ኣብ ህዝቢ ተሓቢእካ ጸረ ሃገር // መምህር ኣብራሃ ተክለ...

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 22 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 142

  • @tirhasdainel4906
    @tirhasdainel4906 วันที่ผ่านมา +14

    መርሓባ ኣብርሃ ሓወይ❤
    ይጥዓም ይሕሰም ወትሩ ሃገረይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @girmaykidane2808
    @girmaykidane2808 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    መርሃባ ባኣል ኣቡይ ልቦና ሓውና አብርሂላ ስላም ነኣኻ ፅቡቕ ትንተና የቐንየልና ክብር ንኣኻ 👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @osmanomer2715
    @osmanomer2715 วันที่ผ่านมา +10

    ኣብሽርካ ይባየ ። ሓየት ወድ አርትርያ።👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤

  • @ermiasnagash88
    @ermiasnagash88 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา +7

    ጸባ ስተይ አብረህ ሓወይ:: ካባና ሀሊፍካስ ንጎረባብትና ከተንቅህ ግዜካን ግዜ ስድራካን ስለዝሰዋእካ የመስግን::

  • @russomhabte9958
    @russomhabte9958 วันที่ผ่านมา +8

    ጅግና ወዲ ኤረ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ

  • @letinaabraha2856
    @letinaabraha2856 วันที่ผ่านมา +6

    ጅግና ኣብርሃም ቀጽሎ ብፍላይ ነዚ ኣማኒኤል ዝብሃል ከዳሚ ጭሕሚ ወጠጦ ብጽልኢ ኤሪትራውነት ዝተቖማጠዔ ድሑር ዶንቆሮ ንኸምኡ ዶናቑር ተጋሩ እዩ ዘዳናግር ዘሎ

  • @filimonzeray9885
    @filimonzeray9885 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ወያል ዋሒድ ጩሑሙ ኣይሒሽ ናይበሓቂ እዩ ነዉራም ብዝኾነ ወዲ ገብረ ጹቡቕ መደብ ቀጽሎ

  • @XegaAfe
    @XegaAfe 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    🇪🇷♥️🙏ኣብርሃ ሓውና🙏♥️🇪🇷
    እህም፡ ይካኣሎ ዓሻ ብኮካ ልቡ ዝተሸፈነ ሻዕብያ ሂቦሞን ፈረቓን እምበር። ሻዕብያ ማለት ህዝቢ ኢዩ፡ ህዝቢ ማለት ሻዕብያ፡ ሻዕብያን ህዝብን ፈላሊኻ ምድንጋር ቦታ የብሉን። መሪሕነትና ዘየኽብር ከነኽብሮ ይብልናን።
    መምህር ኣብርሃ ንገሮም ጥራይ ነዞም መደናገርቲ ልቦም ኣብ ኣፎም። ገርዛማት ዘይበስሉ።

  • @yewahbeamlaku3828
    @yewahbeamlaku3828 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    You are absolutely right!!! Eritrea 🇪🇷 and Eritrean 🇪🇷 people should have to be profoundly vigilant more than ever!!! Keep it up !!! Eritrea 🇪🇷 is only for Eritrean 🇪🇷 people!!!

  • @Mdavied2023
    @Mdavied2023 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Busulun rutubun eyu zerebaka God bless you brother ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @kiflmariammengteab7280
    @kiflmariammengteab7280 วันที่ผ่านมา +2

    ሰላም ሰላም ኣብራሃ ሓዉና ኣነ ዝገርመኒ እዞም ተጋሩካብ ሕልፍ ተማሃሩ ኩናት ጽቡቕ ኣይኮነን ህዝቢ ኤረትራ ህዝቢ ትግራይ ሰላም ሃብዎ መ ምህር ኣብራሃ ለባም ሰብ ኢዩ ኣማኒኤል ዝባሃል ሰብ ደንቆሮ ኢዩ ህዝባዊ ግንባር ጽቡቕ ገርካ ኣይፈለጥካዮ ምጻእ ጽቡቕ ጌርና ኣብ ሓዊ ኽንጠብሰካ ኢና ለኽባጥ❤❤❤❤❤❤

    • @hailetewolde4040
      @hailetewolde4040 วันที่ผ่านมา

      Very good and interesting explanation keep it up bravo brother Abrha

  • @Kide252
    @Kide252 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ጽቡቅ መልስን ትንተናን

