ጉባኤ ህወሓት መዓዝን ከመይን?

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 ก.ย. 2024
  • Subscribe Woyen Newspaper
    -------------
    ©Copyright: Woyen Newspaper
    Any Unauthorized Use, Copying or Distribution is Strictly Prohibited.
    -------------
    E-maiL: woyengazeta@gmail.com
    www.Facebook.com/woyen

ความคิดเห็น • 121

  • @tigray447
    @tigray447 3 หลายเดือนก่อน +8

    Viva Tigrai and TPLF 💛 ❤️ 💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️

  • @mawchagebreyohannes5987
    @mawchagebreyohannes5987 3 หลายเดือนก่อน +14

    ዕድመ ንህ'ወ'ሓ'ትን T'D'Fን💪💖💪

    • @hayelomhagosyiheys9825
      @hayelomhagosyiheys9825 3 หลายเดือนก่อน

      ምስ ትሓሕትተጎረም

    • @gebmeb1193
      @gebmeb1193 3 หลายเดือนก่อน

      ​@@hayelomhagosyiheys9825:መንነት አልቦ

    • @AlemTigray-pc8yv
      @AlemTigray-pc8yv 3 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤❤❤

  • @negasihaile5860
    @negasihaile5860 3 หลายเดือนก่อน +1

    እናብቀዓ እናማዕበለ ስለ ዝመፀ ጀኖሳይ ወሊዱ(ጎቱቱ) ኣምፂኡ ኣበየት ስብእነ ምሕረት የውርደልኩም

  • @serenityshalom7387
    @serenityshalom7387 3 หลายเดือนก่อน +3

    Long live weyane Tigrai TPLF for eternity ❤❤❤

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu8553 3 หลายเดือนก่อน +5

    ኣጆና እዚ ጉባኤ ንዘለና ሕልኽላኽን ፀገምን ዘብርህ ክኾን ኣለዎ ኣብጎንኹም ኣለና ኣጆና ንዝተወሰኑ ኣባላትኩም ዋላ ተኾነ ሙስጥር ኣይትናገሩ

  • @TaffesseAbebe
    @TaffesseAbebe 3 หลายเดือนก่อน +1

    በዛኹም ዝሐለፈ ነበረያ. ነበረ አየድልን ንሕዝቢ ወሳኒ ፍታህ. የድሊ ንፈላጣትን አቅሚ ዘለዎም ሙሁራት ተጋሩ. ሓላፍነት አቡዎም

    • @ejigayehumisgina5471
      @ejigayehumisgina5471 3 หลายเดือนก่อน +1

      ምሁር ? ዘይወገነ ምሁር ሓደጋ ሃገር ምኳኑ ትፈልጥ ?

  • @negasiyoh6959
    @negasiyoh6959 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣነ ህወሓትን ኣፌኛታቱን ፀሊአ ሞይተ አረ ኣማኽሩኒ

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu8553 3 หลายเดือนก่อน +4

    ትግራይ ን ነፃነት ኢልኩም ኣበስሩና ያኺ

  • @BrhanuKiros-b7x
    @BrhanuKiros-b7x หลายเดือนก่อน

    Kab ethiopia kemzy elkum tebarirkum ab tigray demo oro amara jemirkum

  • @birhan9280
    @birhan9280 3 หลายเดือนก่อน

    Thank you for your determination

  • @merontadele70
    @merontadele70 3 หลายเดือนก่อน +6

    TDFን ህወሓትን ህልውና ህዝብ ትግራይ እዮም ዓወት ንጉባኤኹም ዕንወት ናይ ውሽጥና ባንዳታትን ፀላእትናን።።

  • @elyasg-w6q
    @elyasg-w6q 3 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤

  • @gebmeb1193
    @gebmeb1193 3 หลายเดือนก่อน +4

    ህወሓት ።ህወሓት🥰🥰🥰🥰🥰🥰ህወሓት ።ህወሓት🥰🥰🥰🥰🥰🥰ህወሓት ።ህወሓት🥰🥰🥰🥰🥰🥰ህወሓት ።ህወሓት🥰🥰🥰🥰🥰🥰ህወሓት ።ህወሓት🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @negasiyoh6959
    @negasiyoh6959 3 หลายเดือนก่อน +1

    ሕማምን ዘርኢ ምጥፋእን ተጋሩ ህወሓት እኹም

  • @ageaziamanes2775
    @ageaziamanes2775 3 หลายเดือนก่อน +2

    ፀገም እናተፈትሐ ስለዘይመፀ ዶ ኣይኮነን ናብ መፃብብ ኣቲና ዘለና

  • @سلاماثيوبي
    @سلاماثيوبي 3 หลายเดือนก่อน +1

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @abrahatsadik652
    @abrahatsadik652 3 หลายเดือนก่อน +2

    አነ እንተዘይመሪሐ ህዝቢ ዋላ ይጥፋእ ድዩ ዝብል ዘሎ? ህዝቢ ብቃልሱ እምበር በቲ ናትካ ሰራቂ ጉጅለ አይደሓነን. ህዝቢ ትግራይ ሐዱሽ አመራርሓ እዩ ዝጽበ ዘሎ. ተዘይኮይኑ እቲ ዝመጽእ ሳዕብየን ቀሊል አይኮውንን☝️

  • @negasiyoh6959
    @negasiyoh6959 3 หลายเดือนก่อน +1

    ሕፍረት ዘይብሎም
    ናይ ሓፋሽ ምንቅስቃስ እንታይ እዩ? ብሓይልን ተፅዕኖን ድዮ?

  • @peacelove9603
    @peacelove9603 3 หลายเดือนก่อน +3

    ኣብ ከይዲ ቃልሲ ምብስባስ ዕንይንይ ምባልን ኣብ መሪሕነት እምንበር ናብ ጠቕላላ ካድረ ውድብን መሰረት ናይቲ ውድብ ዝኾነ ኣባልን ኣይግለፅን ክግለፅ እውን ኣይኽእልን ክግለፅ እንተኾይኑ እውን ዓንዲ ሕቖ ዝኾነ ህዝቡ ዝኸሓደ ካብ ህዝባዊ ዕላምኡ ወፅዩ ኣብ ፀረ ህዝቢን ደንምበ ምድሕርሓርን መንነት እንትሕዝ ጥራሕ እዩ እዚኣ ድማ ኣይገብራን ህዝቢ ሓደ ለይቲ ከምዘየሕድሮ ጥንቂቑ ይፈልጥን ይርዳእን ምኽንያት ህ.ወ.ሓ.ት 99% ንብረት ህዝቢ እያ ውፅኢት ኣማኢት ኣሽሓት ጀጋኑ ስውኣትን ጉዱኣት ሓርብርኛታትን እያ። ስለዚ ህ.ወ.ሓ.ት ብቲ ትፍለጠሉ ገስጋሲ ባህሪኣ ኹሎም ሕመቓት ኣወጊዳ ናይ ዘባኸነቶ ዓፂፋ ዳግም "ዝኸኣለ ይጉየ፣ዘይከኣለ ይሳለ፣ዘብቀዐ ይተኣለ!!"መሪሕ ጭርሖ ብዓወት መሰስ ክትንልን ባህጊ ትግራይን ህዝባን ክዉን ክትገብር እንኮ ኣማራፂ ኣለዋ ክትገብሮ እያ ድማ።
    ***ህዝቢ ትግራይ እንከይ ሃፀፀ ህ.ወ.ሓ.ት ክትዕርን ህዝባዊ ዕላማኣን ቅኑዕ መስመራን ሒዛ ናብ ዉዑይ ናይ ቃልሲ ማዕበል ክትኣቱ ብትዕግስቲ ዝፅበያ ዝሎ ንህልዊ ተኣናፍን ዝተሓላለኸ መድረኽ ከሳግሮ ዝኽእል ካብ ህ.ወ.ሓ.ት ንላዕሊ የለን።
    ***ዕንይንይ ህ.ወ.ሓ.ት ኣብ ህዝቢ ተፈጢሩ ዘሎ ዓብይ ስክፍታ ዘሕርቕ እኳእንትኾነ ህ.ወ.ሓ.ት ሓዊሱ ከም ህዝቢ ከጥፉኡና ዝተሰፍሰፉ ፀላእቲ ኣቐሚጥና ህ.ወ.ሓ.ት ገደልኪ እተዊ ንብለሉ ግዜ ኣይኮንናን እዚ ንቶም ባንዳታት ንግደፈሎም።

