ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
አታ ንሱኩም ከመይ ዲኪም ተከይፉኒ አስከ ብየማነ❤ ዝተሓገሰ ilke ይርገጺ
እውይ ይሙን ኣስሊ ሳሓቅ ሞይተ ደቅስ ደቅስ ደቅሲ😂😂😂😂😂
😂😂😂😂😂😂 ዮሙን ዓርከይ መሪሩኪ እዩ ሕጂ ዳኣ ተወዲኡኪ በሎም ሓመድ ግበሮም ደሚቅ እካ ኣይብርሃኒ ክክክክክክክ ቤላ ቤላ ጀምዓተይ ክክክክክ
ካብ ግዜ ናብ ግዜ ብቅዓት ኣወሳስኡ ፈጺሙ ዘይጎድል ግርሙጨይ❤❤ቀጽሎ ካባኻ ካልእ ኢና ንጽበ እግዚኣቢሄር ምሳኹም ይኹን ኣይትሕመቁ❤❤❤😂😂😂😂
100%❤
ኣታ ዝይትገድፍና ዝይትምሕሩና ንሕና ኣብ ገጠር ዝዓባና ንብደል ኣለና ዓገብ ,
Welcome welcome deky rimey ab zezelekumo selamta ymne ab srahkum asalto ymne gn tdunguyu alekum ❤❤❤❤❤
ይሙን ብዓል ስረ ፈራሕ ኣይሓዝካ እኮ ዝብሃል ፈነግ ኣቢላቶ ጥርሙዝ ጌራ ንኹሎም ኣደቂሳቲም 🙆🏼♂️😀😀😀😀😀😀😀😀❤❤❤❤❤❤💙
እዋይ ዩሙን ዓርከይ ስሒንኪያ ድገምዪ ደሚቅ ከይ ተሰአኮሎ ክክክክ
አዘን አግርኻ ወይ ቁረጸን ወይ ኣብ መንጎ ኣጻብዕትኻ ዑድ ቀርቅረለን 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
እዋይ ኣደይ ማዓረይ ሎሚ ሳሓቕ ቀቲልኩምኒ 😂😂😂😂
ጸጋይ ብሓቂ ንፉዕ ተዋሳኣይ ኢካ ❤
😂😂😂😂😂❤❤❤ guremuche 😅😅kabaka zegeded ❤❤❤😂😂😂
ኡፍፍፍ ሞይተ ደመቅቲ ኣብ ኩሉ እዮም ዘለዉ ውው ኣከይፍኩሙኒ😂😂😂
እዛ ፊሊም ከም ሎሚ ኣየስሓቐትንን 😂
😂😂😂😂 ክግስመኪ የ ኢደይ ብታሕቲ የእትየ ኢልዋ በል ግርማጼን ጨካን ክክክ
ጸጋይ መቀረት ሂብዋ ❤❤❤❤❤❤
ጽቡቅ ስራሕ እኮ እንተኮነ ግን ንምንታይ ኢኹም ናይ ሃገረሰብ ክትሰርሑ ከለኩም ማራ ትጽይቅዎ ኣየናይ ወዲ ሃገረ ሰብ እዩ 'ሞ ከምዛ ናይ ጸጋይ ሂብክዎ ዘለኩም ገጸ ባህሪ ኣብ ናይ ብሓቂ ሂወት ዝነብሮ ቀዳድ ካልሲ እሞ ድማ ከም ሓደ ረሳሕ ሕማቅ ጨና እግሪ ዘለዎ ጌርኩም ተዋስእዎ ንዝመጽእ ሕሰብሉ በጃኩም 🤔😏
Tewali grmuchey knrma ena😅😅😅
Adiom tukxerom kindey kinblom
እቲ ካልሲ ደኣ በርቂ ቀዲድዎ ይከውን 😂😂😂
Lomi dika terio zeleka kulu gize mszelefuna derasi u guhaf
ክብርን ባህልን ሕብረተሰብ ከይሓለኹም ክትዓብዩ ኣይትኽእሉን ኢኹም።ኣበየናይ ክፋል ሕብረተሰብ ናይ ገጠር ኢዩ ከምዚ ዓይነት ኣከዳድና ዝኽደን።ጂንስ ስረ ኣብ ቀዳድ ካልሲ ዘእቱ ወዲ ሃገረሰብ የለን።ድኹም ድርሰትካ ኣብ ምክሽማሽ ደቂ ሃገረሰብ ኣይትሕብኣዮ።ኣነ ከተማ ኢየ ዓብየ ዘየለ ክትሰርሑ ከለኹም ግን ማራ ኢዩ ዘሕርቕ።ድኹማት
