Jstudio "ቃልስና ካብ ብሄር| ሃገር ናብ ዓዲ ስለምንታይ? ኣስመራ "ሻዕብያን ወለድናን"። "ንዮሴፍ ብሽጉጥ ክንቀትሎ"

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 22 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 105

  • @GalTigrayhaftiTdfmeley
    @GalTigrayhaftiTdfmeley 5 หลายเดือนก่อน +2

    ጆሰይ❤ዓንዳተይ ዝፈትወኩም ኣሕዋተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ፍትዋተይ🙏💙❤

  • @pelarbackenmottagning544
    @pelarbackenmottagning544 5 หลายเดือนก่อน

    Thank you brothers ❤💙🌿💙🌿❤🌹🌹

  • @EagerBocce-vl1ri
    @EagerBocce-vl1ri 5 หลายเดือนก่อน +13

    ዋው ክልተ ቡሉጻት የሕዋት ዕድመን ጥዕናን ክኣ ይሃብኩም ፈጣሪ

  • @salomonnuguse2897
    @salomonnuguse2897 5 หลายเดือนก่อน +1

    ደስ ዝብል ሓሳብ ኢዩ

  • @bekuribisrat77
    @bekuribisrat77 5 หลายเดือนก่อน +9

    Thanks!

  • @michaelnuguse5241
    @michaelnuguse5241 5 หลายเดือนก่อน

    Thank You Josi

  • @akberetweldaie2220
    @akberetweldaie2220 5 หลายเดือนก่อน +4

    ዕድመ ይሀብካ ከምዚ ትብሎ ይግበረልና ብዘይ አፋላይ ክነብር ህዝብና

  • @medhintecruray1307
    @medhintecruray1307 5 หลายเดือนก่อน +1

    Selam brothers both of you Joseph and Andat you are so amazing 👏 God bless you 👍🙏 keep it up 💙well done 👏

  • @ghenettesfalem269
    @ghenettesfalem269 5 หลายเดือนก่อน

    ጹብቅ፡ሓሳብዩ፡ቀጽሉወ፡

  • @tsegagebre368
    @tsegagebre368 5 หลายเดือนก่อน +1

    Thank you for sharing guys we really appreciate it your hard work.

  • @fuzummesghinna2460
    @fuzummesghinna2460 5 หลายเดือนก่อน +2

    Jodi we are behind you all the way God bless you

  • @abebaviard60
    @abebaviard60 5 หลายเดือนก่อน +5

    ሰላም ደለቲ ፍትሂ ናብታ ትፈትሕዋ አድኹም ኽትአቱው ቀሪብኩም አለኹም ደይ ደይ ብርጋድ ንሓመዱ አጆኩም ❤❤❤❤

  • @abebegide720
    @abebegide720 5 หลายเดือนก่อน +2

    Ambesa Josi jegna wedizom jeganu

  • @debesayteklay5050
    @debesayteklay5050 5 หลายเดือนก่อน +1

    ነቦና ቀሺይ ዕድመን ጥዕናን የሃበለይ

  • @almazmehari4160
    @almazmehari4160 5 หลายเดือนก่อน

    Nei behaki Aboy keshi❤❤

  • @nazinganigusie
    @nazinganigusie 5 หลายเดือนก่อน

    Hi welcome, Andit & Jo's 💙💙💙

  • @habtomberhane1541
    @habtomberhane1541 5 หลายเดือนก่อน

    Josi well said that 💯✅🔥

  • @akberetweldaie2220
    @akberetweldaie2220 5 หลายเดือนก่อน

    Grande fratello

  • @Zenayemane
    @Zenayemane 5 หลายเดือนก่อน

    👍🌿🌿🌿💙💙💙

  • @ftsumfachie-jf6iq
    @ftsumfachie-jf6iq 5 หลายเดือนก่อน

    💙💙💙💙

  • @MeazaCzestochowa-uc9jm
    @MeazaCzestochowa-uc9jm 5 หลายเดือนก่อน +1

    Amlak msakum ykun

  • @Tesfalem1980
    @Tesfalem1980 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤😊

  • @almazmehari4160
    @almazmehari4160 5 หลายเดือนก่อน

    Josi ambesa ❤🎉

  • @ጣሃ-ኣስቱስ
    @ጣሃ-ኣስቱስ 5 หลายเดือนก่อน

    Kale hiwet yesmealna Abona

  • @aexum1597
    @aexum1597 5 หลายเดือนก่อน

    Selam kiburat deky hagere tgray erytrawyan yehwatey 🙏🏾 ❤💛❤💙💙💙

  • @medid.454
    @medid.454 5 หลายเดือนก่อน

    Longlive to josi and his team.

