ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
መንግስተ ሰማያት የዋርሶም እመብራሃን ዋሓስ ትኹኖም 😭🙏
Eway zehzn entay ybhal entay rekopo ezi kolake 😭😭😭😭
ወይ እግዚአብሔር ኣምላክ ፅናዓት ንወላድት በይዛኻ ዳኣነ ኣብት ብድዮ ቓረይረይ ዳበለ ኻብድኻ ትበልዕ ኡፉፉፉፉፉፉፉ እግዚአብሔር ኣምላክ ፅናዓት ያሃብክ
እግዚኣብሄር ኣብ ገነቱ ይቀበሎም ናይ ብሓቂ ዘሕዝን ኣጋጣሚ ።
Dreb hazen nay bhaki kebid iyu mengste semay yewarsom nzmetu nsdrabit dema xnhat yhab
ዉይ በስመስላሴ ፅንዓት ይሃብኩም ክቡራት ስድራ ንዝሞቱ ድማ ኣብ ሕቁፊ ቅዱሳን የንብሮም😭
😭😭😭😭😭😭😭😭
እሜን
ዉይ በስምኣብ ዛብዓልቲ ገዝኡ ከመይ እያ ትኾን ሓዘን ብዓል ቤተን ወላዳን ጽንዓት ይሃብኪ ማማየ 😭😭
እዋይ ድርብ ሓዘን 😭😭😭ነቶም ስድራ ጽንዓት ነቶም ዝሞቱ ከዓ ኣምላኽ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም 🙏🙏🙏
RIP
እዉይ ሕማቅ ተረኪቡ ፊሚሊ የናስ መሳኪኒ ኣብረርእሲ ሓዘን ናይ ብሓቂ ዝሕዝን ተርእዬ 😭😭😭😭😭😭😭😭
ታይ አለዋ ዛዓለም ክራይ ገዛ እግዝብሔር ነብሶም አብሕቁፊ ቅዱሳን የዕርፍ😭😭🤲
ዘሕዝን ኣጋጣሚ መንግስተ ሰማይ የዋርስ ፍናን ሓወና ጽቡቅ ሓሳብ እዩ ኣብ መዕለቢኡ ኣብጻሓያ ኣጆኻ
ብጣዕሚ የሕዝን😭 መንግስተ ሰማይ የዋርስ ኣቦን ወድን🙏😭😭😭ንመላእ ቤተሰብ ፅንዓት ይሃቦም🙏😭😭😭
እስከ በሉ ፊሚሊ የናስ ንኩሉ ስድራቤት ጽንዓት ይሃብኩም ፈጣሪ ኣሜን 😭😭😭😭😭😭😭
ኡፍፍፍፍ ብሓቂ መሪር ሓዘን ፍቓድ ፈጣሪ እዩ ነብሲ ይምሓር ንመላእ ስድራ ድማ ጽንዓት ይሃብ።
መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ንመላእ ስድራቤት ፅንዓት ይሃብኩም
በጣም ያሳዝኔል😢መንግስተ ሰማይ ያዋርሳቸው ለቤተሰብ እጅግ መጽናናትን እመኛለሁ ወገን በሂወት እያለ መደጋገፍ አለብን እኛም ነገ ሂወት አልባ እንሆናለን ☝🏽ሀብት ምን ያደርጋል ከንቱ ነው🤷🏽♀️ተካፍለን እንብላ🙏🏾❤
እፍፍፍፍ መንግሰተ ሰማይ የዋርሰኩም ንመላእ ቤተሰብ ፅናዓት ንምነ 😭😭😭💔💔💔
በስምኣብ ታይረኪብዎ ወደይ እፍ ኣብሶምን ክልተ እትንፋስ እፍፍፍፍፍፍፍፍ ፅንዓት ይሃብኩም መላእ ስድራቤት 💔💔💔💔💔😢😢😢😢😢😢
Eway yhwatey mengste semay yewarsom nmule sdra ke xnat yhabom
መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ምሰ ወዱ ዘሐዝን😭😭😭😭😭😭😭😭
ውይ ፅንዓት ይሃብኩም😭መንግስተ ሰማይ የዋርሶም አየ ዓለም ከንቱ ነዚአስ ንበላዓላ 😭🙏አምላከይ ንስካ ኢካ ንኩለየ ትክእል ምሕረትካ ለአከልና😭 አታዬ እግዚኦ ንበል ሰብ ይጠፍእሎ በብግዚኡ 💔💔💔
Mengste semay kuburat yehwatey n sdrabet kea tsnat yhabkum fetari
Btami tsbuk hasab eyu fnan
Omg it's very hurts God bless them and for the family RIP
እግዚአቢሔር መጻናንዒ መልኣኹ ሊእኹ የጻናንዓዮም ንዝሞቱ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ።ንቶም ዘለው ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ኩሉና ድማ ኣብ ጸሎትና ንዘክሮም ፡ህዝበይ ዘሕዝን ነገር ዩ ፡ግን ንእግዚአቢሔር ናቱ ስለ ዝኾና ካብ ፍቓዱ ኣይንወጽእን። ብጸሎት ነዛ ስድራ ኩሉና ንዘክራ።
