# ምስ ሓውና ህዝቢ ኤሪትራ ደም ኣይተቃብኡና !!

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 5 ก.พ. 2025
  • #eritreanmusic #habesha #business #duet #africa #fyb #tiktok #automobile #habesh #news

ความคิดเห็น • 32

  • @alganeshhabte7432
    @alganeshhabte7432 6 วันที่ผ่านมา +5

    We anderstand what is the problem because we are the Eritrean people safer for 27 years because of weyane the only solution is to peace with Eritrea 🇪🇷 we always redy.

  • @Adha1991
    @Adha1991 7 วันที่ผ่านมา +9

    ዓባይ ኤርትራ እምበር ዓባይ ትግራይ ዝብሃል ከምዘየለ ኣይፈለጠን ምስኪናይ 🇪🇷።

  • @AT2405-d4q
    @AT2405-d4q 6 วันที่ผ่านมา +4

    መንግስቲ ኤርትራ ብገንዘቡ መሸላ እንዳሃበ ኣጽኒሕዎ። ሕጂ ግን ብጥሜት ይመውት ኣሎ። ምስክር ንማዕተብካ ክበሃል ከምዚ እዩ። ግን ከይጥፍእዋ ኣምላኽ ይሓልዋ።

  • @AdalEr-y3y
    @AdalEr-y3y 6 วันที่ผ่านมา +1

    Wake up Tegaru! The solution is Eritrea! Learn from Eritrean people
    Who have suffered at the hands of of tegaru for the last 27 years.

  • @mebrhatueyob9169
    @mebrhatueyob9169 7 วันที่ผ่านมา +6

    ህዝቢ ዛላበሳ መንግስቲ ኤርትራ በታ ዓቅሙ መሸላ ይህቦ ኢዩ ግን ንፖሎቲካ ክትሰርሑሉ ከለኹም ይጸንት ኣሎ ኢኹምትብሉ
    ነዚ ሓቂ ክትዛረብሉ ኣይትደልዩን ሰላም ክትገብሩ ምስ መንግስቲ ኤርትራ ይትረፍ ኣፍኩም እውን ኣትእክቡን ኢኹም ብፍላይ እዞም ናይ ገታቸው ደገፍቲ ስደት መንእሰይ ኤርትራዊ እውን ይስደድ ኣሎ
    ግን ረዲኤት ዓቅማ ትህቦም ኣላ ኤርትራ ዘዕግብ ዘይኮውን ይኽእል ኢዩ ከምቲ ትሕስውዎ
    ቀተሎም ጨፍለቆም ግን ሓሶት ኢዩ ኣብኡ ስድራና ስለ ዘለዉ እቲ ሕጽረት ኣጎሉጉለት ከም ዘሎ ከይሓብኡ ኢዮም ዝዛረቡ እንተ ካልእ ድሓን ኢዩ ብፍላይ ጸታ ሃንጊ የለ ንብረት ምስራቅ የለ ኣዋልድ ምዕማጽ የለ ነዚ ብስድራይ ዝረኸብኩዎ ኢዩ
    ከምዚ ሓፍተይ ዝበለቶ
    ንፖሎቲካ ክብሉ ግን ጽቡቅ ኣይዛረብቡን።

    • @AT2405-d4q
      @AT2405-d4q 6 วันที่ผ่านมา +1

      ቅንዕና ንዝደልያ ትቕንዓዮ። ሓቂ ዝደልያ ውን ምስኡ ትንበር ። ምስክር ድማ ንማዕተብካ እዩ። መሸላ ውን ረኻቢኡ እዩ ዝረኽቦ። ኤርትራ ንኽትጠምን ክትጠፍእን ዝሰረሐ ህዝቢ ትግራይ ኣይኮነን መለስ ምስ ጭፍርኡ እዩ። ስለዚ እቲ መሸላ ብምስትንዓቕ ትሪእዎ እንተኣሊኹም እኽሊ ኣይነዓቕን። ብቕንዕና እንተሪእኽሞ ግን እንተገደደ መሳገሪ ሕማቕ ግዜ ይኸውን እዩሞ ኣምላኽ ንቅኑዕ ይበል።

  • @thedawnlight3902
    @thedawnlight3902 7 วันที่ผ่านมา +10

    ውዕል ኣልጀርስ ይተግበር ጥራይ በሉ! ካልእ ምርጫ የብልኩምን ተጋሩዋኒ!

  • @RedwanSeladin
    @RedwanSeladin 6 วันที่ผ่านมา +2

    አየ ተጋሩ ደምኩም ደም ከልቢ ኮይኑ በቃ ዛላምበሳ ማዓስ ክፍለ ዘመን ናትኩም ኮይና ትፈልጥ ራማ ውን ናትና ኢዩ 44።

  • @Melesbhrane
    @Melesbhrane 7 วันที่ผ่านมา +7

    zalambesa nab Eritera eyu Acording Algers agreement

    • @aabraham69
      @aabraham69 7 วันที่ผ่านมา

      መለስ ብርሃነ፡ ዛላንበሳ ናበይ ትኹን ኣይኮነን ኣዋጊኡና። ዶብ ጸገም ኮይኑ ኣይፈልጥን።

  • @TemesghenTsegai
    @TemesghenTsegai 5 วันที่ผ่านมา +1

    Mekele belongs to eritrea 🇪🇷 😅😅😅😅😅 zeynatka mmnay eza zeleku hmak ewan ya waga nata

  • @AT2405-d4q
    @AT2405-d4q 6 วันที่ผ่านมา +2

    ዶብ ዛላምበሳ ተኸፊቱ ወያነ ህበይ ብትእዛዝ ጻቕጣን ጋብሩ ኣስራት ስየ ሃዳሚ ዓጽያቶ። ንሓዋሩ ርግጥ ክብል ኣለዎ። ኢሮፕ ትዓቢ ካብ ኤርትራራ ዶ ይበሃል ኣይነበረን?