  • @tesfamichaelhadgu9423
    @tesfamichaelhadgu9423 3 หลายเดือนก่อน +1

    አጀውጀው ከዚለ እድመኩም ክተናዉሁ እዩ ትቃለሱ እስኩም ትግራይ አይተድህንዋይ ውረዱ

  • @hitesfay8474
    @hitesfay8474 3 หลายเดือนก่อน +2

    If There's Weyane Denakur Communist Mindset Ideology and The Lover Of That Genocider and Anarchy Country. There Will Never Peaceful and Bright Future generation In That Region Except Disaster Evry Century Forever . Justice For Those Innocent Victims.

  • @gebregziabherwoldu6739
    @gebregziabherwoldu6739 3 หลายเดือนก่อน +3

    I stand with TPLF/people of Tigray. No more to rent seekers and corruptions. Our unity is our savior. Let’s us all united for betterment for ourselves and people.

  • @SibhatKiros-bt7gj
    @SibhatKiros-bt7gj 3 หลายเดือนก่อน

    " ከም ተመን ተለወጡ እንተዘይኮይኑ ከም ሳርየት ከይትሞቱ! "

  • @mehammedomer1318
    @mehammedomer1318 3 หลายเดือนก่อน +1

    93 eskawn ms abay ykr beluley elkadika hasen

  • @almaz.8056
    @almaz.8056 3 หลายเดือนก่อน +1

    Be strong 💪 we have a lot of Banda

  • @HaileGebremedhn-g1n
    @HaileGebremedhn-g1n 3 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ንወይን ጋዜጣ ክጥይቆ ዝደለይኹ ሕቶ መራሕቲ ህወሓት ግድን ድዩአብቢ10 ገለን ዓመት አፈላላይ እናተባህለ ፀገም ምፍጣር ብሱሩኸ ንቀፃሊ መፍትሒኡ እንታዩ

  • @berihudagnhoy844
    @berihudagnhoy844 3 หลายเดือนก่อน +1

    ህዝቢ ትግራይ ምስ ዘፅነትዎን እንዳፅነትዎ ዝርከቡ ፋሽሽታዊ ናይ ብልፅግና መራሕትን ኣብ ስልጣን እንዳሃለዉ ሓቢርካ ምንባር ዘይሕሰብ ስለዝኾነ ዕውት ጉባኤ ተጌሩ ሓርነትና ንምርግጋፅ ቃልሲ ዝካየደሉ እዋን ንኽኾነልና ሓድነትና ኣጠናኺርና ንቃለስ:: "ጆኖሳይድ" ምስዝፈፀመትልና ዓዲ ሓቢርካ ኣይንበርን!!!

  • @lathishlathish9804
    @lathishlathish9804 3 หลายเดือนก่อน +2

    🤲💖💖💖

  • @TEEK4039
    @TEEK4039 3 หลายเดือนก่อน +2

    ሓደ ምኽንያት ውድቀት ናይታ ውድብ ሓድሽ ወለዶ ምስ ሓድሽ አታሓሳስባ ናብ ቅድሚት ዘይምምጻእ እዩ። እዚ ሰብ እዚ አዲስ አበባ ዝሰልቸወና ሰብ ሕዚውን የሰልችወና አሎ። ታሪኽ እንዳተዛረብካ ክሳብ መዓዝ እዩ።

  • @Mojo1132
    @Mojo1132 3 หลายเดือนก่อน +2

    Stay strong !❤❤

  • @gebmeb1193
    @gebmeb1193 3 หลายเดือนก่อน +1

    Forever TPLF KING of King ❤❤❤❤

  • @سلاماثيوبي
    @سلاماثيوبي 3 หลายเดือนก่อน +2

    🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉

  • @GrtachewKiros
    @GrtachewKiros 3 หลายเดือนก่อน +1

    እቶም ዝበሰበሱ ጽረግዏም ልምንታይ እዮ ካብ ሐደ ቦታ ናብ ኻልእ ቦታ ዝቅየሩ ካብ ሰራሕ ብጥሮታ ክሳናበቱ አለዎ ወንጀል ዝሰረሐ ተልዮ ብህግ ይታሐተት ጅግና ህዝብኹም አብ ጎድንኹም ክስለፏ እዮ ህወሐት ጥራሕ ተይኾነ ኹሉ ትግራዋይ አብ ሐደ ሐሳብ ካአሰል አለዎ አኸባ አይተብዙሕ ህዝብ ይሳላቸ እዮ ዘሎ ናይ ህዝብ ትግራይ ችግር ንከይፏታሕ ናይ ህወሐት አኸባ ዉን ችግር እዮ እልና እና ዝናአምን ናይ ሀገርነት ጉዳይ ክሕሰበሉ ይግባእ

  • @tirhasaraya3441
    @tirhasaraya3441 3 หลายเดือนก่อน +1

    👌💪🏽💪🏽🙏🏻

  • @mehammedomer1318
    @mehammedomer1318 3 หลายเดือนก่อน +1

    Wdbeka mdhan tigray mdhan mas adhinkumna achefchifkumna hzewn ketechefchifuna

  • @EeEe-r8x
    @EeEe-r8x 3 หลายเดือนก่อน +2

    ኣንታ ገሊኦም ኮመንት ዝህቡ ዘለው ሰባት እንታይ ዓይነት ስብእና ዘለዎም ሰባት እዮም ሓሳብ ብሓሳብ እዩ ዝምከት ተራ ፀርፊ ግን ዋጋ የብሉን

  • @FhFy-t7w
    @FhFy-t7w 3 หลายเดือนก่อน +1

    🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @BerhaneYihdego
    @BerhaneYihdego 3 หลายเดือนก่อน