ሓሳዊ 😂😂😂ንዓኻ ምሓሸካ ኣብ ዓመት ሓንሳብ ከተማ መጺኻ ሲ 😅
@@adiamsamuel7166 ተኣለዪ ሓሳኽ
ቀዳድ ዝካልስ ዝገብሩ ኣለው እድዮም ገዘብ ተዘየልዩ ደኣ ወረ ብዘይ ካልሲ ኣሎ
Nay maynas comedy alka qedad kalsi deqi ketema qedad kalsi ygbru malet dyu 2 ka ketema ye abye tbil abey ktema deka abeka 😂😂😂 qedad reise
እቲ ጸግም ናይዞም ተዋሳኣቲ ኣይ ኮነን ናይ ታዓዘብቲ እዩ ኣበይ ሪኢቶ ትህቦም ኣበይ ጽቡቅ ትህብ ረሲዖሞ ናይ ገጠር ምግባሮም ዘይ ኮነስ ሽግር ወዲ ገጠር ክትብል ከለኻ ናይ ሰባት ክብሪ በህሊ እዩ ቅድሚት ዝመጽእ ኣብዚኣ ግን ኪኢልናዮ ክብሉ ጸይቆሞ
kusuney the best actress abi ziwehabeki. Gexe bahari tillabesiyo ❤❤❤❤❤
Ff
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉😢😢😮😢🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
ዩሙን ዩሙን ዩሙን ብራቮ ብራቮ ብራቮ ወሳኒ ወሳኒ ወሳኒ ካብ ብሕጂ ከይተግዳዓኒ ኣባ ጠረግ በጃኩም ናብ ዩሙን ኣብጹሑለይ😂😂😂
Eway kem lomi sihike ayflten Aytsanu yemuney tewdiewo😂😂😂 gurmchey i love you ❤
ብጣዕሚ ዘሕዝን ድርሰት፡ ኩሎም እቶም ተዋሳኢቲ፡ ብፍላይ እቶም ደቒ ገጠር፡ በቲ ቕኑዕ ባህሪኦም ኣዝዩ ማራኺ ጥበብ ዘለዎ ኣዘናጋዒ ድራማ ከርእዩና ይክእሉ ነዮም እዮም። ጥበብ ዝተሓሶሞ ከንቱ ምግናን ኣድላይ ኣይኮነን፡ ክኩነን ይግባእ።
Yumun asli kef zelewo wedi❤❤❤
😅😅😅😅😅😅 nay lomi mara kef zelewa❤❤❤❤
Mara xbuk sirah I am proud of you habtu
Omg kem lomi aysehakun yemunyyy 😂😂😂😂😂 kkkkk I love you
*_ጉዱ ኣምፅእኻ ግሩሙጨይ 🤣🤣🤣🤣🤣_*
Sebaey yemane kemae gerka set abulom da 😂😂😂😂❤❤🎉🎉🎉
Kkkkkk yemane belom eway kef zelkum deqi erey jeganu
ክክክክ ይሙን ያሆ ሎሚ ሲ ተወድእዎ ዋላ ንግርማጼን ኣፍፍህዎ ክክክክ❤❤❤
Ohh my God, amet si n kampala eway moite 😂😂😂😂
Wawwwwww desbhali qexlwo keyteqarxwo meshaq 😂😂😂😂
ኣብ መጨረሽታስ ጎቢዙ ታ 😂😂😂😂😂😂😂😅
ናይ ሎሚ ኬፍ አለዋ😂😂😂 ብስሐቕ ስነይ አይከደንኩን😂
Well Came ጥንቅቅ በሉ እስክ ናይ ኣዲስ ግፋ ሕማቅ ኣሎ እሞ ፍሊም ክትሰርሑ ደገ ደገ ኣይትበሉ ካኣ ❤🎉
