ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ክቡራት ተኸታተልቲ 'ሳብስክራይብ' ከምኡ'ውን 'ላይክ' ምግባር ንዕብየት አዚ ቻነል ኣዝዩ ኣገዳሲ እዩ'ሞ Subscribe & Like ክትገብሩ ንምህጸነኩም።
ጽቡቕ መደብ
ናይ ብሓቂ ኣገዳሲ መደብ::ሳቮያ ነዚ መላኺ ንምዕላው::
Excellent program
Excellent, job ብሓቂ ደሃይ ኤርትራ።
ጽቡቕ መደብ ቀጽልዎ👌👍😭😭
ጽቡቕ ጅማሮ። በርትዕ
Thank you for documenting real story
Thank you 😭😭😭💔💔💔🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣምላክ ይሐግዝካ ሐወይ ኣብ ጎንካ ኣለና
ሳሚኤል ስለ ፍትሕ ተሓይሮም ፍትሕ ዝሰኣኑን ዝተጠልሙን ብምድህሳስካ ክብረት ይሃብካ
oh God have mercy
ኣጆካ ቀጺሎ ፡ብልምዲ ዓሰርተ ሓሙሽተ እናበልና እንዝክሮም ቁጹሮም ግን ብዕጽፍታት፡ ዓይኒ ህዝቢ ኤርትራ ክምዚ ኢሎም ምጥፍኦም ኣዚዩ የሕዝን ግን ታሪክካ ኣክፊእካ ምሕላፍ እዩ ሕማቅ እምበር ኩልና ሓለፍቲ ኢና እዞም ጀጋኑ ታሪኮም ነባሪ እዩ ።
I support this Chanel to know.about eritrea
ጽቡቅ መደብ
Very sad
Well said keep it up we are proud of you brothers
እቶም ቅድም ክጽውዑ ዝነበሮም ዳኣ ንድሕሪት ጸዊዞካዮም፡ ብዝኾነ ኣድላይ እዩ ተዓወት ዓካ ዓካ
Bravo 👏 👏 👏
ነዞም ኣርካት እዚኦምን ካልኦት ኡሱራትን ዘየኽብር ኤርትራዊ፥ ብስነምግባር ይኹን ብሃይማኖታዊ እምነ ዝተኾነነ ሙውት ሕልና ኣልቦ ኢዩ።
ሳሚ ተባዕ ጋዜጠኛ እዚ ንኣርካናትና ንምዝካር ተቕርቦ ዘለኻ ታሪክ ኣዚኻ ክትተባባዕ ዝግብኣካ ጅግና ኢለካ ኣለኩ ኣብ ጎድንካ ኣለና ተወሳኪ ናይ ክፍሎም ኣቦ ገብረገርግሽ ዘይኮነ ገብረሚካኤል ተባሂላ ክትእረም
ይቅሬታ ጋዜጠኛ ሳሙኤል ዓካዓካ ፣ ሜ/ጀነራል ብርሃነ ገብረዝጊሄር ማእከላይ ሽማግለ ዘይኮነስ ' ኣባል ፖለቲካ ቤት ጽሕፈት እዪ ነይሩ ።
የቀንየልና ሳሚ ዘሕዝን ዘንብዕ እዩ
Justice. For. All.