  • @christinemabratu5053
    @christinemabratu5053 4 วันที่ผ่านมา

    አጆኩም ክወግህ እዩ🇪🇷🙏

  • @amachidanu540
    @amachidanu540 7 วันที่ผ่านมา +2

    ዓሻ ጻድቃን ናይ ትግራይ ደይኮነ ናይ ኣመሪካ ከዳማይ ኢዩ ኣስተውዕል ትግራዋይ አዚ ፖለቲካ ኣይኮነን ሓቂ ፍለጦ

  • @AT2405-d4q
    @AT2405-d4q 6 วันที่ผ่านมา +2

    ቴድሮስ እማ ኣስመራ እዩ ተማሂሩ ዓቕምኻ ጽወ።

  • @Ghgvbngcc
    @Ghgvbngcc 6 วันที่ผ่านมา

    Bhaqi Selam eu zedlyena ms gonna zkone hawuna Ethiopie wi tgraway ❤❤❤

  • @MichaelAbrham-lf9zj
    @MichaelAbrham-lf9zj 6 วันที่ผ่านมา +1

    ናይ ህዝቢ ትግራይ ሽግር ዝፍታሕ ምስ ኤርትራ ሰላም ምስ ዝገብሩ ጥራይ እዩ። እቲ ዘሕዝን ግና ኤሊት ትግራይ ነዚ ክፍታሕ ዘይደልዩ ምዃኖም እዩ።
    ሽግር ትግራይ ግና ኣብ ኤርትራ ጥራይ እዩ ዝፍታሕ።

  • @selamyemane2785
    @selamyemane2785 5 วันที่ผ่านมา

    Tegaru Eritrea tbhal kemey tatwu fleta reshat alet

  • @RedaeHdru
    @RedaeHdru 5 วันที่ผ่านมา

    Nay bihaqi kibid eyu zerebom eti fitah gin tegaru mis hizi eritrea selam gerkum kitnebru ent kielkum yihishekum kab 4ki niadi holo entekhoynu mezmurkum gin ezi hiwet ezi nimewaelkum mukhanu filtu

  • @menghisteabhaile468
    @menghisteabhaile468 5 วันที่ผ่านมา

    Beal tedros Adhanom bqat wey bslet halywom aykonun abzi zelewuwo betsihom kem tewesaki ne tsbuq nay tigray zeyhsbu bezeka teqmateqmi

  • @alexzerai
    @alexzerai 7 วันที่ผ่านมา +4

    Hizbi Badime 20 Amet kithizwo kelekum fah fah ilu neru Denaqur

  • @tekleweyni-w1r
    @tekleweyni-w1r 3 วันที่ผ่านมา

    ዓሰብ ን ኢትዮጵያ ዩ ዝግባእ ናይ ግዘ ጉዳይ ተዘይኮይኑ!

  • @yirgahayelom6628
    @yirgahayelom6628 6 วันที่ผ่านมา

    Lbi nlbi nlibi >> Libi Nilibi

  • @lion4as520
    @lion4as520 7 วันที่ผ่านมา +3

    Agame Hasadati Budapest Dobbb aykoneni neruu problems Kondafati Singapore Kitkewin yaa elkaa u 27 Years Abedbedi Neru Sahishiiti Agame rigumati zerii mergemmin

    • @በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ
      @በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ 7 วันที่ผ่านมา

      ሓማሴን ፍንፋን መውስቦ

    • @lion4as520
      @lion4as520 7 วันที่ผ่านมา

      @በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ alaaa Agame Adgii nikebduu zero zero Temeliskaa alekaa Nabi Kuntiiii anyway God bless EPLF power

  • @menemoyfelto1510
    @menemoyfelto1510 7 วันที่ผ่านมา

    Halewlew gdef seb sienkas xadqan txwie seb tewediu diu kon

  • @Assefa-jb4fq
    @Assefa-jb4fq 7 วันที่ผ่านมา

    Niskasi kide tifae nab ertirka tigray aykonka atabanda

    • @aabraham69
      @aabraham69 7 วันที่ผ่านมา

      ኣቦኻ ገብሩ ኣስራት፡ "ኤርትራውያን ከም ሲንጋፖር ክኾኑ ስለዘይፍቀድና ኢና ተዋጊእና" ኢሉካ። ስለ'ዚ ንስኻ ምስ ኤርትራውያን ዘባእስ እንታይ ኣለካ? ወያነ፡ ናይ ዶብ ኣይኮነን ሽግርና እናበሉኻ፡ ሃገረይ ተወሪራ ኢሎም ኢዮም ኣዋጊኦምኻ። ስለ'ዚ ኤርትራውያን እንታይ ክገብሩ ኔሩዎም? ህድእ ኢልካ ሕሰብ፡ ወግሐ ጸብሐ መራሕቲ ወያነ በብምዓልቱ ዘረባ እናቐየሩ የጽድፉኻ ኣለዉ። ዓገብ በል!!! ዓገብ በል ሰላም ንክሰፍን!

  • @በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ
    @በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ 7 วันที่ผ่านมา

    እዞም ኣብዚ ዝጻረፉ ዘለው ሓማሴን ዓድዋ ምኻኖም ዶ ትስሕትዎ

    • @chuchusolomon8614
      @chuchusolomon8614 5 วันที่ผ่านมา

      Beja hamasin eliw bel!! Hamto Eritrea eya zelahina!! Besabis Tegaru niana kitfelalyu!