  • @selamlehulu7734
    @selamlehulu7734 วันที่ผ่านมา +7

    🇪🇷💎💎💚🍀🌴🍀🌴🌿ኤረትራውነት ከብር መንነት ንዘልአለም ከአ ተከቢሩ ይነብር

  • @DawitZerai-u6w
    @DawitZerai-u6w วันที่ผ่านมา +4

    ኤርትራውነት ክብር መንነት ንዘንት እለት

  • @asmellashgherinichiel4528
    @asmellashgherinichiel4528 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Perfect💞

  • @yewahbeamlaku3828
    @yewahbeamlaku3828 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Eritrea 🇪🇷 and Eritrean 🇪🇷 people forever!!! First of all, the political elite of Tigray, should Deal with your own homework, enlighten yourself, correct your past policy miscalculation, and then after you could try to engage with Eritrea 🇪🇷 and Eritrean 🇪🇷 people!!! Eritrea 🇪🇷 and Eritrean 🇪🇷 people have already proven how far we can go to defend our sovereignty, peace, prosperity, and stability of the world !!!

  • @hdraywelday2665
    @hdraywelday2665 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    Abraha nay ❤ይ btaemi xbuk tintena❤ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @senaitabraha5603
    @senaitabraha5603 วันที่ผ่านมา +3

    Abraha haway, thank you for everything. This guy doesn't have Confidence. We are Eritrean and we will be Eritrean for ever if he likes it or not. That's why our fathers gave their life for us. ERITRAWINET KIBUR MENINET PROUD TO BE ERITREAN. ❤🎉❤🎉❤🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Helenkubrom-d2k
    @Helenkubrom-d2k วันที่ผ่านมา +3

    ኣብርሃ ሓወይ ወትሩ ናይ ልበይ ❤

  • @asmellashgherinichiel4528
    @asmellashgherinichiel4528 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ተዓወት፡ ህግ ውላድ ህዝቢ ኤርትራ ኢዩ።

  • @fisehayegeorgis271
    @fisehayegeorgis271 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    The main cause is "Self-reliance" or "self-independent"

  • @mekonengebrezgabiher5866
    @mekonengebrezgabiher5866 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ሰላም መ/ኣብርሃ ገብረ፡ብቀዳምነት ኣኦድመን ጥዕናን ይምነየልካ።
    ብምቅጻል፡ ንሃገራዊ ሰላምን ፡ህንጸትን ፡ከሰረት ብምግባር ፡ደኪመ ከይበልካ ንዘሎካ ትምህርትን ኣፍልጦን ብቅዓትን ኣብ ህዝብካን ሃገርካን እትገብሮ ዘሎካ ኣበርክቶ ከም ኤረትራዊ መንእሰይ መጠን ኣድናቆተይን ያገራዊ ሞራለይን ይገልጸልካ ፡፡
    ሰብ ታሪክ ተወኪሱን ታሪክ እናደገመ ኢዩ ህላውነት ምንባሩ ዘስተማቅሮ፡
    ንስካ ከኣ ታሪክ ኣቦታትካን መረትካን ብግቡእ እተረዲእካ ታሪክ እትደግም ዘሎካ ተረካብ ሃገር መንእሰይ ዋርሳይ ኢካ እሞ ኩርዓት ይሰማዓካ።
    ቀጽሎ ቀጽሎ፡❤

  • @HenokHiyabu-p1u
    @HenokHiyabu-p1u 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Its been a while Wedi Ghebre brother and people have been waiting.Merry Christams to you and to your family.

  • @Mdavied2023
    @Mdavied2023 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    👍💪 🇪🇷 ❤❤❤❤❤❤

  • @asmellashgherinichiel4528
    @asmellashgherinichiel4528 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ልክዕ ኣሎኻ፡ ርዱእ መልእኽቲ ኢዩ። ክንግራህ የብልናን።

  • @asmellashgherinichiel4528
    @asmellashgherinichiel4528 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ናይ ብሓቒ ቊርዲድ ክትነቅል ኢዩ ዝግባእ።💞

  • @tesfalettsegay8889
    @tesfalettsegay8889 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ኣብራሃ ንቁሕ ናይባሓቂ

  • @sawatube
    @sawatube วันที่ผ่านมา +5

    ጅግና ሐወይ በርትዕ❤❤❤❤

    • @hailuwelay4633
      @hailuwelay4633 วันที่ผ่านมา

      እዚ ይካኣሎ ቅድሚ ብጉሁድ ግዕዚይናኡ ከይይ ገለጾ ከየግሃዶ ከሎ ቅምተይናነሩ ዋና ናይወያነ ተጸባያ ዝነበረ እብ ህግደፍ ኣባልነት ኣይነበሮን እተን ስእሊ ዘርእየን ኣባል ነረ ዝብለለን ናይሓሶት እየን።