    በቲ ይኹን በቲይ
    ፀሪኹምን አፅሪኹምን መርሑና።

  • @KflomGs
    @KflomGs หลายเดือนก่อน

    ብቁዕ ምሁር ዚ ኣበይ ነበረ ። 😮😮

  • @ፀሊምሓድጊ
    @ፀሊምሓድጊ 3 หลายเดือนก่อน +1

    ክላእ! ዕላማኡ ምግጋይን ህዝቢ ከበርስን ዝገብርን ኣንፃር ህዝባዊ ረብሓ ዝገበረን ናይ ውሑዳት ኔትዎርካዊ ረብሓ ንምሕላው ጥራሕ ዝቖመ ውዱብ እምበር ንህዝቢ ክጠቅምን ብህዝቢ ክዳነ ዝደለይ መሓውር ኣይኮነን ። ክቡር ሓው ሃለውለው ኣይትበል እንዛረቦ ዘለና ብዛዕባ ረብሓ ተጋሩ እምበር ከምቲ ኣብ 22 እናዘርካ ትሰትዮ ቢራ ቀሊል ኣይኮነን።

  • @rona7755
    @rona7755 3 หลายเดือนก่อน +1

    ምስ ህወሓት ዝፀንሑ ተወላወልቲ ግዜ ምስ ርኸቡ ሸተት ኢሎም፡ ናይቲ ዘንፀርፀረ ትፅቢት ነዊሑኒ ዝብል ተጸባዪ ጎኒ ናይቲ ፀረ ህወሓትን ፀረ ህዝቢ ትግራይ ተጠቒሞም ኣብታ ሀሓት ተዳኺማላ ዝበሉላ ገምጋም ተጤቒሞን ስልጣን ክምንዝዑ ላሕ ይብሉ ኣለው። ካብኣቶም ሓደ መንገዲ ጌታቸው ረዳ እዩ ዝመስለኒ። መንገዲ ጌታቸው ረዳ ሕርኽርኽ ዝበለ መንገዲ እዩ ዝኸይድ ዘሎ። ብጣዕሚ ተስፋ ዝገበርኩሉ ሰብ እዩ፡ ሕጂ ግን መልክዑን ኩነታቱን ለዃዂቶ (መንካዕ) ኮይኒና ኣሎ።

  • @atakltikassa7296
    @atakltikassa7296 3 หลายเดือนก่อน +1

    Leababo you will be accountable for what you did.

  • @negasiyoh6959
    @negasiyoh6959 3 หลายเดือนก่อน +1

    ሞት ንምልጋስን ንህወሓት
    ዓወትን ክብርን ን TDF

  • @hayelomhagosyiheys9825
    @hayelomhagosyiheys9825 3 หลายเดือนก่อน +2

    አይትሓሹ ፈስፋስ ፀገም 93 ስለዘይተፈትሐዩ ባዲምና ዘለና ትኣለይልና ሰረቕቲ ፋፋን ክራንችን ችዱ ጥፍኡ

    • @netsanettdf9263
      @netsanettdf9263 3 หลายเดือนก่อน

      ችድ ጉሓፍ 👎👎👎

  • @leulhagos-ks3cx
    @leulhagos-ks3cx 3 หลายเดือนก่อน +1

    ናይ እኒ ዚኦም ኔት ወርክ እዩ ህወሓት ዘይምስላ ዘትሕዛ ዘሎ

  • @emungeremedhin9718
    @emungeremedhin9718 3 หลายเดือนก่อน +1

    ውድብና መልሱልና ይብል ኣሎ ህዝብና ንህዝቢ ንዓዲ ዝወገነ ዝስዋእ ውድብ ኣመራርሓን ኣባልን መልሱ ምስጢር ውድብን ህዝብን ንዘይምሕላፍ መልሓስካ ምቑራፅ መስዋእቲ ዝኸፍል ውድብ መልሱልና
    ከባቢያዊነት ኔትዎርክን ዘየጥቅዖ ዘየናውፆ ውድብ መልሱልና
    ዝተጨማለቑ ዝበስበሱ ኣመራርሓ ዘይኮነስ ህዝቢ ዓዱ ዘድሕን ንህዝቢ ዝውግን ዝስዋእ ንባዕሉ ኣሕሊፉ ዝህብ ዘወፊ ንቑሕ ኣርሒቑ ዝእምት ስትራቴጂክ ኣመራርሓ መልሱ ህዝቢ ውድብ ዝኸሓዱ ዝጠለሙ ንውለቆም ዝጓየዩ ብስቓይ መከራ ሽግር ኣብ ፀበባ ጭንቂ ፀልማት ኢዋን ውልቀ ሃፍቲ ንብረት ውራ ዝተዘፈቑ ኣባላት ኣመራርሓ ኣፅሪኹም ቅድሚ ከተማ ምእታውኩም ዝነበረኩም ኣቋም ፍትሒ ኣንግሱ ሕቶ ህዝቢ መልሱ ነንባዕልኹም ምንኻስ ንስልጣን ንጥቕምታትኩምን ካብ ምምንጫት ምግምጋም ምጊጅጃል ቀርዩ እቲ ውድብ ናብ በዓል ዋንኡ ናብ ህዝቢ መልስዎ ነንባዕልኹም ተገማጊምኩም ኣይትፀርዩን ብቕንዕና እውን ኣይትገማገሙን ኣይትነቓቐፉን ኣይተትተኣራረሙን ህዝቢ ይገምክምኩም ነቲ ግዜ ዝምጥን ዝተዓፃፀፍ ኣመራርሓን ኣካይዳን ፖሊስን ኣምፅኡ ፍጠሩ
    ትግራይ ካብ ቅርቃር ኣውፅእዋ
    ትግራይ ካብ ምንጋጋ ኣራዊት ፀላእቲ ከዳዕ ካሕዳም ጠላም ዓዲ ትናገፍ ይበተኽ ብድሌትን ፍቓድን ፀላእቲ ተኾርምያ ክትነብር ደኒና ተጨቂና እንተደልዮም እንተፈትዮም ጥራሕ ዝተኹቡላ ዝጭፍጭፍዋ ኣብ ዝደለዩዎ ሃፍቲ ንብረት ትግራይን ትግራዋይን ክዘምቱ ከዕንዉ እንትደልዩ ብሰበብ ኣስባብ ትግራይ ክትዳኸም ክትጠፍእ ዝገብርዎ ኣካይዳ ከብቅዕ ሃገር ክንምስርት ግበሩ ሃገር ኣልባ ኢና ሕጋዊ ዓለም ዝፈልጠና ስደተኛታትፅግዕተኛታት እውን ኣይኮንናን ኣካይዳና ንነፅር ሃገር የብልናን ሃገር ኣርክቡና
    ነዚ ሃገር ከይህልወና ዘዐንቅፍ ዝጎትት ኣብ ሽዋ ዘለዎ ሃፍትን ፍቕሪ ናይታ ጀኖሳይደር ዓዲ ዘይለቐቖ ክቑረፅ ክውገድ ይግባእ ጎቲቱ ሓሊኹ ኣብታ ጀኖሳይደር ፀላኢትና ዓዲ ክንነብር ዝገብር ፈማንም ደብሪፅ ይኹን ጌች ማንም ሐንኩል ወዐንቅፍ እንተኾይኑ ቆሪፅካ ትግራይ ብቐፃልነት ትገላገለሉ ነፃ ትወፀሉ መንገዲ ምእላሽ ውሑዳት መዐንቀፍቲ ፀሪግካ ትግራይ ናብቲ ንደልዮ ንሃርፎ ንምነዮ ክትኣቱ ምግባር የድሊ

