GLory to Our Nation Eritrea and Peoples .Good Morning Zeriesenai you Injoyed in your Country Eritrea after long time . I wish you Nice time with your family and friends Eritreans to See and you filling With full Commited in political View Always know so right way to you that the time befor accused Our Nation Eritrea in the Bad and ugly Situation was Happen. But know Our Nation ERITREA and Peoples in the Best Situation in political View Always with strong measures and Power Our hoppes Our leader Governament with out Corrupted Personen that way Our Nation Eritrea and Peoples in future time it will be in Good condition .thanks again Appreciat you Gues.
ተዓወት ዘርእሰናይ ወዲ ሓላል መሬት
👍 ዓወት ንሓፋሽ። 🇪🇷
ተዓወት ናይ ብሓቂ ሃገራዊ።
🌹🌹🌹🌹🌹❤️❤️❤️❤️❤️👍👍👍👍
I am so proud of u Gal Erey waro keep up that's great job 🇪🇷 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሰላም ሰላም
አቦይ ገብረመድህን በዓል ሰፊሕ አእምሮ ኤርትራዊ ሀገራዊ
በቲ ዝህቦ አስተምህሮ ሽልማት ይግቦኦ ዩ❤❤❤❤❤❤❤❤
Huriya Shikor Mekert Ambesit ❤kesiliyo❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌿🌿🌿🙏🫶💯
🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️😘😘
❤❤❤❤ለምለም ሰራየ እንከሎ ብጥቕልሉ እንታይ እንድኣሎም ንኣድያቦ ዝብሉ፡ ጋሽ ባርካ እንከሎ ብጥቕልሉ እንታይ እንድኣሎም በንገይ በንገይ ዝብሉ፡...ዘርኢት ጅግና ተቓላሲ👍ሑርያ ኣንበሲት ጎይታ ጠባይ ኣጆኺ ኣብ ስራሕኪ በርትዕልና❤
መርሓባ ደቂ ሪም 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪💪❤❤❤
❤
ሰላም ሕሩያ ሽኮር መርሐባ አጆኪ ሕሩያ 🇪🇷💐💐🥀🌹✝️🌽✝️🙏🌺🎆🎇🎇⛪️💒🙏🏼👏🐫💯❤️👏🏻🥜
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
Him zele ytehagom ERITREA IS 🇪🇷
❤❤❤❤hirya gal Eritrea 🇪🇷 shkor
Selam ❤❤❤💥💫💥💫💥💫❤️❤️❤️🙏🙏🙏👍
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ተባዕታይ ተጋሩ ብዝነስ እዮም ተጻዊቶምሉ ኔርትራዊ ብስም ስደተኛታት ናቱሩስቲ ማዓስከር ከፊቶም ተጋሩ ።
ተጋሩ ከማን ይምስክሩሉ ኣለዉ
ብስምኩም ተጋሩ ከይደሙሉ ፡ ተዛረቡለ ኣንቱም ብስምኩም ጠላዕ ዝተጻወትልኩም ፡ምቁዋምን ዘይምቁማውን ካልእ እዩ ።
ምቁዋምን ንሃገር ብከብድካ ምሻጥ ምቁዋም ኣይኮነን።
ውረስ
🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
❤🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷💐
Selame Amiche Gwale ERITERA ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ብዛዕባ ጀንትራ ግና ሓቂኺ ኣለኺ ኣነ ካብቶም ጀንትራ ዝቕምቀሙ ዝነበሩ ሓደ ኢየ ሹዑ መንእሰያት ኢና ነርና ንጉብዘሉ ዝነበርና ጊዜ ኢዩ ኔሩ ኣብ ኪዳነ ምህረት ሰንበል የካቲት ዓመታዊ ባዓል እናነገድና ባጽዕ ተታሒዛ ዝብል ወረታት ሹዑ ኣብ ኣስመራ ሰሚዕና። ኣስመራ ሽዑ ሓጎስ ብሓጎስ እዩ ኔሩ።
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤!!!