sheger nay addis lomi gelixkuma bela gerkum ,,kemzi aynet scenirio tete degumna xebuk neru,, kaab zelkwo ne addis miliskumini.. good job
ክክክክክ ርቢዒ ኪሎ እካ ደፊሪኒ ኣይፈልጥን❤❤❤ ይሙነይ ትረክቦ
ኣብ መወዳታ ዩሙን ኪሒስኒ😂😅😂😅😂
Akeyfkani fara nmealti 7gzi kxfa alewo yemuneyy 😂😂😂😂😂😂🎉🎉🎉🎉🎉
ንዞም ደቂ ገጠር ማራ ኣኽፊኢኽሞም ኣጋንኖ በዚሕዋ ካብ ገጠር ብፍላይ ዝመጸ ሓፋር ኣኽባሪ ሰብ እዩ ቁሩፕ ናይ ሰብ ከም ዘለዎም ካኣ እበ ግበርዎ እቲ ወዲ ገጠር ውን እኮ ከምቲ ወዲ ከተማ ዘለዎ ስነ ልቦና ናይ ባዕሉ ኣታዓባቢያ ስነ ልቦናን ኣለዎ ስለዚይ አማሓይሽዋ
Ya nay bhaki kemeziy aynet geter yelen wela kab tntiy tqmtiy abzi mas meda zkatetelu 70%mkonom aytreseu
ትክክል ብጣዕሚ ኣጋኒነሞ እዮም ናይ ጥዕና ፀገም እተሊዎም እበር ገዛ እዳማቶም ኣትዮም ማናጀር ኣይኮኑን😂😂
Seb wediewa yumun yeakkk 😂😂😂😂😂😂😂
Hhhh yemane absa 😂😂😂😂😂😂😅😮😊
Hej yhegskan yemon 😮😊😅😮😮😮😮😮
Girmucey ntrufa fetikaya aleka 😂😂😂😂Ngera endo aghidka 😂
Moyte lomes mara kef alekum kkkkkkkk geza Chelse tekyra moyte eko ufffffffff
Bravo yemane 😂😂😂😅
Kkkkkk eway qosile dye gel uf😂😂😂😂
የማነ 😜ድቅስ ያ በለ ዘየድቅስ ገይሩሰ ክክ 🤣🤣
ወዲ ባሹ ዓርከይ ካብቲ ናይ ዓቅሊ ጽበት ቦምባ ገርካ ዶ ኣቲካዮም 😂😂😂😂
Nay lomi eta zbelexet iya wawww
Btaemi eikum des tblu pls keytekarxwa❤❤❤❤
Nice one 👍 👌 👏 Mara Bela
ጉርሙጭ❤❤❤❤❤❤😂😂😂
እዞም ክብሪ ሃገረሰብ ተተንኪፉ ትብሉ ዘለኹም፡ ኣብ ምንታይ እዩ ክብሪ ሃገረሰብ ተተንኪፉ። ከም ጠባይ ተኾይኑ ኣብዛ ፊልም ከም ማዕጋር ዝዕንጅል የለን ክክክ፡ so እዚ ጸጋይ ዝብሃል ጠባይ ክኣ ጋሳ ዝነበረ ፡ ደፋር ፡ስክፍታ ዘይስምዖ ጠባይ እዩ። ስለዚ ናይ ከተማ ነገር ክሕድሾ ግድን እዩ። ኣበይ እሞ tom & jerry ርእዩ ኣይዓበየን ተሓደሾ ኣይትሓዞን እዩ። ኩሉ ሃገረሰብ ናይከተማ ነገር መጀመርታ ተርእይዎ ድንግርግር ክብሎን መስሓቅ ነገር ክገብርን ግድን እዩ፡ በንጻሩ ኽኣ ወዲ ከተማ ናይ ሃገረሰብ ነገር ከምኡ።
የስ ። ነዚ ዝበልካያ ምፍላይ ዘይክእሉ ኩሎም ካብ ጸጋይ ዝገደዱ ማጓ ሓንጎሎም ዮም 😂😂😂😂
