NEW ERITREAN VIDIO 2024 ኤማ ንተዓዘብቲ ይቕረ ሓቲቱ 1

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 10 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 109

  • @samitewelde8867
    @samitewelde8867 วันที่ผ่านมา +5

    ኤማ ንፉዕ ሰብ ክማኻ ኢዩ ዘድልዮም እዞም ድረፍቲ ንፍዕ ንፉዕ ክባሃሉ ጥራይ ኢዮም ዝድልዮ ኣነ ብወገነይ በትሪ ክማን ሓውሰሉ ዝረባኻ ቅጽሎ / ሬዱ ንፍዕ ቀጽሎ ።❤

  • @SHa-hx8fw
    @SHa-hx8fw วันที่ผ่านมา +1

    Ane si hasad rekibka tray ye dbleka ember ykreta aygbaen u Ema ab gonika kulu gize ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @tesfaldetlovemylive
    @tesfaldetlovemylive 2 วันที่ผ่านมา +1

    Ema really thank you and also the journalist ❤❤❤

  • @great2894
    @great2894 4 วันที่ผ่านมา +8

    ኤማ ናትካ ክትከውን እዛ ቻነል ተስፋ ይገብር። ደስ እንዳበለኒ ሳብስክራይብ ጌረልካ ኣለኹ፣ ምስናይ እታ ቃጭል ድያ ዋላስ ደወል ቂምቂም ኣቢለልካ ኣለኹ። ቀልጢፍካ ተመላለስ።

  • @fino706
    @fino706 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    100% true.
    Keep going on ema.

  • @EfremAbrha-ef9ke
    @EfremAbrha-ef9ke วันที่ผ่านมา +1

    Ema ema ema ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @tesfayberhane5805
    @tesfayberhane5805 2 วันที่ผ่านมา +3

    ❤❤ትሑትን ብቑዕን ሓታታይ።

  • @JsvbshSjggu
    @JsvbshSjggu วันที่ผ่านมา

    Ama❤❤❤❤❤❤❤

  • @asmayttesfay2355
    @asmayttesfay2355 2 วันที่ผ่านมา +1

    ብመጀመሪያ አቲ ሕቶታት ዘቅርበሉ ዘሎ ዉልዶ መንአሰይ ከድንቆ ይፈቱ, ትሕትንኡ, ምቅልልነቱ... ኤማ ድማ አቲ ብሐቅነት ህዝብካ ምንቃሕ ትከፍሎ ዋጋ ክሳብ ክንደይ ከብድ ሙኮኑ ርዱአ ከምዘለዎ ከይሰልከካ ክትቅጽሎ ይላበወካ, ስነ ጥበብ ከነስተማቅሮ ስለትገብረና 🙏

  • @NazretTv
    @NazretTv 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Ajoka Ema qexlo kemaka eyom zedlyuna zelewu

  • @YoungAndRicc
    @YoungAndRicc 4 วันที่ผ่านมา +1

    Harif medeb brother!

  • @Eritreanbestcountryaf
    @Eritreanbestcountryaf 4 วันที่ผ่านมา

    Keep going ema we’re your side.

  • @zemenentertainment3014
    @zemenentertainment3014 2 วันที่ผ่านมา +2

    ብመጀመርታ ኤማ ኣዚየ ዝፈትወካ ሃያሳይ ምዃንካን ሽሕ ዓመት ክትነብረለይ ይምነ ብውልቀይ። ብምቅጻል እዛ እንተርቪው ኩላ ሰሚዔያ፡ ኮመንት ከኣ ዝበዝሐ ኣንቢበዮ። እንታኾነ ግን ዝደጋገማ ሪኢቶ ዘንበብክወን እንተሃልየን፡(ደረፍትና ብዙሕ ወጻኢታትን ድኻምን፡ ሃለኽለኽን፡ ጻዕርን ግዚኦምን ዘጥፍእሉ ዝብላ ኣንቢበ) ናይቲ ኮፍ ኢሉ ፒሩኡ ተኺሉ ዝጸሓፈ ገጣማይ ግን ዝገልጽ ኣየንበብኩን። ግን ቅድሚ ነታ ግጥሚ ናብ ስራሕ ምውሳዶም፡ ስለምንታይ እዮም ደጋጊሞም ከንብብዋ ዘይፍትኑ፡ ወይናብ ካልኦት ግጥሚ ከስተማቅሩ ዝኽእሉ ሰባት ዘይውከሱ፡ ኣብዚ እዩ ዘሎ እቲ ድኽመት። ኣብ ስነጥበብ ዓሚለይ ዓሚልካ ዝበሃል ኣይሰርሕን እዩ፡ ሓደ ገጣማይ ዝበዝሐ ዝሃበካ ግጥምታት ወላ እኳ ጽቡቃት ይኹና፡ ሓንቲ ደስ ዘይትብለካ እዚኣ ውሰዳ ረኣያ ክበለካ ከሎ፡ ደስ ኣይበለትንን ናይ ምባል ክእለት ኣሎ። ዓሚለይ ዓሚልካ ዝበሃል ኣብ ስነጥበብ ክተርፍ ኣለዎ። እንዳ ኮሚደረ ሽጉርቲ ኣይኮነን።
    ኤማ ድሌቱን ባህጉን፡ ደረፍቲ ገለዓይነት ናይ ድምጺ ክእለት እንደሃለዎም ዘይምምዛኖምን ገጠምቲ ኣዝዮም ንፉዓት እንከለዉ፡ ኣብ ገለ ገለ እዋን ግን ሸልል በሃልቲ ክሪኦም ከሎ እዩ ዝነቅፎም ዘሎ። ስለዚ ወሸለ ዝእርም ተረኺቡ ኣይንጽልኣዮ ካብ ሓቂ ኣይንርሓቅ።
    ብድጋሜ ኣድናቂ ናይ ኤማ እየ ንበረለይ።

