ንምንታይ እንዳ ወለድኪ ዘይትወልዲ ንዝብልኩምኒ መልሲ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 22 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 231

  • @ሶልያና-ቀ5ፐ
    @ሶልያና-ቀ5ፐ 2 วันที่ผ่านมา +24

    እንኳዕ ንዓመታዊ ክብረ በዓል ሊቀ "መላእክት ቅዱስ ሚካኤል ብሰላም ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና
    ናይ ሊቀ መላእክት ቅዱስ ሚካኤል ፀሎቱን ፈጣን ረዲኤቱን ምስኹላትና ይኹን ኣሜን ኣሜን ኣሜን

    • @ይርጋጓልትግራይ
      @ይርጋጓልትግራይ 2 วันที่ผ่านมา +1

      ደምርኒ ክብረተይ ❤❤❤❤❤❤

    • @lulyanatey
      @lulyanatey วันที่ผ่านมา

      Amen Amen Amen mearey ❤❤❤

  • @የቅዱስሚካኤልልጅነኝ-ጰ6ቀ
    @የቅዱስሚካኤልልጅነኝ-ጰ6ቀ 2 วันที่ผ่านมา +17

    አብ ራያ አንደርታ ወጀራት አዲ ወለድኻ ወሊድኻ ክርስትና ካሻብ ልበፅሕ ዕጣን ላገባእኻ ትፀንሕ ካውኡ ክርስትና አሕሊፍኻ ላብ ጉጅኻ ትኸድ❤

  • @ጓልትግራይመቐለ
    @ጓልትግራይመቐለ 2 วันที่ผ่านมา +23

    ኣባና እዉን 70 ኣንደርታ እዉን ኣሎ እዩ ኣብ ዓድቦኻ እኻ ልትወልድ ክርስትና ኣሕልፍኻ እዩ ልትከድ ላብ ግድኻ ኣቤዋይ❤❤

    • @GhZv-zq5ds
      @GhZv-zq5ds 2 วันที่ผ่านมา +1

      አብ ራያና ለ ናመጀመርታ አብ ዓድ ወላድ እዬ ዝውለድ ዝቑረብ አብ ኩሉ ትግራይ እዬ

    • @MariChannel-h5o
      @MariChannel-h5o 2 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ወለላይ❤

    • @Frutu-e4h
      @Frutu-e4h 2 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ

    • @kalu546
      @kalu546 วันที่ผ่านมา

      ብሓቂ አብ እንደርታማ ካብ ሀዚ ኒሆ እዩ አይጠፍእን ጠኒሳ አብ 7 ወርሓ ናብ ዓድቦአ ትኸድ ድሕሪኡ ምስ ወለደት ዓድሓማ ርጉኦ ስሑም ጠስሚ ሒዘን ይመፃ ነኽራይ ዕጣን የእትየላ ባህሊ እንደርታ ለይሙነ❤

  • @ማምየዓለመይ
    @ማምየዓለመይ 2 วันที่ผ่านมา +7

    ኣቤዋይ ኣብ ራያና ቦካር ተኾይንኽ ገና ንክትወልድ ሓደ ወርሕ ትቐርየክ ከሎ እኽ ትኸድ ናብ ዓድ ወለድኽ ካዉኡ ቆርየ ፋጡማ ዝባሃል ኣሎ ክግበረክ ዓበይት ኣንሽት ጎረባብት ፀዉዕኽ ጋዓት ግዕትኽ ቡና ኣፊልሕኽ ንታ ጡንስት ክምርቓኣ ካዉኡ ምስ ሓረስኽ ዓድ ሕማንኽ ሕንባሻታት ሑርፅ ፅዕነን ክመፅኣ ንዓኽ ክርእያ ምስ ክርስትና ምስ ሓለፈ ናብ ጎጆኽ ትኸድ ኣቤ ሓፊተይ ናራያና ❤🙏🥰