  • @RomaTermini-e1q
    @RomaTermini-e1q วันที่ผ่านมา +2

    እዋይ ኣብራሃለይ ሓወይ ሒዝካዮ ዘለኻ ጉዳይ ብጣዕሚ ከቢድ እዩ :ናይ ብሓቂ ሓያል ሰብ ኢኻ :ሕጂዉን ህዝቢ ትግራይ ናብቲ ሓቀኛን ንጹርን መፍትሒ ኣሚኑን ተቀቢሉን ብህጹጽ ስጉምቲ እንተዘይወሲዱ ንዘልኣለም ኣብዘይወጾ ዓዘቅቲ ክሽመም ምዃኑ ከስተዉዕል ኣለዎ :! ኣብ ዉሻጢኡ ሓቍፍዎም ዘሎ ጸላእቱ ከለልዮም 'ሞ ክቃወሙዎ ኣለዎም !እዚ ንግሆ ንግሆ እናመጻእካ ከተረድኦም ዓንገረር ትብሎ ዘለኻ ብኡነት ሃየንታ ኣለዎ ! ሓቂ ሒዝካ ብቅንዕናን ሓልዮትን እንዲኻ ትቀርብ ዘለኻ ንጥቅሞም ሙዃኑ ኣሚኖም ብንጹህ ልቢ እንተዘይ ተቀቢሎሞ ግደፎም ኣብርሃለይ ሓወይ : ዓንገረር ክትብል ስቶማኮኻ ክትሓምም ኣይኮንካን ተድልየና ኢኻ እዚ ሓዉና ::( ምኸሮ ምኸሮ እምቢ እንተበለ መከራ ይምከሮ )

  • @fisehayegeorgis271
    @fisehayegeorgis271 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Abraha Ghebre the main tablet is be strong and stand up for your country.
    We are saying " wrong or right always my country "

  • @henokzion800
    @henokzion800 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Viva Eritrea 🇪🇷 Viva shabia viva hezbawi genbar go go Eritrea 🇪🇷 let's make Eritrea 🇪🇷 great and Singapore we Eritrean we can do it

  • @meharigrimay6653
    @meharigrimay6653 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ኢልና ኢና ኣብርሽ ሓወይ ሓደ ዓመት ከይገበረ ኣይትእመንዎም ኢለ ተዛሪበ ኔረ

  • @yorsaliembeyene270
    @yorsaliembeyene270 วันที่ผ่านมา +2

    Haki abirha hawna hgeraw eritreaw🇪🇷💯🙌🇪🇷👏👏👏👏👏👏

  • @fisehayegeorgis271
    @fisehayegeorgis271 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Selam Selam

  • @Luliya381
    @Luliya381 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Abraha hawna🖐🫡👍🇪🇷🇪🇷💪siwatna melagexi aykonun Ethiopia eu abi geben geru ytifa Eritrea keatu no

  • @tekpaefr3628
    @tekpaefr3628 วันที่ผ่านมา +2

    ኣንበሳ ወዲ ኤሬ ከማኻ የብዝሓዮም ጂግና ደቂ ኤረ ሳብስክራይብ ላይክ ንግበረሉ ስቅ ኢልና ኣይንስማዕ

  • @DawitZerai-u6w
    @DawitZerai-u6w วันที่ผ่านมา +3

    እዚ ሰብአይ ውጹእ ጽልእን ቅንእን አብ ኤርትራውነት አለዎ ጽልእን ቅንእን ከም ዝቐትል አይፈልጥን'ዩ መስለኒ ገና ክሕመስ እዩ አማስይኡ ኻአ ከምቶም ዝሓለፉ አያታቱ ይካረጅ ወድዛ መበለት።

  • @daniel.j9062
    @daniel.j9062 วันที่ผ่านมา +3

    I saw your live chat on Solo Media, I was so proud of how you handled the entire interview .one thing that I noticed on his show was that there were so many Tegaru, and their nonsense, irrelevant comments by pretending to be Eritreans Solo Media needs to filter and block those toxic cancer people .