  • @habtemariamtesfamariam2886
    @habtemariamtesfamariam2886 3 วันที่ผ่านมา +1

    ኤማ ሓወይ, እቲ ብስለት መፈጠር ናይቲ ገዛ እንድዩ, ንስኻ ከኣ ትምርቲ ወሲካሉ በለጸ. ከምቲ ንሽሮ ጠስሚ ተሓወሶ መቐረ ንሰንበት በዓል ተወሰኾ ከበረ ድዩ ዝብሃል. ከም ለበዋ ግን ከምቲ ዝተጸበክዎ ዕብየት ኣይረኣኹን'ሞ ኤማ ሓወይ ናትካ youtube ኣውጽእ ንሕና ከኣ ተራና ክንጻወት. ፍጥር ክብል በሊሕ ከም ከም መላጸ ኤማ ሓወይ.

  • @Kide252
    @Kide252 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኤማ ትኪ ትኪ እኮኪ መትሓዚ ዘይብልኪ😂😂😂😂ቀጽሎ ደኣ ብወገነይ ሕጉስየ

  • @Agape_media2024
    @Agape_media2024 วันที่ผ่านมา

    ህየሳ ንሕብረተሰብ ኣዝዩ ጠቕሚ ኢዩ። ስነጥበባውያን ስርሖም ናብ ህዝቢ ቅድሚ ምቕራቦም ስርሖም ናብ ሃየስቲ ከቕርብዎ ኣለዎም።

  • @yikalogebrehiwet4016
    @yikalogebrehiwet4016 3 วันที่ผ่านมา +4

    ይቕረ ዘብል ቃላት የብሉን ን ኤማ አቲ ስራሕ
    ብግቡአ ስለ ዝሰርሖ ኣብ ስምዒት ይኣቱ ይኸውን ስለዚ አቶም ገጠምቲ ወይ ደረፍቲ
    ክአረሙ ጥራይ ኢዩ ዘለዎም ጽቡቕ ስራሕ ኤማ ቀጽሎ ኣጆኻ

  • @EzazSegid
    @EzazSegid 3 วันที่ผ่านมา +1

    Ezi wedi snesrat zeyblu

  • @eritreanayeritrawyan4711
    @eritreanayeritrawyan4711 4 วันที่ผ่านมา +4

    ዲካምን ጻዕሪን እንተ ትፈልጥ ኤማ ናይ ሃገርና ደርፊ ብ ሕማቅ እንበር ብ ጹቡቅ ገሊጽካዮም ኣይትፈልጥን ኢካ ዕላማካ ምድካም መንእሰያትና ሙካኑ ካሊእ የብልካ ።pleas ብ ካልእ ስራሕ ምጸኣና ለውጢ ግበር ነብስካ ንህዝቢ

    • @samisami4873
      @samisami4873 3 วันที่ผ่านมา +1

      Emo enda tegagiu sq elu kriom

  • @letebrhanhabtemichael3371
    @letebrhanhabtemichael3371 4 วันที่ผ่านมา +1

    ኤማ ሐወይ ከትሎ በጃካ ደስ እንዳበለና ንከታተለካ ክእረመሉ አለወን ብፋላይ አዋልድ እቲ ግትሚ ፈትሽክን ተቀበላ ኤማ ጅግና ኢካ ከማካ ዊሒዶምና አለዊ መምህር ኢካ❤❤❤❤❤❤❤

  • @naboobsprit5638
    @naboobsprit5638 3 วันที่ผ่านมา +2

    ጽባቀ ኣለካ ብዘይቀልዓለም
    ቀታሊ ቃል ንወሎዶ ሃሳዊ መልሐስ ኣለካ
    ሃያሲ እየ በሃሊ ኢካ ጽቡቅ ጎኖም ግለጸም እሞ ሞራል ክኮኖም
    እቲ ጌጋ ጓኖም ካኣ ብክብረት ብስነ ልቦና ጌግኦም ኣረዳኣዮም ምክንያቱ ከም ኤርትራዊ ኣፍካ ዝሃበካ ክትዝልፎም መሰል የብልካ::
    መልሐስካ ግን ከንሽባ ሞራል ሃቦም ክትከብር

    • @Flower12347x
      @Flower12347x 2 วันที่ผ่านมา

      Yes true 😢

  • @Aman80770
    @Aman80770 3 วันที่ผ่านมา

    🎉❤❤❤❤❤🎉

  • @Kide252
    @Kide252 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ደርፍታት እንተጎዲሙ ኤማ ዝህይሶ ህየሳ ከም መብረድ እዩ ማለትዩ መብረድ ከኣ ሓፍፋፍ እዩ መታን እቲ ስራሕ ወይ ኣቅሓ ንበሎ ኪበልሕ ኣድማዒ ኪከውን፡ኤማ ቀጽሎ ደኣ።