ንዝመቱ ኣምላክ ኣብ ሕቅፉ የንብሮሞ ንሰድራቤት ፅንዓት ይሃብኩሞ
ዋይ በስምኣብ ብጣዕሚ የሕዝን 😢😢💔💔 ፅንዓት ይሃብኩም ስድራ ነብሲ ይምሓር ኣቦን ወድን 🙏🙏🙏
ውይይይ😭💔😭 ከዓ ወዱ ተደርቡ 😭 ኡፍፍፍ ንመላእ ቤተሰብ ፅንዓት ይሃብኹም ንበዓልቲ ቤቱ ከቢድ ሓዘን እዩ 😭 እህህህ ዓለም ጠላም እግዚአብሔር ካብ መረፆም ብዓፀደ ገነት ያንብሮም አምላክ ምሕረቱ የውርደልናኣኽኽ እንድሕር ሓውዩ ንሕጎስ እናበለስ ቀብፅዎ😭💔 ኣይኸኣልኩን 😭💔😭 ኡፍፍፍፍፍ
ኡኡኡኡይ እንታይ ሕማቕ ስማዕ'ዩ ወደይ መሳኪን ስድራ እንታይሞ ኽብለየ ብጥዓሚ ቃላት'ዩ ዝሐጽረኒ ነቦን ወድን እግዚአብሄር አብ ገነቱ የምብሮም ንቤተሰብ ድማ ጽንዓት ይሃብኩም አሜን🙏🙏🙏
ንዝዓረፉ መንግስተ ሰማያት የዋርሶም ንመላእ ቤተስብ ድማ ፅንዓት ይሃብ😭😭😭😭👏
አሜን
መንግስተ ሰማይ የውሩሰም ንወላዲን ንውላዱን ንደለዉ አምላኽ ይሕደገሎም ንባዓልቲ ቤቱ ጽንዓት ይሃባ ኣምላክ ኢዱ የንብረላ አሜን
😭😭😭😭 ኣታ በጃኹም ንሃግዞም Please
መንግስቲ ሰማያት የዋርሶም ዋይ እሕዋተይ😭😭😭😭😭😭
Eway Drb Hazen Ab Kndom Ane Mkal Sine Eway Qorirom Ezom Sdra Rebelalemin Emann Sebrn Yhabom Enshallah 💔😭💔😭💔💔💔
መንግሰተ ሰማይት የዋርስኩም ኣቦን ወድን ንስድራቤት ከኣ ጽንዓት ይሃብ
መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ኣየ ዓለም ከንቶ 😭💔😭 ጽንዓት ይሃብኩም ንመላእ ቤተ ሰብ 😭💔🙏
Egziabher amlak ab yemanay edu ykebelkum nmlui sdrabit ka xniat yhabkum
Hawu qeribu enda belnas ahhhh ab hade geza 2 hazen uffffff😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔
መንግስተ ሰማያት የዋርሶም ልመላእ ቤተሰብ ፅንዓት ይሃብኹም🙏😥
መንግስተ ሰማይ የዋረሶም ህማቅ ኣጋታሚ
Way xegem Besimab wewelid Menfes Qudus 😭😭😭 nizarefu menigste Semay ywaresikum ni beteseb xinat yabom dirb azen ata Amilak 😭😭
😭😭😭😭😭😭😭
ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን መንግስተ ሰማያት የዋርሶም ንመላእ ስድራቤቶምን ቤተሰብን ፅንዓት ይሃብኩም 🙏💔💔💔😭
ውይ ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን ኣነስ ከይሞተ ከሎ እየ ብጣዕሚ ዝበክይ ነይረ ሐዝስ ሞይቱ ሰሚዐ💔መንግስተ ሰማያት የውርስኻ ኽቡር ኣቦይ ወድኻ ውን ስዕቡካ ኣይ ልብና ተሰብሩ ሐዝስ 😥ንመላእ ስድራቤትን ኤርትራውያን ፅንዓት ይሃብኹም😥
እዋይ እንታይ ይበሃል እዚ ከወደይ ጽንዓት ይሃብኩም ደበሳ እዮብ ይደብስኩም😭😭😭😭
መንግስተ ኣምላክ የዋርሶም እግዝኣቢሄር ድየማናይ ኢዱ ይከበልኩም
ኣዶስ ኣይትንብዒ ደኣ 😭😭😭 ነብሲ ይምሓር🙏
እይይ ብጣዕሚ የሕዝን ስብ ሓደ ማዓልቲ ኾይኖም ልሞወቲ ነብሲ ይምሓር ንቤተስብ ፅንዓት ይሃብኹም ነብሲ ብሰላም ትዕረፍ
መንግስተ ሰመይ የወርስኩም ንስድራ ጽንዓት የሃብ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ኣምላኽ ፡ንስድራቤት ጽንዓት የሃቦም ኣምላኽ