  • @ልእልቲ_ዩቱብ_ቻናል
    @ልእልቲ_ዩቱብ_ቻናል 2 วันที่ผ่านมา +14

    ኣብ ዓድናስ ኣብ #እይደርታ ሓንቲ ጓል ቦኳር ጥኑስቲ ኾይና 7_8 ወርሒ ምስ ገበረት ዓዲ ወለዳ ትኸይድ እሞ ትወልድ ምስ ወለደት ድማ ክርስትናኣ ኣሕሊፋ ናብ ሓዳራ ትምለስ💛❤️🙏

  • @መሲጓልራያ
    @መሲጓልራያ 2 วันที่ผ่านมา +6

    የንየ ማር አቢዋ አብ ራያና አሎ ቦኺርኻ እንዳወለድኻ እዩ ዝውለድ ይዕቤ ይንአሰ ምሰ ተጠመቂኻ ብኺብሪ ናብ ጎጃአ ትምለሰ ❤❤❤ብዝተረፈ ወዲኺ እግዚአብሔር ያዕብየለኺ ብጥበቡ❤❤

    • @ይርጋጓልትግራይ
      @ይርጋጓልትግራይ 2 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ክብረተይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @መሲጓልራያ
      @መሲጓልራያ 2 วันที่ผ่านมา

      @@ይርጋጓልትግራይ ደምረኪ እየ ዝያዳይ ካብ ቃደም አደዋ

  • @ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ
    @ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ 2 วันที่ผ่านมา +6

    አብ ሽረ ድማ ናይ ሃገረሰብ አብ እዳወለድካ ትወልድ አብ እዳዓዲሑማካ ትክስትን ናይ ከተማ እኳ አብ ከተመእን እየ ዝወልዳ

  • @MebratAxum
    @MebratAxum วันที่ผ่านมา +1

    ሓዳር ከይሓዘት ተወሊዳ ድማ አብ ዓዲሕማአ ክርሰትና ይሓልፍ

  • @ተመስገንአምላኬ-ጠ1ከ
    @ተመስገንአምላኬ-ጠ1ከ 2 วันที่ผ่านมา +9

    ሰላምኺ ይብዛሕ አቤየ አብ ራያ ክሳብ ሐዚ አብ ገዛ ወላድኻ ወልድኻ ክርስትና አሕልፍኻ ዩኡ ናብ ገዛኻ ልኽየድ ዜሮ ብብ ዓድ ይፋለላይ ዩኡ

    • @ኣሉሓበሻዊት1921
      @ኣሉሓበሻዊት1921 2 วันที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ክብረተይ

    • @HadasTesfay-mf8rw
      @HadasTesfay-mf8rw 2 วันที่ผ่านมา +2

      ብእንደርተናለ ክልተ ወርሒ ክቀርያ ከሎ እዩ እንዳ ወለዳ እያ ትኸድ ሃምኡ እዩ ክሳብ ክርስትና ትወፅእ ወዲ ይኹን ጓል ሃምኡ እዩ ❤

  • @HaymiTubሃይሚይቱብ
    @HaymiTubሃይሚይቱብ 2 วันที่ผ่านมา +12

    ኣሕዋተይ ላይክ ግበሩለይ ኣቲኩም🙏🙏🙏❤❤❤

    • @tsigedesta-qz3ph
      @tsigedesta-qz3ph 2 วันที่ผ่านมา +1

      ደሚረኪ መልሲ ሃይሚ

    • @tsigedesta-qz3ph
      @tsigedesta-qz3ph 2 วันที่ผ่านมา +1

      99ነይራ 100መሊአያ😅

    • @Hadu_8
      @Hadu_8 2 วันที่ผ่านมา +1

      ደምርኒ❤❤

  • @ኣፀደ
    @ኣፀደ 2 วันที่ผ่านมา +1

    እንኳዕ ብሰላም መፃኺ❤መልሲ ምምላስኪ ፅቡቅ እዩ❤ኣባና ከባቢ ክልተ ኣውላዕሎ ዋላ ኣብ ከተማ ትቀመጥ እምበር ዳወለዳ እያ ትሓርስ ቦኳር ኣብ ገለብ ድማ ሓማታ ማሕዘል ሒዘናላ ይመፃ ካቡኡ ጥምቀት ዳስብኣያ ይጥመቅ ብድሕሪኡ ናብ ሓዳራ ትኸድ❤መብርሂ ስለ ዝሃብክና ክብረት ተመልከትኺ ስለ ዘለኪ እዩሞ ነመስግነኪ ውልድኪ ድማ ብጥበቡ የዕብየልኪ ፈጣሪ❤❤