  • @senaittesfazgi9707
    @senaittesfazgi9707 3 วันที่ผ่านมา

    I like him , it is true

  • @SamsomSemere
    @SamsomSemere 3 วันที่ผ่านมา +2

    ኢዚ ሰብ ኢዚስ ትምሉ ጠንቃሊ ቐሺ ኢመስል

    • @yonasgebremeskel2937
      @yonasgebremeskel2937 3 วันที่ผ่านมา

      ስቅ በል ላሃማም

    • @abrahamybchelsea5276
      @abrahamybchelsea5276 2 วันที่ผ่านมา

      Askut keshi do tenqalay eyu? Qeshi amani eyu . Ab Amlak Emnet zeybilu eyu nab tenqali zkeyd

  • @hayelomwelday8023
    @hayelomwelday8023 3 วันที่ผ่านมา

    Guys please les go support them our brothers

  • @sirakessayas3686
    @sirakessayas3686 3 วันที่ผ่านมา

    Neibya eske eza chanel jemae

  • @ilove_you_mama9113
    @ilove_you_mama9113 4 วันที่ผ่านมา +2

    😂ኤማ ኬፍ ኣለካ ቀጽሎ አዞም ሕንቁቃት ገጠምቲ ነብሶም ክፍትሹ ሓግዞም ኢኻኽ

  • @maam310
    @maam310 2 วันที่ผ่านมา

    Ema shikor ketsilo

  • @tesfamichaelmebrehatu841
    @tesfamichaelmebrehatu841 4 วันที่ผ่านมา +1

    ሰላም ሰላም ኣቕራቢ ሻሎም ኣማኑኤል ብመጀመርያ ሰላም ክብል ይፈቱ

  • @Flower12347x
    @Flower12347x 2 วันที่ผ่านมา +1

    AMA trbo tebzho konka it’s to much really not hayesty it’s tenakasty kem gele aynet seb😢😢

  • @attitudeiseverything3468
    @attitudeiseverything3468 วันที่ผ่านมา +1

    #በቃ ብሉጽ ኢኻ!
    * "ተዳልዮም'ዮም ዝመጹ" ኦርዮን እንታይ'ዩ ሓሲብዎ ማራ'ዩ ገሪሙኒ። መልስኻ ውን ደስ ኢላትኒ ኤማ "ተዳሊና'ወ ንመጽእ"!!!
    *ሃያሲ ንክትከውን ገጣማይ ሙዃን ኣየድልየካን'ዩ! "ህየሳ ምስትምቃር'ዩ" ጽብቅቲ መልሲ።
    *ድኻም ደረፍትና ዝብል ርእይቶታት ግን ማራ ገሪሙኒ? እሞ እቲ ህየሳ ይትረፍ ወይ ንከይህየሱ ጽፉፍ ስራሕ ይስርሑ ስለ ዝደኸሙሉ ጽቡቅ ክበሃል ኣለዎ? እዚ "ምስሉዩነት" ኣብ ስነ-ጥበባውያን ሃገርና ብብዝሒ ኣብ interview ይርአ'ዩ ምድንናቅ ጥራይ! "ንፋቶ ኢና ጥራይ" ሓሶት'ዩ! ባእሲ ዘይብሉ ገልጠምጠም ዘይብሉ ጉጅለ ወይ ባንዲ የለን ኣብ ዝኮነ ሃገር!
    *ግጥሚ እዩ ዝህይስ ንደረፍቲ ኣይኮነን...ግን ከኣ ደረፍቲ እንበር ገጠምቲ ከም ዘይበኣስዎ ርዱእ'ዩ! ምስ ገጠምቲ ብብዝሒ ሻሂ ከም ዝሰቲ ውን ነጊሩና'ዩ!
    (ናይ ኤማ ካብቲ ኬፍ ዝህበኒ..)
    ------>ን ተስፋይ መንገሻን
    ------>ን ፍረ-ሰላምን
    ዝሃቦም ግጥሚ...ባዕሉ ኣብ ጋዜጣ ሃይስዎ😂🎉🎉🎉
    *