እግዚአብሔር ኣምላክ ጽንዓት ይሃብ ምላእ ስድራቤት እመብርሃን ኣደይ ዋሕስ ትኩኖም ኣጆና እግዚአብሔር ስለ ዘፍቀሮም እዩ ሓቅ ይሕይሽ መሪር እዪ ግናከ ፍቃዲ እግዚአብሔር እዩ ሞ
እግዛኣቢሄር ኣብ ገነት ይቀበሎም ንቤተሰብ ካኣ ጽንዓት ይሃቦም ዘሕዝን ኣጋጣሚ
ንዝዓረፉ መንግሰተ ሰማያት የውረሰም ንመላእ ሰድራ ቤት እግዚአብሔር አምላክ ፅናዓት ይሃብም🙏🙏🙏
Mengste semay yewars nbmleu sdrabet xnat yhab
ብሓቂ ዘሕዝን አዩ. መንግስተ ሰማይ ይቀበሎም. ኩሉ ብፍቃድ ኣምላኽ ስለዝኾነ ድማ ንኹሎም ስድራቤቱን ሐገዝቱን ጽንዓት ይሃቦም. ንብዓልቲ ቤቱን ደቁን ደማ ራሕሲ ይግደፍሎም. ይኣክል የበል ኣምላኽ 🙏🏽🙏🏽🙏🏽RIP 🌹🌹😭😭
Rest in peace 🙏🏽😭😭😭
😭😭😭😭😭😭😭 eway ane btami merirrr eu fkad amlak kab kones amlak agalo yhabkum
Rest in peaceful yonas 😭😭😭😭
መንግሰተ ሰማያት የዋርስኩም አሕዋተይ ብጣዕሚ የሕዝን ፅንዓት ይሃብኩም ዓቅሚ ዘለኩም ሓግዝዎም😭😭😭😭
Uyyy 😭😭😭😭😭😭
እግዝኣቢሄር ኣብ ገነቱ የከብሎም ንመላእ ስድራቤት ስንኣት ይሃብ 😭🙏
ነፍሱ ይማር እግዚአብሔር 😥😥🙏🙏🙏
እዋይ መሪር ሓዘን እንታይ ስምዑ እየ ድሰምዕ ደለኩ ኣንቱም ሰባት ሕጂ ከኣ ወዲ ናይ የኒ ከያክል ሲ ናይ ወዱ ድማ ካብ ኮነ ግን ፍቃድ እግዛቢሄር ኢዩ ንዝመቱ ፈታሪ ብየማን ኢዱ ይቀበሎም ንዝተረፉ ከኣ ጽንዓት የሃቦም 😭😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔
Rest in peace 🙏 😭😭
Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏 Meryam Ayrefeda ms weda kuluzysana.
መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ዓለም ጠላም
Rest in peace😭💔
ብጣዕሚ ይሕዝን ኣዶ ምስከነይቲ ትሕዝነካ ናይ ባዓልቤታ ከይኣክላስ ውላዳ መሊሳ ካብዚ ይማሓረና ነብሲ ይማሓር ፅንዓት ይሃብኩም
ufffff ewayyy besmab entay ybehal koynu mengste semay yewarsom😭😭😭😭
ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን 😭😭😭😭😭እግዚአብሔር አምላኸ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ንኩሎም ቤተሰብ ጽንዓት ይሃቦ 🤲🤲🤲
😭😭😭😭😭😭😭እዋይ ኣደ ዝረከበቶ ፕእ
እፍፍፍፍፍፍፍ ፅንዓት ይሃብኩም ለመላእ ስድራ ንመውቲ መንግስቲ ሰማይ ይዋርሶም ብሓቂ ከብድ ሓዘን መሪሪ
It's heartbreaking to hear the sad news. My condolences to all the family 👪 R.I.P little one. 💔💔💔💔
እዋይ ሕማቕ ርካብ 😭😭😭😭መሪር ሓዘን እዩ ጽንዓት ይሓብ ጥራሕ ኢና ክንብል😭😭😭
እዋይ ዓለም ጎደሎ ዘሐዘን ፅንዓት ልቤተሰብ ልመወቲ መንግስተ ሰማይ የዋርስ
ብጣዕሚየ እየ ዝሕዝን ንመላእ ቤተስብ ፅናዕት የሃብኪም ፈጣሪ ንዝመቱ መንግስተ ስማያት የዋርሳ
😭😭😭😭መንግስተ ሰማይ የዋርሶምመላእ ቤተ ሰብ ከዓ ፅንዓት ይሃብኩም
መንግስተ ሰማይ የዋርስኩም ኣብ የማናይ ኢዱ ይቀበልኩም መድሃኔ ኣለም ንመላእ ስድራቤት ድማ ጽንዓት ይሃብኩም
ንዝመቱ መንግስተ ሰማይ የዋርስ ንመላእ ቤተሰብ ፅንዓት ይሃብ😭😭😭
REST IN PEACE.