    • @EmbayeGrebrat
      @EmbayeGrebrat วันที่ผ่านมา

      Not fair, insulting an entire population toxic! My take is you're insincere and fake, too🙏🏼
      🤝❤🕊

    • @daniel.j9062
      @daniel.j9062 วันที่ผ่านมา

      @EmbayeGrebrat if 99.99 percent tegaru are toxic cancer and thorns to the entire horn of Africa and if you happened to be one you are in a wrong channel. ERITREA FOR ERITREANS BY ERITREANS IS ONLY FOR TRUE ERITREANS !!

    • @mitti9032
      @mitti9032 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Neskam kabtom dekalu agame hade eka👈🏽eritrea ne eritrean teray🇪🇷💪🏽🇪🇷

  • @eritree9794
    @eritree9794 วันที่ผ่านมา +2

    *🌴🇪🇷 ኤርትሪያ 🇪🇷🌴*
    *ሰብኣይ ብመልሓሱ የሓስም ሰበይቲ'ኻኣ .......! ከም'ዚ ዓይነት ዓጽሚ ዝሰብር ጸርፊ ተጻሪፉስ ሎሚ ህዝበይ ስዒሩኒ ይቅረ ይግበረለይ ክብል ክስማዕ እንከሎ ዳግም ቁስሊ ምጉዳእ አይኮነን'ዲዩ ?!*
    *🙏 ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ🙏*

  • @ahmadadam1213
    @ahmadadam1213 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    👍👍

  • @Phoebe2318
    @Phoebe2318 วันที่ผ่านมา +1

    ኣብሬሃ ሓወይ ወዮ ደኣ ደንቆሮስ ደንቆሮ ኣይበልካ ክይኑ ምበር"ድንቁርና ሸዓብያ ሃገገርን ህዝቢ ንኤርትራ ኣየድፈረን ፍልጠት ኣሚኒኤል ዙይኡዱብ መልሓስ ዘሉዎ ክልተ ጸጉሪ ዘብቆለ ግን ንትግራይ ሙሌን ሰብ ኣክፊሉዋ ኣዴታትን ኣሕዋቱን ከኣ ንውርደት ኣሕሊፋ ስለዚ ካብ ፍልጠት ኣማንኣል ድንቁርና ሸዓብያ ይበላጽ ማለት ዩ።

  • @Asmaramedianetwork
    @Asmaramedianetwork 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Banderay bi yemanka gibera hawey

  • @Phoebe2318
    @Phoebe2318 วันที่ผ่านมา +1

    Great and insightful analysis and answer to the so called Emanuel

  • @Phoebe2318
    @Phoebe2318 วันที่ผ่านมา +1

    Great and insightful analysis and answer to the so called emanuel

  • @sham-vj4yp
    @sham-vj4yp วันที่ผ่านมา +1

    Ajoka jgna Abzaha❤❤❤❤❤❤❤

  • @yonatanhaile4121
    @yonatanhaile4121 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Selem abrha selam n ertrea

  • @brktiabraha2643
    @brktiabraha2643 วันที่ผ่านมา +1

    Hi abraha our brather gegna
    U

  • @daaloni6229
    @daaloni6229 วันที่ผ่านมา +2

    Thank u ma brother❤❤😊😊😊❤❤😊😊

  • @fisehayegeorgis271
    @fisehayegeorgis271 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Wrong or right always my country.

  • @jemanejemane91
    @jemanejemane91 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    በሎም ከርፍዞም አብራሂሞ ሓቂ ረጊጽካ ነዞም ለቆምጽ ናይውሽጢ ይኮኑ ናይ ደገ ❤ u .

  • @haileassefaw3107
    @haileassefaw3107 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Amanuel: Eveybody is fed up of your nonesense.

  • @tesfaigerezgher1720
    @tesfaigerezgher1720 วันที่ผ่านมา +2

    ኤርትራውነት ክቡር መንነት ኢዩ። ንስኻትኩም ኢትዮጵያውያን ንሕና ኤርትራውያን ዘራኽብ የብልናን ካብ ጉርብትና ሓሊፍና። ኣብ ጉርብትና እውንምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ድኣ እምበር ምስ ሓንቲ ክልል ዘዛርብ የብልናን። ንሕና ህገር ኢና ትግራይ ክልል፡ ቦታኹም ፍለጡ።