ክብር ሓው እዚ ዝበልካዮ ዘሎ እዮ ግድነት'ዩ ሓድሽ ነገር ክሕድሰካ ግን ንከተማ ክኣቱ እንከሎ ስለ ዝሓደሶ ድዩ ቀዳድ ካልሲ ጌሩ መጺኡ እታ ሽታ ናይ እግሪ ከኣ ሪኢካዮም ኢካ ክሳብ ክንደይ ከምዘጋነንዎ ኣብ ናይ ሓቂ ሂወቱ 'ሞ መን ኣሎ ከምዛ ናይ ጸጋይ ናይ ሃገረሰብ ገጸ_ባህሪ ክላበስ እንተኮይኑ ግድነት ድዩ ክሳብ ክንድዚ ሃጋፋት ክፍጠር
Jemy xebqti 🥰🥰🥰🥰🇪🇷❤🇪🇷❤
ፈቲኺ ጸሊእኪ ትምነይኒ ኢኺ😅😅😂ግርሙጭ ያሆ
እዋይ የማነ ኣብ ዝመጽእ ድኣ ስሕንካያ ምሽክናይ
Degfiti turufa like rigexu
በጃኩም ብዛዕባ እቲ ክቡር ህዝቢ ሃገረሰብ ክትሰርሑ ከለኩም ብመጽናዕቲ ስርሕዎ: ወላ ሓንቲ ከም ዘይፍልጥ ኣይትምስልዎ::😊
ዩሙን ያሆ😂😂😂😂
ይሙን ሰቢእኪ ትውጋሕ ጥራይ❤❤❤
😂😂😂😂 ymun wesani abzia yehegusni tebaetay
🤣🤣🤣🤣ቆሲለ
ቁስል በል 😂
❤❤❤❤😂😂😂😂
😂😂😂😂ኬፍ ዘለዎ ጋሻ ኣምጺኹምልና
Eta nay hagreseb kurub aganinkuma ashikumna selamkum ybzah deki adey
🤣🤣🤣Yemun wala ngrmux kaye tegadfo mara kea kef alkum ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
😂 yumun the best comedian ever 😂😂😂😂😂
ደሚቅ ክክክ
ዩሙን ደሚቅ ሎሚ ታዓዊቱ ኩሉ ሰብ ግዜ ኣሎዎ ያኼ።
Ymun yak nska eko ab Addis.. Nana belelna abzi b fara metenfesi sina zelena🤣🤣🤣🤣🤣
Btamie hayalat tewasatie ikum . Bertue emo absidet kemzie kitserhu mikalkum . Zelekum tewafynetn mulue nay srahkum biqiet kemzelekum aaminkumna.
ግርሙጭ ገዛ ገለ ኣምጽካላ 😂😂 ገደደ ዓመት እዩ ካኣ ክጽንሕ😅😂
እዞም ደቂ ሃገረ-ሰብ ክብርና ዝተንክፈና ፊሊም ይኹን comedy ሪኢና ሸለል ኢልና ክንሓልፍ የብልናን ዝተርኣየና ጌጋታት ክንነግሮም ይግባእ ነዞም ሓደ ሓደ ደረስቲ ኢና ብሃልቲ ።
ነብሰ ምትሓት😢 ፐው !እወ ፋራ ኢካ ኣማራጺ የለን ።ካብ ነብሰ ምትሓት ውጻእ ንቃሕ ኮይስ ሕማቅ ኣይሰርሑን ጸጋይ ሓደ ሰብ እምበር ሕብረተሰብ ኣይኮነን ።
@@habenhadish938 1 ነብሰይ ኣቲሒተ ተዛሪበ ድየ 2 ፍራ እንታይ ማሌት ዩ 😂 እዚኣ መልሰለይ3 ጸጋይ ሓደ ድኣ ይኹን እምበር ካብ ሃገረሰብ ከምዝመጸ እዮም ገጸ ባህሪ ሂቦሞ ዘለዉ
😃የማነ ኣጻፊፍዋ ጉዳይ
ዋይ ዛወዲ ሎሚዓንቲ ስብኣይ ጨንያ 🤣ደቅስቲ የማነ ኣቁስልካኒ🤣🤣🤣
Kkkkkk wedi shuky belom kosterom medra gafif