ዋይይይይይይይ ኣደ ዝረከበቶ ስራሕ ፈጣሪ ስለ ዝኮነ ግን ምንም ዝግበር የለን ንመላእ ስድራን ፈተዉትን ጽንዓት ይሃብ ንዝሞቱ ከኣ መንግስተ ሰማይ የዋርስ
ኣካኣሎ ይሃብኪ ኣዶ ዋይ እፍፍፍ
እዋይ ኣቦን ወድን ኣምላኽ ኣብታ ዘይትበርስ ገነቱ ይቀበልኩም
ዋይ በስመ ስላሴ አብ አፀደ ገነት የንብሮም😢😢💔
መንግስተ ሰማያት የዋርስኩም ንመላእ ቤተሰብ ፅንዓት ይሃብ
ፅንዓት ይሃብኩም መላእ ስድራቤት
Mengestsmay yewars
እዋይ ዮናስ ምስ ወድኻ ከትካ በል ፍቓድ እግዝኣብሄር ካብ ኮነ ምንግስተ ሰማይ የዋርስካ ምስ ዕሸል ወድኻ ጽንዓት ይሃብኩም ስድራቤት ንእዮብ ዝደበሰ ይደብስኩም 😭😭
እዋይይይይይይ ኣብ ርእሲ ሓዘንስ ተወሳኺ ሓዘን ካብዚ የድሕነና ንዝሞቱ መንግስተ ሰማያት የዋርስኩም ንመላእ ቤተሰብ ፅንዓት ይሃብኩም ሓዘን ኣጥፊኡ ፅቡቕ ዘሐጉስ ወረ የምፀአልና
ፅንዓት ይሃበም ንስድራቤት ንዝመቱ መንግስተ ሰማያት የዋርሶም💔😢
እግዛኣቢሄር ኣምላክ ኣብ ሕቁፈ ቅዱሳን የንብርኩም 😭😭😭😭😭😭
እዋይ ብጣዕሚ ዘሕዝን ስማዕ እዩ መንግስተ ሰማያት የዋርሶም ንስድራ ቤት ከኣ ፅንዓት የሃቦም ኣምላክ
መንግሰተ ሰማይ የዋርስኩም ንመላእ ስድራ ከኣ ጽንዓት ይሃብኩም
ሕማቅ ስማዕ ጎይታ ማዐረይ ኩሉ አብ ኢድካ እዩ ንኩሉ ዝሐዘነ ዘበለ ባዕልካ ኢድካ ከተንብረሎም ፍቃድካ ይኩን አሜን እትአ ሐገዝ ዝበልካያ ጽቡቅ ሐሳብ እዩ
እዋይይይይይይይይ በስመኣብ እግዚኣብሄር ኣምላክ ኣብ ሕቅፉ የንብሮም ኣሕዋተይ መዓረይ እፍፍፍፍፍፍ 💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
መንግስተ ሰማይ የዋርስ ጽንዓት ን ሙሉኣት ስድራቤት 😭😭😭😭😭
መንግስተ ሰማይ የዋርስኩም ን ሙሉእ ስድራቤት ጽንዓት ይሃብኩም😭😭😭
እዋይይይ😥 ንዝዓረፉ እግዚአብሔር አምላክ ኣብ ሕቁፊ ቅዱሳን የንብሮም ንመላእ ቤተ ሰብ ፅንዓት ይሃቦም
መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ብገነት የንብሮም ንቤተሰብ ፅንዓት ይሀቦም😭😭😭
Eway ana yehwatey mearey 💔💔😭😭😭egzabeher amlak aboy mearey tsnat yehabkum be taemi marer hazen 😭😭😭
እዋይ የሕዋተይ ተታሒዞም ከይዶም 😭 መንግስተ ሰማይ የዋርስኩም
በስመአብ እግዚአብሔር ኣምላክ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም😭😭😭😭😭😭😭
ኣዝዩ መሪር ዝኮና ሓዘን ንክትገልጾ ዘጸግም ንመወቲ ኣምላክ ኣብ ገነቱ ይቀበሎም ንመላእ ስድራቤት ከኣ ጽንዓት ይሃብኩም እቲ ሓገዝ ውን ናይ በሓቂ ኣብዛ ሕጂ ሰዓት ኢያ ተድልዮም ክላትና ከኣ ኢደይ ኢድካ ንበል የሕዋት ነዞም ስድራ ካብዛ ሸግር ነውጻዮም ንስግውልስግሎም
መንግስተይ ሰማያት የዋርሰኩም እፍፍፍፍፍፍ 😭😭😭😭😭
😭 😭 መንግስተ ሰማያት የዋርስኩም!
