እዋናዊ ጉዳይ መልሲ ሕቶታት ህዝቢ ስነጥበባዊት ሄለን ተስፋይ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 20 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 3K

  • @shewitsigementertainment1282
    @shewitsigementertainment1282  ปีที่แล้ว +76

    እዋናዊ ጉዳይ ሓጺር ዝርርብ ምስ ሄለን ተስፋይ ናብ ኩሉ ሰብ ክባጻሕ ሸር ንግበራ
    th-cam.com/video/62bWQOxRDys/w-d-xo.html

    • @JhonArefayne-zp1ud
      @JhonArefayne-zp1ud ปีที่แล้ว +7

      ብመጀመርታ ነዚ መደብ ምቅራብኩም የመስግን ቀጺለ ሄለን በዚ ኣጋጣሚ ዝሃበቶ መብርሂ ጽቡቅ እካ እንተኮነ ግን ክትዛረበሉ ዝተጸበክዋ ግን ክኣ ዘይተዛረበትሉ ብዛዕባ ገንዘብ ኣብ ኢዳ ዝኣተወ ኣብ ቱርኪ ልዕሊ 20000 ሶላር ከይተዛረብውትሉ ምሕላፋ ነቲ ኣብ ልዕሊኣ ዝወረደ ጽለመ የራግዶ ይስማዓኒ።

    • @esu9bini725
      @esu9bini725 ปีที่แล้ว +4

      Xnat yhabki sne tbebawit Helu

    • @samze930
      @samze930 ปีที่แล้ว +7

      Sik belu genzeb TH-cam kitbelue kitbilu neza gal zeytekimu abzi bi mini kifague ziwielu nay Eritreawi zerie zeyblom tezarbomo ilkum kab hazena temxiwa.Guhfat niskum kabeom aytishun ikum .Ember nisa sii kineity koinas uko ni hawina Yonas zikiala gera.misgana eyu zigbea.

    • @meramera6176
      @meramera6176 ปีที่แล้ว +1

      Ajoke heley seb haswe eyou mearey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @numberone6038
      @numberone6038 ปีที่แล้ว

      She was living in Turkey with her Ethiopian boyfriend

  • @kahsukidane5983
    @kahsukidane5983 ปีที่แล้ว +66

    ዋይ ሄሉይ ሕማቅ ተሪኪቡ ፀንዓት ይሃብኪ። ኣጆኪ ኣሽሓት ክትዉልዲኤኪ። እስኪ ምሉእ ጥዕና ይሃብኪ። ኣጆኪ

  • @sdetadigana1887
    @sdetadigana1887 ปีที่แล้ว +135

    ሄሉየይ ዓባይ ሰብ ንስኺ ኣደ ሕልና፥ጸላኢኺ ይንባዕ ኣጆኺ ማዓረይ ❤❤ 🎉😢ጽንዓት ይሃብ ንኩሉና ናትኺ ሓዘን ሓዘና እዩ 😢😢😢

  • @ኢትዮጵያአገሬ-ወ6ኘ
    @ኢትዮጵያአገሬ-ወ6ኘ ปีที่แล้ว +22

    እግዚአብሔር አምላክ ፅናቱን ይስጥሽ እህቴ🙏🙏🙏 ተግርኛ ሙሉን እንኳን ባልሰማ ከፊሉ ግን ሰምቼሻለሁ:: ጀግና ነሽ አንቺ አስተዋይ ነሽ:: ደግሞ ገና ወጣት ነሽ እግዚአብሔር እድሜ ከጤና ጋር ይስጥሽ እንጂ ፈጣሪ ይሰጥሻል:: እግዚአብሔር ሰጠ እግዚአብሔር ነሳ:: ስለዚህ አንቺ ደግሞ ጠንካራ ሁኚ🥰🥰 እግዚአብሔር ያጠንክርሽ እህቴ::

  • @samuelfoto1113
    @samuelfoto1113 ปีที่แล้ว +47

    እግዚኣብሄር ጽንዓት ይሃብኪ፡ ሙልእ ጥዕና ረኺብኪ ዳግማይ ደጋጊምኪ ወሊድኪ ክትሓቚፊ ድማ ይምነየልኪ። በጃኹም ሕማቕ ዘረባ ነወግድ! እሞ ካኣ ብሞት ውሉድ ምብጫው! ዓገብ ዓገብ ዓገብ!!!

  • @genetmeles4766
    @genetmeles4766 ปีที่แล้ว +88

    ኣንታ እዚ ሰብ እንታይ ይኸውን ኣሎ ሓዘና ዘይ ኣኽላ ኣደንግጻትኒ😢 ኣጆኺ ሄሉየ ማዓረይ ዘይ ርኣኽዮ ውላድ ይፍጠረልኪ ብዓቢኡ ድማ ምሕረት የውርደኪ ዝሓፍተይ🙏🙏🙏

  • @tesfalemhabte6814
    @tesfalemhabte6814 ปีที่แล้ว +31

    ዘርእኪ ፍረ ማህጸንኪ ኩሉ ብሩካትን ዕድመ ማቱሳል ይኩኑ ❤ ኣጆኪ

    • @nmmuna797
      @nmmuna797 ปีที่แล้ว

      eza hatatt tena yeblan .