😂😂😂 nay lomi eta zbelexet iya neay
ስሕቅ ቃትልክምና ብዝከነ ይመቸክም ሙቁራተይ❤❤❤❤❤❤❤❤
በለዉ😂😂😂😂😂😂
Welkam to 🎉🎉🎉🎉
በሎም የማነ ወፅዕ
Kkkk I love yemane acting
Bejakum ayi tedgyu please ❤❤❤❤❤❤❤ good job's
Btami xbkti comedyy...plz keytekuarxwa
እንካዕ ብሰላም መጻኩም!!! ጽቡቅ ስራሕ ቀጽልዎ ደቂ ኢረይ ሺኮራት።
Demekti abza comment wach wach elom belu🤣🤣
Nice yemuney akeyefkeni
Yeman enqa xome lugam fethLka fetari 😂😂😂
ዩሙን ተወዱኡዎ😂
Wawwww😆😆
Ymuney yak kief zelki ❤❤❤❤
Welcome back nay mudey film
❤❤❤❤❤❤grmuc❤❤❤😂😂😂😂😂😂🎉
Yea nskum keaf alekum 😂😂😂😂
Eway nay lomi si bsehaq🤣🤣🤣🤣💖💖 moyte xegay zblukas neaom a achenikas neay kea kemzi kemay do tkonu zhrnk seb txelu wyyyyy ane zhrk seb ewayyyyyuy uffff 🤐🤐🤐🤨😏😏
ክክክክ ዩሙን ጠፊእካ ሕጂ
😂😂😂deqs demiq kkkk
ዱሙ ዓንጃልስ ንበይንካ ኢካ😅😅😂😂😂😂😂😂😂
ዩሙን ቀባጽ ክክክክ
Ewyyy yemane hawey moyte dye gele

Girmucey ntrufa fetikaya aleka 😂😂😂😂
Ngera endo aghidka 😂
Moyte lomes mara kef alekum kkkkkkkk geza Chelse tekyra moyte eko ufffffffff
Bravo yemane 😂😂😂😅
Kkkkkk eway qosile dye gel uf😂😂😂😂
የማነ 😜ድቅስ ያ በለ ዘየድቅስ ገይሩሰ ክክ 🤣🤣
ወዲ ባሹ ዓርከይ ካብቲ ናይ ዓቅሊ ጽበት ቦምባ ገርካ ዶ ኣቲካዮም 😂😂😂😂
Nay lomi eta zbelexet iya wawww
Btaemi eikum des tblu pls keytekarxwa❤❤❤❤
Nice one 👍 👌 👏 Mara Bela
ጉርሙጭ❤❤❤❤❤❤😂😂😂
እዞም ክብሪ ሃገረሰብ ተተንኪፉ ትብሉ ዘለኹም፡ ኣብ ምንታይ እዩ ክብሪ ሃገረሰብ ተተንኪፉ። ከም ጠባይ ተኾይኑ ኣብዛ ፊልም ከም ማዕጋር ዝዕንጅል የለን ክክክ፡ so እዚ ጸጋይ ዝብሃል ጠባይ ክኣ ጋሳ ዝነበረ ፡ ደፋር ፡ስክፍታ ዘይስምዖ ጠባይ እዩ። ስለዚ ናይ ከተማ ነገር ክሕድሾ ግድን እዩ። ኣበይ እሞ tom & jerry ርእዩ ኣይዓበየን ተሓደሾ ኣይትሓዞን እዩ። ኩሉ ሃገረሰብ ናይከተማ ነገር መጀመርታ ተርእይዎ ድንግርግር ክብሎን መስሓቅ ነገር ክገብርን ግድን እዩ፡ በንጻሩ ኽኣ ወዲ ከተማ ናይ ሃገረሰብ ነገር ከምኡ።
