ሳዋ ሸሪሓ(ሲም ካርድ) ካርዲ(ብጣጋ) እናቖረፀ ንዘድከመኩም መፍትሒ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 8 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 26

  • @agaziantigray835
    @agaziantigray835  ปีที่แล้ว +5

    ብሰለስቲአን ሜላ ሞኪርኩም ዝወስደኩም ኣካል ዕፀዉ
    like ብምግባር ንካልኦት ክበፅሕ ግበሩ ኣዝየ የመስግን🥰🙏

  • @ጓልወጀራትጓልዞምጀጋኑ
    @ጓልወጀራትጓልዞምጀጋኑ ปีที่แล้ว +2

    ናይ ዘን ከ ክብር ሓውና❤

  • @ማርያመይመዝሙረይ-ዀ8አ
    @ማርያመይመዝሙረይ-ዀ8አ ปีที่แล้ว +2

    ጹቡቅ አዩ መጃን ዝተዓፀወ ባ ሓብረልና መፍቲሒኡ ዝሓወይ

  • @نتلنتتل
    @نتلنتتل ปีที่แล้ว +1

    የቀንየልና ዑድል ሓወይ ብሓቂ ኣሸጊሩኒ ነይሩ

    • @bsigaltgray
      @bsigaltgray 2 หลายเดือนก่อน

      😢ንኣይማ ኣቢኒ

  • @hshshsh5196
    @hshshsh5196 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ዘን ኸ

  • @sarahfahad2269
    @sarahfahad2269 9 หลายเดือนก่อน

    የቀንየለይ ዝሓወይ ማዓረይ ብጣዕሚ እየ ዘመስግን ❤❤❤

  • @tezekereniyoutube
    @tezekereniyoutube ปีที่แล้ว +1

    ደስ ብሃሊ ዕድለይ ፀግኡ የብዝሐለካ❤❤❤❤

  • @ተመስገንአምላክይ-ሸ6ዀ
    @ተመስገንአምላክይ-ሸ6ዀ ปีที่แล้ว +1

    ክብረት ይሃብካ ሓወይ ናተይ ኣዝየ እየ ዘመስገንካ

  • @fhhgggv6367
    @fhhgggv6367 ปีที่แล้ว

    እሺ ዕዱለይ የቐንየልና ናይዜን ውን ተፈልጥኻያስ ሓብረና ክቡር ሓውና❤

  • @slamslam54
    @slamslam54 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤

  • @AmitYouTubeChanelአሚትዩቲብ
    @AmitYouTubeChanelአሚትዩቲብ ปีที่แล้ว

    ❤🎉🎉

  • @sullas3318
    @sullas3318 ปีที่แล้ว

    መጃን ዝይመጅን ጀዋል እባ ከመይ ገይርካ ካም ዝዕሪ ነገርና

  • @ጓልዓጋመእየ
    @ጓልዓጋመእየ ปีที่แล้ว +1

    የቀንየለይ ዑዱለይ ብሓቂ ኣሸጊሩኒ እዩ ነሩ ዋ ስከ በተን ክልተ ቀዳሞት ፈቲነ ኣለኩ እታ ናይ መወዳእታ ግን ኣን ሳብስክራይብ ዝበልካዮ ኣብ ናተይ ኣይመጸለይን

  • @freTigray-fk7qn
    @freTigray-fk7qn ปีที่แล้ว +1

    Taxብሮ ኣሸጊሩኒ እዩ😢

  • @Tewahedoeyaemnetey
    @Tewahedoeyaemnetey ปีที่แล้ว

    ኣነውን መጥሉብ ኣይኣትወንን እሞ መፍቲሕኡ ትፈልጦ ተኮይንካ ሓብረኒ

  • @HagosHafte
    @HagosHafte 8 หลายเดือนก่อน

    ዝወሰዶ መምለሲ ኮላይ እማ
    ነገረና እካ ልዕሊ እቲ ዋጋኣ እያ ወሲዳህለይ
    ዘላ😅😅

  • @ተዘከረነእግዚኦበውስ-ዀ3ጠ
    @ተዘከረነእግዚኦበውስ-ዀ3ጠ ปีที่แล้ว +1

    እቲ ዝኸደ ኸ ክንመልሶ ዶ ንኽእል😂 500ረያል ኣሎ ምስኣ

  • @slamslam54
    @slamslam54 ปีที่แล้ว

    hanti takl dya walas kulu ena kntkem

  • @fhdyudggh9789
    @fhdyudggh9789 ปีที่แล้ว

    የቀንየልና ብጣዕሚ ፅቡቅ እና ሓደ ግዜ ብቻ መሰጅ ሊኢክና ድዩ ዝዕፀ ወላስ ብጣጋ ኣብ ዝኣሽሓንና ዮ እዩ

    • @agaziantigray835
      @agaziantigray835  ปีที่แล้ว +1

      ሓደ ግዜ ዩ መሊሱ ተወሲዱኪ ድማ ብሰለስቲኡ ሜላ ትዓፅውዮ❤

  • @ማሕበርአክሱምጽዮንዘኦርቶ
    @ማሕበርአክሱምጽዮንዘኦርቶ 5 หลายเดือนก่อน

    ናይ ዜን ውን አምጽኡለይ ናተይ ክልተ ዓመት ገይሩ 100 እንተ አእትየ ሸበካ ክምጅን ሒዝዎ እዩ ዝኸይድ😢

  • @mdet8217
    @mdet8217 ปีที่แล้ว

    አማርኛ ተናገር እንድንከታተልክ ቢሮ

  • @hshshsh5196
    @hshshsh5196 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤❤❤

  • @AmitYouTubeChanelአሚትዩቲብ
    @AmitYouTubeChanelአሚትዩቲብ ปีที่แล้ว +1

    ❤🎉🎉

  • @DanuFiseha
    @DanuFiseha 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