  • @blen0309
    @blen0309 ปีที่แล้ว +103

    As a mother I can imagine how you felt I can’t stop crying when you talk about ur son ajoki Amelak xenate yhabik Helen hafety for ur son R.I .P 😭😭😭

  • @Rahwa20156
    @Rahwa20156 ปีที่แล้ว +75

    ኡፍፍፍፍ 😭😭😭😭😭😭😭😭ኣጆኺ ክልተ ዕጽፊ ጌሩ ክህበኪ እዩ ፈጣሪ ኣጆኺ ረቢ ወልሓንቲ አይሳኣኖን እዩ 🤲🤲🤲🤲ኣይካኣልኩን ምስኣ ነቢዓ 😢😢😢

    • @kikonathome738
      @kikonathome738 ปีที่แล้ว

      ፈታሪ እንታይ ይሳአኖ

    • @hageryshokor4563
      @hageryshokor4563 ปีที่แล้ว

      ​@@kikonathome738ረቢ ማለት እኮ ፈጣሪ ማለት እዩ ፈልለይ የቡሉን

    • @kikonathome738
      @kikonathome738 ปีที่แล้ว

      @@hageryshokor4563 መን ፍልልይ ኣለዎ ኢልካ ኣስተዊኢልካ ተዛረብ

  • @للل-م7ث
    @للل-م7ث ปีที่แล้ว +18

    ፅናዓት ያሃብኪ ሄለን ሓፍተይ ለባምይ ማዓረይ 😢😢😢😢

  • @mesganasolomon-oq6en
    @mesganasolomon-oq6en ปีที่แล้ว +21

    ጽንዓት ይሃብኪ ሄሉ ሓፍተይ ምሕረት ከኣ የውርደልኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ

  • @letisheyEntertainme
    @letisheyEntertainme ปีที่แล้ว +75

    ኣጆኪ ሄሉ ሓፍተይ ጸላኢኪ ይንባዕ ዘይራእክዮ ይፍጠረልኪ 😢

  • @helenb8411
    @helenb8411 ปีที่แล้ว +15

    አቦና እዮብ ዘጸናንዐ ንዓኽን ንስድራኽን ጽንዓት ይሀብኪ ሕማምኪ ቃንዛኺ ተሰሚዑኒ ብሐቂ ብጣዕሚ ለባም ዘረባ አሜን እግዚኣብሔር ወሀቢ ዩ አጆኺ ክህበኪ ዩ 👏👏👏

  • @romatela7057
    @romatela7057 ปีที่แล้ว +28

    አጆኪ ሄለን ሐፍተይ ሰብ ርጉም እዩ ዝበልዖ እንበር ዝዛረቦ አይስእንን እዩ እግዚአበሔር ሂቡ ዘይ ርብርብ አምላክ እዩ ዘለና አጆኪ ብዕጽፊ ክህበኪ እዩ ጽንዓት ይሃብኪ ጥዕናኪ ሐልዊ ጥዕና ይሃብኪ ❤

  • @matanarel9857
    @matanarel9857 ปีที่แล้ว +42

    ኣጆኺ ዛሓብተይ ጽንዓት ይሃብኪ እዚ ኩሉ ንጽቡቅኪ እዩ ከምቲ ዝበልክዮ ካብኡ ዝበልጽ ኣዳልይልኪ ኣሎ እዝግኣብሄር ኣምላኽ 🙏❤🙏❤🙏❤

  • @kasay67
    @kasay67 ปีที่แล้ว +13

    "ዘይናትካ ኣይናትካን እዩ" ናይ በሓቂ ዓባይ ቃል። እግዚኣብሔር ነዚ ንጹሕ ሕጻን መንግስተሰማይ ይሃቦ፡ንዓኣን ብዓል ቤታን ከኣ ጽንዓት ይሃብ።

