn8491 2 ปีที่แล้ว +3

    ልቢ ብርሃን ሓወይ አጆኻ አነውን አብዕግረይ ጸገም አለኒ ግን ካብ ዝደሎዮ አይትረፈኒ ። እንዲያውም ልብዙሓት ተረፈ እንድሕር ብባልኻን ብእጋቢሔር ታአማሚንኻን ካሊ ቀሊሊ እዩ ድሕሪ ሰላም ትግራይ ክረበካ እየ በርትሕ ።

  • @galtigray2070
    @galtigray2070 2 ปีที่แล้ว

    እመ ኣምላክ ኣዕንቲካ ተብረሀልካ ብሩከይ💚

  • @medihailu7413
    @medihailu7413 2 ปีที่แล้ว

    ኣሰይ ዝሃወይ ጡዑም ድምፁ😍😍😍

  • @wedimisgna4638
    @wedimisgna4638 2 ปีที่แล้ว +3

    ቤኪ ለባም ሰብ ከማኻ ትግራይና ተፍሪ ናይ ብሓቒ ደላይ ሰብ ኢኻ ቤኪ ፈጣሪ ናይ ፃዕርኻ ዋጋ ይኽፈልካ።

  • @ሊሊጓልተዋህዶ-ዠ4ጠ
    @ሊሊጓልተዋህዶ-ዠ4ጠ 2 ปีที่แล้ว

    እግዚኣቢሔር ኣምላክ ዓይንካ የብረሀልካ ዝሓወይ ማዓረይ

  • @hareyahareya6870
    @hareyahareya6870 2 ปีที่แล้ว +2

    እመብርሃን ኣደይ ዓይንካ ተብርሀልካ ክቡር ሓወይ

  • @SalamSalam-nz2ox
    @SalamSalam-nz2ox 2 ปีที่แล้ว +14

    እግዚአብሔር አምላክ ብርሃን ዓይንካ ይመልሰልካ ዘሐወይ💔💕🙏

  • @weghta3315
    @weghta3315 2 ปีที่แล้ว +1

    Jiginaaaaaa Abasaaaaaaaa Tigrai is a land of heroes 👏💕💪👍🇻🇳🙏💕🌹Tigrai SERAE ♥🇻🇳💪👍🙏⚘💪🇻🇳💯💪❤💚🌷

  • @amenberha9075
    @amenberha9075 2 ปีที่แล้ว +1

    God bless you 🥰🥰🥰🥰

  • @Channel-vj9tk
    @Channel-vj9tk 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣምላክ ብርሃን ዓይንካ ይፍጠረልካ

  • @ተመስገንኣምላክ-አ5ቐ
    @ተመስገንኣምላክ-አ5ቐ 2 ปีที่แล้ว +3

    ዕደመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ሓወይ

  • @Furutuna
    @Furutuna ปีที่แล้ว

    አምላክ ብርሃን ዓይንካ ይመልስልካ ምዓረይ

  • @ጓልቶምጀጋኑ-ጘ8ሐ
    @ጓልቶምጀጋኑ-ጘ8ሐ 2 ปีที่แล้ว

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ🙏 ዝሓወይ❤️

  • @ngstipopo3749
    @ngstipopo3749 2 ปีที่แล้ว +2

    መዓረይ ኣምላኽ ዓይንኻ የብርሀልካ ፅቡቅ ቁመና ጥዐም ላዛ ኩሉ ዝወፀኻ የለን 100%+

  • @ተመሰገንአምላክ-ሐ7ሐ
    @ተመሰገንአምላክ-ሐ7ሐ ปีที่แล้ว

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @ኣርሴማጋልተጋዳላይ
    @ኣርሴማጋልተጋዳላይ 2 ปีที่แล้ว +4

    ፅሩያት ናይና 😥😥😥ዝሓወይ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ካብ ሙዚቃ ኣውጺኡ ናብ መዝሙር የብቅዕኻ 🙏🙏🙏ኣምላኽ ሙሉእ ሰላም የውርደልና 😥ብጣዕሚ ደስ ዝብል ግሩም ድምጺ እዩ ዘለኻ ገሬ ሓወይ ማራ ግን ሓሪቀ 💔

    • @slamasooso9970
      @slamasooso9970 2 ปีที่แล้ว

      ችዲ ኸም ደስ ዝበላ 😏