  • @yorusalemgezhey7934
    @yorusalemgezhey7934 2 วันที่ผ่านมา +1

    Ellllllllll Mahzel xbuk Eyu Abeba haftey Ane bahlna Eyu ❤❤

  • @ማናመኮነንYouTube
    @ማናመኮነንYouTube 2 วันที่ผ่านมา +4

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኪ አበባ ሓፍተይ

  • @merhawitmerhawit7920
    @merhawitmerhawit7920 วันที่ผ่านมา

    ናይ ርእሰ ተኣማንነት😢ሓይሊ😢ናይ ፍልጠት ሓይሊ😢❤ናይ ሰብ ማንነት ምፍላጥ😢ደጌኡ😢ውሽጡ ፀባዩ ተግባሩ ኣተሓሳስባኡ .. 😢ዋውውውው

  • @YdtHr
    @YdtHr 2 วันที่ผ่านมา +4

    ኣብ ኣጉላዕ ድማ ኣብ እንዶ ወለድካ እካ ትወልድ ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ኤፋይቱብ
    @ኤፋይቱብ วันที่ผ่านมา

    አረ ዓድናስ ቦክሪ ዓዲ ወለዳ እያ ትሓርስ ክስካብ ከዚ ምንም ኣይተቀየረን አነስ ኩሉ ግዜ ምስ ኣደዋይ እየ ክወልድ ዝደሊ ዘለካ ክብረት ኣዶ ብርሃን ገዛ በሊዕካ ትፀግብ ዘይመስላ ❤🎉

    • @Frutu-e4h
      @Frutu-e4h ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@ኤፋይቱብ ደምርኒ

  • @EyerusalemHmaryam
    @EyerusalemHmaryam 2 วันที่ผ่านมา +1

    ኣባና እውን ከምኡ እዩ ቦኽሪ ውላድካ ኣብ እንዳወለድካ እዩ ዝውለድ ክርስትናለ ኣብ እንዳ ወዲ ይሓልፍ ❤🎉

    • @Frutu-e4h
      @Frutu-e4h 2 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ

  • @flfu5333
    @flfu5333 2 วันที่ผ่านมา +1

    ኣብ ወቅሮ እወን ኣብ ደወለደኻ እዩ ዝወልድ ካሰብ ኪዜ እወን ኣሎ ግድን እዩ ናይ መጀመርያኻ❤❤❤

    • @GVv-so2yp
      @GVv-so2yp 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      እወ ሓቂ ኣለኪ

  • @gualwejerat2127
    @gualwejerat2127 2 วันที่ผ่านมา +2

    ተመስገን ወጀራት20 ዓዲ ባህል ወለድና ኣይርሳዕይ❤❤ ቦኽርይ ምንኣስ ቦኽርይ ኣድ ወለዲና ወና ክርስትና ናሕልፍ መበል 3ይ ቆልዓ ትወልድለኻ ሽግር ኣይውሉይ ዋይ ዓዲኻ ወይ ዓዲ ወለዲኻ ትጎቡሮ ትኽእል ወኻ

    • @ይርጋጓልትግራይ
      @ይርጋጓልትግራይ 2 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ክብረተይ ❤❤❤❤❤❤

    • @GoAsd-u9p
      @GoAsd-u9p วันที่ผ่านมา

      እዋ ዓድና ብጣዕሚኡ ደስ ድብል ባህሊ ወለድና ካዘኹቲ እኖኦ ተመስገን

    • @Frutu-e4h
      @Frutu-e4h ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@gualwejerat2127 ደምርኒ ወለላይ

    • @Frutu-e4h
      @Frutu-e4h ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@GoAsd-u9p ደምርኒ ወለላይ