  • @HintsaG-zj4tl
    @HintsaG-zj4tl 3 หลายเดือนก่อน +1

    ክላ ሱቅ በሉ ፣ 10 ግዜ ዝሓምም ውድብ ዋጋ የብሉን ።

  • @selomongabiregzabiher575
    @selomongabiregzabiher575 3 หลายเดือนก่อน +2

    ብጣዕሚ ዘሐዝን ጉዳይ ገጢሙና ባኣኹም እናተመራሕና ህልምልምና ዘይምጥፋእና ሓደ ነገር ኮይኑ ብዛዕባ ሀጠው ቀጠወካ ቀፂለ ክብል ። ከም ዝፍለጥ ህዝቢ ትግራይ በዓል ነዊሕ ታሪኽን ቅያን ህዝቢ ኾይኑ አብ ሓደ እዋን አብ ዓለም ከቢድ ፅዕንቶ ፈጣሪ ዝነበረ መንግስታዊ መሓውር ዝነበሮ ብእዋኑ ሙዕቡል ማሕበረሰብ ምንባሩ ብዙሓት መረዳታ የመላኽቱ። ይኹን እምበር ካብ ቀረባ ዘመናት ናብዚ ግና ፍፁም ናብ ነበረያ ነበረ ዝወስዱ ከቢድ ናይ ህላወ ሓደጋታት በብእዋኑ እናጋጠሙዎ መፂኦምን ቀሊል ዘይበሃል በሰላታት እናገደፉሉ ዝሓለፉ እንትኸውን ካብ ሕሉፍ ጌጋኡ ተማሂሩ መሰረታዊ ውሕስና ህላወኡ ከረጋግፅ ግን አይከአለን ። ካብ ቀረባ ተዘክሮታት እቲ ምስቲ ዘለናሉ እዋን ዝተሓሓዝ ናይ ዓሰርተ ሸውዓተ ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ብውድብ ህወሓት እናተመረሐ ዋላኳ ናብ ወታደራዊ ዓወት እንተበፀሐ ብመራሕቲ ውድብ ህወሓት ቃልስን ባህግን ህዝቢ ትግራይ ተጨውዩ ታሪኻዊ ን መስራቲ ሃገረ መንግስቲ ዝኾነ ህዝቢ ማዕረ ወላሞ ን ስልጤን አሰሊፉ መጥፋእቱ ስትራተጂካላዊ ፀላእቱ ክግብሉ ዝገብር ሕገመንግስቲ አጣይሾምሉ።ስለዝኾነውን መሪሕነት ህወሓት ፀቢብን ጉጀላዊ ረብሓ አቀዲሙ አብ ትግራይ አነ ተሞይተ ደንዴር አይትቡቀለል ዘዓይነቱ አካይዳ ስርዓት ውልቀ መላኺ ሓደ ውድብ ክዕንድረሉን ንፍትሒ ዝተቀለሰ ህዝቢ ፍትሒ ሲኢኑ ሰንሰን ክብልን እቲ ሐዚ ገጢሙና ዘሎ ውድቀትን ውርደትን መበገሲኡ ክኸውን ኪኢሉ ። አቶ ተወልደ ይኹኑ ካልኦት ተላኣኽቲ ካደረታት ሓሳብ ዘመንጩዉ ዘይኮኑስ ካብ ላዕሊ ዝተነገረ ዘጋውሑ ካድረታት ብሓደ ውልቀ መላኺ መራሒ ዝምርሑ ውድባዊ ዴሞክራሲያዊ ባህሊ ዘይነበሮም ብምቅትታል እምበር ብሓሳብ አፈላላይ ዘይአምኑ አብ ፅልእን ሕነ ምፍድዳይን ዘመኖም ዝወድኡ ብሄራዊ ሕቶ ህዝቢ ትግራይ አሕሊፎም ዝሓንሸሹ ሰባት ሎሚ ብሰንኮም ሚሌናት ሞትን ውርደትን ዘሸከምዎ ህዝቢ ትግራይ ሕፍረት ተወዲእዎም መድሕንካ ንሕና ኢና ክብሉ ምስማዕ የደንፁ እዩ ። አብ ትግራይ ብሄራዊ ዕርቂ ክካየድ አለዎ ዝኾነ ይኹን አካል ንዝኾነ ይኹን አካል ባንዳ ናይማለት ሞራል ክህልዎ አይኽእልን ሰላም ህዝቢ ትግራይ ዘረጋግፅ ጉዳይ አብ ትግራይ ብሄራዊ ዕርቂ እንተሃሊዩ ጥራሕ እዩ

    • @solomonabrha1992
      @solomonabrha1992 3 หลายเดือนก่อน

      መሕዘንት መሕፈሮ ንህዝቢ ትግራይ ዘይትምጥን ዎ መራሕቲ አሑም !

  • @matewosberhe8754
    @matewosberhe8754 3 หลายเดือนก่อน

    TPLF First

  • @eyayuwuneh5039
    @eyayuwuneh5039 3 หลายเดือนก่อน +2

    ድሕሪ 93 ንመን እኻ ጠቂምካ ንኤርትራ እቲ ዝተፈጠረ አፊላላይ ንምታይ ሻዕብያ ከይተአለይ ንምታይ እቲ ሰረዊት ክምለስ ተጌሩ ዝብል እዩ እቲ አፈላለያ : ሰብ አይተታሉሉ ኢትዮ ብከመይ ተዓቢ አይኮነን ኔሩ እቲ አፈላላይ :እመን አይትእመን ጌጋ ውሳነ 93 እዩ ናብዚ ጀነሳይዳዊ ኩናት ዘእተወና ::

  • @solomonare7471
    @solomonare7471 3 หลายเดือนก่อน +2

    Criminal TPLF “ all should be punished and jailed. As Tegaru we suffered and lost lives and billions of dollars b/s this corrupt gang criminals

  • @AbrehamHailay
    @AbrehamHailay 3 หลายเดือนก่อน +1

    😅😅

  • @hintsahalfom3342
    @hintsahalfom3342 3 หลายเดือนก่อน +3

    ምሳኹም ምግዳልና ናይ ሕልና ፀፀት ይፈጥረልና አሎ ከምዝሕዚ አፍረጥሪጥና አይፈለጥናኩምን ነይርና ውሽጣዊ ሽግር በፂሑና እትብልዎ ዘለኹም ተነቒሕልና ኢኹም ትብሉ ዘለኹ አንኳዕ ችግር ተፈጠረ ሳይደፈርስ አይጠራም ይብሉ አምሓሩ ካብቶም አብ አ/አ ዝነበሩ ሙሰኛታት ሓደ ተወልደ ዪ ይበሀል

    • @SmilingChowChow-tj3tg
      @SmilingChowChow-tj3tg 3 หลายเดือนก่อน +1

      ዕድመ ንTDF ንህወሓትን ካልእ ኣማራጺ ስለ ዘየለ ባይቶና ሪኢናዮም ሳልሳይ ወያነ ርኢናዮም ዓረና ርኢናዮም ኩሎም ንረብሓ እዩ ህወሓት ገዲፈ ብልጽግና ክመርጽ ኣይደልን ወይ ባንዳ ክኸዉን ኣለኒ ክሳብ ዝሓሽ ዝመጽእ ህወሓት እየ ክብል ምስ tdf