  • @EmbayeGrebrat
    @EmbayeGrebrat วันที่ผ่านมา +1

    ዕስለ!
    ሓየት ዋርሳይ ኣብርሃ ወለድ ሳዋ፡ ንጋንታ ዕስለ የዕርዩ ገጢምዋ ኣሎ! ሓደሰብ ውን ብዓል ፍላስፋ ዮሴፍ ምቅንጃው ገድልን፡ ሓንቲ ኢትዮጲያ ፕሮፌሰር በረከትን፡ ድሮ ውን ምስ ክብርቲ ወይዘሮ ጥረስጋ ዝተደመረ፡ ኣባትነብሶም ምካኖም ጠቂሱ፡ ብካልእ ኣዘራርባ ከምብዓል ይከኣሎ ፋፋ፡ ኣጋር ሰራዊቶም ኢዮም ማለትዩ ይሕዋት🙏🏼
    ዓወት ንሓፋሽ! 🤝🇪🇷❤🐪💐🌍🕊💡

  • @mebrahtukahsay6569
    @mebrahtukahsay6569 วันที่ผ่านมา +1

    Bravo abraha artirawi kay temahre muhur men u nezi poletika nay alem zirbho zelo xubuq geru ziterede u tegaru bsenki natukum hasab zey mhlaw ekum ab wat hawus angergirukum gena nalem aytifeltuwan zelekum kisab hji rebha nay hayalat hagerat ab msisay alekum aritirawunet tetenkifkum ab dege zelena wun kinmles kinketit mkana filetu nen do poletika nay etopya naytel zilkakum keman teredina alo

  • @MulugetaMulugeta-do6ee
    @MulugetaMulugeta-do6ee วันที่ผ่านมา +1

    GEREM. MADEB. KETSULO. BARTE🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @tsigetekle8512
    @tsigetekle8512 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤ Thank gebre hawina

  • @tesfuniguse1337
    @tesfuniguse1337 วันที่ผ่านมา +1

    Jigna Abraha, zerebaka hudu'e & hawihawi ychenu. Keep it up.

  • @aidaabraham6347
    @aidaabraham6347 วันที่ผ่านมา +6

    🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ruthg.457
    @ruthg.457 วันที่ผ่านมา +1

    Thank you Ab!!! 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾🙏🏾🙏🏾

  • @DawitZerai-u6w
    @DawitZerai-u6w วันที่ผ่านมา +3

    እዚ አባ ጫሕማ አብ ኤርትራውነት ዘለዎ ዕዉር ጽልኢ መወዳድርቲ የብሉን ከምቶም ዝሓለፉ ምስ ጽልኡ ክሓልፍ'ዩ እምበር ዘምጽኦ ለውጢ የለን ።

  • @hadguasmrom5210
    @hadguasmrom5210 วันที่ผ่านมา +1

    Selam abreha.❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @godislove7204
    @godislove7204 วันที่ผ่านมา +1

    Welcome Back teacher Abraha🙋🏽‍♀️

  • @briktigebreab4960
    @briktigebreab4960 วันที่ผ่านมา +1

    Selam selam wedi Erey 🎉❤❤❤🎉🎉🎉

  • @mehariemehazion9718
    @mehariemehazion9718 วันที่ผ่านมา +1

    Bravo abraha gebre ❤❤❤

  • @Vip38-r4w
    @Vip38-r4w 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Abreha God bless you

  • @leialileialiwelid1367
    @leialileialiwelid1367 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    GBU ❤❤❤❤ jigna❤❤

  • @sobr1677
    @sobr1677 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤ኣብርሃ ክንዲ ሽሕ ነዚ ጨጋር ኣማንኤል ጽቡቕ ጌርካ መሊስካሉ ህዝቢ ትግራይ ንቓሕ

  • @Wedi_eri1962
    @Wedi_eri1962 วันที่ผ่านมา +2

    ኣናፍራ #ቆቛሕ ዘይፈልጥስ”ያ “ ኣይሃዳናይን ከም ዝባሃል ከም ባዓል ይካኣሎ ናብ ዚ ሃገራዊ ደምበ ክመጹ ከለዉ ነቶም ልቢ ዘይ ቆጸሩ መተባባዕቲ ክኮኑና እንተዘይ ኮይኑ ምስ ግዜ ወለዶ ኤርትራ ምሕረት ከምዘይ ህቦም ክንግንዘብ ይግባእ ስለዚ እቲ ታሪኾም ስኑድ ኢዩ ኣብ ምዕቃብ ዘይምሕማቕ ግን ካኣ ዘይምድሃል ነቶም ዝስዕቡ ንዘይምዕንቃጽ ዝብል ሪኢቶ ኢዩ ዘለኒ ብዝኾነ ንፉዕ ሰንድ ሓው ኣብርሃ ቀጽሎ

