(ገጠመኝ 15 ክፋል) 4ቆልዓ ከምዘለዎ ሓቢኡ ክምርዓወኒ እሞ ከኣ ቤተሰበይ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 14 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 39

  • @eritreaasmerom860
    @eritreaasmerom860 6 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ክብራት የሕዋትና የቀኒየልና አምላክ ፍቅርን ሰላም ይሃበና 💕🙏🏽💕💕🙏🏽🙏🏽💕🙏🏽🙏🏽💕

  • @michaelasmelash1538
    @michaelasmelash1538 7 หลายเดือนก่อน +7

    Selam kburat yehwat azyu mehari Tarik kudus Michael natey halawi wn eyu ab telot aytresena

  • @meronbisrat4594
    @meronbisrat4594 7 หลายเดือนก่อน +2

    Haftey natey Amlak edmen tenan yehabki haftey natey

  • @eritreaasmerom860
    @eritreaasmerom860 6 หลายเดือนก่อน

    ❤️🙏🏽❤️🙏🏽❤️🙏🏽❤️

  • @eritreaasmerom860
    @eritreaasmerom860 6 หลายเดือนก่อน

    💕💕💕🙏🏽🙏🏽🙏🏽💕💕💕🙏🏽💕💕🙏🏽🙏🏽

  • @elk5824
    @elk5824 7 หลายเดือนก่อน +3

    እንቛዕ ብዳሓን መጻእኩም ክቡራት የሕዋተይ❤❤❤።
    ናይ ወለተስላሰ ታሪኽ ስ ብጣዕሚ ማሃሪ፡ዩ። ክርስታን ዄንካ ኣብ ዓለም ሓጎስ የብልካን ማለተይ ብዝተፋላለየ ፈተና ኣለና ።ማለት ከምቲ ጎይታናን መድሓኒናን የሱስ ክርስቶስ ቃሉ ዝተመስገነ ይኹን ኣሜን።ዓለም ናዓይ ስለዝጽልኣትኒ ንዓኹም ውን ክትጸልኣኩም ያ፡ዝበሎም ንደቂ መዛምርቱ።ዓለም ሓቂ ወይ ሓቀኛ ኣይትፈቱን ያ።ከም ሰብ ኣብ ተፋላለየ ግዜ ፈተና ይገጥመና ኔሩ ግን ከምዚ ንለተስላስ ዘጋጠማ ኣብ ናይ መጀመርያ ስደታ፡ኣብ መጀመርያስ ብዙሕ ሕማቅ ኣየጋጠመንን። ዲሑሩ ግን ልክዕ ከምዚ ንሓብትና ለተስላሰ፡ዘጋጠማ፡ ምስ ስድራቤተይ ክሳብ ንሞት ይሕሊፈን ዝሃባና ኔረን፡የሕዋት ኣነ ጸሎት ኣይፈልጥን ኔረ ኣቦና ኣብ ሰማይ ትነብር ዋላኩላ እንተዘይ ወጻእኩዋ ኣብ ማዓልቲ ልዕሊ ሓሙሳ ግዜ የ ዝጽልያ ኔረ ዋላ ኣብ መንገዲ ዋላ ኣብ ገዛ ዋላ እንዳ ሰራሕኩ፡ይጽልያ ኔረ።ግርህነት ብዙሕ ዋላ እንተጥቓዓኒ፡እግዚአቢሔር ግን ኣይሓደገንን።ካብዚ ናይ ወለተስላሰ ሓብተይ ዝኽፍእ ክብሎ ይኽእል ማለት ብመግቢ ብኽዳን ብስእሊ ብጸጉሪ፡ብህጻውንቲ ደቀይ ከይተረፈ ሂወተይ ኣባላሽየናለይ።ብናይ እግዚአቢሔር ሓይሊ ቅዱስ ቁርባን ምስ ደቀይን ባዓል ቤተይን ዲሒና።ብጀካ እግዚአቢሔር ዘድሕን የሎን፡ክብርን ምስጋናን ኣምልኾን ስግደትን ንዕኡ ይኹን ኣሜን ኣሜን ኣሜን።ጸምን ጸሎትን ክንብርትዕ ይግባኣና ዩ ኣብዚ ግዜ ዚ ዳብሎስ ስተፈነወሉ ሰዓት ዩ፡ካብቲ ዘሕዝን ግን ደቂ ሰባት መሳርሕቱ ኮይኖም።ምሕረቱ የውርደልና።

    • @ሳምራ-ገ9ጸ
      @ሳምራ-ገ9ጸ 7 หลายเดือนก่อน +1

      Enqa ezegabher redaki hafety naty kebery nezgabher yekonie

    • @rahelmehari1991
      @rahelmehari1991 7 หลายเดือนก่อน

      Enqae Egziabhier redeaki zhaftey እታ የሱስ ዝበልክያ እየሱስ ብዝብል ተክእያ ናይ እታ እግዚአቢሔር ዝበልክያ ውን እግዚኣብሔር ተክእያ ምክንያቱ ቤተክርስትያን እትምህሮ ስም እግዚኣብሔር ከምዚ እዩ ዝጸሓፍ ናፍልጦ ክኮነና የሕዋት