  • @bisratmahari9698
    @bisratmahari9698 ปีที่แล้ว +28

    ኣጆኺ ሄሉ ሓፍተይ ንዓመታ ማንታ ቆልዑት ጌሩ ከህበኪ እዩ ፈጣሪ

    • @kibram6805
      @kibram6805 ปีที่แล้ว +4

      Amen Amen Amen Egizeabiher intay yseano🤲🏽🙏🏽⛪️

    • @zebibhagos1922
      @zebibhagos1922 ปีที่แล้ว +3

      Ewe bahaki amlak entay ysano ❤

    • @Asmerananatey1227
      @Asmerananatey1227 ปีที่แล้ว

      Amen 🙏 ❤❤❤❤

  • @kisanet_Gebrehiwet
    @kisanet_Gebrehiwet ปีที่แล้ว +85

    ሃሉ ሓፍተይ ኣጃኪ ካብ ፅቡቅ ዉን ሕማቅ ይወልድ እዩ❤🇪🇷🙏

    • @ንግዜ
      @ንግዜ ปีที่แล้ว

      እግዚኣብሔር ኣምላኽ እዩ እኮ ውላድ ዝህበካ ማዓርይ ሕማቅ ስብ ካኣ የለን ሕማቅ ሓሳብ እንበር ።

  • @ሳሪየድንግልማርያምልጅ
    @ሳሪየድንግልማርያምልጅ ปีที่แล้ว +9

    ፅንዓት ይሃብኪ ማዓረይ😢 ኣምላኽ ናይ ባዕሉ እዩ ዝወስድ ኣይዞኪ ጎበዝ ፅንዒ🙏

  • @helena8722
    @helena8722 ปีที่แล้ว +92

    ኣይዞሽ ሄሉ ሀፍተይ
    ሰው በንግግሩ ነው ማንነቱ የሚታወቀው ኣይትገደስሎም . ጌታ እየሱስ ካንቺ ጋር ነው . We love you 😍

    • @MilanoItalia-mb2wv
      @MilanoItalia-mb2wv ปีที่แล้ว +1

      ጽንዓት ይሃብኪ
      ንእሽቶ ኢኪ ንወድኪ ር ኣይ እዝጋብሄር ምሕረት የውርደልኪ ናይ ጥዕናኪ

  • @yoelmarkos2004
    @yoelmarkos2004 ปีที่แล้ว +39

    ሰብ ዘይኮነ ናጽላ ኢዩ ኣይትጨነቅሉ ብሕጂ 10 ጽቡቃት 🇪🇷 ከተምጽኢ ኢኪ

  • @ኣሱጋልትግራይ
    @ኣሱጋልትግራይ ปีที่แล้ว +6

    ኣጆኺ ዝሓፍተይ ፅንዓት ይሃብኪ 😥🙏
    ብሓቂ እዞም ዘይግቡእ ዝዛረቡ ልቦና ይሃቦም /ና

  • @rg8647
    @rg8647 ปีที่แล้ว +23

    አጆኺ ሄለን ሐፍተይ:: አምላኽ ጽንዓት ይሀብኪ:: ናይ ሰብ ከአ ብዙሕ ክፉእ ሰብ እዩ ዘሎ:: መበርትዒኺ እዩ:: አምላኽ ካልእ መጸናንዒ ዉላድ ይሀብኪ 🙏 አጆኺ

  • @BetielBerhane-cx5kw
    @BetielBerhane-cx5kw ปีที่แล้ว +24

    ኣጆኺ ሄሉ ሓፍተይ በርትዒ🙏🙏🙏 ንውድና ኸኣ እግዚኣብሄር እዩ ሓርይዎ 🙏🙏🙏 ጽንዓት ይሃብኩም 🙏🙏🙏 እግዚኣብሄር ኣቦይ እንታይ ይሰኣኖ ዘይረኣኹሞ ሙሉእ ጥዕናን ዕድመን ዘለዎ ውላድ ይሃብኩም 🙏🙏🙏ኣጆኺ ሄለይ ሽኮር ንዓኺ ኸኣ ምሕረቱ ይልኣኸልኪ ሙሉእ ምሕረት ይግበረልኪ ፈጣሪ🙏🙏🙏

  • @awetteklay428
    @awetteklay428 ปีที่แล้ว +2

    ኣመና ኣድኒቀኪ! እቲ ገለ ገለ ቆሎ-ጥጥቆ ሕቶታት ንምምላስ ፍቃደኛ ዘይምካን ይመርጸልኪ።ጥዕና ይሃብኪ ሄሉየ

  • @Sabreenmohammed-t8y
    @Sabreenmohammed-t8y ปีที่แล้ว +26

    ሄሉ♥️🇪🇷❤ ጽንዓት ይሃብኪ እንሻላህ ንዓመታ ማንታ ይሃብኪ ረቢ🙏🙏🙏🙏

  • @helenshemeles4307
    @helenshemeles4307 ปีที่แล้ว +26

    እዛ ኢንተርቢ ብብክያት ወዲአያ እዛነይ ወደይ አጆካ አጆኩ ሄሉ

  • @Feleg-q2t
    @Feleg-q2t ปีที่แล้ว +13

    አጆኺ ሄሉ ጽንዓትን ሐይልን እሃብኪ ናሰብ ነገር ከአ ሸለል በለልዮ. ልቦናን ብስለትን ትውንኒ ሰብ ምወኳንኪ እዩ.ወትሩ ተባረኺ.

  • @akberetsolomon1259
    @akberetsolomon1259 ปีที่แล้ว +26

    I can't stop crying R.I.P. to your little angel, be strong as always Helu shikor.