እውይ በስም ኣብ ብጣዓሚ የሕዝን 💔😭😭😭😭
እዋይ ድርብ ሓዘን 😭😭😭😭ንመውቲ ብይማን ኢዶ ይቅበለም ንመላእ ብተሰብ ፅናዓት ይሃብም 😭😭😭😭
ኡፍፍፍፍ እንታይ ይብሃል እዚ፣ ኩሉ ዝካኣለካ ፈጣሪ ኢድካ ኣንብረሎም።
እፍፍፍፍ ወይ ድርብ ሓዘን ፍቃድ ኣምላካ ካብ ኮነስ እግዚእብሔር ኣምላካ ንዝሞቱ ነፍሳት አብ ሕቅፊ ቁድሳን የንብሮም ፈጣሪ እፍፍፍፍ😢😢😢😢😢💔💔
ዋይ ሓወይ እሰካ ፍረከይኮኖሰ ከለሱ ምሰ አቦይ ሐሸኒ እሉ ልቶም ዝተረፉ ዕድመን ጥዕናን ይሃበሉ ልመወቲ መንግሰተ ሰማያት የዋርሶም አብ ሕቅፎ ቅዱሳን የንብሮም አይ ዓለም ጎዶሉ 😭😭😭😭😭
መንግስተ ሰማያት የዋርስኹም እግዚኣብሄር ኣምላክ ብየማናይ ኢዱ ይቀበሎም እፍፍፍፍፍፍፍፍ😭😭😭💔😭💔😭 ብጣዕሚ ዘሕዝን እዩ ግን ከኣ ኩላትና ናብኡ ኢና 🙏🙏🙏
እፍፍፍፍፍ ማዓረይ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ፈጣሪ ወይ ክብድኻ ዝበልዕ ንኡሰይ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
መንግስተ ስማይ የዋርሶም መሪር ሓዘን በኽኻ ዘይጽገቦ ብፍላይ ናይቲ ቆልዓስ ልበይ ተንኪፉን ኣኽኽ ፈጣሪ ፍቃዱ ካብ ኮነ ጽንዓት ይሃብ ንሙሉኣት ቤተስብ
እፍፍ ደርብ ሓዘን መንግሰተ ሰማያት የወረሶኩም ኣሕዋተይ😭
መንግስተ ሰማያት የዋርሶም እመብራሃን ዋሓስ ትኹኖም 😭🙏
Eway zehzn entay ybhal entay rekopo ezi kolake 😭😭😭😭
ወይ እግዚአብሔር ኣምላክ ፅናዓት ንወላድት በይዛኻ ዳኣነ ኣብት ብድዮ ቓረይረይ ዳበለ ኻብድኻ ትበልዕ ኡፉፉፉፉፉፉፉ እግዚአብሔር ኣምላክ ፅናዓት ያሃብክ
እግዚኣብሄር ኣብ ገነቱ ይቀበሎም ናይ ብሓቂ ዘሕዝን ኣጋጣሚ ።
Dreb hazen nay bhaki kebid iyu mengste semay yewarsom nzmetu nsdrabit dema xnhat yhab
ዉይ በስመስላሴ ፅንዓት ይሃብኩም ክቡራት ስድራ ንዝሞቱ ድማ ኣብ ሕቁፊ ቅዱሳን የንብሮም😭
😭😭😭😭😭😭😭😭
እሜን
ዉይ በስምኣብ ዛብዓልቲ ገዝኡ ከመይ እያ ትኾን ሓዘን ብዓል ቤተን ወላዳን ጽንዓት ይሃብኪ ማማየ 😭😭
እዋይ ድርብ ሓዘን 😭😭😭
ነቶም ስድራ ጽንዓት ነቶም ዝሞቱ ከዓ ኣምላኽ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም 🙏🙏🙏
RIP
እዉይ ሕማቅ ተረኪቡ ፊሚሊ የናስ መሳኪኒ ኣብረርእሲ ሓዘን ናይ ብሓቂ ዝሕዝን ተርእዬ 😭😭😭😭😭😭😭😭
ታይ አለዋ ዛዓለም ክራይ ገዛ እግዝብሔር ነብሶም አብሕቁፊ ቅዱሳን የዕርፍ😭😭🤲
ዘሕዝን ኣጋጣሚ መንግስተ ሰማይ የዋርስ ፍናን ሓወና ጽቡቅ ሓሳብ እዩ ኣብ መዕለቢኡ ኣብጻሓያ ኣጆኻ
ብጣዕሚ የሕዝን😭 መንግስተ ሰማይ የዋርስ ኣቦን ወድን🙏😭😭😭ንመላእ ቤተሰብ ፅንዓት ይሃቦም🙏😭😭😭
እስከ በሉ ፊሚሊ የናስ ንኩሉ ስድራቤት ጽንዓት ይሃብኩም ፈጣሪ ኣሜን 😭😭😭😭😭😭😭
ኡፍፍፍፍ ብሓቂ መሪር ሓዘን ፍቓድ ፈጣሪ እዩ ነብሲ ይምሓር ንመላእ ስድራ ድማ ጽንዓት ይሃብ።
መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ንመላእ ስድራቤት ፅንዓት ይሃብኩም
በጣም ያሳዝኔል😢መንግስተ ሰማይ ያዋርሳቸው ለቤተሰብ እጅግ መጽናናትን እመኛለሁ ወገን በሂወት እያለ መደጋገፍ አለብን እኛም ነገ ሂወት አልባ እንሆናለን ☝🏽ሀብት ምን ያደርጋል ከንቱ ነው🤷🏽♀️ተካፍለን እንብላ🙏🏾❤