  • @ሳምራ-ገ9ጸ
    @ሳምራ-ገ9ጸ 7 หลายเดือนก่อน +1

    Nay weanue kabi kedy shegeri adehinine likie kudis Michael hade mality ne misekirnti zebik yegebrne abe xelutokume zokuernie ane dikemti hafetkume🙏🙏🙏

  • @heratey8409
    @heratey8409 7 หลายเดือนก่อน

    እዋይ ዕለት 20/10/2013 ሰንበት ማዓልቲ ከም🇮🇱🇮🇱🇮🇱 ዝወጻኹ እንበር ሚካኤል ኣብ ዓመቱ ምኻኑ ሕጂ ነጊርክኒ ወለተ ስላሰ ሓፍተይ መጋድልተይ ካብ R.M 34 ቱዳራባ

  • @AsmeretWeldigabrielAndom
    @AsmeretWeldigabrielAndom 7 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤✝️✝️✝️⛪⛪⛪🙏🙏

  • @selameyasu5841
    @selameyasu5841 7 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @Hani-jy6cg
    @Hani-jy6cg 7 หลายเดือนก่อน

    🥺🥺❤️❤️❤️❤️

  • @aziebzerie3481
    @aziebzerie3481 7 หลายเดือนก่อน

    ቀስ አልኪ ተዛረቢ በላ❤

    • @henokbokre3094
      @henokbokre3094 7 หลายเดือนก่อน +1

      Suk elki semiy wey ka msmae gdefyo agedidu smya zbelki yelen entay agatmwa entay koyna autfeltin eki wey respekt
      Wey gdefyo afki eznki hazi

    • @FutsumbrhanKahsai-oe3no
      @FutsumbrhanKahsai-oe3no 7 หลายเดือนก่อน +2

      መቸም ሓበሻ ኣበር ጥራይ ከነዉጽ እና ንጋደል ወለተ ስላሴ ሓብትና ድምጻ ብጣዕሚ ንጹሩን ጡዕሙን እዩ።

    • @maranataml
      @maranataml 7 หลายเดือนก่อน +1

      Kabzi nlaeli mo kemey ila ktzareb ahwat tefetro lemdi kulu lo nay kulatena nenatna lemdi alena slezi eti wana nger trah tensme aziu abi tmerten mskreneten yu qes tblet kea kale kemeu zyfetu kea comment yxehef kemzelato tqebleia neti tmerti trah hazi breketi haftey