  • @genettube-123
    @genettube-123 2 วันที่ผ่านมา

    ፅቡቅ መልሲ እዩ ኣቤዋይ ቦኳር ኣብ እንዳኣባኣ እያ ትወልድ ምናዳ ካዓ ቀደም ሐዚ ሐዚ ግን ቀልጢፋ ሓዳር እንተወፂኣ ኣብ ገዝኣ ወሊዳ ክርስትና ውን ኣብ ገዝኣ እያ ተሕልፎ❤❤❤

    • @WejeratAdey
      @WejeratAdey 2 วันที่ผ่านมา

      ደምርን🎉

  • @soshitube7215
    @soshitube7215 2 วันที่ผ่านมา

    ኣቢተይ❤❤❤❤እንኻዕ ብሰላም መፅኣኪ ማሕዛይ ዝፈትወኪ❤❤❤

  • @መሪኣዶእየሩስ
    @መሪኣዶእየሩስ วันที่ผ่านมา

    ተጋሩዋይ ማአረይ ደሙሩኒ❤

    • @Frutu-e4h
      @Frutu-e4h ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@መሪኣዶእየሩስ ደምርኒ ወለላይ

  • @MebratAxum
    @MebratAxum วันที่ผ่านมา

    አብ አክሱም ድማ ሓዳር ተሒዛ አብ ገዝአ ትወልድ ወላዲታ ምሰኣ ትኮን ክሳብ 40 ማዓልቲ ዝኮነ ክርሰትና አብ ገዝአ ተሕልፎ

    • @Frutu-e4h
      @Frutu-e4h ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@MebratAxum ደምርኒ ወለላይ

  • @medhin8187
    @medhin8187 2 วันที่ผ่านมา +1

    ኣቢሻ እንኳዕ ድሓን መፃእኺ ወለላይ ❤
    መልሲ ምምላስኪ ሰናይ እዩ ።
    ግን እኮ ኩሉ ኣይኮነን ኣብ ወለዱ ዝወልድ። ሐዚ ኣብነት ኣቢ ኣብ ገዛኣ እያ ወሊዳ እንድኣ ያ ወጺኣ ምስ ኣሜና ማለት ዩ ስለዚ ናታ ምርጫኣ ዩ ምስ ኣሜነይ ተይላ ጽቡቕ ዩ ። ኣብ እንዳ ሓሞኣ ኣብ ሓማታ ተትኸዉን ቦካር ኣብ ኣዶኣ እያ ትወልድ ኣደ ተዘይብላ ድማ ሓፍታ ሓትንኣ ኣሞኣ ተሊአን ቤተሰብ ትወልድ ያ ሕቶታት ምሓተትና ኔርና ። ተዘየለ ምስ ኣሜና ወሊዳ ኣጠሚቓ ኣላ ጽቡቕ ዩ ። ብሕቶታት ተዘይነጨናንቖም ኣሕዋተይ ።❤

    • @Lili-qr9ej
      @Lili-qr9ej 2 วันที่ผ่านมา +1

      ደምርኒ

    • @medhin8187
      @medhin8187 2 วันที่ผ่านมา

      @Lili-qr9ej ok

  • @Haregu-k6x
    @Haregu-k6x วันที่ผ่านมา

    That’s true

    • @Frutu-e4h
      @Frutu-e4h ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@Haregu-k6x ደምርኒ ወለላይ

  • @ወጀረተይትYouTube
    @ወጀረተይትYouTube 2 วันที่ผ่านมา

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኽ አብየ❤

  • @ሶልያና-ቀ5ፐ
    @ሶልያና-ቀ5ፐ 2 วันที่ผ่านมา

    እንዕኳ ብሰላም መፃእኪ ኣቢየይ❤❤❤

  • @Zayd-r9t
    @Zayd-r9t 2 วันที่ผ่านมา +1

    ታእዩ የገዛእኩይ ከ ዓዲ ሓሚካ እንድየን ኣብ ገለብ ሒዘን ዝመፃ?