  • @YosiefTesfahans-hz5gk
    @YosiefTesfahans-hz5gk ปีที่แล้ว +2

    ጽንዓት ይሃብኪ ሄሉ ኩሉ ፍቅድ ኣምላክ ኢዩ ብሒጂ ዘሎ ግዜ ይበዝሕ ኣምላክ ጥዕና ጥራይ ይሃብኪ

  • @tesfalemg.ghebremariyam2876
    @tesfalemg.ghebremariyam2876 ปีที่แล้ว +11

    ስነ ጥበባዊት ሄለን ጽንዓት ይሃብኪ፣ ኣታሓሳስባኺን ልቦናኽን ልዕሊ ዕድመኺ ኢዩሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ። ከምዚ ዚኣምሰለ ትሕትና ሕማቕ ዝተፈድየ ሰብ ተጻዊሩ ካብ ስምዒት ወጺኡ ዝነብር ሰብ ኣይርከብን ኢዩ። ደበሳ ኢዮብ ይደብስኪ ኣብህይወትኪ ውላድኪ ይተካኣልኪ።

  • @kokobhambir7423
    @kokobhambir7423 ปีที่แล้ว +21

    ኣጆኺ ሄሉ ሓብተይ ጽንዓት ይሃብኪ❤
    Be strong

  • @fahadmesud-op9eo
    @fahadmesud-op9eo ปีที่แล้ว +4

    ሄለነይ ዳሓና ኩሉ ናይ ረቢ ኢዩ ኣጃኺ ኣበይ ዝበጸሐኺዩ ጊና ኢኺ ዘለኺ ኣሻሓቲ ክቲፈሪ ኢኺ ጸገም የለን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @hiwetadonay6520
    @hiwetadonay6520 ปีที่แล้ว +6

    ኣጆኺ መዓረይ ኣይትንብዒ ኣባይኪ .... ከየባተኽኪ ጸልዪ ንእግዚኣብሄር ዝሰኣኖ የለን

  • @almazmalu6956
    @almazmalu6956 ปีที่แล้ว +6

    አጆኪ ሄሉየ ኩሉ ፍቃድ አምላክ እዮ እግዚአብሔር ጽንዐት ይሐብኪ።

  • @neghistyhabties479
    @neghistyhabties479 ปีที่แล้ว +1

    ምሕረት የውርደልኺ አጆኺ 🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕🙏👍💕💕💕💕💕💕💕💕

  • @Sunlover__1997
    @Sunlover__1997 ปีที่แล้ว +69

    እንታይ ግበሪ ትብልዋ ኣለኩም 🤔ንዮናስ ክትሕግዞ ውን ግደታኣ ኣይኮንን ሕልና ስለ ዘለዋ እያ ሕጊዛቶ,ኣኒሕና ንዮናስ ገንዛብ ኢና ሰዲድናሉ,ሀለን ግን ኩሉ ሂወታ ኣወንዚፋ እያ ምስኡ ነራ pls ንሰብ ኣይነሳቂ ኣጆኪ ክንብላ ይግበእ😊

  • @selamitgerie7754
    @selamitgerie7754 ปีที่แล้ว +9

    አጆኺ ክብርቲ ስነጥበብ ሄሉ ሐፍተይ ንእሽተይ ኢኺ ከተምጽእዮ ኢኺ እቲ ዘሎ ካአ ኩንድሽሕ ይግበረልኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምሕረት የዉርደሌኪ እቲ ሕማቅ ዝዛረብ መግለጺ ድኽመት ሰባት እዮ ሕጅዉን አዝኺ በርትዕ ደጊመ ሙሉእ ጥዕና ይምነየሌኪ 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷💚❤️💛💙

  • @fevimael1498
    @fevimael1498 ปีที่แล้ว +3

    ኣጆኺ ሓፍተይ ናተይ, ኣምላኽ ብኽፉእ ኣይፍትንን እዩ, ሰብ ድሌቱ ክዛረብ ይኽእል እዩ, ከምቲ ኢዮብ ዝበሎ እግዚኣብሄር ሃበ እግዚኣብሄር ወሰደ ስም እግዚኣብሄር ይባረኽ

  • @JAMBO_31
    @JAMBO_31 ปีที่แล้ว +31

    ጽንዓት ይሃብኪ ሄሉ ሓፍተይ❤🙏🏾

  • @lemlemmesfin4108
    @lemlemmesfin4108 ปีที่แล้ว +42

    Ajok Helen haftey As long as you’re healthy the babies coming soon be strong God is with you Amen 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @mekonenamien
    @mekonenamien ปีที่แล้ว +8