    • @asmeretberaki300
      @asmeretberaki300 7 หลายเดือนก่อน

      @@FutsumbrhanKahsai-oe3nokale hiwet yesmlna hawey

  • @miminamimi9668
    @miminamimi9668 7 หลายเดือนก่อน

    Selam

  • @Eripride2023
    @Eripride2023 7 หลายเดือนก่อน +1

    እስከ ምኽርኹም ሃቡኒ ኣሕዋት ።
    ኣነ በዚ ከምዚ ዝገልጽዎ ዘለዉ ንነዊሕ ዓመታት ኢየ ተሳቕየ ክሳብ ሕጂ ኣለኹ ይሳቐ።
    ገንዘብ ክሕዝ ኣይክእል
    ምስ ሰባት ንሳልስቲ ጥራይ ኢየ ዝጸንሕ ድሕሪኡ ብዝኾነ ምኽንያት ብባእሲ ንፈላለ ።
    ዝጀመርኩዎ ኣይሰልጠንን
    ዝሓሰብኩዎ ኣይሰምርን
    ዝጸለኹዎ 'ውን ኣይስማዕን ኢዩ
    ዝተፈላለየ ሽግራት የጋጥመኒ
    ሽግርን መከራን ግድን ምሳይ ኣለዋ ።
    ብኸመይ ካብዚ ክፉእ ድግምትን ስራይን ክናገፍ ይኽእል ።
    እቲ ከምዚ ንኽከውን ዝገብር ዘሎ ሰብ ብድግምቲ ካብ ዓደይ ከም ዘውጸኣኒ እምበር ብሓሳበይ ከም ዘይኮንኩ ኢዩ ዝዛረብ ።
    ሕቶ ኣለኒ ብኸመይ ኢየ ካብዚ ክናገፍ ?
    እቲ ድግምቲ ጌሩ ዘሕመመካ ሰብ ምስ ሞተ እቲ ሕማቕ ስርሑ ይመውት ዶ ?
    ጸሎት ኣይሰምረለይን ኢዩ ኣምላኽ ንኽንድዚ ዝኣክል ክሳቐ ምፍራዱ ኢዩ ዝገርመኒ ።
    ጸልየ ዘይስማዕ እንተኮይነ ብኸመይ ኢየ ክመሓር ።
    ኣብ ቤት ጸሎትን ገዳማትን ይሳተፍ ብልበይ ኣሚነ የተግብሮ ኢየ ። ኣምላኽ ግን ካብ ሰብ ዝጭክን ፈራዲ ኮይኑኒ መከራይ ጸጊበ እንታይ ክገብር ኣማኽሩኒ ኣሕዋት ።
    ኣብ ጸሎትኩም ዘክሩኒ ጸልየ ተሓሊለ ኢየ። ብምሉእ ልበይ ጸልየ ለሚነ ተማህሊለ ሰማዒ ስኢነ ። ኣብ ኣምላኽ እምነተይ ኣጉዲለ ኢየ ። ንቡር ህይወት ናፊቐ መከራን ምግደራን ኣሳቕዩኒ.
    እቲ ነዚ ክፉእ ስራሕ ኣብ ነፍሱ ሕማቓት መናፍስቲ ተሰኪሙ ዝኸይድ ዘሎ ገባሪ ክፉእ ።
    ንሕማም ፡ ንመስተ ፡ ንሕርቃን ፡ ጭንቀት ፡ ተስፋ ምቑራጽ ፡ ዘየቋርጽ ሕማማት ጌረ ኣጸሊለ ክመልሶ ኢየ ንኤርትራ ኢሉ ኢዩ ዝፍክር ።
    ብዓቢኡ 5 ኣባላት ስድራቤተይ ዝነበረና ኩሉ ጠፊኡ ኣደዳ ድኽነትን ሕማምን ክንከውን ኢዩ ጌሩና ። ኣሕዋተይ ስድራይ ውን ግዳይ ናይዚ ርኹስ መንፈስ መጻወቲኦም ኮይኖም ኢዮም ዘለዉ ።
    ዘየቋርጽ ስቓይን ሕማምን ሽግርን መከራን ብኡ ዝጀመረ ጽላለን ተስፋ ምቑራጽን ኣብ ኣምላኽ እምነተይ ከም ዘጉድል ኢዩ ጌሩኒ ። ኣምላኽ ግን ክሳብ መዓስ ኢዩ ንህዝቡ መጻወቲ ደብተራታትን ቡዳታትን ኮይኑ እናረኣዮ ። መረረይ ምስ ኣምላኽ እምበር ምስ ሰባት ኣይኮነን ። ነቲ ለሚነዮ ዘይሰምዓኒ ኣምላኽ እናተጠራጠርኩ ስሙ ይጽውዕ ኣለኹ ።
    ካብቲ ብሂወት ዝነበርኩዎ ዓመት 7 ዓመት ጥራይ ከም ተራ ሰብ ኔረየን ። ዝተረፈ ግን ምረት ስቓይ ከርተት ሕማም ተነጽሎ ብሕታውነት ድኽነት ፡ካብ ሰብ ተነጺለ ንበይነይ ይንከራተት ኣለኹ ክሳብ መዓስ ኢዩ ግን ኣይፈልጥን ። ሎሚ ነቲ ኣብ ኢድ ጸላኢየይ ዝገደፈኒ ኣምላኽ ስሙ ብጥርጣረ ኢየ ዝጽውዖ ተስፋይ ሃዲሙ ናብራይ ናብራ ከልቢ ኮይኑ ሂወተይ ። ምረተይ ሰማዒ ስኢነሉ ።
    ኩሉ ዓይነት ጸሎት ፈቲነ ተሓሊለ ኢየ ስግደት ፡ ጸሎት ኩሉ ዓይነታት ፡ ዕሽር ፡ ሰናይ ግብሪ
    ግን ኣይተመሰለለይን

    • @febenfeben4005
      @febenfeben4005 7 หลายเดือนก่อน +1

      Kem feqad amlka mekri kehbki telefoonnummer iki sdidi

    • @Eripride2023
      @Eripride2023 7 หลายเดือนก่อน

      @@asmeretberaki300 ብምንታይሞ ክሰደልኪ ሲስተር ወዲ ኢየ ከኣ

    • @Eripride2023
      @Eripride2023 7 หลายเดือนก่อน

      @@febenfeben4005 ጽቡቕ ኔሩ ብምንታይ ክሰደልካ ናምበረይ

    • @senaitGebrehiwet-y9f
      @senaitGebrehiwet-y9f 7 หลายเดือนก่อน +1

      Kulna knmhar hasbkum akfluna haku U abkulna slzkone

    • @senaitGebrehiwet-y9f
      @senaitGebrehiwet-y9f 7 หลายเดือนก่อน +1

      Nbynu aytdewlulu hxerti xhafluna