    • @Frutu-e4h
      @Frutu-e4h ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@Zayd-r9t ደምርኒ

  • @Mimisyum2813
    @Mimisyum2813 2 วันที่ผ่านมา +2

    የቐንየልና ሕቶና ስለ ዝመለስኽልና ❤🎉🎉🎉🎉

    • @Frutu-e4h
      @Frutu-e4h ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@Mimisyum2813 ደምርኒ ወለላይ

  • @ااااا-ط3ه1ز
    @ااااا-ط3ه1ز 2 วันที่ผ่านมา

    መቅርተይ ኣነስ ክፍትወኪ❤❤❤❤

  • @Seb15
    @Seb15 2 วันที่ผ่านมา

    ኣትዮ እንካዕ ነዚ ኣብቀዐኪ ሰናይ ሰላምን ይዕሰሎ ቤትኪ!🙏

    • @WejeratAdey
      @WejeratAdey 2 วันที่ผ่านมา +1

      ደምርን🎉

    • @Seb15
      @Seb15 2 วันที่ผ่านมา

      @@WejeratAdeyእሺኒ

  • @GchhHhhu
    @GchhHhhu 2 วันที่ผ่านมา

    አበባ ሓፍተይ ዝፈትወኪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @SebleKahsay-m7l
    @SebleKahsay-m7l 2 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤mearey

  • @IjBe-l2h
    @IjBe-l2h 2 วันที่ผ่านมา

    ዋዉዉ💝💝💝💝

    • @Frutu-e4h
      @Frutu-e4h ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@IjBe-l2h ደምርኒ ወለላይ

  • @kidugrmay
    @kidugrmay 2 วันที่ผ่านมา +1

    ጀማሪትየዋ ሳብስክራይብ ግበራለይ ተካታተልቲ ኣቢ ዝኮንኩም❤

  • @ሱቅጥዑሙ
    @ሱቅጥዑሙ 2 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
    ደቡርኒ ተጋርዋይ❤❤

    • @Frutu-e4h
      @Frutu-e4h ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@ሱቅጥዑሙ ደምርኒ ወለላይ

  • @NgstiZray-v9s
    @NgstiZray-v9s 2 วันที่ผ่านมา

    እንዕኳ ብሰላም መፃእኪ ኣቢየይ ማዓረይ ❤❤❤ ሳብስክራይብ ገበራለይ ተጋሩዋይ ኣነ ለ ክመልስ እየ 💖💖💖

    • @Maebel6-p7k
      @Maebel6-p7k 2 วันที่ผ่านมา +1

      ደሚረኪ መልሲ

    • @NgstiZray-v9s
      @NgstiZray-v9s 2 วันที่ผ่านมา

      ጨለ ማዓረይ

  • @mekisebmekiseb1626
    @mekisebmekiseb1626 2 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤🎉

  • @Rahyelmulu
    @Rahyelmulu 2 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤ደምራኒ

  • @GenetTeklay-r4p
    @GenetTeklay-r4p 2 วันที่ผ่านมา

  • @SlamGhnvd
    @SlamGhnvd 2 วันที่ผ่านมา

    ደምርና

  • @ማናመኮነንYouTube
    @ማናመኮነንYouTube 2 วันที่ผ่านมา

    ብጥበብ የዕብየልኩም ❤❤ገዛናዉን ከምኡ እዩ ቦካር እንዳ ወለዳ እያ ትወልድ❤

  • @ፍቅሪኣምላክኣለዎሓለ-ቈ5ቀ
    @ፍቅሪኣምላክኣለዎሓለ-ቈ5ቀ วันที่ผ่านมา

    ባህሊ ባ ካሊአ አባ ዘይኾነስ ቦዃር ኮንካ ምስ ኣደካ አዩ ጥዕም ዋላ ከተማ ኩን። ኣነ ከም ፍቃድ ኣምላክ ናይ መጀመርያ ውላደይ ምስ ኣደዋይ ኮይነ ክወልድ አየ ዝምነ🥺ድሕሪ ስደት ከታማ ናበይ ከይከደኒ አዩ አስኪ ይስመረልኪ በሉኒ🤲ሑቡሸይ ስደተኛ ሓፍትኩም አየዋ

  • @Gal__madam
    @Gal__madam 2 วันที่ผ่านมา +1

    ኣነስ ምስ ኣደዋይ ክወልድ እዩ ቃሕ ዝብለኒ ክርስትና ለ ዓዲ ሓሞይ 😂

  • @SahayYona
    @SahayYona วันที่ผ่านมา

    ደሙሩኒ ኣሕዋተይ🙏

    • @Frutu-e4h
      @Frutu-e4h ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@SahayYona ደምርኒ ወለላይ