  • @robelsultan8980
    @robelsultan8980 5 หลายเดือนก่อน

    Ajokum jossy

  • @Negash-um6ul
    @Negash-um6ul 5 หลายเดือนก่อน

    እንዳ ጋዋኑ / ዝፈርሕዋን መዓት ሂወት ዘጥፍኡላን ኣተሓሳስባ ዝሓዘለት ደርፊ ይከኣሎ። ትሕዝቶኣ ንመንነቶም ዝፈትዉን ዘኽብሩን መዓር❤❤❤ ንዝጸልኡን ዝኽሕዱን ከዓ ዕረ 🎉🎉🎉። ክብረት ንይከኣሎ❤❤❤

  • @almazmehari4160
    @almazmehari4160 5 หลายเดือนก่อน

    Josi amlak alo msaka❤🎉❤🎉

  • @hayletkle2197
    @hayletkle2197 5 หลายเดือนก่อน +1

    ናይ ብሓቂ ጆሲ ፡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ መጹ አርትራውያያን ወለዲ ፡ ማእለያ ዘይብለን ማካይን ፡ምሕላፍ ምስ ጸገሞም ፡ ዋይፍፋይ ኣብ ገዛ ጥራይ ዘይኮነስ ኣብ ጁባኻ ሒዝካያ ትኸይድ ከይተረፈ ፡ a t m ሞባይል ባንክ ፡ ኣብ ዝሓለፍካዮ ኣንጎሎ ባንክ ወ ዘ ት ምስ ረ ኣዩ ኣብ አርትራ ዘሎ ሃለዋት ኣስደሚሙዎም ፡ ሓዚኖምዮም ዝምለሱ ፡ ካብ ገለ ዝበቖል ሰባኣይምበር ተጻዊቱልና ዋይ ኣነ ክብሉዮም ዝውዕሉ ።

  • @Raki1204
    @Raki1204 5 หลายเดือนก่อน +4

    Egzabher Amilak yahalwka Josi hawey

    • @adonaylove830
      @adonaylove830 5 หลายเดือนก่อน

      Behaki Amlak meseu ykun

    • @habtomberhane1541
      @habtomberhane1541 5 หลายเดือนก่อน

      God bless you josi well said that 💯 👉 👌 😇👏🔵

  • @abrahamerry5512
    @abrahamerry5512 5 หลายเดือนก่อน

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @debasifisahayesmedhanye8394
    @debasifisahayesmedhanye8394 5 หลายเดือนก่อน

    ሰላሞ ደለይቲ ፍትሒ አጆኩሞ አብ ጎንኩሞ አለና

  • @lemlemtesfay6513
    @lemlemtesfay6513 5 หลายเดือนก่อน +3

    Josi bruk enque teweledka edmen tenan yihabka eska bruk ika nberlna🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @almazmehari4160
    @almazmehari4160 5 หลายเดือนก่อน

    ❤🎉❤🎉❤

  • @wuwjusdjdjdhh7176
    @wuwjusdjdjdhh7176 5 หลายเดือนก่อน +1

    እዝ ዘመን ኩፋእ እዩ ካብ ፀልእትና ዘናግፈና ኣምላኽ እዩ ናብ ፈጣር ንፀልይ ኣሕዋተይ

  • @habteyehdego8372
    @habteyehdego8372 5 หลายเดือนก่อน

    ጆስ ጽቡቅ ትንታነ ትህብ አለካ ሐቅ እዩ ኩሉ ዘቐመጥካዮ ግን ጆስ ሕዞም ሕጅ ጸላትና ተቃለስትና ዝቐትሉና ዘለው ከም ጸላትና እዮም እልና ስለዘየቐመጥናዮም እዮም ጀጋኑና ዝቐትሉልና ዘለው እም ጸላእ ጸላእ ምኻኑ ፈልጥና ክንከላኸሉ ይግባእ ሐርነትናን ነጻነትናን ክንጭብጥ አብ ውሽጥ ሀገር ዘሎ ጸላእና ይአክል እልና ከነጥፍኦ አለና ጆስ