  • @yohannesafewerki8022
    @yohannesafewerki8022 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤ ayewe

  • @eritreafirst7329
    @eritreafirst7329 วันที่ผ่านมา +1

    Admen tanann yhabka abrha hawna kexil 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷

  • @natulove5882
    @natulove5882 วันที่ผ่านมา +1

    Merhaba ayana enqae selam mexaka ❤

  • @sham-vj4yp
    @sham-vj4yp วันที่ผ่านมา +1

    Baraha Ajoka ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Selam-Selam-j7l
    @Selam-Selam-j7l วันที่ผ่านมา +1

    Xbuk asetweelkalom aloka Abrha hayet, biflay wedi Taba & wedi kiflay zigebrwo zelewu mstom bdhirt ajokum zbliwom delewu kulu teredina alo nabey kibexhu kemzideleyu

  • @filimonzeray9885
    @filimonzeray9885 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    🇪🇷👈🇪🇷🇪🇷❤❤👈🇪🇷👍

  • @giziawiselamwdiadiwa5288
    @giziawiselamwdiadiwa5288 วันที่ผ่านมา +1

    Ata abreha agame tik tebelu kem matxid eyu ; : 44 ketxilo wedi ereyyyyÿyy ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @tsehaineshberhane6279
    @tsehaineshberhane6279 วันที่ผ่านมา +2

    ❤እቲ ይካአሎ ዝባሃል ትግራዋይ እዩ ሃጫሉ ሁንዴሳ ዝመተሉ አሰይ እንቃዕ ሞተ አነ ኤርትራዊየ እናበለ ምስ ሳዕሳዔ ኢትዮጵያውያን ተቆጢዖም ምስ ከሰስዎ ንነዊሕ ግዜ ጠፊኡ ታሐቢኡ ፡ዳሐር ምስተጻረየ ወዲ ሰራየ ኮምዝኮነ አብ ኢሳያስ አፈወርቂ ትምህርትቤት ከምዝተማህረ ዘየለ ጽንጽዋይ እዩ እቲ ኢዱ ዝሃበሉ ኦርኒክ

  • @munabryan16
    @munabryan16 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🙏