    • @netsanettdf9263
      @netsanettdf9263 3 หลายเดือนก่อน

      መላኻዕቲ ኣይትድኸሙ

  • @mehammedomer1318
    @mehammedomer1318 3 หลายเดือนก่อน

    Eskab somal denna entebtebna keydna sltan mshazku 300 hibkum abarirkumna hzewn kema eya busuru kebten alowe

  • @hayelomhagosyiheys9825
    @hayelomhagosyiheys9825 3 หลายเดือนก่อน +3

    አታ ሕፈሩንዶ

  • @HaileGebremedhn-g1n
    @HaileGebremedhn-g1n 3 หลายเดือนก่อน

    ንኡስ ደላቢ ሃፍቲ ናይ ወያና ዲሞክራሲ ደጋፊ ዝኾን ዝቃለስ ረብሕኡ ክስዕ ዩናይወያናይ ዴሞክራሲ ፈታዊ ዝኸዉን ይብል አብፖለቲካ ትምህርቲ እና ንኡስ ደላቢ ዘይኮነ ሰብ አበይ ዪክርከብ

  • @BarnabasKidman
    @BarnabasKidman 3 หลายเดือนก่อน +3

    ወይ ትንተና ንመን ኮን ይኸውን እዚ ዘረባ? ንካድረኻ ግዳ ንገሮ እዙ ሃለውለው።ናዓና ሓፋሽ አይምልከትን።ሰላም ስራሕ ምግቢ ስእነት እዩ ፀገምና።ግደፎ እዚ ዓጀውጀው።

  • @lozakidane9487
    @lozakidane9487 3 หลายเดือนก่อน +1

    He is one of those parasites of Tplf, I know him when he was in Axum.

  • @degafigodifey1264
    @degafigodifey1264 3 หลายเดือนก่อน +1

    ህዝቢ ትግራይ ኣጋጢሙዎ ካብ ለሎ ናይ ምንባርን ለይምንባር ናይ ህልውና ሓደጋ ክድሕን ልኽእል ህወሓት ብምድሓን ተለይኾነስ ህይወሓት ካብ ስልጣን ኣውሪድካ ኣብ ቅድሚ ሕጊ ተሓታቲት ብምግባር እዩ።

  • @DA-hn6ti
    @DA-hn6ti 3 หลายเดือนก่อน +1

    The Banda adwa network sold Tigray territory.
    From BADIME , to gichew :
    From azebo(raya) to wolkat.
    Finally genocide Tigray who were killed because of tplf luck of preparation.
    After all this still in power .
    No responsibility?
    War with Eritrea, war with Amhara, war with afar , war with Oromo what is going on ? Yet on the sacrifice of Tigray people and territory.
    Out of all this crisis Tigray lose in all directions?
    But the adwa network along as in power they don’t care still in power this guy was in Addis Ababa with higher rank still in Tigray ?
    What a joke ????
    Sebdo ye ley ? Ata seb do yely???????

  • @zenebeberehe7257
    @zenebeberehe7257 26 วันที่ผ่านมา

    ተወለ፡ብሓቂ፡ተዛረብ?1993ዓ.ም፡ፈረቂ፡ሓይልና፡ዝተጣባጠሉ፡ሓይልና፡ዝቀነሰሉ፡ብዙሓት፡ማእኸላየሰ፡ኮሚቴ፡ካብብሉፃት።ጀነራላትና፡ከም፡ጀ/ፃድቃን፡ዝኣመሰሉ፡ዝወፅሉ፡ከም፡ስየ፡ኣብራሃ፡ዝተሳይሉ።ብሓፈሻ፡ምሰ፡ማእኸል፡ሀገረ፡ዘለዋ፡ወድባት።ብምዃን፡መራሕቲ፡ህወሓት፡ተበቲናኖም።
    ባእዴ፡ኦፒዲኦ፡ደቡብ፡ብምዃን፡ናይህወሐት፡ዓቅሚ፡ቀኒሱ።
    ናብከባቢያዉነት፡ዘምፃኹም፡ንስኹምን፡ከማኹም፡ዝበሉን፡ድኹማት፡ኣመራሪሓ፡እዮም።
    ስለዝኾነ፡93ዓም።ተጋዳይ፡ህወሓት፡ነቲ፡በሊሕን፡ነምንታይ፡ኢሉ፡ዝሓትት፡ዝተባረረሉ፡ግዜነይሩ።
    ዘሐዝን፡ደቂኣንስትዮ፡ተጋደልቲ፡ህወሓት፡ትፈልጥእንዲኻ፡ኣብበራዳ፡ዝሓድረ፡ታጋደላይ፡ብሰክኹም፡ብሰንኪ፡
    ድኹማት፡ካድረታት፡እዩ፡ብሉፃት፡መረሕትና።ኣስኢንኩምና፡ዓቅምና።መንሚኑ፡
    ከምፃድቃንን፡ተወለ፣።ኣለምሰገድ፣ስየ፡ኣብረሃ፡ገብሩ፣ኣስራት፡ወዘተ
    ዝኣመስሉ፡መራሕትና፣ምስተነ፣ዓቅሚ፡ህዝብና፡ተበቲኑ፣ዓቅሚ፡ቀኒስሱ፡ካብኦም፡ኣነ፡ሓደ፡ሕዝውን፡ካድረ፡ኣብ፡መንግስታዊ።ስራሕ፡ከምድሊየቱ፡ገባረን፡ሓዳግን፡ክገብረ፡የብሉን፡ሰብ
    በኽእለቱና፡ብዝተማህሮ፡ንዓዱ፡ክሰረሕ፡ክኽእል፡ኣለዎ።❤❤❤

  • @Lemishe
    @Lemishe 3 หลายเดือนก่อน +1

    የባንዳ የከሃዲያን ጉባኤ የባንዳ የከሃዲ ልጆች ጉባኤ ምን ሊፈጥር ምን ሊለውጥ
    የሚገርመው የሚያሳዝነው የሺሬው የአድዋው
    የባንዳ ስብስብ ሰፈረጥጥ መደበቂያው መወተፊያው ድሃው ትግራይ ህዝብ ውስጥ
    ነው ይህ የሌባ የከሃዲ የባንዳ ስብስብ አንድን ትልቅ ሰፊ አማራ የሚባል ህዝብን
    ዘርፎ አገር ለመሆን የሄደበት መንገድ አንድ
    ሚሊዮን የሚጠጋ የትግራይ ህዝብን
    አስፈጂቷል ይህ የሹሃና ድፍን የባንዳ ስብስብ አንድን ትልቅ አገርን አፍርሼ ትግራይን እገነጥላለሁ የሚለው አሳብ
    መላው የአናሣው ትግሬን ዘር ከግራ ቀኝ
    እያላተሙ እንዲሳደድ አርጋችኋል
    እንግዲህ ጠባችሁ ከመላው ኢትዮጵያ
    ህዝብ ጋር ከሆነ ወደፊት የሚመጣውን
    የአማራ ብሄርተኝነትን ዱላ ልችሉት ልትቋቋሙት ይገባል ጨለማ ውስጥ
    ሆናችሁ ዛሬም የምታስቡት ያን የኢትዮጵያን
    ፀጋ ሃብት ነው ያ ደግሞ ለዘላሉሙ
    ዝግ ነው