  • @ytub8615
    @ytub8615 2 วันที่ผ่านมา +1

    አረ ገጠር ጥራሕ የኾነይ ዋላ ኣብ ከተማ ከምኡ እዩ ነይሩ ኣነ ኣለዋ ብዙሓት ኣለዋ 2017 ዓ.ም ከም ምዕበለ የግብሮኦ ኣለዋ
    ኣነስ ምስ ኣደዋዋይ ድኣም እግዚአብሔር ናብኡ የብለኒ እምበር እስካዕ 3ይ ዝበፅሕ

    • @hyagfddgfddhhdd
      @hyagfddgfddhhdd 2 วันที่ผ่านมา

      ናብኡ የብቀዐና ካልኤተይ ምስ ወለድካ ጥዑም ክብሪ እዩ🙏❤

  • @ብሪጓልሰንዓፈ
    @ብሪጓልሰንዓፈ 2 วันที่ผ่านมา +1

    ደምራኒ ኣሕዋተይ ❤️❤️

  • @Helu4186
    @Helu4186 2 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @EdFfgg-t1b
    @EdFfgg-t1b 2 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤

  • @ኣሉሓበሻዊት1921
    @ኣሉሓበሻዊት1921 2 วันที่ผ่านมา +2

    ኣቢተይ እንኳዕ ብሰላም መፃእኪ
    #ሳብስክራይብ ግበርለይ ደቂ ዓበይቲ

    • @Tsegash-w4g
      @Tsegash-w4g 2 วันที่ผ่านมา

      ​@@HaymiYowhansደምርኒ

    • @HaymiYowhans
      @HaymiYowhans 2 วันที่ผ่านมา

      @@Tsegash-w4g ደሚረኪ ደምርኒ

    • @Hadu_8
      @Hadu_8 2 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ❤❤❤

    • @HaymiYowhans
      @HaymiYowhans 2 วันที่ผ่านมา

      @@Hadu_8 ደሚረልኪ ደምርኒ

  • @brhanTekle2778
    @brhanTekle2778 2 วันที่ผ่านมา

    ❤🎉🎉🎉🎉

  • @HarfeyaHayle-dv7qh
    @HarfeyaHayle-dv7qh 2 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤
    🌹🌹🌹🌹
    🥰🥰🥰🥰🥰

  • @EmuGalWukro
    @EmuGalWukro วันที่ผ่านมา

    ብስሩ በካር ምስ ኣደኣ እያ ትወልድ ኣብ ገዝኣ ኣይትወልድን ኣደ እንድሕር ዘይብላ ኣብ ገዝኣ ትወልድ ሓማታ ተላዕላ ኣብ ውቅሮ ክልተአውላዕሎ ክሳብ ሐዚ ኣሎ

  • @ፍረቲዩብfretube
    @ፍረቲዩብfretube 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ደምርኒ ክብራትይ

    • @Frutu-e4h
      @Frutu-e4h ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@ፍረቲዩብfretube ደሚረኪ ደምርኒ

  • @ytub8615
    @ytub8615 2 วันที่ผ่านมา

    ግደፍኣ ሎም 2017 ፋሽን እየ ዘሎ
    እግዚአብሔር ናብ ቀደም ባህልና ይመልሰልና እምበር

  • @ተመስገን
    @ተመስገን 2 วันที่ผ่านมา

    ደምራኒ አሕዋተይ😍👏

    • @Hadu_8
      @Hadu_8 2 วันที่ผ่านมา

      ደምረኪ አየ ደምርኒ❤

  • @MdBabull-m3h
    @MdBabull-m3h 2 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤

  • @semharkahsay1946
    @semharkahsay1946 2 วันที่ผ่านมา

    ቅኑዕ ትግርኛ ን ምንታይ ኣብ እንዳ ዓለቦኺ ዘይሓርሲ ኢዩ ዝበሃል ።ወሊድኪ ዝብል ቃል ኣብዚ ጌጋ ኢዩ።

    • @WejeratAdey
      @WejeratAdey 2 วันที่ผ่านมา

      ደምርን🎉

  • @Ivoeymom
    @Ivoeymom 2 วันที่ผ่านมา

    ደምራኒ ኣሕዋተይ🙏

    • @Hadu_8
      @Hadu_8 2 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ናተይ❤❤