  • @lemlemgotaome5504
    @lemlemgotaome5504 5 หลายเดือนก่อน

    Selam deqi mreriet, 🌿💙🌿💙🌿💙💙🎈💙💙🌿

  • @tesfayegebrehiwot7709
    @tesfayegebrehiwot7709 5 หลายเดือนก่อน +3

    ጆሲ ሐሳባትካ ብወርቂ ተፈቲኑ ዝሀለፈ ጀግና ኢኻ ሞ መግለጺ የብለይን ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ብፍላይ ንኽልቲኡ ሕዝቢ እትገብሮ ምቅርራብ እትገብሮ ሕጉስ እየ በርትኡ።

  • @debasifisahayesmedhanye8394
    @debasifisahayesmedhanye8394 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤

  • @mussieteklezhgi
    @mussieteklezhgi 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤

  • @kindeyaberhe
    @kindeyaberhe 5 หลายเดือนก่อน

    ሓቅኻ ጆሢ እዚ ኣብ'ዚ ዘመን ንሪኦ ዘለና ንሠብ ምሕራድ ቀደም ብዙሕ ኣይነበረን።

  • @hiritymebrathu1585
    @hiritymebrathu1585 5 หลายเดือนก่อน +1

    Kulu kemakum tezikewn,

  • @ghenetwoldeiesusmenghistu3330
    @ghenetwoldeiesusmenghistu3330 5 หลายเดือนก่อน +1

    💙💙💙🙏🙏💙💙💙

  • @abrahamerry5512
    @abrahamerry5512 5 หลายเดือนก่อน

    Ajokhum tsubuqat Amlakh misakhum yikhun afkum yisar

  • @adonay7097
    @adonay7097 5 หลายเดือนก่อน +4

    ጀጋኑን ፈረቃን ዘምደቀይ፡ ፅባህ አስመራ ሎሚ

  • @Alemaz-vi7on
    @Alemaz-vi7on 5 หลายเดือนก่อน

    Joc ሽኳር!!!!

  • @fesehamelesse704
    @fesehamelesse704 5 หลายเดือนก่อน

    Lkie josi, seferti harich wey ab gele kfltat zneberu eyom hji hzbi zehluqu zelewu.

  • @kindeyaberhe
    @kindeyaberhe 5 หลายเดือนก่อน

    " ኣንቱም ጸሊም ታሪኽ ትሠርሑ፣ ቀይሕ ደም ተፍሥሡ ዘለኹም .ብእግዚኣብሄር ክትፍረዱ ኢኹም . . ."

  • @gotteimmerbeimir5878
    @gotteimmerbeimir5878 5 หลายเดือนก่อน +2

    ሰላም ጆሲ &ዓንዳት እንኮ ደሓን መጻኩም ብዝኩነ መግለጺ የብለ እሞ ጥዕና ይሃብካ በሊሕ ነይርካ እንተኮነ ከማካ ዉሕዶም

  • @BerihuTadese
    @BerihuTadese 5 หลายเดือนก่อน +1

    ክክክ ክሳብ ብርኩ ዝበጽሕ ክራባታ ጆሲ መሕጎል ልክዕ ልክዖም ሃቦም ጥራሕ።

  • @woinshetkassaye7174
    @woinshetkassaye7174 5 หลายเดือนก่อน +1

    ዋው!!! "አብ ዘይሐገርካ ኮይንካ ሐገራውነት" ናይ ብሓቂ አቦይ ቀሺ ፁቡቅ አሎኹም።

  • @berhanetewelde5577
    @berhanetewelde5577 5 หลายเดือนก่อน

    ሰላምኩም ይብዛሕ ዓንዳት ሓውና ምስ ጆሲ እዛ ጆሲ ዝበላ ነፍሲ ዎከፍ ሰብ ንዎሎዱ እዩ ኣንቂሑ ኣብ ኣዲስ ኮነ ኡጋንዳ ዝበላ ብግብሪ እየ ርኤያ