    • @gebmeb1193
      @gebmeb1193 3 หลายเดือนก่อน

      ሳይጥሩት አቤት ሳይሉኩት ወዴት መንነት አልቦ
      Forever TPLF 44:

    • @gebmeb1193
      @gebmeb1193 3 หลายเดือนก่อน

      ህወሓት ።ህወሓት🥰🥰🥰🥰🥰🥰ህወሓት ።ህወሓት🥰🥰🥰🥰🥰🥰ህወሓት ።ህወሓት🥰🥰🥰🥰🥰🥰ህወሓት ።ህወሓት🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @adwatime5675
    @adwatime5675 3 หลายเดือนก่อน +2

    ናይ ዓድዋ ዓሌታዋያን እያ ህወሓት ንህዝቢ ትግራይ ኣይትወክልን እያ

    • @hgfana6731
      @hgfana6731 3 หลายเดือนก่อน +1

      እሞኻ ሽምካስ adwa time😎
      ጎሓሊ ተረፍ ጣልያን

    • @rona7755
      @rona7755 3 หลายเดือนก่อน

      ዓድዋ ኤርትራ ድያ? ስልጣን ትግራይ ንደቂ ዓድዋ ኣይምልከቶምን ድዩ? ወዲ ዓድዋ ስልጣን እንተሒዙ ብኽያት ንምንታይ ይድሊ ኣሎ? ስልጣን ካበይ ዓዲ ንዝመፀ ሰብ እዩ ዳኣ ዝግባእ? ደቂ ዓድዋ ስልጣን ከይሕዙ ዝብል ዘሎ ካበይ ዝመፀ እዩ? ትግራዋይነት ካብ ወዲ ዓድዋ ንላዕሊ ፍሉይ ብፅሒት ዘለዎ ሰብ ወዲ መንእዩ? እታ ትግራይ ማዕረ እንድያ ትብፃሓና ግዲ ፡ወዲ ዓድዋ ካብ ዝኾነ ስልጣንን ቦታን ክግለል ትሰርሑ ዘለኹም ንስኻ ንስኺ ወዲ እታይዶስ ከመይዶስ እናበልኩም ትግራይ ክትመቓቕሉ ላሕ ትብሉ ዘለኹም ተማሃሩ። ኣብ ኢትዮጵያ ትግራይ ንምውቃዕ ዝተጀመረት መንገዲ ትጥቀሙላ ኣለኹም ትግራይ ተበራቲና ሕጊ ኣልቦ ኮይና፡ ካብቲ ሕጂ ዘላቶ ገዲዳ ዝዓንተረ ብረት ሒዙ ኣብ ከተማ ዝኸትረላ ብራዚላዊት ከተማ ክትከውን እያ ድሌትኩም።

    • @Mojo1132
      @Mojo1132 3 หลายเดือนก่อน +2

      Hahaha Adwa, Axum, shre, Agame, Endereta, Raya,Temben kulen tigrai eyen. .tigrinya kunama,Erop, kulatena deki tigrai ena emo aby awerajakha kekones entai serihkha eya etaheto. 😊

  • @SmithAli-i1r
    @SmithAli-i1r 3 หลายเดือนก่อน

    ፍልፍል መርሕነት ፈተና ክትብል ከለኻ እማን። ብውልቀ ድማ ኣብ ትግራይ ፍልፍል ፀገም ኣባይ ወልዱ እንትኾን ኣብ ኣዲሰ ኣበባ ድማ ኣካቢ ሓሻክር ዝነበርካ ምኾነካ ነቀፌታ ጌርካ ልገሰ በጃኻ።

  • @petrosabraha7220
    @petrosabraha7220 3 หลายเดือนก่อน +1

    ህወሓት ኣርሕቁ ዘእመተ ግዘ የለን። ህወሓት ብሔራዊ ውድብ'ውን ኣይኮነን ብሽም ብሔራዊነት ስልጣኑ ከደልድል ይጽዕር ። ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናት ትግራይ ናጻ ናይ ምዃን ዕላት ዝሓምሸሸ ውድብ'ዩ።

    • @Mojo1132
      @Mojo1132 3 หลายเดือนก่อน

      😂😂

    • @SmilingChowChow-tj3tg
      @SmilingChowChow-tj3tg 3 หลายเดือนก่อน

      Kkkkk ተባሀለ ኢልካ ትህዉትት ኣንታይ ኣፍልጡካ kkkkk እዚ ኩል 49 ዓመት ደኣ ከመይ ኢሉ ጸኒሑ ፋራ

  • @Tekeste-ms6rm
    @Tekeste-ms6rm 3 หลายเดือนก่อน

    ኧረ ትግርኛ ባቋራጭ እታይ ማለት እዩ?

  • @gebrudesta
    @gebrudesta 3 หลายเดือนก่อน +1

    2 ዓመት ኣብ ፀገም ምህላው እናመፃኹም ኣይትንገሩናዋ እቲ ዘሎ ፀገም ንምፍታሕ ተረባረቡ ግዘ ተለዊጡ እዩ ኣፍቲ ናይቀደም ባህሪ ዕንክሊል ኣይትበሉ ንቅሕ በሎ
    ስለዚ ህዝቢ ትግራይ ተስፍኡ እናተፀንቀቀ ይኺድ ኣሎ።