  • @አዝመራራያወለላራያወለላ
    @አዝመራራያወለላራያወለላ 2 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉

  • @Selamgebrwet
    @Selamgebrwet 2 วันที่ผ่านมา

    ደምራኒ❤❤❤

    • @Maebel6-p7k
      @Maebel6-p7k 2 วันที่ผ่านมา

      ደሚረኪ መልሲ

    • @Hadu_8
      @Hadu_8 2 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ደሚረኪ❤❤

    • @Hadu_8
      @Hadu_8 2 วันที่ผ่านมา

      ​@@Maebel6-p7kደምርኒ❤❤

  • @LiwamBerhe21
    @LiwamBerhe21 2 วันที่ผ่านมา

    ደምራኒ❤

    • @ኣሉሓበሻዊት1921
      @ኣሉሓበሻዊት1921 2 วันที่ผ่านมา +1

      @@LiwamBerhe21 ልዋመይ ደምረኪ ደምርኒ

    • @LiwamBerhe21
      @LiwamBerhe21 2 วันที่ผ่านมา

      @ኣሉሓበሻዊት1921 ደምረኪ ኣሉዋይ❤

  • @EdYg-d4g
    @EdYg-d4g 2 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤

  • @selemawityoutube
    @selemawityoutube 2 วันที่ผ่านมา

    ደቂ ዓደይ ደሙርኒ ጀማሪት እየ 😊

  • @ZszsZszs-h6i
    @ZszsZszs-h6i 2 วันที่ผ่านมา

    አብ ከባቢ ራያ ዓዲወለድካ ትወልድ አብኡ ክዓ ትጥመቅ

  • @NanaHabeshawit-s3z
    @NanaHabeshawit-s3z 2 วันที่ผ่านมา

    ደምራኒ 😢

    • @Frutu-e4h
      @Frutu-e4h ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@NanaHabeshawit-s3z ደምርኒ ወለላይ

    • @NanaHabeshawit-s3z
      @NanaHabeshawit-s3z 45 นาทีที่ผ่านมา

      @Frutu-e4h ደምርኒ ክምልሰልኪየ

  • @JvtDge
    @JvtDge 2 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @WejeratAdey
    @WejeratAdey 2 วันที่ผ่านมา

    ሳብስክራይብ ግበሩለይ ተጋሩዋይ ጀማሪት እየዎ🎉

  • @ሜሪዩቱብሜሪዩቱብ-ቈ2ዀ
    @ሜሪዩቱብሜሪዩቱብ-ቈ2ዀ 2 วันที่ผ่านมา

    ደምራኒ ኣብየዋ❤❤❤❤❤❤❤

  • @ንግሰቲTube
    @ንግሰቲTube 2 วันที่ผ่านมา +2

    ሳብክራይብ ግበራለይ አሰኪ ደቂ መዳመይ ❤❤❤

    • @Maebel6-p7k
      @Maebel6-p7k 2 วันที่ผ่านมา

      ደሚረኪ መልስለይ

    • @ንግሰቲTube
      @ንግሰቲTube 2 วันที่ผ่านมา

      @Maebel6-p7k አሺ ክብረተይ ክምልሰ አየ👍❤

  • @ማናመኮነንYouTube
    @ማናመኮነንYouTube 2 วันที่ผ่านมา +1

    ሳብስክራይብ ግበራለይ❤

  • @Nebu1619
    @Nebu1619 2 วันที่ผ่านมา

    ተጋሩዋይ ፁሩያት ሳብስክራይብ ግበሩለይ Please

  • @Maebel6-p7k
    @Maebel6-p7k 2 วันที่ผ่านมา +1

    ደምራን ንኩልክን ደሚረክን እየ ከይትሓልፍኒ

    • @Ab-12151
      @Ab-12151 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      መልሲ እሹ