  • @yohanesgebretnsae2571
    @yohanesgebretnsae2571 วันที่ผ่านมา +1

    Merhaba Abrha ❤❤

  • @lahmet5360
    @lahmet5360 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ክቡር ኣብራሃ ገብረ። ታሪኽ ብተዓወቲ ይጻሓፍ ይባሃል ሓቂ ብሓቂ። ኣብዚ ርእይቶይ ከቕርበልካ፥ 1. ግን ህዝቢ ኤርትራ ክትፈልጦ ኣለካ። 85% ካብ ህዝቢ ኤርትራ ትግርኛን ትግራይትን እዩ። ዝለዚ ክልቲኡ ካብ ግእዝን ሳባውን እዩ ልክዕ ከም ህዝቢ ትግራይ። ትርራይት ቋንቋ ዝያዳ ንግእዝ ይቐርቦ። እዚ ኣስተውዕሊ። እቶም 7 ብሔራት ኤርትራ ኩሉም ተኣኪቦም ካብ 15% ኣይሓልፉን እዮም።
    ኣብዚ ታሪኽ እንዳጠቐስካ ትምድር ኣለኻ። ንሱ ጸገም የብሉን በቲ ዓቕምኻ መጠን ስለ ዝኾነ። ግን ውድዓዊ ናይ ታሪኽ መጽሓፍ ኣዝዩ ብዙሕ ጊዜን ጻዕርን ዝሓትት እዩ። ጊዜ እውን ይሓትት። ብስምዒት ብዝተዓብለለን ሓበጀረዋይ እውን ኽኸውን የብሉን። ንኣብነት፣ ንዝተሰነዔ ናይ ህግደፍ ተሓዳሲ ታሪኽ (Revisionstic and customized or framed) ተዛርሪበ ምባል ነዊሕ ከኽይድ ስለ ዘይክእል፣ ጥንቃቐ ይጠልብ። እዞም ሓደሓደ ትጉሃት ኤርትራውያን መጽሓፍ ምጽሓፎምን ክጽሕፉ ምፍታኖምን ድማ ምስጋና ዝግበኦም እዩ። ግን ንዝተገብረ ብእኹል መዳያዊ መረዳኣታን ምንጋር እምበር ንዝትግበር ምፍጣር ኣይኮነነ እቲ ዝድለ። እዞም ንጉዓት ኤርትራውያን ኣብዚ ተማእዚኖም ጽሒፎምን ብቀጻሊ ይጽሕፉ ከም ዘለው ተስፋይን ትምኒተይን ልዑል እዩ።እቲ ዝድለ ድማ ናይ ሕሉፍ ታሪኽ መወከሲታት ካብ ዘዘለውዎ ጉድጓድ ከብሕን (ኣፋኣዊ ኮነ ዝተደብተረን) ከይሰልከኻ ረኺብካ ምንባብን ሓቲትካን ምእካብን ናይ ግድን እዩ። እዚ ማለት ድማ በቲ ዝድለ መቓንን ብጥንቃቐን ክምርመሩ ይግባእ። እቶም ንመወከሲ ተባሂሎም ዝምረጹ መጻሕፍቲ ኮኑ ካልእ ምንጭታትን ጥብቆታትን ኣፍኣዊ መግለጺታትን ጌጋታት ክበዝሕዎም ኣይግባእን። ንእብነት ብዛዕባ ታሪኽ ኤርትራ ከባቢኡን ክጸሓፍ ከሎ ከም ናይ መደገፍታ (Framed and revised) ስኑዕ ወይድማ ክሉስ ታሪኽ ከም ሓደ ካብ ቀንዲ መወከሲታት ጌርካ ምጥቃም ማለት ብዙሕ ናይ ታሪኽ ምፍላስ ከምጻኣልካ ይኽእል እዩ። ከምኡውን ካልኦት ብዙሓት። በጃኻ እቲ ምጽራፍ ግደፎ። ኣብ ዝሓልፍ ጊዜ ዘይሓልፍ ሕማቕ ዘረባ ኣይትዛረብ። ብዙሕ ከተንብብ ኣለካ። ኣስተውዒልካ ተዛረብ። ስለ ኤርትራ ምጥባቕካን ምግዳስካን ጽቡቕ ግን ነቲ ማሕበራዊን ናይ ዲሞግራፊካዊ ህንደሳ ዝገብረልካ ዘሎ ግን ምጥባቕካ ኣይግድን። እቲ እትምካሓሉ 20 ወለዶ እትቖጽረሉ መበቆልካ ዝኾነ ዓድታትን ንኡስ ዞባታት ካብ ምዕባለ ተሓሪሙ ኮነ ኢልካ NO MAN’S LAND BY DESGIN ኮይኑ ዘሎ ያታኻን፣ ክብርታትካን ዓድታትካን ነበር ኮይኑ ከምዘሎ ምዝኽኻርካ ኣይጽላእን። ከጸጋዕካን ዘይደሊን ናይ ምድሪ ቤትን ውሻጠን እንዳብለ ስደተኛ ጌሩካ ዘሎ ስርዓት ድማ ብማይ ክሮስኮብ ጌርካ እንተራኣኻዮ ጽቡቕ እዩ። የቐንየለይ።

  • @simongrmay9975
    @simongrmay9975 วันที่ผ่านมา +1

    እዚ ኣማኑኤል ድዩ ገለ ዝብልዎ ብጣዕሚ ደንቆሮ ጸቢብ ኣተሓሳስባ እዩ ጽባሕ ንግሆ ኳሕ ኢላ ኣብታ ሓዊ ዘይርከብ ሓዊ ክኣጉድ ከይደቀሰ ይሓድር

  • @bestoff6144
    @bestoff6144 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤

  • @SaraDubai-v4x
    @SaraDubai-v4x 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍❤️❤️

  • @AlmazTeweldmedhn
    @AlmazTeweldmedhn วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @GebrehiwetOkbamichael
    @GebrehiwetOkbamichael วันที่ผ่านมา +1

    ካብ ቀዳማይ ዳሕራዩ ይገድድ ። ገበን ኣብ ርእሲ ገበን ይብሃል እዚ ። ከመይ ዓይነት ርእሲ ዩ ዘለዎ ወደይ ። እሞክኣ ኣብዚ ጊዜ

  • @YemaneGebremariam-b9s
    @YemaneGebremariam-b9s ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Abrahimo 100% kemakassss men emo yhlu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @brhanetesfamariam6682
    @brhanetesfamariam6682 วันที่ผ่านมา +2