  • @solomonare7471
    @solomonare7471 3 หลายเดือนก่อน

    Even the words he is using is nasty and we tired of hearing that. Kiray akabenet

  • @hintsahalfom3342
    @hintsahalfom3342 3 หลายเดือนก่อน +2

    ሙሠኛታት ዓሌታዊ ወድብ

  • @HAFTOMWELDEGEBRIAL-e4w
    @HAFTOMWELDEGEBRIAL-e4w 3 หลายเดือนก่อน +1

    ህወሓት ኣብ ናይ ቀደም ቁመንኡ ኣሎዶ ? ንዝብል ሕቶ መልሱ ህዝቢ ትግራይ ኣፍቲ ናይ ቀደም ሞራሉን ብቕዓቱን ኣሎ ዶ? ዝብል ሕቶ ይምልሶ እዩ ። ምኽንያት ህወሓት 45 ማእኸላይ ኮሚቴ ወይ ድማ ብኣሻሓት ዝቑፀሩ ካድረታት ኣይኮነን ። ህወሓት ዝምዘን ብሚልዮናት ብዝቑፀሩ ኣባላቱን ዘይኣባላት ግን ንህወሓት ዝድግፉ ፣ ምእንተ ህላወ ህወሓት ደቆም ኣሕዋቶም ኮታስ መላእ ቤተ ሰቦም ንሕቶ ህይወት ከይተረፈ ዝልግሱ ደገፍቲ ተሸኪሞሞ ዝኸዱ ውዳበ እዩ ። ስለዝኾነ ድማ ህወሓት ጠንካራ ነይሩ ዝበሃል ዘይኮነስ ምስ ጥንካርኡ ኣሎ ዝበሃል ውድብ እዩ ። እዙይ እንትንብል ግን ህወሓት ትማሊ ፀገማት ዝነበርዎ ሐዝውን ፀገማት ዘለዉዎ ውድብ ምዃኑ ተረሲዑ ማለት ኣይኮነን ። ትማሊ ጠንካራ ዝነበረ ፀገም ገጢምዎ እናሃለወ ንፀገም በዲሁ ዓወት ዘመዝገበ ስለዝኾነ እዩ ። ሐዚውን ፀገማት ገጢሞሞ እናሃለዉ ዓለማዊ መጥቃዕቲ ንምምካት መሪሕ ኮይኑ ናብዚ ዘለናሉ ዓወት ዘብፅሐ ጠንካራ ውድብ ስለዝኾነ ።
    ካሊእ ትማሊ ዝገጠሞ ፀገም ፈቲሑ ዶ ? እንተይልና እወ እዩ እቲ መልሲ ከመይ ንዝብል ታሪኸ ምንባብ ጥራሕ መልሲ ስለዝኾነ ።
    ሐዚኸ ህወሓት ፀገሙ ክፈትሕ ድዩ ? ንዝብል ድማ ምናልባት ኣብ ኣመራርሓ ዘሎ ሓይሊ ክድሕን ዘይክድሕን ይኽእል እዩ ! እቲ ውድብ ግን ክቕፅል እዩ ጥራሕ ዘይኮነስ ሸዲኑ ወፅዓ ህዝቡ ብፍትሕን ሰናይ ምምሕዳርን ደቢሱ ፤ ካፍቲ ዘርአዮ ልምዓት ንላዕሊ ኣርባዕተ ዕፅፊ ንቕድሚት ክስጉም እዩ ። እዙይ ዝኾን ድማ ኩሎም ሓይልታት ዘይሮም ዘይሮም ናብ ህዝቢ ካብ ምውራድ ኣይተርፉን እሞ ! እንትወርዱ ድማ ነቲ ውዳበ ብኢኮኖሚ ፣ ብሓይሊ ሰብ ፣ ብፖለቲካል ተሳትፎ መስዋእቲ እናኸፈለ ነቲ ውዳበ ውዳበ ዝገብር ህዝቢ ስለ ዘይተሸርሸረ ። ህወሓት ክጠፍእ ዝኽእል ልዕሊ 50% ኣባላቱ እንትስእንን ፤ ዘይንድይቦ ጎቦ መዝሙር ፣ ቃልስና ነዊሕን መሪርን እዩ ዝብል ቃል ሰማእታት እንትስረዝን ፤ ሓወልቲ ሰማእታት እንትፈርስ ወይ ካሊእ ሽም ተዋሂብዎ እቲ ታሪኽ እንትጠፍእን እዩ ።
    ውድባትን ውዳበታትን ፍረ ቃልሲ ህወሓት እዮም ፤ ውልቀ ሰባት እውን ፍረ ቃልሲ ህወሓት እዮም ! ስለዙይ ክሳብ ህዝባውያን ዝኾኑ ንህዝቢ ትግራይ መማረፂ ፣ ታሪኽ ህዝቢ ትግራይን ታሪኽ ህወሓትን ዓቀብቲ ፣ ዝጎደሉ ግድለታት ኣረምቲ ፣ ናይ ስልጣን ስግግር ሰብ ዋናን እዮም ! ክሳብ ዘይኮኑ ግን እቲ ህዝቢ ነቲ ልሂቅ ናይ 1000 ኪ/ሜትር ርሕቐት ቀዲሙ ዝነቕሐን ዝመርሕ ዘሎን ህዝቢ ስለዝኾነ ።
    ነዙይ መርአያ ሎሚ ኣብ ትግራይ ስርዓት ዝመርሕ ሓይሊ የለን ። እዙይ ከም ትግራይን ከም ናይ ትግራይ ልሂቃንን ማለተይ እየ ! ግን እቲ ህዝቢ በቲ ሓደ ጊዜ ዝሓዞ ፖለቲካዊ ስንቂ ፤ መሪሕነት ዓጋም ጥሓስ እንትኸድ ፤ እቲ ህዝቢ ግን በቲ መንገዲ እናኸደ ንኹሉ ይኣልዮ ኣሎ ፤ ብስርዓት እውን ይጓዓዝ ኣሎ ። ስለዙይ ፤ ፀገም ገጢሙና ኣሎ ! ትማሊ ብቕድሚ ትማሊ እውን ፀገማት ገጢሞሙና እዮም ! መፍትሒኡ ግን ቃልስን ቃልስን ኮይኑ ፤ ኩሉ ውድባዊ ቃልስን መስዋእትነትን ምእንቲ ህዝቢ ክኸውን ኣለዎ ! እዙይ ድማ ኣይወረድኩምን እምበር እቲ ህዝቢ ነቲ መስመር ተሸኪሙ ከሳግሮ እዩ ። ኣብ ድሮ ዓወት ዝስልም ማእኸላይ ኮሚቴ ከምዘሎ ታሪኸ ወያነ ዓለም ምስክር እዩ !
    ክብርን ሞገስን ንናይ ትማልን ናይ ሎምን ሰማእታትና ! መስመር ህዝቢ ዝሓዘ ውድብ ይዕወት !

  • @tomtom-qj4fv
    @tomtom-qj4fv 3 หลายเดือนก่อน +1

    ህወሓት ብሓደሽቲ ወጣታት ዘይ ተጋደልቲ ክምራሕ ክኽእል አለዋ። ሲቪል ተጋዳል ዘይኮነ ህወሓት የድሊ።

    • @yemanegidey3372
      @yemanegidey3372 3 หลายเดือนก่อน +1

      ወጣት ተጋዳላይ እዩ ክመርሕ ዘለዎ ኣበዲኡ ዝነበረ ሲቪል ሸጓጥ እዩ

    • @netsanettdf9263
      @netsanettdf9263 3 หลายเดือนก่อน +2

      ፈሳዊ እቲ ተጋዲሉ ንዓዱ ኸቢድ ዋጋ ዝኸፈለላ መንእሰይ እዩ ዝመርሕ ሕርር በሉ ኮፍ ኢልኹም ፀኒሕኹም ናብ ስልጣን ክትጎዩ ህወሓት ኣብ ዝነበሩ ነይሮም ብሽም ምሁራን ኢላ ኣኪባ ኣኪባ እያ ናብዚ ኣውዲቆማ ዘለው ሐዚ ውን ሙሁራት መናእሰይ ተጋደልቲ ኣለውዋ ንሶም እዮም ክመፁ ፈለዎም ።

  • @Mohdshamz
    @Mohdshamz 3 หลายเดือนก่อน +1

    ብቁዕ መብሪሂ ንህወሐት ክት
    ዳክመ እትደሊ ዘለካ /እትደልዩ/ዘለኩም አካላት ወሐጥዎ ሕወሐት ነባሪት እያ

  • @atakltikassa7296
    @atakltikassa7296 3 หลายเดือนก่อน

    Outdated expired.