  • @Habtom-e5y
    @Habtom-e5y 4 วันที่ผ่านมา

    Ema qexlo belom da❤❤❤

  • @MogosTesfay-po8vn
    @MogosTesfay-po8vn 4 วันที่ผ่านมา

    ኤማ ኣብ ናይ ኤደን ብዙሕ ጸርፊ ሰሚዐልካ ነይረ

  • @tesfamichaelmebrehatu841
    @tesfamichaelmebrehatu841 4 วันที่ผ่านมา

    ቀጺለ ነዛ ምስ ኤማ ዝገበርካያ ቃለ ምሕትት ፈትየያ ኤማ መማህርተይ ኢዩ ኔሩ ብፍላይ ኢብ ማእከላይን ካልኣይን ደረጃ

  • @yessir9421
    @yessir9421 4 วันที่ผ่านมา

    በሎም ጥራይ ኤማ፡ ሓቂ ምስማዕ ዘይፈትዉ ስነ-ቀንጠብጠባውያን ሓመስ ኣስሕኖም ክሳብ ዝመሓየሹ ወይ ዝጠፍኡ

  • @seluweldat6655
    @seluweldat6655 3 วันที่ผ่านมา

    Kef aleka

  • @tesfamichaelmebrehatu841
    @tesfamichaelmebrehatu841 4 วันที่ผ่านมา

    ቀጺለ ደንጉየ ርኢቶ ምሃበይ ይቕሬታ ክሓትት መጀመርያ

  • @samuelzeray8804
    @samuelzeray8804 3 วันที่ผ่านมา +1

    tesarafay ember hayasay aykonkan akartso sekram😂😂

  • @eriboy1145
    @eriboy1145 4 วันที่ผ่านมา

    Ema 😂😂bella aleka seb gegue negirkayo zeeremrm beshkat tray eyu atsryelna daa

  • @Tedihawi
    @Tedihawi 4 วันที่ผ่านมา +1

    ኤማ በጃካ ቀጽሎ እዞም በሽቃጣት ቀጥቅጦም ጥራይ ስለ ዘይለመዱ ዮም ኳ

  • @SamielMebrahtu-cg3rb
    @SamielMebrahtu-cg3rb 3 วันที่ผ่านมา

    Sori wedi ABETI ♥️📚🌅 kbtom kedmoti adnakika e
    Nkfetawun bmetenu tsbakenkfeta zkbel wey zrda ye ybli kemane Ane
    HANTI hto alatini
    Amaniel utanaytesfaymengesha fkodogodena untetihus zyadaseb nmnkaf naymrda akumu mbereke mesleni dagmay nnatika 🎉🎉🎉srah untetinekfa desmbeleni BIK SORIGNA EMAHAWY DEFIREKEYKOWUN .HALKAGN AREANA MKNYATU.
    1) MHYAS MNKAF AKAL GTIMYU ,ZEMAYU HADEKABATOM TERI YU MAoriom ssrao YU walaka dehrimegarejakonka ,weywun mswetsu yhyesu tokonu gna akalom kontroll ysmani.
    2

  • @YoniYoni-pp7hu
    @YoniYoni-pp7hu 2 วันที่ผ่านมา

    አማን አንተ ድንቅ ሃያሲ ነህ አንተን ሳይ ማንን እንደማስታውስ ልንገርህ አነ አብኢትዮጵያ እየ አቢየ የሻው ተሰማን አለማየሁ ገላጋየን ሃይለመለኮት መዋእልን ኮይንካ ትረአየኒ ድንቅ ሃያሲ ነህ አማን ሃወይ እንደ አንተ አይነት ሃያሲ ለሃገራችን ያብዛልን

  • @medhaniekelati7790
    @medhaniekelati7790 3 วันที่ผ่านมา +1

    አማንኤል ብጥይት ክሳነበት ዘለዎ ረሳሕ ፍጡር ኢዮ።

    • @sirakessayas3686
      @sirakessayas3686 3 วันที่ผ่านมา

      Slemntay malet yu

    • @elunar9772
      @elunar9772 3 วันที่ผ่านมา

      Beham donkoro!!

    • @ariamyemane197
      @ariamyemane197 วันที่ผ่านมา

      Ata besmam bel 😮

    • @attitudeiseverything3468
      @attitudeiseverything3468 วันที่ผ่านมา

      ኢሂ ደርፊ ክትሰርሕ ትሓስብ ኣለኻ ዲኻ ወዲ ሃላይ

  • @habtomdaniel9451
    @habtomdaniel9451 4 วันที่ผ่านมา

    ናይዘን ፈዛዋት ቴሌቪዥንኩም ከ እንታይ እዩ ትርጉመን

  • @ygttv1576
    @ygttv1576 3 วันที่ผ่านมา

    Miknit naytom getemti eyu. Enber etom kalot getemti ke ayxirun do koynom. Tekebelwo tray getemti kalie lomi ngenzeb enber aynet sirah ayegedsomn eyu

  • @abrahamybchelsea5276
    @abrahamybchelsea5276 2 วันที่ผ่านมา

    Ema bulux hayasi eyu. Aytxliuwo teqebelwo kteqmekum eyu. Hatati kea mongena nay kulom ktkewn ygbeaka. Kemzsemaekuka GN xegie dereftin nay hzbin hton EKA neyrka.
    Dkamom zeytrie tbil kea semiena😂😂😂. Lotory endahakeke znebir SEB alo Ele ayaminin. Kuluseb ab memoyiu zedmealu dekimu ynebir:: Nhade harestay muhrtu zeraetu bzkone mkniyat entezey xebiqlu dekimu eyu elka zeygibue waga ktkeflo do ???