እፍፍፍፍ መንግሰተ ሰማይ የዋርሰኩም ንመላእ ቤተሰብ ፅናዓት ንምነ 😭😭😭💔💔💔
በስምኣብ ታይረኪብዎ ወደይ እፍ ኣብሶምን ክልተ እትንፋስ እፍፍፍፍፍፍፍፍ ፅንዓት ይሃብኩም መላእ ስድራቤት 💔💔💔💔💔😢😢😢😢😢😢
Eway yhwatey mengste semay yewarsom nmule sdra ke xnat yhabom
እሜን
መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ምሰ ወዱ ዘሐዝን😭😭😭😭😭😭😭😭
ውይ ፅንዓት ይሃብኩም😭መንግስተ ሰማይ የዋርሶም አየ ዓለም ከንቱ ነዚአስ ንበላዓላ 😭🙏አምላከይ ንስካ ኢካ ንኩለየ ትክእል ምሕረትካ ለአከልና😭 አታዬ እግዚኦ ንበል ሰብ ይጠፍእሎ በብግዚኡ 💔💔💔
Mengste semay kuburat yehwatey n sdrabet kea tsnat yhabkum fetari
Btami tsbuk hasab eyu fnan
Omg it's very hurts God bless them and for the family RIP
እግዚአቢሔር መጻናንዒ መልኣኹ ሊእኹ የጻናንዓዮም ንዝሞቱ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ።ንቶም ዘለው ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ኩሉና ድማ ኣብ ጸሎትና ንዘክሮም ፡ህዝበይ ዘሕዝን ነገር ዩ ፡ግን ንእግዚአቢሔር ናቱ ስለ ዝኾና ካብ ፍቓዱ ኣይንወጽእን። ብጸሎት ነዛ ስድራ ኩሉና ንዘክራ።
ንዝመቱ ኣምላክ ኣብ ሕቅፉ የንብሮሞ ንሰድራቤት ፅንዓት ይሃብኩሞ
ዋይ በስምኣብ ብጣዕሚ የሕዝን 😢😢💔💔 ፅንዓት ይሃብኩም ስድራ ነብሲ ይምሓር ኣቦን ወድን 🙏🙏🙏
ውይይይ😭💔😭 ከዓ ወዱ ተደርቡ 😭 ኡፍፍፍ ንመላእ ቤተሰብ ፅንዓት ይሃብኹም ንበዓልቲ ቤቱ ከቢድ ሓዘን እዩ 😭 እህህህ ዓለም ጠላም እግዚአብሔር ካብ መረፆም ብዓፀደ ገነት ያንብሮም አምላክ ምሕረቱ የውርደልና
ኣኽኽ እንድሕር ሓውዩ ንሕጎስ እናበለስ ቀብፅዎ😭💔 ኣይኸኣልኩን 😭💔😭 ኡፍፍፍፍፍ
ኡኡኡኡይ እንታይ ሕማቕ ስማዕ'ዩ ወደይ መሳኪን ስድራ እንታይሞ ኽብለየ ብጥዓሚ ቃላት'ዩ ዝሐጽረኒ ነቦን ወድን እግዚአብሄር አብ ገነቱ የምብሮም ንቤተሰብ ድማ ጽንዓት ይሃብኩም አሜን🙏🙏🙏
ንዝዓረፉ መንግስተ ሰማያት የዋርሶም ንመላእ ቤተስብ ድማ ፅንዓት ይሃብ😭😭😭😭👏
አሜን
መንግስተ ሰማይ የውሩሰም ንወላዲን ንውላዱን ንደለዉ አምላኽ ይሕደገሎም ንባዓልቲ ቤቱ ጽንዓት ይሃባ ኣምላክ ኢዱ የንብረላ አሜን
😭😭😭😭 ኣታ በጃኹም ንሃግዞም Please
መንግስቲ ሰማያት የዋርሶም ዋይ እሕዋተይ😭😭😭😭😭😭
Eway Drb Hazen Ab Kndom Ane Mkal Sine Eway Qorirom Ezom Sdra Rebelalemin Emann Sebrn Yhabom Enshallah 💔😭💔😭💔💔💔
መንግሰተ ሰማይት የዋርስኩም ኣቦን ወድን ንስድራቤት ከኣ ጽንዓት ይሃብ
መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ኣየ ዓለም ከንቶ 😭💔😭 ጽንዓት ይሃብኩም ንመላእ ቤተ ሰብ 😭💔🙏
Egziabher amlak ab yemanay edu ykebelkum nmlui sdrabit ka xniat yhabkum
Hawu qeribu enda belnas ahhhh ab hade geza 2 hazen uffffff😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔
መንግስተ ሰማያት የዋርሶም ልመላእ ቤተሰብ ፅንዓት ይሃብኹም🙏😥
መንግስተ ሰማይ የዋረሶም ህማቅ ኣጋታሚ
Way xegem Besimab wewelid Menfes Qudus 😭😭😭 nizarefu menigste Semay ywaresikum ni beteseb xinat yabom dirb azen ata Amilak 😭😭
😭😭😭😭😭😭😭
ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን መንግስተ ሰማያት የዋርሶም ንመላእ ስድራቤቶምን ቤተሰብን ፅንዓት ይሃብኩም 🙏💔💔💔😭
ውይ ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን ኣነስ ከይሞተ ከሎ እየ ብጣዕሚ ዝበክይ ነይረ ሐዝስ ሞይቱ ሰሚዐ💔መንግስተ ሰማያት የውርስኻ ኽቡር ኣቦይ ወድኻ ውን ስዕቡካ ኣይ ልብና ተሰብሩ ሐዝስ 😥ንመላእ ስድራቤትን ኤርትራውያን ፅንዓት ይሃብኹም😥
እዋይ እንታይ ይበሃል እዚ ከወደይ ጽንዓት ይሃብኩም ደበሳ እዮብ ይደብስኩም😭😭😭😭
መንግስተ ኣምላክ የዋርሶም እግዝኣቢሄር ድየማናይ ኢዱ ይከበልኩም
ኣዶስ ኣይትንብዒ ደኣ 😭😭😭 ነብሲ ይምሓር🙏
እይይ ብጣዕሚ የሕዝን ስብ ሓደ ማዓልቲ ኾይኖም ልሞወቲ ነብሲ ይምሓር ንቤተስብ ፅንዓት ይሃብኹም ነብሲ ብሰላም ትዕረፍ
መንግስተ ሰመይ የወርስኩም ንስድራ ጽንዓት የሃብ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ኣምላኽ ፡ንስድራቤት ጽንዓት የሃቦም ኣምላኽ
እግዚአብሔር ኣምላክ ጽንዓት ይሃብ ምላእ ስድራቤት እመብርሃን ኣደይ ዋሕስ ትኩኖም ኣጆና እግዚአብሔር ስለ ዘፍቀሮም እዩ ሓቅ ይሕይሽ መሪር እዪ ግናከ ፍቃዲ እግዚአብሔር እዩ ሞ
እግዛኣቢሄር ኣብ ገነት ይቀበሎም ንቤተሰብ ካኣ ጽንዓት ይሃቦም ዘሕዝን ኣጋጣሚ
ንዝዓረፉ መንግሰተ ሰማያት የውረሰም ንመላእ ሰድራ ቤት እግዚአብሔር አምላክ ፅናዓት ይሃብም🙏🙏🙏
Mengste semay yewars nbmleu sdrabet xnat yhab
ብሓቂ ዘሕዝን አዩ. መንግስተ ሰማይ ይቀበሎም. ኩሉ ብፍቃድ ኣምላኽ ስለዝኾነ ድማ ንኹሎም ስድራቤቱን ሐገዝቱን ጽንዓት ይሃቦም. ንብዓልቲ ቤቱን ደቁን ደማ ራሕሲ ይግደፍሎም. ይኣክል የበል ኣምላኽ 🙏🏽🙏🏽🙏🏽
RIP 🌹🌹😭😭
Rest in peace 🙏🏽😭😭😭
😭😭😭😭😭😭😭 eway ane btami merirrr eu fkad amlak kab kones amlak agalo yhabkum
Rest in peaceful yonas 😭😭😭😭
መንግሰተ ሰማያት የዋርስኩም አሕዋተይ ብጣዕሚ የሕዝን ፅንዓት ይሃብኩም ዓቅሚ ዘለኩም ሓግዝዎም😭😭😭😭
Uyyy 😭😭😭😭😭😭
እግዝኣቢሄር ኣብ ገነቱ የከብሎም ንመላእ ስድራቤት ስንኣት ይሃብ 😭🙏
ነፍሱ ይማር እግዚአብሔር 😥😥🙏🙏🙏
እዋይ መሪር ሓዘን እንታይ ስምዑ እየ ድሰምዕ ደለኩ ኣንቱም ሰባት ሕጂ ከኣ ወዲ ናይ የኒ ከያክል ሲ ናይ ወዱ ድማ ካብ ኮነ ግን ፍቃድ እግዛቢሄር ኢዩ ንዝመቱ ፈታሪ ብየማን ኢዱ ይቀበሎም ንዝተረፉ ከኣ ጽንዓት የሃቦም 😭😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔
Rest in peace 🙏 😭😭
Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏 Meryam Ayrefeda ms weda kuluzysana.
መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ዓለም ጠላም
Rest in peace😭💔
ብጣዕሚ ይሕዝን ኣዶ ምስከነይቲ ትሕዝነካ ናይ ባዓልቤታ ከይኣክላስ ውላዳ መሊሳ ካብዚ ይማሓረና ነብሲ ይማሓር ፅንዓት ይሃብኩም
ufffff ewayyy besmab entay ybehal koynu mengste semay yewarsom😭😭😭😭
ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን 😭😭😭😭😭እግዚአብሔር አምላኸ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ንኩሎም ቤተሰብ ጽንዓት ይሃቦ 🤲🤲🤲
😭😭😭😭😭😭😭እዋይ ኣደ ዝረከበቶ ፕእ
እፍፍፍፍፍፍፍ ፅንዓት ይሃብኩም ለመላእ ስድራ ንመውቲ መንግስቲ ሰማይ ይዋርሶም ብሓቂ ከብድ ሓዘን መሪሪ
It's heartbreaking to hear the sad news.
My condolences to all the family 👪 R.I.P little one. 💔💔💔💔
እዋይ ሕማቕ ርካብ 😭😭😭😭መሪር ሓዘን እዩ ጽንዓት ይሓብ ጥራሕ ኢና ክንብል😭😭😭
እዋይ ዓለም ጎደሎ ዘሐዘን ፅንዓት ልቤተሰብ ልመወቲ መንግስተ ሰማይ የዋርስ
ብጣዕሚየ እየ ዝሕዝን ንመላእ ቤተስብ ፅናዕት የሃብኪም ፈጣሪ ንዝመቱ መንግስተ ስማያት የዋርሳ
😭😭😭😭መንግስተ ሰማይ የዋርሶም
መላእ ቤተ ሰብ ከዓ ፅንዓት ይሃብኩም
መንግስተ ሰማይ የዋርስኩም ኣብ የማናይ ኢዱ ይቀበልኩም መድሃኔ ኣለም ንመላእ ስድራቤት ድማ ጽንዓት ይሃብኩም
ንዝመቱ መንግስተ ሰማይ የዋርስ ንመላእ ቤተሰብ ፅንዓት ይሃብ😭😭😭
REST IN PEACE.
ዋይይይይይይይ ኣደ ዝረከበቶ ስራሕ ፈጣሪ ስለ ዝኮነ ግን ምንም ዝግበር የለን ንመላእ ስድራን ፈተዉትን ጽንዓት ይሃብ ንዝሞቱ ከኣ መንግስተ ሰማይ የዋርስ
ኣካኣሎ ይሃብኪ ኣዶ ዋይ እፍፍፍ
እዋይ ኣቦን ወድን ኣምላኽ ኣብታ ዘይትበርስ ገነቱ ይቀበልኩም
ዋይ በስመ ስላሴ አብ አፀደ ገነት የንብሮም😢😢💔
መንግስተ ሰማያት የዋርስኩም ንመላእ ቤተሰብ ፅንዓት ይሃብ
ፅንዓት ይሃብኩም መላእ ስድራቤት
Mengestsmay yewars
እዋይ ዮናስ ምስ ወድኻ ከትካ በል ፍቓድ እግዝኣብሄር ካብ ኮነ ምንግስተ ሰማይ የዋርስካ ምስ ዕሸል ወድኻ ጽንዓት ይሃብኩም ስድራቤት ንእዮብ ዝደበሰ ይደብስኩም 😭😭
እዋይይይይይይ ኣብ ርእሲ ሓዘንስ ተወሳኺ ሓዘን ካብዚ የድሕነና ንዝሞቱ መንግስተ ሰማያት የዋርስኩም ንመላእ ቤተሰብ ፅንዓት ይሃብኩም
ሓዘን ኣጥፊኡ ፅቡቕ ዘሐጉስ ወረ የምፀአልና