  • @Say-2424
    @Say-2424 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣንታ እዚ ድንዙዝ ካድረ ኣሎ ድዩ?ውዕል ፕሪቶርያ ከድሕነኒ እዩ ኢልካ ከይተሓስብ ተወልደ !!ጉሒፎም ናብ ካርቸሌ ከእትውኹም አሰዮም!!ማርያምን (ውድብ ናይ ሓረስታይ እዩ ዝብል ዝመረተ ኣተሓሳስባ እዩ ተቀባልነት የብሉን

  • @guishassefa2816
    @guishassefa2816 3 หลายเดือนก่อน +2

    እንዳ ሻዕብያን ኣፈቀርቲ ሻዕብያን ናይ ባዕልኩም ሓንቲ ትረብሕ ነገር ዘየብልኩም ኣብ ከይዲ ስራሕ እንዳሃለወ ዝተዓንቀፈ ሕውሓት ክትወቅሲ ዓቅሚ የብልክምን።

  • @GolgolRaya
    @GolgolRaya 3 หลายเดือนก่อน +1

    ሕፈሩ

  • @kidanehaddish
    @kidanehaddish 3 หลายเดือนก่อน +1

    ድሕርዚ ኹሉ መስተንክራዊ ናይ17 ዓመት ቃልሲ ሓደ ዓይንኻ ስኢንካ ድሕሪ 30 ዓመት እታ መድረኽ ብሓደ ዓይንኻ ትመርሕ ውድቀት ብዚኣ ኣይትግለፅንድያ ? ሰብ የለን ባዓል ክልተ ዓይንን ዝእመንን ወለዶ?
    እቱ ኣብ ኽልተ ተገሚዓ ዝበልካዮ እቱ ሓቂ ወያነ ዝወደቐት ካብታዕለት እቲኣያ።
    ካብታ ዕለት እትኣ ብሸዋውያን ተጋሩ መለስን ስብሓት ነጋን ተጨውዩ ። ካብ ኮሌክቲቭ ሊደር ሺፕ ናብ ጉጅላዊ ስድራዊ ማፍያ መሪሕነት ወዲቕና ።
    እስኻ ትብሎ ዘለኻ ንዓርሱ ናይድንቁርና ናይባርነት ናይት ጉጅለ ባርያ መገልገላይ ኢኻ።
    ናትካ ትንታነ መሕፈርን ቅድሚ 15ዓመት ብፃይ በረከት ስምኦን ሸምድደን ዝበለካ ኣይረሳዕካየንን ።
    ኣብጆኖሳይድ ከምዘሎ ረሲዑ ስለርእዮተዓለም ዝትንትን ቀደም ዝሞተ ሬሳዩ ዘብዚ

    • @KflomGs
      @KflomGs หลายเดือนก่อน +1

      እዚ ናይ ደንቆሮ ርኢቶኻ ናዓቅምኻ መጠን እዩ ።
      2ተ ዓይኒ ዘይብሉ ሰብ በተሓሳስባ ካባኻ ዝበልፅ ከም ዘሎ ኣብ ከይዲ ትርዳእ ተስፋ ይገብር

  • @haileseged1124
    @haileseged1124 3 หลายเดือนก่อน +2

    በይዛዋ ! መሕዘኒ ጋዘጠኛ ! ተጻሒፉ ዝተውሀበካ ጥራሕ ምንባብ ንኽቡር ሞያኻ የሕዝን ብዝኮነ ካብ ዝተጠቀሱ ሕመቃት "ሞግዚት" ይብል ነይሩ ናመን ሞግዚት ???

  • @ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
    @ትግራይሃገረይእያዓለምይራ 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣቱም ውዲቃት ክታእለዩ እዩ ዘለኩም ጉጀለ ህውሓት ኣሊፋና ኦሜጋ እዩ እናሉኩም ታጫሩሑ መን እኩም ንሱኩም ናይ ወሎ ባሊዕ ኣዶ ትግራይ ኣብ ናቱኩም መቃቢሪ እያ ታካሓስ እንበር ንሱኩም ናይ ፀሊማት ጉጀለ እኩም ራእይ ይብሉኩም ንወንበር ትጨነቁ ነውራማቶ😕 ።ሃገረ ትግራይ ብሓድሰ ወሎዶ❤💛

  • @GirmaKebede-tn2ju
    @GirmaKebede-tn2ju 3 หลายเดือนก่อน +1

    expired Outlook

  • @TsegazabGereziher
    @TsegazabGereziher 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣቤት ብቕዓት ኮተሊካ ማርክስ ከይሰመዐኩም እምበር ኣነስ እንታይ ክብለኩም ዋ

  • @سلاماثيوبي
    @سلاماثيوبي 3 หลายเดือนก่อน +1

    🎉🎉🎉🎉🎉

  • @hiwotegebrekirose3316
    @hiwotegebrekirose3316 3 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤

  • @SmithAli-i1r
    @SmithAli-i1r 3 หลายเดือนก่อน

    ኣንታ ተወልደ ንስኻስ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ውድብ ናይ መምሰልትን ዕስለ ዝገበርካ ሕዚ ናብ መድረኽ ክትመፅእ። ዝገርም። በጃኹም ተኣሲረ ኢልካ ይጋደል ኔረ ትበል ትኸውን እሞ ኣይፋል።

  • @سلاماثيوبي
    @سلاماثيوبي 3 หลายเดือนก่อน +1

    🎉🎉🎉🎉🎉

  • @سلاماثيوبي
    @سلاماثيوبي 3 หลายเดือนก่อน +1

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @سلاماثيوبي
    @سلاماثيوبي 3 หลายเดือนก่อน +1

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @سلاماثيوبي
    @سلاماثيوبي 3 หลายเดือนก่อน +2

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu8553 3 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤

  • @سلاماثيوبي
    @سلاماثيوبي 3 หลายเดือนก่อน +1

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @سلاماثيوبي
    @سلاماثيوبي 3 หลายเดือนก่อน +1

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @AlemTigray-pc8yv
    @AlemTigray-pc8yv 3 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @سلاماثيوبي
    @سلاماثيوبي 3 หลายเดือนก่อน +1

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @TesfayohannesHailu
    @TesfayohannesHailu 3 หลายเดือนก่อน +3

    ብሓፂሩ እቲ ቃልሲ ኣብ ሞንጎ ንህወሓት ከጥፍኡ ዝደዩ ምዕራባውያንን ብልፅግናን ውድባዊ ነፃነቱ ሓልዩ ኣፈርስን ዝበለ ህወሓትን እዩ ፡፡

    • @DanielZewdu-g7e
      @DanielZewdu-g7e 3 หลายเดือนก่อน

      ጀላዓ ሃገረሰብ አነ ህወሓት ደጋፊ እየ ።ምክንያቱም ቤተሰበይ አብ ቃልሲ ህወሐት ዝነበሩ እዮም። እና ህወሓት አተሓሳስብኡ ብምዕራባውያን ተዘይከይዱ ንባዕሉ ጠፊኡ ህዝብውን ለኪሙ እዩ ዝገደደ ሒዙ ይጠፍእ።

  • @rona7755
    @rona7755 3 หลายเดือนก่อน +2

    እኒ ተወልደ ገብረ ፃድቃን በርትዑ።

  • @سلاماثيوبي
    @سلاماثيوبي 3 หลายเดือนก่อน +1

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