  • @akberetweldaie2220
    @akberetweldaie2220 5 หลายเดือนก่อน

    ጀጋኑ ደቂ መለይ

  • @amanuelyohannes8499
    @amanuelyohannes8499 5 หลายเดือนก่อน

    💙💙💙💙🌿🌿✝️🙏🏾

  • @nikkidesta9289
    @nikkidesta9289 5 หลายเดือนก่อน

    🙏🏾💙🌿💚🌿💙🌿💚🌿💙🌿💚🙏🏾

  • @debasifisahayesmedhanye8394
    @debasifisahayesmedhanye8394 5 หลายเดือนก่อน

    ሰላሞ ሐቀኛ መከበረ ሂያዉ መዚቃ ትግረኛ ተቄላሳ ,_,ወዲ ፈትሒ ተጋሩ ወዲ ነገሰታት አጆካ ቀፅለሉ

  • @hiayabyesus2011
    @hiayabyesus2011 5 หลายเดือนก่อน

    እግዚኣብሄር ኣቦይ ፡ በጃኻ ነዚ መንእሰይ ኤርትራዊ ምስትውዓል ሃቦ። ብዙሕ ሽዮም
    ዝዛረቡ፡ ብዘረባ ብዝሒ ፡ ንህዝቢ ኮንፊዩዥን እንዳገበርካ፡ ትማሊ ካልእ ኣጀንዳ ሎሚ ካልእ ኣጅንዳ ኸኣ ሃገር ኣይትምስረትን እያ፡ ኣብ። ኔርትራዊ ኣብ ሓድነት ዘምጽኦ፡ ግና እቲ ናይ ሰላም ኣምላኽ ዓብይን ሓያል ኣግዚኣብሄር ፡ ካብ ክፉእ ግብርና ብሓጢኣትናን ብበደልናን ተኣሚንና ፡ ብንስሓ ናብ እግዚኣብሄር ብንምለስ ጥራይ እዩ። እቲ መጀመርያ ጥበብ ከኣ ንእግዚኣብሄር ምፍራሕ እዩ። ሰላም ካብ በትርን ሁከትን ደም ብምፍሳስን እዩ ዘምጽእ ፡ ቃል ኣምላኽ፡ እቲ ደም ዘፍስስ ፡ ጽባሕ ከኣ ደሙ ብኻልእ ክፈስስ፡ እዩ ይብለና። ሎሚ ደም ኣፍሲስካ ጽባሕ ደምካ ብኽልእ
    ዝፈስስ፡ እንተኾይኑ፡ እዚ ዘይውዳእ፡ ቀጻሊ ጥፍኣት፡ ይኸውን ማለት እዩ። ስለዚ ልቢ ጎበዝ ኣብ ደረቱ እዩ ፡ እሞ፡ በጃኻትኩም፡ ንእግዚኣብሄር ንፍራሓዮ፡ እንተ በቲ እንተ በቲ ፡ እግዚኣብሄር ምስቲ ክፉእ ዝግብር ዘሎ ሕብረት የብሉን። እግዚኣብሄር ምሕረት የውርደልኩም። እግዚኣብሄር ኣቦይ በጃኻ ርድኣና። ኣብ ምንታይ ግዜ ኢና በጺሕና ዘሎና፡ ካብ ሰብሲ ከልብን ሰብን ዝኸብረሉ እምበር በጺሕና፡ ኣብየት ክንደይ የፍርሕ።

  • @fesehamelesse704
    @fesehamelesse704 5 หลายเดือนก่อน

    Eta shigut naka zhasebuwa ab nebsom yewela, nakatkum kea Amlak yhalkum Josi.

  • @lemlemwerede9006
    @lemlemwerede9006 5 หลายเดือนก่อน +2

    Josi kemakatkum zbele jgna eina ndel. Nzom zgageyu amlak aynom yebrhalom.