    😢ሄልየ ኣጆኺ ፅንዓት ይሃብኪ ኣጆኺ ገና እንድኺ ክንዲ ዓሰርተ ክትወልዲይ ኢኺ ውላድ ከቢድ እየ ማዓረይ ❤❤❤)💊💊💊

    • @fithawitghide359
      @fithawitghide359 ปีที่แล้ว +4

      ክብረት ይሃብኪ ወደይ ብዓል ሞኒካ ዓሻ ልቢ ሰብ ይጎድኣኣ😢😢😢😢

  • @gizekufu129
    @gizekufu129 ปีที่แล้ว +17

    እምኒ ወሊዳ ትፍተን በለት አደይ ዘይረኣኽዮ ይፍጠረልኪ ማዓረይ 😢😢😢😢

  • @fthilove3252
    @fthilove3252 ปีที่แล้ว +7

    ኡፍፍፍፍፍ በስመኣም ሰብ ሙካንካ ትጸላሉ ግዜ😢😢😢 !!!!!!!!!!!ኣጆኪ ዝሓፍተይ ኣምላክ ጽንዓት ይሃብኪ፡ ዘይርእክዮ ይፍጠረልኪ

  • @Natanadu
    @Natanadu ปีที่แล้ว +1

    ጽንዓት ይሃብኪ ጽብቅተይ እግዝኣብሄር ዲማ ሙሉእ ምሕረት የውርደልኪ
    ኩሉ ፊቃድ ኣምላክ እዩ

  • @kebromkiflay2083
    @kebromkiflay2083 ปีที่แล้ว +8

    ኣጆኪ ሄለን ኣምላኽ ምሳኪ ይኹን ኩሉ ፍቓድ ኣምላኽ ዩ። ነቶም ዝኸዱ ኻኣ ኣምላኽ ኣብ ገነቱ ይቐበሎም ።ተባዕ ኹኒ ኣጆኪ ገና መንአሰይ ኢኺ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ

  • @fjz1093
    @fjz1093 ปีที่แล้ว +10

    ኡፍፍ ኣጆኪ ሄሉየይ ብጣዕሚ እምበር ኣሕዚናትኒ 😢😢 ፅንዓት ይሃብኪ

  • @abdusuleiman9464
    @abdusuleiman9464 ปีที่แล้ว +2

    ሃገረይ ዝበለ ተኸቢሩ ይነብር፡ ክብርቲ ሄለን

  • @እዚኣብሔርጓሳይየይእዩ
    @እዚኣብሔርጓሳይየይእዩ ปีที่แล้ว +8

    ሰባት ክንብሃል ግን ከመይ ዓይነት ጨካናናት ኢና በሰመ ሰላሴ ኣጆኺ ከምምቲ ዝበልክዮ ካልእ ዉላድ ክህበኪ እንድዩ እግዚአብሔር ፅንዓት ይሃብኪ

  • @ጋልኤረይ1612
    @ጋልኤረይ1612 ปีที่แล้ว +9

    ዋው ሐፍተይ ንብዐት ንብዕት አዩ ዘምጸሞ ከምዛ ዝበልክያ ተመስገን በሊ ነሽተይ ኢኪ ጽባሕ አትናትኪ ዝበሎ ፈጣሪ ክህበኪ አንድዩ አጆኪ።ንጥዕናኪ ሕሰቢ ንውላድኪ ረአይ ጥራይ አየ ዝብል ❤

  • @godlove9119
    @godlove9119 ปีที่แล้ว +3

    ፅንዓት ይሃብኪ ሄለነይ ኣጀኪ እግዛብሄር ናትኪ ዝበለ ከበኪ እዩ ንመን ኢልዎ

  • @yonatantsegay1539
    @yonatantsegay1539 ปีที่แล้ว +42

    ሄሉ ሓፍተይ ኣጆኪ ኣብ ጎንኪ ኣልርና. ኣቱም ሕማቅ ትዛረቡ ግን ንብዓታ ዉሑጅ ኮይኑ ከም ዝወስደኩም ኣይትረስዑ።😢

    • @edentecle818
      @edentecle818 ปีที่แล้ว

      Be strong helu heftey xenat yhebkum nkulukum betseb
      Rest in heaven for the little angel 😇 🙏

    • @wegahtateklebrha1166
      @wegahtateklebrha1166 ปีที่แล้ว

      Ewayyyyy ahhhhh offfffff💔😭 haftey maery 😢ajki haftey natey

    • @wegahtateklebrha1166
      @wegahtateklebrha1166 ปีที่แล้ว

      Nay behki temsgen fetari Nay egzabhir kulu xeum eu

  • @semiblessed1.
    @semiblessed1. ปีที่แล้ว +31

    Be strong don't worry about bad people, Rest in peace for little angel ❤

  • @hailzghihadish7736
    @hailzghihadish7736 ปีที่แล้ว +1

    ጽንዓት ይሃብኪ ሄሉ!
    ብጣዕሚ በላሕን ለባምን ሰብ። ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ።