ብጣዕሚ እትምስገኒ ሓውቲ የቀንየልና፣ ንኽቡር ኣያናን ኣቦናን ኣቶ ገብረመድህን ከኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ ብሓቂ ጽቡቅ ሃገራዊ ውርሻ ተውርስ ኣለኻ ልዕሊ ኩሉ ብፍልጠትን ትሕትናን ዝልለ ሃገራዊ ምዃኑ ኣዝየ ኤድንቆ🙏
ብዛዕባ ተጋሩ ኣብ ምቅባል ኤርትራውያን ስደተኛታት ብመሰረቱ ንናይ ገዛእ ርእሶም ረብሓን ረብሓ ክልላዊ መንግስቲ እምበር ንኤርትራዊ ዝሓለየ ዘይኮነስ ንምጽናት ኤርትራዊ መንእሰይ መንግስቲ ኤርትራ ቆራይ ወይ ብዘይ መንእሰይ ንኽተርፍ ዝተገብረ ኣጀንዳ ምዕራባውያንን ኣጀንዳ ተላኣኽቶም ወያነን ንምስሳይ ዝተገብረ ሽርሒ እዩ፣
ዝገርመኩም መጀመሪያ ወተሃደር ይኹን ሲቪል ንኤርትራዊ ተቀቢሉ ንኣባላት ኣራ (ሃገራዊ ድሕነት) ዘረከበ 50 ብር ንሓደ ሰብ ይቅበሉ፣
ካልኣይ ንዓኣቶም ዘርብሕን ዘገድስን ጸለመ ንመንግስቲ ኤርትራን መራሕቲ ሰራዊትን ህዝብን ካብ ዝለዓለ ክሳብ ዝተሓተ ክተጸልም ይቅስቡኻ ካብ ዶም ክሳብ እንዳባጉና ዝብሃል ይዳጉኑኻ ፣ ኣብኡ ከኣ ዝገደደ ትሕቲ ዕድመ ንበይኖም ብምግባር ኩሉ ጸይቂ ስነ ምግባር ዘይብሉ ካብ ሰለስተ ወርሒ ንላዕሊ ኣብኡ የቀምጥዎም፣ ኣብ ማዓስከራት ምስ ከድና ንነፍሲ-ወከፍ ስደተኛ ልዕሊ ሚእቲ ዶላር ንወርሒ ዝግብኦ ዝነበረ
# 80 ብር
# ስርናይ
# ክክዕ ዝብልዎ/ ብርስን
# ዘይቲ
# ሽኮር
# ሩዝ
# ጨው
# ሳሙና
# ድስቲ ኩስኩስቲ
# ኮቦርታ ምስ ምንጻፍ (ሓሽር) ዝብልዎ
አብ መጀመርታ ዝወሃብ ካብ 1 ኪሎ-15 ኪሎ
በዚኤን ዓጽዮም ተቀቢሎምናዶ እንታይዶ እናተባህለ ምናልባት ብእኡ ዘይሓለፈ ይብል ይኸውን፣ እዚ ድዩ እቲ ምቅባል ምዕንጋል ብምሊዮናት ዶላራት ናብ ክልሎም ኣታዊ ጌሮምስ ሓለይቲ ይበሃለለይ፣ ናይዚ ኩሉ ግፍዒ ንጸላኢኻኳ ዘይትምነዮ ነቲ ምስኪን ህዝቢ አደራዕ ኣውሪደምሉ🙏
ሻእብያ ንባሃል ብቐሊሉ ዘይንዳሃል❤
❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪🫶🙏
👋🙏👏🌹🇪🇷💕🌹💕🌹💕🌹💕✊
መርሓባ ሑርያ ሐፍተይ መመሊስኪ በርትዒ::🌹♥️🌹🫶
መርሐባ መርሐባ ሑርያ ሐፍትና ከመይ ዋዕሮ ናትና እንካዕ ደሐን መፃኺ ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
Love ERITREA &ERITREANS
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🙏🇪🇷❤️🇪🇷❤️👍
Keros,beyene,seltene deki hedertena..nebsom zeshatu hager keshetu ney hafru..
ጽቡቅ
ኣቶ ገረመዲሂን ኣንበሳ ኤርትራዊ ብመንነቱ ዝሕበን ተባዕታይ
ልልልልልልልልልልልልልልል❤❤ኤሪትራውነት ኩቡር መኒነት
Gal. EREY. WARO. GREM. MADEB. GOD. GOD🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
MERHABA KIBIRTY HAFTINA WAERO 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
ካብቲ ዝገርም ናይዚ ዕንፈ ኪሮስ ኣብ ምህዳምን ምእሳር ዘሕለፎ ግዜኡስ ናይ 20 ዓመት ናይ ዉትህድርና ተመኩሮ ኣለኒ ክብለና ነቶም ዘይፈልጥዎ ጥራይ ኢዩ ንግዜኡ ከደናግር ደቂ ኤረይ ሓላላት።🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷👈☝️👌
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🙏
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
GLory to Our Nation Eritrea and Peoples .Good Morning Zeriesenai you Injoyed in your Country Eritrea after long time . I wish you Nice time with your family and friends Eritreans to See and you filling
With full Commited in political View Always know so right way to you that the time befor accused Our Nation Eritrea in the Bad and ugly Situation was Happen. But know Our Nation ERITREA and Peoples in the Best Situation in political View Always with strong measures and Power Our hoppes Our leader Governament with out Corrupted Personen that way Our Nation Eritrea and Peoples in future time it will be in Good condition .thanks again Appreciat you Gues.