  • @kbromhabte981
    @kbromhabte981 5 หลายเดือนก่อน

    tawet josi kemaka ybzhu

  • @ahmaduhfyui2521
    @ahmaduhfyui2521 5 หลายเดือนก่อน +1

    ዞም ጠላዓት ኣስላም ላሓስቲ ኣብ ሰላም ክነብሩ ኣይኽእልይ ኣብ ዕግርግር ኣብ ጥምየት ኣብሞት አብ ምቅትታል ኣብ ድኽነት ኣብ ስደት እዮም ክነብሩ ልኽእሉ

  • @abebegide720
    @abebegide720 5 หลายเดือนก่อน

    Brged nihamedu the greater younger in east africa

  • @h.klearnchannel8490
    @h.klearnchannel8490 5 หลายเดือนก่อน

    እዚ ኣብ እስራኤል ዘጋጥም ዘሎ ሎሚ ኩሉ ኣብ ኤርትራ መዘራረቢ'ዩ ኮይኑ ዘሎ።

  • @estifanoskidane4650
    @estifanoskidane4650 5 หลายเดือนก่อน +2

    ጆሲ መቕሰን ኣበይሞ ይርደኦም ዞምደናቑር ነዞምሰባት እቲመሕሰቢ ርእሶም ከምዘይሓስብ ጌሩ እዩ ሰሪሑዎም ዚኦም ክነቕሑ ኣይክእሉን እዮም

  • @teametkesete1583
    @teametkesete1583 5 หลายเดือนก่อน

    Josi nzia keytaxwena ente semieomka kaxwwom eyom

  • @simonsxderkidane6592
    @simonsxderkidane6592 5 หลายเดือนก่อน

    ደቕኩም መዓዱ ይበሃሉ ኣለው ኽሳብ
    ምእሳር ዝበጽሑ ከማን ኣለዉ raedi atiwa alo eza rksti srat 💙💙💙💙💙🫡🫡🫡🫡

  • @muluasfaha4978
    @muluasfaha4978 5 หลายเดือนก่อน

    ኣየ ጆሲ ቡኰአ ኒበር በሃኪ ጉዶም ስለ ትፈሊት ከማካ በሊህ ሰብ ኣብ ህ ግ ድ ፍ ጽላአኦም አካ ኣጀካ ጂግና ጆሲ

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi 5 หลายเดือนก่อน

    Tomasz nayi betigerigishi meniyu airtime kigezialo yemane manikiyikia ezinudamidami koyuna..

  • @zerugebrekidan3970
    @zerugebrekidan3970 5 หลายเดือนก่อน +1

    ኩሎም ናይ ትግርኛ ዜማታት ትርጉምን መልእኽትን ኣለዎም::ናይዛ ደርፊ ዚኣ ቶንን ትርጉምን ግና ፍፁም ንበይኑ እዩ::