የስ ።
ነዚ ዝበልካያ ምፍላይ ዘይክእሉ ኩሎም ካብ ጸጋይ ዝገደዱ ማጓ ሓንጎሎም ዮም 😂😂😂😂
ክብር ሓው እዚ ዝበልካዮ ዘሎ እዮ ግድነት'ዩ ሓድሽ ነገር ክሕድሰካ ግን ንከተማ ክኣቱ እንከሎ ስለ ዝሓደሶ ድዩ ቀዳድ ካልሲ ጌሩ መጺኡ እታ ሽታ ናይ እግሪ ከኣ ሪኢካዮም ኢካ ክሳብ ክንደይ ከምዘጋነንዎ ኣብ ናይ ሓቂ ሂወቱ 'ሞ መን ኣሎ ከምዛ ናይ ጸጋይ ናይ ሃገረሰብ ገጸ_ባህሪ ክላበስ እንተኮይኑ ግድነት ድዩ ክሳብ ክንድዚ ሃጋፋት ክፍጠር
Jemy xebqti 🥰🥰🥰🥰🇪🇷❤🇪🇷❤
ፈቲኺ ጸሊእኪ ትምነይኒ ኢኺ😅😅😂ግርሙጭ ያሆ
እዋይ የማነ ኣብ ዝመጽእ ድኣ ስሕንካያ ምሽክናይ
Degfiti turufa like rigexu
በጃኩም ብዛዕባ እቲ ክቡር ህዝቢ ሃገረሰብ ክትሰርሑ ከለኩም ብመጽናዕቲ ስርሕዎ: ወላ ሓንቲ ከም ዘይፍልጥ ኣይትምስልዎ::😊
ዩሙን ያሆ😂😂😂😂
ይሙን ሰቢእኪ ትውጋሕ ጥራይ❤❤❤
😂😂😂😂 ymun wesani abzia yehegusni tebaetay
🤣🤣🤣🤣ቆሲለ
ቁስል በል 😂
❤❤❤❤😂😂😂😂
😂😂😂😂ኬፍ ዘለዎ ጋሻ ኣምጺኹምልና
Eta nay hagreseb kurub aganinkuma ashikumna selamkum ybzah deki adey
🤣🤣🤣Yemun wala ngrmux kaye tegadfo mara kea kef alkum ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
😂 yumun the best comedian ever 😂😂😂😂😂
ደሚቅ ክክክ
ዩሙን ደሚቅ ሎሚ ታዓዊቱ ኩሉ ሰብ ግዜ ኣሎዎ ያኼ።
Ymun yak nska eko ab Addis.. Nana belelna abzi b fara metenfesi sina zelena🤣🤣🤣🤣🤣
Btamie hayalat tewasatie ikum . Bertue emo absidet kemzie kitserhu mikalkum . Zelekum tewafynetn mulue nay srahkum biqiet kemzelekum aaminkumna.
ግርሙጭ ገዛ ገለ ኣምጽካላ 😂😂 ገደደ ዓመት እዩ ካኣ ክጽንሕ😅😂
እዞም ደቂ ሃገረ-ሰብ ክብርና ዝተንክፈና ፊሊም ይኹን comedy ሪኢና ሸለል ኢልና ክንሓልፍ የብልናን ዝተርኣየና ጌጋታት ክንነግሮም ይግባእ ነዞም ሓደ ሓደ ደረስቲ ኢና ብሃልቲ ።
ነብሰ ምትሓት😢 ፐው !
እወ ፋራ ኢካ ኣማራጺ የለን ።
ካብ ነብሰ ምትሓት ውጻእ ንቃሕ ኮይስ
ሕማቅ ኣይሰርሑን
ጸጋይ ሓደ ሰብ እምበር ሕብረተሰብ ኣይኮነን ።
@@habenhadish938 1 ነብሰይ ኣቲሒተ ተዛሪበ ድየ
2 ፍራ እንታይ ማሌት ዩ 😂 እዚኣ መልሰለይ
3 ጸጋይ ሓደ ድኣ ይኹን እምበር ካብ ሃገረሰብ ከምዝመጸ እዮም ገጸ ባህሪ ሂቦሞ ዘለዉ