  • @NahomNamchi
    @NahomNamchi 3 วันที่ผ่านมา

    Ema nufue hayasi eka bnebusu seb mnqaf zeyfetu koynu ember belom tray nezom nay TH-cam derafo 👑🤞💯❤️🇪🇷

  • @TedrosArary
    @TedrosArary 3 วันที่ผ่านมา +1

    Selam yehwat ezi hayasi zey kone amxi eyu hateftef

  • @ሚካኤልወዲኤረ
    @ሚካኤልወዲኤረ 4 วันที่ผ่านมา +1

    ኤማ ምህያስካ ቀጽሎ ግን ኣብቲ ህይሰሉ ግዜ ንሕና ውን ንዓኻ ክንህይሰካ ስለ ዝግባእ ርስፔክት ብዝመልኦ ቃላት ምጥቃም ኣገዳሲ ይመስለኒ ምኽንያቱ ፍጹም ምሉእ ሰብ ኢየ ዝስምዕ ኣዘራርባኻ።ብዝተረፈ ብዝማዕበለ ኣካይዳ ክትሕዞ ይምነ✌️✌️✌️❤❤❤

  • @teagesyemane3389
    @teagesyemane3389 4 วันที่ผ่านมา

    ሃየ እስከ ሳብስክራብ እና ገበርና ነዕብዮ❤❤❤❤

  • @yonasgebremeskel2937
    @yonasgebremeskel2937 3 วันที่ผ่านมา

    ኤማ ቀጽሎ ኣታ ጅግና በሊሕ ክተጽሪዮም ክትጸርቦም ኣለካ ነዞም ነስ-ቀጠብጠብ።

  • @ሓበሻዊ
    @ሓበሻዊ 4 วันที่ผ่านมา

    48:50 ጉዕ በርበረ ስለ ዝመረሮ 😅😅😅😅😅

  • @ዓቃልዩህዝበይ-ደ4ኘ
    @ዓቃልዩህዝበይ-ደ4ኘ 4 วันที่ผ่านมา

    እውይ ዝወዲ ንኤማ ደፊርዎ ቃውቃው

  • @SirakYohannes
    @SirakYohannes 4 วันที่ผ่านมา

    ኤማ ዓርከይ እዛ ቻነል ናትካ ድያ ናትካ እንተደኣ ኮይና ቤላ ዝዓርከይ ቀጽሎ ከኣ 🎉🎉❤❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤

  • @tesfamichaelmebrehatu841
    @tesfamichaelmebrehatu841 4 วันที่ผ่านมา +2

    እሞ ኤማ ንዘይኣመነላ ዋላ ምስ መምሃራንውን ደው ኢሉ ዝከራኸር ኢዩ ምናልባት ሽዑን ሕጅን ነንበይኑዩ ምስ ትምህርቲ ምስ ተሞኩሮ ምስ ሞያዊ ኣፍልጦ ኩሉ ተወሲኽዎ ንፉዕ ኣንባቢ ገጣሚ ብዙሕ ሞያ ኣብ ዙርያ ሶነጥበብ ከምዘለዎ ኣይሶሕቶን ኢዩ ኣዚዩ ንፉዕ ኢዩ ይቐጽሎ

  • @Eritrea4G-c7n
    @Eritrea4G-c7n 3 วันที่ผ่านมา

    Nice job . Ema hanti zefetwelu wela natu serhatu aygedfen eyou hamed eyou zsgebro ab gazeta hadas Eritrea.

  • @HenokKibrom-m1v
    @HenokKibrom-m1v 4 วันที่ผ่านมา

    Yqre ykunka ama hawey .chegora ye

  • @hizbawitgaym1480
    @hizbawitgaym1480 3 วันที่ผ่านมา

    ኤማ ሽኮርርርር ሓቀኛ እዩ ተኣረሙ ጥራሕ

  • @jaynjonas
    @jaynjonas 3 วันที่ผ่านมา

    ሰላማት ሪድዋን ምስ ተባዕ ሃያሲ ኤማ
    ነቶም ሳግላ ብላዕ ኣይትቕላዕ (ማለቶም ድርፍና ስምዑ ግን ኣይሃስዎ)እንዳበልኩም ንበዓል ኤማ ትሕንሕንሎም እዛ ንእሽቶ ናይ ግጥሚ ፍልጠተይ ከካፍለኩም ይፈቱ። If you’re wondering what is poetry, there’s a straightforward explanation. Poetry (verse) is literature that uses sounds and images to express ideas and feelings. It was originally recited (spoken aloud) to an audience, and its rhythms and sounds affect the meaning of the words.
    Poetry is the best way to vent your emotions and evoke feelings, regardless of their kind. Expressing yourself on paper can make you feel better about yourself, confident, and calmer. Poems convey the truest and most honest feelings one can have, that’s why poems are usually private and kept secret.
    Poetry is a language in its distilled and most pure form!
    The best thing about writing poetry is that you don’t need to think much and simply keep on enumerating your feelings either in free verse or otherwise.
    Poetry is when an emotion has found its thought and the thought has found the words required to express it! To define poetry in its true essence it is a painting that speaks, a painting that has words to express, a painting brought to life by words and words alone. Poetry is a powerful tool, it can spark your imagination and spur emotions, even though it’s quicker for reading than prose, poetry says a lot with just a few words. It captures a feeling, a look, a moment, an eternity. Poems don’t have to rhyme always. Sometimes rhyme doesn’t suit the theme or the feeling that you wish to express so it's free verse that comes in handy. Poetry is not a turning loose of emotion, but an escape from emotion; it is not the expression of personality, but an escape from personality. But, of course, only those who have personality and emotions know what it means to want to escape from these things.
    To put your thoughts into poetry is very easy. Just enlist those thoughts first. Then try to change a few words, get synonyms of words you wish to…It’s not necessary that a poem has to be rhyming…it can also be in free verse. ሓደ ሓደ ግዜ ግን ገለ ናይ ደርፊ ገጠምቲ ራይም ንኸይጥቀሙ ክብሉ ነታ ደርፊ መቐረታ ለጠቕ የብልዎ። ንኣብነት እቲ ወናም ጅግና ተጋዳላይ ወዲ ትኹል ዝደርፋ ደርፊ "ባጽዕ ስየ" ኣብኣ ንእስ ዝበለት ጌጋ ነታ ታርኻዊ ደርፊ ሒቕታ ትፈጥረላ። እቲ ገጣሚ መን ሙዃኑ ኣይፈልጦን። ኮይኑ ግን rhyming ንኸይጥቀም ክብል ከምዚ ይብል " ቀትሪ ምድሪ ብመርከብ መጺኡኪ ሓይሊ ባሕሪ ፈጣን ጃልባ ጌሩ"። ብመርከብ እንት ድኣ መጺኡ'ስ ፈጣን ጃልባ እንታይ ኣድለየ። ወናም ወዲ ትኹል ሓያል ደራፊ ስለዝኾነ ነዛ ብrhym and rythemic እንዶ ዘይብላ ሓንቲ ናጽላ መስመር ብብልሓት ደሪፉዋ።What’s important is the feeling that you wish to express with the help of your poem…the thoughts enlisted by you…which will make the true difference.