  • @Bana_media
    @Bana_media 5 หลายเดือนก่อน +3

    ብእውነት እዛ ኣብ ሱዑዲ ናይ ኣብራሃ ወኣፅባሃ ዘርኢ ዝኾኑ ኣለው ዝበላ
    ቅድሚ 2 ወርሒ ኣብ ዝኾነ ዓብይ እንዳ ቤት ብልዒ ምስ ዘስርሑኒ ኣቴ ቁርሲ ክንበልዕ እቲ ዘገረመኒ ብሳባ ዝተፃሓፈ ማንካ, ፋርኬታ, ዋላ ውን እቲ ጠርዼዛ እዩ ብሳባ ተፃሒፉ ስንቢደ ስእሊ ኣልዒለ ተገሪመ እንዳራኣኽዎ ዘስርሑኒ ስባት እንታይ ኮይንኪ ማዓረ ክንድዚ ተገሪምኪ ምስ በሉኒ, ኣነ ድማ እዚይ ፅሑፍ ናተይ ቋንቋ እዩ ኢለዮ, ክኣምኑኒ ስለ ዘይካኣሉ ካብ ጎጉል ናይ ሳባውያን ፅሑፍ ኣርኤዮም ንሶም ውን ተገሪሞም ምምስሳል ምስ ራኣዩ , ዳሓር እንታይ ይብል ትርጉም ምስ በሉኒ ኣይፈልጦን ዝተማሃሩ ኣብ ኣክሱም ከም ዘለው ነጊረ, ብኡ ኣቢለ ውን ቀደምት ስልጣነ ከም ዘለና እቲ ናይ ኣኽሱም ሓወልቲ ካብ ጎጉል ምሽልጥ ኣቢለ ኣርኤዮ😊, ብናይ ባዓሉ ሞባይል ኣቲዩ'ውን ነቲ ዝተረፈ ከንብቦ ኣቲዩ ይብለኩም❤
    እንተዝካኣል እቲ ስእሊ ኣብዚ መቐመጥኩልኩም ነይረ እግዚኣብሄር ይመስገን ከመይ ደስ ከም ዝበለኒ ናይ ሕጂ ስራሕተኛ ምኳነይ ዘይኮነስ ከመይ ዛኣምስሉ ጠቢባን ኣቦታት ከም ዝነበሩኒ ኣርኤዮም,
    ንሕና ውን ከም ኣቦታትና ክንከውን ኣምላክ ያሓግዘና::

  • @ብሊና
    @ብሊና 5 หลายเดือนก่อน

    ዓለም ኣበይ በጺሓ ኣላ ንሕና ከኣ ገና ብኣውራጃ ንናቆት ኣለና እንታይ ዓይነት ድንቁርና እዩ እዚ ምርዳእ ኣብዩኒ 🤦🤦 በጃኹም ነዞም ናይ ኣውራጃ ሕማም ንዘለዎም skip ጥራይ ንበሎም ።

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi 5 หลายเดือนก่อน

    Emo nefariti Ethiopia wekili birigedi nihamodu koyuna maletiyu.

  • @Esromtesfay772
    @Esromtesfay772 5 หลายเดือนก่อน

    ጀዲዳ ከዲጃ🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣

  • @Gift-b2p
    @Gift-b2p 5 หลายเดือนก่อน

    What happen with tesfom Mehari

  • @SerekeAray
    @SerekeAray 5 หลายเดือนก่อน

    ዮሴፍ ! ነባሪ ሂወት የለን ፡ነባሪ ታሪክ ግን ኣሎ ፡እዚታሪክ ግን ብእፋዊ ዘይኮነስ ክስነድ ኣለዎ ።ክስነድ ኣሎዎ ማለት ከኣ ክጸሓፍ እለዎ ። ስለዚ መጽሓፍ ጸሓፍ ። ጽሒፍካ ሕለፍ !!!

  • @ssolomongebre7706
    @ssolomongebre7706 หลายเดือนก่อน +1

    Bretawi kalsi yejmr nkid Hager ndhn NSA eya mefthi hsebla kaleh mefthi yelen fetwu xelul nkid breka nfer hji😂😂😂😂

  • @Esromtesfay772
    @Esromtesfay772 5 หลายเดือนก่อน

    አላዓ Josiiiiiii……
    ብናይ ቱሽቱሹ ፆግሪ ታንኪ ይስህብ🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣

  • @KinfeMussie
    @KinfeMussie 5 หลายเดือนก่อน

    Tigrina tiray diyu ab ertira zelo hizbi nimntay bihagerawi meninet zetitkemu

  • @terhasberhane71
    @terhasberhane71 5 หลายเดือนก่อน

    ዮሴፍ ገብሪሒወት ፓለቲካ ክተሳልጥ ንቤተሰብ ከምዘይቀሳቀሱ ክተእውጀሎም ኢካ

  • @fuzummesghinna2460
    @fuzummesghinna2460 5 หลายเดือนก่อน

    Go go no where to stop

  • @TeklemariamweleyesusTeklemaria
    @TeklemariamweleyesusTeklemaria 5 หลายเดือนก่อน