  • @bereketwubet1316
    @bereketwubet1316 ปีที่แล้ว +12

    OMG I can’t even finish this interview it touched my ❤ be strong Helu haftey 😢

  • @tekestekidane1409
    @tekestekidane1409 ปีที่แล้ว +10

    ንዮናስ ሓውናን ንውላድክን ካኣ እግዚኣብሄር ኣብ ገነቱ ይቀበ ንዓኺን ንመላእ ስድራቤትክን
    ድማ ጽንዓት ይሃብኩም

  • @tabihabtemicael1940
    @tabihabtemicael1940 ปีที่แล้ว +1

    Really touching, you have made me cry! You are beautiful inside and out! God bless you! You are a strong Eritrean 🇪🇷 woman. ❤️

  • @edenteklegiorgis9889
    @edenteklegiorgis9889 ปีที่แล้ว +14

    💯💯💯Wow, wonderful interview with Eritrean Artist Helen Tesfay, proud of you so much sister, 💓 God bless you and your family, Eritrean brilliant power
    shakes the enemies of the world today. Thank you for sharing 😊 Eritrea ❤ 🇪🇷 🙏 😊 😘 💖 ❤ 🇪🇷 🙏 😊 😘 💖 ❤ 🇪🇷 🙏

  • @hannatekle9290
    @hannatekle9290 ปีที่แล้ว +94

    As a mother I can't imagine losing my child and it breaks my heart to see any mother going through this. May the Almighty God give you and your family the strength to move on and my condolences to all of you. Ma your beautiful baby boy rest in peace 🕊️🕊️🕊️🕊️.

  • @grmawitteklit1414
    @grmawitteklit1414 ปีที่แล้ว

    ጽንዓት ይሃብኪ ሄሉ ሓፍተይ ኩሉ ፍቃድ ፈጣሪ እዩ ፡ ናይ ባሓቂ ልቦና ዝመሎኦ ዘረባ, ሄሉ ተገዲስኩ ግብረመልሲ ምሃብኪ ጽቡቅ እዩ , ኣይትገደስሎም እቲ ዘይ ረብሕ ሰብ እዩ ዝህውትት ሓፊሮም ርእሶም ከድንኑ እዩም , ኣምላክ ምሳኪ ይኩን ኣብ ትገብርዮ ንጥፈታትኪ ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልኪ

  • @Muraiel
    @Muraiel ปีที่แล้ว +25

    ክሳብ መወዳእታ ብብኽያት ወዲኣታ ዓስቢ ንብዓትኪ ሰሓቅን ሓጎስን ይቀይረልኪ ዘይረኣኽዮ ይፍጠረልኪ ሄሉ ሓፍተይ ኣጆኺ I'm proud of you❤❤❤❤

  • @mihretandom7268
    @mihretandom7268 ปีที่แล้ว +24

    ኣጆኺ ሄሉ ሓብተይ እግዚኣብሄር ሃበ እግዚኣብሄረ ወሰድ እዩ እሞ ኣጆኺ ትብዒ ውላድ ከቢድ እዩ ግን ፍቃዱ ካብ ኮነ ተመስገን ኢልኪ ተቀበልዮ፡ዓጸፋ ጌሩ ክድብሰኪ እዩ ፈጣሪ😢❤❤

  • @zebibhagos5203
    @zebibhagos5203 ปีที่แล้ว +4

    As a mother, I understand your pain and I can imagine what u r going through.
    sorry for your lost of ur little angel
    You are just a very strong person,

  • @ናይሎሚንጽባሕ
    @ናይሎሚንጽባሕ ปีที่แล้ว +14

    ኣባይኪ ይንባዕ ፍቅርተይ፡ ንፍዕቲ ኢኺ እሞ ኣጆኺ፡ ጽንዓት ይሃብኪ ሓዘን ኣቦና ኢዮብ ዝደበሰ ሓዘንኪ ይባርኽ። እግዛብሄር ንዑኡ ዘገልግል ነዓኹም ዘፍቅር ንህዝቡ ዝእዘዝ ቆልዓ ይሃብኩም ዝያዳይ። እመ ብርሃን ምሳኺ ትኹን ❤❤❤❤❤

  • @wealth552
    @wealth552 ปีที่แล้ว +19

    ኣጆኺ ሄለን ኣብ ጎንኺ ኣለና !!

  • @nebilayousuf3659
    @nebilayousuf3659 ปีที่แล้ว +2

    Helu shikor you’re so strong and so resilient. I’m so very sorry for your loss. 😢the comments are absolutely sick and heartbreaking, people have disgusting minds and I’m glad you’re dealing with these haters gracefully ❤keep going! We are proud of you

  • @ጩራወጋሕታ-ደ1ጰ
    @ጩራወጋሕታ-ደ1ጰ ปีที่แล้ว +21

    ሃሉ ሓፍተይ ኣጃኪ
    ካብ ፅቡቅ ዉን ሕማቅ ይወልድ እዩ💙

  • @mybestisyettocome.5753
    @mybestisyettocome.5753 ปีที่แล้ว +12

    እቶም፡ሕማቅ ብዛዕባ ሰባት ዝዛረቡ ውሑዳት እዮም፡ ንባዕሎም ኣብ ሂወቶም ሰላም ውን የብሎም። ነዚኦም ኢልካ መልሲ ምሃብ ውን ኣገዳሲ ኣይነበረን። ኣጆኺ በርትዒ ጋል ኤረይ❤