  • @Tesfausnkey12345
    @Tesfausnkey12345 3 วันที่ผ่านมา

    ኤማ ናይ ወዲ መምህር ኢዩ ዝርኢ😅😅😅

  • @Hech-vq2tx
    @Hech-vq2tx 4 วันที่ผ่านมา

    ኤማ ኣብቲ" ኣዳላልዋካ "ከም ናይ ኣወል ሲዒድ ዝገብሮ ግበር ማለት ትሕስቶ ናይ ተዓዘብቲ ኣብ ግምት ግበር።

  • @yoeltecle9015
    @yoeltecle9015 2 วันที่ผ่านมา

    Kelbi niferah u zinekis so akmi tedeybilom ayimxiu ezi may mistay aykonen

  • @tesfamichaelmebrehatu841
    @tesfamichaelmebrehatu841 4 วันที่ผ่านมา

    ኣብቲ ናይቶም ገጠምቲ ዘየምቲ ወይውን ደረስቲ ገጸባህሮም እንተዘይጸቅጥ ጽቡቕ እዩ ይብል ኣነ ከም ሪኢቶይ ኣብ መወዳእታ ኤማ መተዓቢቲ(መማህርቲ)ከመይ ኣሎኻ ካብ ንፈላለ ከባቢ 27-28 ዓመታት ኣቢሉ ይኹውን ካብ እንፈላለ ብዝኾነ ሰላሜታ በዚ ኣጋጣሚ

  • @Hech-vq2tx
    @Hech-vq2tx 4 วันที่ผ่านมา

    Ezia nay xerfi haqu alo beti leqe qanka nay abotatna hsew elka maere zdekemulu Hyesa ketqexel nlabo,

  • @yesyoucan3007
    @yesyoucan3007 4 วันที่ผ่านมา

    ኤማ፡ 26:09 😂

  • @phili8384
    @phili8384 3 วันที่ผ่านมา

    Abzia zelo shelih ka ..... Suq eilu menqena.

  • @NasrNadir
    @NasrNadir 3 วันที่ผ่านมา

    ኤማ ፍልጠት ከም ዘለዎ ይኣምን።መምህር ክኸውን ዘይክእል ሰብ መሲሉ ካኣ ይስምዓኒ።ስምዒታዊ ሰብ ይመስለኒ።ብዙሕ ኮ ብዘይ ካልኩሌሽን እዩ እንተዘይበልኩ ቪድዮኡ ሰሓቢ ክኸውን ኣረተፊሻል ነገር ኣይምልእን እዩ ኢለ ግን ኣይሓስብን(ኣብ ስምዒት ዝኣተወ ኣምሲሉ)።ብሰንኪ ስምዒታዊ ምዃኑን ቃላት ክመርጽ ስለ ዘይክእል ዕላምኡ ንምእራም ዘይኮነስ ንምድቋስ ይመስል ግን ከይከውን ይኽእል እዩ።ሌላ ጉሌላን ግን ዘይብሉ ሰብ እዩ ኢለ ይኣምን።ኣብ ስምዒት ኣትየ ንዝበሎ ግን "ይቕረታ" ከም ቃል ክብላ ዝኸበደቶ ይመስል።ክትእረም ዲካ ንዝበሎ ውን ከምኡ ንከይደግም ወላ ትምኒቱ ኣይገለጸን።እንድዒ ኢሉ።ንሞዩኡ ምውት ሰብ ኣዱንያዊ ነገራት ብዙሕ ግዱስ ዘይኮነ ካኣ ይመስለኒ። ወላ እዚ ኩሉ ይበል ኤማ ግን ኬፍ ዝህበኒ ስለ ዝኮነ ካብ ጥንቲ ኣትሒዘ ቅድሚ ዩትዩብ ይከታተሎ እየ።ምስዚ ክእለቱ ኣብ ስምዒት ከይኣተወ ቃላቱ ዝቆጻጸር ሰብ ክኸውን ይምነ።