    ዮሴፍ ጆይ ሰትድዮ ከመይ ኣለካ ፅቡቅ ክትህልው ትምኒተይ እዩ።ኣብትግራይ ብጣዕሚ ቡዙሕ ተከታተሊ እዩ ዘለካ እተቅርቦም መደባት ፅቡቃት ዮም ቀፅለ ሉ ።

  • @mulubrhanbahre8716
    @mulubrhanbahre8716 5 หลายเดือนก่อน

    Kjkkkkk

  • @alganeshteklu6765
    @alganeshteklu6765 5 หลายเดือนก่อน

    ጆሲ ብጣሚ እየ ዘድንቀካ በሊሕ ብሱል ዘይ ከም ንእሽቶይ አሊፍካ ዘትረፍካ ኢካ ትመስል ዓበይቲ ብዕድመ ሙሑራት ብፍልጠት ክዛረቡ ትጽበዬም ዘይበልዎ ጆሲ ጅግና ::

  • @TenseaBerhe
    @TenseaBerhe 5 หลายเดือนก่อน

    MESAKIN SEMIEN TEGHARU MEXAWETI HADE DERBAY SHIFTA KOYNA. ESKHUM ZEKEALEKUM TEXERU ALEKHUM EZI LEMUS MENESEY KEAA TELEBMUWO TEKHONU.

  • @zemikieltesfazion4908
    @zemikieltesfazion4908 5 หลายเดือนก่อน

    Ezom denakur ezomko yigerm eyu jossi.
    Nieom yigberelom guhafat

  • @semerearaya9789
    @semerearaya9789 5 หลายเดือนก่อน

    Josie neyhimmey kkk

  • @dekirubanateare1906
    @dekirubanateare1906 5 หลายเดือนก่อน

    ሓድሽ አበባ ኤዮም ኤወ ዝብልዎ

  • @SimonJoshua321
    @SimonJoshua321 5 หลายเดือนก่อน

    Hahahaha

  • @brhanetsigehalslasetsige576
    @brhanetsigehalslasetsige576 5 หลายเดือนก่อน +1

    Kkkkk kadja xebuk alka jose

  • @YosepheYehdego-cc8zw
    @YosepheYehdego-cc8zw 5 หลายเดือนก่อน

    Very good progress 👏 but tigrina and other people of ERITREA . 9 Behar of ERITREA. Mr yosephe took politics. Not about ERITREA. Because you are not educated enough to decades about ERITREA. Thanks brother from ERITREA USA

  • @muluasfaha4978
    @muluasfaha4978 5 หลายเดือนก่อน

    ክክክክ በርነተ አንካአ ኣይ ፈለትካዮ ህ ግ ድ ፍ ከማን ኣይ ይክበልዎን ሞይታአያ ህ ግ ድ ፍ በአል በርነተ ዚድገፍታ ኔአይ ወዲ መስረአይ አዩ ነሩ

  • @Gift-b2p
    @Gift-b2p 5 หลายเดือนก่อน

    Barneta kkkkkk jedid

  • @SimonJoshua321
    @SimonJoshua321 5 หลายเดือนก่อน

    Josi 😂

  • @tsegaygebreyohanes2305
    @tsegaygebreyohanes2305 5 หลายเดือนก่อน

    Kkkkkkkkkkkkkkkk

  • @woinshetkassaye7174
    @woinshetkassaye7174 5 หลายเดือนก่อน

    ቀሪብኩም ኢኹም። ጥራይ ንኺድ።

  • @tiebeghebru2649
    @tiebeghebru2649 5 หลายเดือนก่อน +1

    መን ይብልዋ እዛ ወጭማድ ከመይ በጃ ጀይ እስቲድዮ ጋሕ በሊ ደንቆሮ

  • @mariaeritrea3650
    @mariaeritrea3650 5 หลายเดือนก่อน

    Hi, Josie. Haweye! I wanna correct you? Perente means it is in the Italian language . If you translate it into Tigrnja peir, men's like nothing , & Nente. Means like 0000, basically a big loser. Josie, Hawe'y, we need you. be careful, you know what to do. God bless you and your family.💙🙏❤🙏🙏

  • @kbromhabte981
    @kbromhabte981 5 หลายเดือนก่อน

  • @eventesfahans295
    @eventesfahans295 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