  • @እዩኤልእግዚአብሔርእውነተ
    @እዩኤልእግዚአብሔርእውነተ ปีที่แล้ว +1

    እግዚአብሔር ኣምላክ ፅንዓት ይሃብኪ ሄለን ሓፍተይ ብሓቂ ለባም እኪ ካብ ዘረባኪ ካብ ዝተዓዘብክው ናይ ስብ ትደልይ ኣይትመስልን ኣጆኪ ዛሓፍተይ ሙሉእ ምሕረት ካዓ ይግበረልኪ

  • @محمح-ب2م
    @محمح-ب2م ปีที่แล้ว +5

    ፅንዓት ይሃብኪ ዝሓፍተይ ኣጆኪ መተከእታ ይፍጣረልኪ ለባመይ🤲💗😘

  • @MANUDIBANGO-cw7uu
    @MANUDIBANGO-cw7uu ปีที่แล้ว +5

    አጆኪ ሄሉ ሐፍትና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷እግዚአብሔር አምላኽ ጵንዓት ይሀብኪ 🙏🏾❤️።
    ካብኡ ተረፈ ነቶም ሕማቕ ዝተዛረቡን ዝትምነዩ እዝኒ
    አይትሀቢዬም አብ ዝበጵሕዎ የብሎምን ንዑቓት።

  • @Rahel248
    @Rahel248 ปีที่แล้ว +2

    Oh hafty ኣጆኺ አዝግሄር ይህብ አዝግሄር የውስድ ፅናት ይሓብኪ አዛ መነስፍ ናይ ሰብ ዘይብላ ሞኒካ ዝብልዋ ሰብይቲ ኣሕሊፉ የፈጥረላ so be strong mom❤🙏

  • @alganeshberhane5079
    @alganeshberhane5079 ปีที่แล้ว +4

    እግዛብሔር አምላክ ጽንዓት ይሃብኪ ሄሉ ሓፍተይ ንወድና ድማ ወዲ አምላክ እዩ አብ ሖቅፎ እዮብን እሳቅን የምብሮ 🙏🙏🙏

  • @fusfv877
    @fusfv877 ปีที่แล้ว +7

    ጽንዓት ይሃብኪ ክብርቲ ሓብተይ ኣሜን 🤲❤️😭😭😭😭😭😭🇪🇷😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @luliyajemal4043
    @luliyajemal4043 ปีที่แล้ว +2

    I can not stop crying
    Helen haftey ajoki zinat yhabki btami eina Nfetweki ❤❤❤😊

  • @ፍሽኽታአመለይ-ወ1በ
    @ፍሽኽታአመለይ-ወ1በ ปีที่แล้ว +5

    ጽንዓት ይሃብኪ ሄሉ ሐፍተይ ወላድካ ክትቀብርስ ቀልል አይኵነን 🙏🏽

  • @asudanu1982
    @asudanu1982 ปีที่แล้ว +3

    I m crying the whole video. As a mom I feel your pain may God bless you abundantly

  • @yehdegatezfazghi8759
    @yehdegatezfazghi8759 ปีที่แล้ว +2

    አጆኪ ሄሉ ልዑል ፈጣሪ ንዝፈትዎ እዩ ዝቐጽዖ ካብኡ ዝከፍኤ ንዓመታት ዝሳቀዩ ቖልዑት ክትሪ ከለካ ካብዚ ዝከፍእ የለን። ዘረባኪ ጥዑም ልዙብ ቃል አምላኽ ዝፈትዎ 🙏🙏❤️

  • @GlaDesta-f2r
    @GlaDesta-f2r ปีที่แล้ว +34

    ኣጆኪ ሄሉ ሓፍተይ ፅናዓት ይሃብኪ 😢😢🙏❤❤

  • @onelove4781
    @onelove4781 ปีที่แล้ว +8

    My deepest condolences Heluye and entire family. May his soul rest in peace your angel!!i can’t stop crying 😢… stay strong!!

  • @amanuelberhe7221
    @amanuelberhe7221 ปีที่แล้ว +2

    I love what u said haftay I m so sorry about your son don't worry about what people said God knows everything what u doing big respect on u

  • @rutateame3223
    @rutateame3223 ปีที่แล้ว +4

    ኣጆኺ ሄሉ ሓፍተይ ኩለ ነገር እግዚኣብሔር ብዕላማ እዪ ድገብሮ,እሞ ንጽቡቅኪ እዪ እግዚኣብሔር ደይ ራኣኽዮ ይፈጠረልኪ…🙏🏽🙏🏽🙏🏽