    • @Maebel6-p7k
      @Maebel6-p7k 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @Ab-12151 መሊሰልኪ እየ

  • @mulumehari8404
    @mulumehari8404 2 วันที่ผ่านมา

    ኣብ ራያ ክሳብ ሐዝ ይኡ ድንሆ ዓዲ ወለድኻ የኻ ትወልድ ክሳብ ክርስትና ዝሓልፍ

  • @ዛይድዩቱብ-ጘ8ዀ
    @ዛይድዩቱብ-ጘ8ዀ 2 วันที่ผ่านมา +11

    ደምራኒ❤❤❤🎉🎉🎉

    • @ምቅናይጥዑም
      @ምቅናይጥዑም 2 วันที่ผ่านมา

      ደሚረኪ ልቃሕኪ መልሲ ዛበይተይ

    • @ዛይድዩቱብ-ጘ8ዀ
      @ዛይድዩቱብ-ጘ8ዀ 2 วันที่ผ่านมา

      @ምቅናይጥዑም መሊሰ 🥰❤❤❤🥰🥰🥰

    • @Lili-qr9ej
      @Lili-qr9ej 2 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ​@@ምቅናይጥዑም

    • @Lili-qr9ej
      @Lili-qr9ej 2 วันที่ผ่านมา

      ​@@ዛይድዩቱብ-ጘ8ዀ ደምርኘዠኒ

    • @NgstiZray-v9s
      @NgstiZray-v9s 2 วันที่ผ่านมา

      ንዓይ ለ ደምራኒ ወለላይ

  • @rqdarqda1342
    @rqdarqda1342 2 วันที่ผ่านมา +1

    ደምራኒ አሕዋተይ❤❤❤❤

    • @Hadu_8
      @Hadu_8 2 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ❤❤❤

  • @ሶልያና-ቀ5ፐ
    @ሶልያና-ቀ5ፐ 2 วันที่ผ่านมา

    ሰብስክራይብ ግበሩለይ 🤲ተጋሩዋይ❤❤❤❤❤

    • @Hadu_8
      @Hadu_8 2 วันที่ผ่านมา +1

      ደምርኒ ወለላይይ❤

  • @haymifkrr
    @haymifkrr 2 วันที่ผ่านมา

    ሳብስክረይብ ግበሩለይ ተጋርዋይ❤😢

  • @اااا-ب2ل5غ
    @اااا-ب2ل5غ วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤🎉

  • @SsfgggSdggds
    @SsfgggSdggds วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @BihanHayelom-lz5fx
    @BihanHayelom-lz5fx 2 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉

  • @Fujk-f4c
    @Fujk-f4c 2 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @mmaa4178
    @mmaa4178 2 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤

  • @maryjk6116
    @maryjk6116 2 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @kidugrmay
    @kidugrmay 2 วันที่ผ่านมา

    ጀማሪትየዋ ሳብስክራይብ ግበራለይ ተካታተልቲ ኣቢ ዝኮንኩም❤

    • @Hadu_8
      @Hadu_8 2 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ዝያዳይይይ

  • @Oppoa18-g6p
    @Oppoa18-g6p 2 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ፍረቲዩብfretube
    @ፍረቲዩብfretube 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤🎉

  • @GggfddfyHhi
    @GggfddfyHhi 2 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @idhgydgc1654
    @idhgydgc1654 2 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @SadaeFaffssdd
    @SadaeFaffssdd 2 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @SaalmA-e1j
    @SaalmA-e1j 2 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤

  • @HedgHefg
    @HedgHefg 2 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @MaKiGalMezgebe
    @MaKiGalMezgebe 2 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @trcf3183
    @trcf3183 2 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @SgsgsyDgd
    @SgsgsyDgd 2 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤

  • @djdjhdufidiyy1387
    @djdjhdufidiyy1387 2 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @HfHd-x8e
    @HfHd-x8e 2 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤

  • @berekechtadese2084
    @berekechtadese2084 2 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤

  • @BihanHayelom-lz5fx
    @BihanHayelom-lz5fx 2 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @سلامهعلي-ظ6و
    @سلامهعلي-ظ6و 2 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