  • @Balwa562
    @Balwa562 3 วันที่ผ่านมา

    ሰላም ብመርጀምረያ ብትገብሮ ዘበለ ህየሳ ብጣዕሚ ዝንኣድ ኢዩ። ግን ከም ተዓዛቢ ኮይነ ክኻታተልካ እንከለኩ ወላ እካ መልእክትኻ ዩኩን ኣገዳሲ ኣብ ትገብሮ ምንቅስቃስካ ይኩን ኣዘራርባኻ ስነ ምግባር ዝጎደለካ ኮይኑ ይስምዓኒ ።

  • @nugusearey3923
    @nugusearey3923 4 วันที่ผ่านมา

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @DesaleTeklit-k8h
    @DesaleTeklit-k8h 3 วันที่ผ่านมา

    Bambino hgi tefetro zey qyer koynu ember abti nay qulienetka mqur lazakan edmekan knmelseka aymxelaenan. Qexlo nius welodoy🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @hygytth6tsjtj395
    @hygytth6tsjtj395 3 วันที่ผ่านมา

    አማኒኤል ሃያሲ ዘይኪነ ሃሳዪ እዩ ዋላ እቲ ዝህቦ መአረምታ አብ ክንዲ ብልኡም ዘረባ ዘይዛረብ ደረቕ ዘረባ ዘይኮነ ስነምግባር ዘይብሉ ብድንቁርንኡ ክህየስ ዘለዎ ሃሳዪ አማኒኤል

  • @1HFT
    @1HFT 2 วันที่ผ่านมา

    እቲ ናይ ቀደም TV ንምንታይ ኣድለየ። ረባሺ background

    • @meleymekonen9798
      @meleymekonen9798 วันที่ผ่านมา

      Kkkkk kem naykedem sruhu zibl ykewen 😂

  • @seidtoum-tk4ur
    @seidtoum-tk4ur 4 วันที่ผ่านมา

    ኤማ ንፉዕ ሃያሲ ኢኻ ኣብዚ ሞያ ውን ነዊሕ ዓመት ሰሪሕካ ኢኻ ኣነ ከም ተራ ተዓዛቢ ሪኢቶይ ከቀምጥ ተኾይነ ነቶም ገጠምቲ ይኹን ዘየምቲ ምስቲ ብዙሕ ዋጋ ዝኸፍልዎን ዝደኽምዎን ጽቡቅ ጎኑን ሕማቅ ጎኑን ተዝህይሶ ጽቡቅ ኮይኑ ይስማዓኒ።

  • @MyLife-vl9yc
    @MyLife-vl9yc 3 วันที่ผ่านมา +1

    ኣብዚ ቀረባ ዓመታት ጥበብ ከም መጎሓፊ እናተጠቀሙ እዝንና ከይንጸምም ንፈርሕ ኔርና ከምዛ ናትካ ጌሩ መግናሕቲ ምስ ገበርካሎም ግን የዕሪፍና። ሃየስቲ እንተትበዝሑ ክትዕ ወይ ሞጎተ እንተዝህሉ ጥበብ ምዓበየ

  • @Zarafltet-e6u
    @Zarafltet-e6u 4 วันที่ผ่านมา

    Ema beal orion salh buzhat halefti eyom zfeltu tetenkekelom

  • @araedombahram4150
    @araedombahram4150 4 วันที่ผ่านมา

    እቲ ኦክያለ ጸሊም ኮይኑ ኣውጽ ኣዮ

  • @omershifa9315
    @omershifa9315 4 วันที่ผ่านมา

    Neseb bexerfe aykonin meheyas , meheyas malet betihtena inda akhberka ekha teheyeso mesline !! senay yeqreta:: qedme meheyaska seben serahen kitkhbro aleka

  • @endiamo10
    @endiamo10 4 วันที่ผ่านมา

    ምህያስ ኣጽለእን ዩ ግን ቃላትካ ሬስፔክት የድልዮ ዩ

  • @medhaniekelati7790
    @medhaniekelati7790 3 วันที่ผ่านมา

    እዚ ሰኽራን ሰሳሕ ሰብ ካብ አዛርርብኡ ስዲ ሰብ እዚ ሰብ ን ንስኻን ደቂ ሻራሙጥ ኢኩም ማሕበር ሰኽራናት አማንኤል ሰራቂ ናይ ህግደፍ ሸቃሊ

  • @ami_su
    @ami_su 3 วันที่ผ่านมา +1

    😂😂😂😂😂 ኦሪዬን ሲሕንዋ

    • @lewiabraham8507
      @lewiabraham8507 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Kla sq bel bkemey

  • @tesfamichaelmebrehatu841
    @tesfamichaelmebrehatu841 4 วันที่ผ่านมา

    ግን ከምቲ ሻሎም ዘዳለኻሉ ሕቶታት ኣነውን ምሓተትክዎ ማለተይ ኣብቲ ሜላ ንምህያስ ግጥሚታትን ደርፊታትን ዝጥቀመሉ ሜላ ህየሳ ግን ብሃናጺ መልክዑ እንተዝኹውን ኣዩ ሓጋዚ ምኾነ ነቶም ገጠምትን ዘየምትን ድሓር ክኣ ሃይለ ቃል እንተዘይጥቀም ጽቡቕ ኔሩ ብሃላይ ኢየ