እህህህህህህህህህህህ ነዚኦም ኣጥ ፍአካ ዶ ደቂስካ ይሕደር ይዋእ ህዝቢ ኤርትራ ሰኣን ነዚ መንደላይ ተመን ኢሳያስ ብጥየት ርእሱ ምብታን 😭😭😭💔💔💔💔🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
You are doing fantastic job. Love it every day. God Bless
Eziom Arkanat eritra hagerna kemzi zelato keytkewen nsle democracy bteqenan zelemem beja zehalefu iyom
Game over weyane junta samuel
ah ewayyy bitw 19 amet tegadilu nfas harnet eta ztegadelela hageru keystemaqre nab biet maserti g15 gn bflay etom ab zleale xfhi zneberu n bitew telimomo eyom gn nay edom kea rekibom neana kea lekimomuna ember ezi do mtegebeana ahhh
Bro eta nandera eta qetelya wun akal eza ab dhreka zela ktkewun ymhxeneka
Bandera
ኢሳያስ ኮራኩሩን ክቅተሉ ጥራሕ እዮም ኔርዎም. እምበር ምስ ኢሳያስ ኮፍ ክዝቲ ዘይሕሰብ እዩ.. ህዝቢ ኤረትራ ጠሊሙዎም እዩ 😪😪😪
ኣርካናት። እዞም ዝጸብጸብካዮም ጥራሕ ዲዮም ኣርካናት ።ኣብ ማእሰርቲ ዝርከቡ ነቶም ብዓቅምን ጅግንነትን ልዕል ስም ዘሎዎም ጎሲኻ ኣጽቡቁን ።ኣርካን ፈላልይ ኩሎም ስውእትናን ስንኩልናን ሓፋሽ ወዱባትናን ካብ ሓራካን ቅድሚኡን ናብ ትሓኤ ፡ህዝባዊ ግንባርን ኣብ ምውሓስ ንልእላውነት ዝዋዳቅ ዘሎን ዘላንከ ኣርካናትዶ ኣይኮንን። ኣዞም ተንብቦም ዘሎኻ ቁንጣሮን እዮም። ናይ ጽልኢ ፖለቲካ ትልእኾኻ ተተግብር ኣሎኻ ዝመስል ዘይሻራዊ ምኻን ፈትን።
ንዓኻ ሙውት ሕልና መልሲ ውን ኣይግበኣካን ኢዩ እትብሎ ስለ ዘትፈልጥ።
አንታ ስሚአል ዘይትፎልጦ፡አይትዛረብ
ክቡራት ተኸታተልቲ 'ሳብስክራይብ' ከምኡ'ውን 'ላይክ' ምግባር ንዕብየት አዚ ቻነል ኣዝዩ ኣገዳሲ እዩ'ሞ Subscribe & Like ክትገብሩ ንምህጸነኩም።
ጽቡቕ መደብ
ናይ ብሓቂ ኣገዳሲ መደብ::ሳቮያ ነዚ መላኺ ንምዕላው::
Excellent program
Excellent, job
ብሓቂ ደሃይ ኤርትራ።
ጽቡቕ መደብ ቀጽልዎ👌👍😭😭
ጽቡቕ ጅማሮ። በርትዕ
Thank you for documenting real story
Thank you 😭😭😭💔💔💔🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣምላክ ይሐግዝካ ሐወይ ኣብ ጎንካ ኣለና
ሳሚኤል ስለ ፍትሕ ተሓይሮም ፍትሕ ዝሰኣኑን ዝተጠልሙን ብምድህሳስካ ክብረት ይሃብካ
oh God have mercy
ኣጆካ ቀጺሎ ፡ብልምዲ ዓሰርተ ሓሙሽተ እናበልና እንዝክሮም ቁጹሮም ግን ብዕጽፍታት፡ ዓይኒ ህዝቢ ኤርትራ ክምዚ ኢሎም ምጥፍኦም ኣዚዩ የሕዝን ግን ታሪክካ ኣክፊእካ ምሕላፍ እዩ ሕማቅ እምበር ኩልና ሓለፍቲ ኢና እዞም ጀጋኑ ታሪኮም ነባሪ እዩ ።
I support this Chanel to know.about eritrea
ጽቡቅ መደብ
Very sad
Well said keep it up we are proud of you brothers
እቶም ቅድም ክጽውዑ ዝነበሮም ዳኣ ንድሕሪት ጸዊዞካዮም፡ ብዝኾነ ኣድላይ እዩ ተዓወት ዓካ ዓካ
Bravo 👏 👏 👏
ነዞም ኣርካት እዚኦምን ካልኦት ኡሱራትን ዘየኽብር ኤርትራዊ፥ ብስነምግባር ይኹን ብሃይማኖታዊ እምነ ዝተኾነነ ሙውት ሕልና ኣልቦ ኢዩ።
ሳሚ ተባዕ ጋዜጠኛ
እዚ ንኣርካናትና ንምዝካር ተቕርቦ ዘለኻ ታሪክ ኣዚኻ ክትተባባዕ ዝግብኣካ ጅግና ኢለካ ኣለኩ ኣብ ጎድንካ ኣለና
ተወሳኪ ናይ ክፍሎም ኣቦ ገብረገርግሽ ዘይኮነ ገብረሚካኤል ተባሂላ ክትእረም