  • @Asmerananatey1227
    @Asmerananatey1227 ปีที่แล้ว +13

    ኣጆኺ ሄሉ ሓፍተይ ጽንዓት ይሃብኪ ❤❤❤

  • @HENOKWEDIQESHI
    @HENOKWEDIQESHI ปีที่แล้ว +2

    ብጣዕሚ ዘሕዝን ሄሉ ሓፍተይ ጽንዓት ይሃብኪ ምሳኪ ነቢዐ ኣጆኪ ኣምላክ እንታይ ይሰኣኖ መሊኡ ክህበኪ እዩ ኣጆኪ በርትዒ

  • @SaneyPictuers1221
    @SaneyPictuers1221 ปีที่แล้ว +3

    ኣጆኺ ሄሉ ሓፍተይ ኣደ ሕልና ምኻንኪ ኣእሚንክና ኢኺ ናዓኺ ጽንዓት ይሃብኪ ንወድኺ ደማ ህጻን ዩ ሞ ኣብ ሰመያዊ ቤቱ ብጾሎት ይዘክርኪ ።

  • @Rahel248
    @Rahel248 ปีที่แล้ว +3

    ዉልድኪ ከኣ ኣብ ሕቁፊ አግዛብሄር ኣምላኽ አዩ አዓሪፉ አዩ ዘሎ ኣጆኺ ኣምላኽ ምጽንናዓ ይሃብኪ 🙏🙏🙏❤️❤️

  • @salemmengustu1087
    @salemmengustu1087 ปีที่แล้ว +1

    Ajoki helu haftey amlak xinat yehabki niski birikiti eki gbu ❤❤❤❤

  • @dawithabte9772
    @dawithabte9772 ปีที่แล้ว +4

    Be strong beautiful lady ,God is with you and bless you with many more kids 🙏👍

  • @yordanosberhe1055
    @yordanosberhe1055 ปีที่แล้ว +3

    Is very touching interview, but I’m glad you are doing ok, you are such a strong individual, Sending prayers, May your angels 😇 rest in heaven ❤

  • @bisratoogebresion1844
    @bisratoogebresion1844 ปีที่แล้ว +1

    Helu haftey xinate yehabkie ajokie egzabher edmen tenane yahabkie Helu shikor

  • @emanuelbrhane7045
    @emanuelbrhane7045 ปีที่แล้ว +9

    ። ዘዕግብ ግብረ መልሲ ሄሉ

  • @ፋንፊልሞን
    @ፋንፊልሞን ปีที่แล้ว +6

    ጎበዝ ጋዜጠኛ 🤩👍

  • @እግዛብሔርመልካምነው
    @እግዛብሔርመልካምነው ปีที่แล้ว

    ናይብሓቂ ቆሎ ጥጥቆ ንዝስርህ ሰብ ኩልግዜ ፍተነ አሎ ስለህ ንፊ ጥራይ ኣጆኪ

  • @selamnathaniel7576
    @selamnathaniel7576 ปีที่แล้ว +17

    Helen my deepest condolences to you and your family no parent should have to go through this terrible lose.💔 May God grant you all the strength through this difficult time. Please don't listen to these horrible comments stay strong and get well soon 🙏❤ we look forward in seeing you back on our screens ❤❤❤

  • @ስብሃትለእግዚአብሔርይኹን
    @ስብሃትለእግዚአብሔርይኹን ปีที่แล้ว +5

    እግዚአብሄር ፅንዓት ይሃብኺ ሓፍተይ

  • @rahelhaile3511
    @rahelhaile3511 ปีที่แล้ว +2

    My condolences to u n the whole family Hellu shikor, be strong, u r a real model to many women, very wise n smart young lady, gual Eritrea 🇪🇷 tsaadaaa.

  • @teklitzekaryas2063
    @teklitzekaryas2063 ปีที่แล้ว +14

    ኣጆኪ ሄሉ ሓፍተይ ጸላኢኪ ይንባዕ ❤

  • @praiselordamen4328
    @praiselordamen4328 ปีที่แล้ว +8

    You did a great job Helu keep doing it👏🏻👏🏻👏🏻👏🏻💯💯🇪🇷🇪🇷

  • @neghistyhabties479
    @neghistyhabties479 ปีที่แล้ว +1

    አምላኽ ምሳኪይኹን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💕💕💕💕🇪🇷

  • @weldittesfit4522
    @weldittesfit4522 ปีที่แล้ว +10

    ኣጆኺ ሄሉ ሽኮር❤❤።እንተ ን'ሞኒካ ኣይትሓዝላ ጽልልቲ እያ ዘይተንከፈቶ ሰብ የብላን፡እዛ በቅሊ ነርወይ

    • @AY-kt9sb
      @AY-kt9sb ปีที่แล้ว +2

      Entay aythazila dea xbuk eba xilikti nameselka dlyetka mzrab.. ktkises alewa eza sidi
      we all have to sign petition and report her account

    • @mussiehabtom5163
      @mussiehabtom5163 ปีที่แล้ว +3

      ሞኒካ ዓባይ ሓራኢ ኤህ ደኣ እዚኣስ ጋልታ ሃላይ