  • @Sdeddtd2565
    @Sdeddtd2565 4 วันที่ผ่านมา +1

    kkkkk ትገርም ሰብ ኢኻ ህየሳሲ ምስቶም ደረፍቲ ዝደኽምዎ ወጻኢታት ሲ ሐደ ጌርካዬ እስኻ ቅድም ቀዳድም መልሐስካ አርንብ ክብረት ናይ አዘራርባ Respect የድልየካ አሎ ባዕሉ ናትካ አዘራርባ ህየሳ የድልዬ አሎ

  • @B-App
    @B-App 3 วันที่ผ่านมา

    ግጥሚ ኣለዎ ዶ እዚ ሰብ ክንህይሰሉ

    • @Eritrea4G-c7n
      @Eritrea4G-c7n 3 วันที่ผ่านมา

      Ewe nai tesfay mengesha nai fre selam zeserho gen nebaelu dea ember amed gerwen neru ab gazeta..

    • @NahomNamchi
      @NahomNamchi 3 วันที่ผ่านมา

      Neti natu hayswo😅

    • @Eritrea4G-c7n
      @Eritrea4G-c7n 3 วันที่ผ่านมา

      @ ewa mhyas tebeluka ke hamed Keman gerki like kemza nai kalot zhysom kema geru kea ember were neta natu keman tkefie…

    • @KerenStella
      @KerenStella 3 วันที่ผ่านมา

      ናይ ቀደም ደርፍታት ናይ ብዓል ፍረሰላም ቆርጫጭ ንቡዙሓት ሂቡ እዩ ዓቢ ገጣሚ ኢዩ ዘይርስዖ ኣብ ጋዜጣ ንግጥሙ ሓመድ ጌርዋ

  • @Kbri965
    @Kbri965 3 วันที่ผ่านมา

    ህየሳኻ ንባዕሉ ህየሳ የድልዮ ኣሎ። ሓደ ስራሕ ስነ ጥበብ ይብዛሕ ይውሓድ ኣወንታውን ኣሉታውን ሸነኽ ክህልዎ ግድን'ዩ። ዳርጋ ኩሉ ኣቀራርባኻ ግን ዘለፋ ዝበዝሖን ተስፋ ዘቑርጽን ዩ። ስለዚ ኣቀራርባኻ ኣርም። ህየሳ ከዕሪ፡ ክጽግን ወይ ከመሓይሽ ኣለዎ እምበር ቀታሊ ወይ ቀንጻሊ ክኸውን የብሉን።
    ድሓር ንገዛእ ርእሱ ኣብዚ ኣቀራርባ ናይ ሕጂ ንስነ ጥበብ እምበር ነቶም ስነ ጥበበኛታት ኣይህደስን'የ ኢልካ። እዚ ፍጹም ጌጋ'ዩ። ድሓር ካኣ ብዙሕ ግዜ ከተልዕሎም ትስማዕ ኢኻ። ብዙሕ ናይ ምቅላብ ወይ ምስትውዓል ዓቕሚ ከም ዘለካ መስካሪ ኣየድልዮን ግን ሃንጺ ኩን። ኣዕናዊ ወይ ኣፍራሲ ትኸውን ከይትህሉ ምስ ነብስኻ ኣኼባ ግበር።

  • @eribo550
    @eribo550 4 วันที่ผ่านมา

    Hji kednkeka jimire krdeekan kulugb bfkri kkewunkelo

  • @QwertyAsdfghjkl-v6c
    @QwertyAsdfghjkl-v6c 3 วันที่ผ่านมา

    ኤማ smart❤

  • @abelkidane6968
    @abelkidane6968 3 วันที่ผ่านมา

    SUK BALLL, hasaweee

  • @asmarah3174
    @asmarah3174 3 วันที่ผ่านมา

    ምንእኣስ ፡ምዝላፍ፡ ንዕቀት ዝተሓወሰ ኣዘራርባኻ ብጣዕሚ እዩ ኣድካሚ ተጸላኢ
    ምስ ይቕሬታ ፡ ሞራል ይትንክፍ ታይ ገባራይ እዩኸ ክንዮ ምቁሻሽ

  • @huruytsegai2401
    @huruytsegai2401 2 วันที่ผ่านมา

    እዚ ሰብ እዚ ንባዕሉ ብ ኣዛራርቡኡ ምህያስ የድልዮ እዩ። ህየሳ ን ሓደ ስራሓት ኣዎንታውን ኣሉታውን ጎኑ ገምጊምካ ብድሕሪኡ ክህይስ ከሎ ብ ልዙብን ልኡምን ቃላት ተጠቂሙ ሃናጺ ብዝኾነ መንገዲ ተዝኸዉን ዋላ ነቶም ስነጥበባውያን ዉን ነቲ ነቐፌታ ምስተቐበልዎ ኔሮም። እዚ ሰብ እዚ ግና ዘይዉርዙይ ቃላት እብዳተጠቐመ ኣብ ልዕሊ ስነ ጥበባውያን ዕንወት እምበር ይሃንጽ ኣይኮነን ዘሎ። እዚ ሰብ እዚ ካብዚ ዓውዲ ክእለይ ጥራይ እዩ ዘለዎ።