    ኩብር ሓው ንኣበርኩቶካ ኢንድነኩ
    ኣብ ቃልሲ ህዝቢ አርትራ ን ኣበርክቶ ጀብሃ ኣይትሰርዞ ህዝባዊ ግንባር መቀጸልታ ጀብሃ ኢዩ

    • @abrahaghebrehiwet
      @abrahaghebrehiwet  วันที่ผ่านมา +1

      መቐጸልታ ዘይኮነስ መኣረምታ እዩ ክቡር ሓው

    • @MohammedJabi-j9d
      @MohammedJabi-j9d 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Meqetselata eblena tay eyu aberkitu jebha ​@@abrahaghebrehiwet

  • @ezgiamentekliya9032
    @ezgiamentekliya9032 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    👍🏽💯🐪❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️

  • @AttaOmer
    @AttaOmer 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Asha good

  • @fekaduefrem3656
    @fekaduefrem3656 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏

  • @bbnaam9220
    @bbnaam9220 วันที่ผ่านมา +2

    ERIYREAWINET NANA IYU ZMLKET GELIAOM BYNKUM AYTSLTUNN IKU YBLU MSAOM MTBAQK FEXIMU AYEWAXANAN IYU AB RIXOM ABAY TGRAY IYU

  • @saraasefaw3459
    @saraasefaw3459 วันที่ผ่านมา +1

    ጸቡቅ መረዳእታ ኢዩ ሓውና ኣብርሃ ተተረዲእዎምስ

  • @Ipraypeace
    @Ipraypeace วันที่ผ่านมา +1

    @ኣብርሃ ገብረ!
    እቲ ዘፈትዎ ባህርያትካ! ካብ ኣቀማምጣ ቃላትካን ሓሳባትካን ንላዕሊ፡ ንደቂ ምድሪ-ቤትና ኮነ ንደቂ ጎዶቦና፡ ኣናብባኻ ብጣዕሚ'ዩ ዝሰማምዓኒ።
    ምስላ ኣደይ ገይረ ክንእደካ" ጎራሕ ኣኮንኩን፡ ፈላጢት ጎርሓት እየ" ትብል ነይራ ኣደይ።
    ተጋሩ ልቦም ትኽ ከየበልዋ። ዋላ ሰልጣን ኣዲስ ኣበባ እንተ ዝደግምዎ ኣይጠቕሞም፡ ዋላ ናይ ዓለም ሰበስልጣን እንተ ኾኑ ኣይጠውሞን እዩ። ጠዋያት ምኾኖም ፈልጦ ትኽ ክብሉ ኣለዎም።
    ኣክንዲ ዝዕረዩ ( ዝንስሑ ) ብተንኮል ጀሚሮም በቲ ብተንኮል ይቕጽሉ።
    " ህዳማ ንቕድሚት" ጥቕሲ ፕረሲደንት ኢሰያስ ኣፈዊርቂ።

  • @berihunuguse3613
    @berihunuguse3613 วันที่ผ่านมา +1

    ❤🇪🇷💪👌🇪🇷💪

  • @heywotsiyoum5016
    @heywotsiyoum5016 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Merhaba qubure hawen abereha🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪

  • @habtemariamdebesay2559
    @habtemariamdebesay2559 วันที่ผ่านมา +1

    Nice ❤️

  • @edenmoments9931
    @edenmoments9931 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Hi ztezarebo du ezi mushmush wela nay kedem u bejakum kdmi mtiasu entekoynu zhalefe nfas ywsedo. Deki erey eta ab mejemerta zela music 🎶 ba xehafuly newih koynu sieneya

  • @TeklitGoytom-g7x
    @TeklitGoytom-g7x 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷

  • @EmbaSoira81
    @EmbaSoira81 วันที่ผ่านมา +1

    🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪

  • @DawitZerai-u6w
    @DawitZerai-u6w วันที่ผ่านมา +2

    አብ ሚድያ ቀሪብካ ተጋግየ ምባል ትርጉም የብሉን ኤርትራ አብ ኩሉ ሃገራት ኤምባሲታት አለዋ ናብቲ ዝምልከቶ ኼድካ እቲ ዘድሊ ቀጥዒ ተማልእ እቲ ውሳኔ ኻአ ነቲ ዝምልከቶ አካል ይግደፍ ።

  • @yorusalemestifano6697
    @yorusalemestifano6697 วันที่ผ่านมา +1

    🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉😂aqora