መርሓባ ሑርያ ሓፍትና ከመይ ዋዕሮ ጓል ኤረይ
Entaye Eue Base Atyome Teblue Zelxume Aytrdanene
Viva ERITREA
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🙏🙏🙏
❤❤❤❤🇪🇷
ንፍዕቲ❤❤❤❤
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
👏👏👏👏👏👏🙏🙏🙏🙏
👍👍👍
💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐🌿🌿🌿🇪🇷
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
❤❤🇪🇷🇪🇷❤❤
ኣያ ገረመድህን ኣብታ ናይ እንጊሊዝ ናይ ትምህርቲ ግን ገላቢጥካዮ ኣሎኻ!!!
ጣልያን እያ ክሳብ 4ይ ክፍሊ ዝምሃረ
እንግሊዝ ግና ኣብ ትምህርቲ ክሳብ 12 ክፍሊ ኪማሃር ኣፍቕዶም ኣብ ታሪኽ ከምዚ ኢና ተማሂርና ንሕና።
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤!!!
👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤መርሐባ ሑርያ ጓል ኤረይ ጅግና❤❤❤❤❤❤
Great
Merhaba deqi Erey edmen tenan yihabkum 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷
I like aya Geremedhin because he is honest man.
❤❤❤❤❤❤❤❤
Ajokum habib
♥️♥️♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹
Bravo aya geremdihin
ኣጀኹም ደቂ ኤረይ ቀጽልዎ
Yes you right I was in Addis I use get the hair cut and curl like Michael Jackson
Selam. Hurya. Habtna. Waero. Gual. Eri. Ajoki. Ajona. Hadnetna. Nexne. Waero. Habtna. ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Almaz cover mennet 🇪🇷 ♥️ ✨️ 😍 ❤️ 💕 🇪🇷 ♥️ ✨️ 😍 ❤️ 💕 🇪🇷
Wow
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Welcome 🇪🇷❤️👌🇪🇷❤️👌👍🏽💪🏽👍🏽💪🏽💯🌹🪴🌷🌿🍀🌺💐✅🇪🇷❤️🇪🇷❤️
❤❤❤❤wetru hagerey
Ajoki zihatey ❤❤❤❤
መርሓባ ሕሩያ ኣምበሲት
ጅግና ሓውና ናቶም ኢካ ሂብካዮም❤❤
Colony Italy ERITREA SOMALIE LIBYA
👍👌👍👌💪💪
🎉🎉🎉❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Anbesa
Happy FENKIL
Hurya haftey demey keep it up sis❤❤❤❤❤
Soory bro
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ሐቂ ብሐቂ ኢካ ተዛሪብካ አያና
ከም ህዝቢ ኤርትራ ሽግር ድጳወር
የለን:: ንኤርትራስ እንታይ ከ አሎ
ዘይተማህዘላ ክፉእ :: ግን አለና::
እግዚአብሔር ምሳናኔሩ ሕጅውን
አሎ ምሳናውን ክነብር እዩ ::🌹♥️🙏
Tab Tab ደቂ Ere👍🙏
This is ERITREAN
20 አሪትራዊያን አየነበረን ሐሐሙሸተ ሚእቲ ተዋሂቦም አብኡ ዊዐሎም ሰመራ ዐፋር ኸይዶም ነፀላ ተኸዲኖም እናልቀሱ ተሳኢሎም ተመሊሶም ፋይዳ የለን,
ብሉጽ ስራሕ ሕሩያ ሓፍትና
ላይክ ግበሩላ ነዛ shikor ሓፍትና
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🐪🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Merhaba gegna haftna
CIAO SHIKOR HURUYA
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉😢🎉🎉🎉🎉🎉🎉😊
,,,ጀንትራ 87።88 ምቅምካም ጸጉሪ ነይሩ
🔶🔶🔷🔶🎉🎉❤🎉❤❤❤🎉❤🎉❤🎉❤
ክሮማግኖን ደኣ እንታይ ዩ ዝብል ዘሎ 😂😂😂😂
Combishto ASMARA THEY ARE ITALIAN
ሃላይ ኪሮስ አስፍሃ ክንደይ ተኸፈሉ በጃኪ ሕተ ትዬ
England was been 10 yeays
ኣብዚ ግዜዚ ኩሉ ኤርትራ ኣብ ጎኑ ህዝቡን ሃገሩን መንጉስቱን እንተይዘይ ተሰልፉ ጽባሕ ተጣዕስካ ዝምለስ የለን። ዳግማይ ካይ ንጋገ ትማሊ ማሕበር ኣንድኔት መስልዎም ምስ እትዮጵያ ይሕብሮምና እንተኾነ ታሪኻዊት ጸላእትና ምኻኖም ኣብ ቀዳማይ ማዓልት እግሮም ዝረገጽላ ነግሮምና "እምቢ ያለ ሰው ኣፈር ኣልብሶ" እልሞና ሓመድ ካኣ ኣልብሶምና እንታይ ንጽበ ካብ ዛ ድሕርቲ ሃገር እትዮጵያ።
እዞም ሓውና ዝብልዋ ዘለው ንሳ እታ ሓቂ።
Abshirka