#ሰበር

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 16 ก.ย. 2024
  • Today: August 8,2024
    Welcome to Daamat Show.
    This is the Official TH-cam Channel of Daamat Show. Daamat Show aims to provide different political analyses and technologies, the experiences of best entrepreneurs, the background of famous athletes, the history of Tigray.
    #Adwa #tigray #ethiopia #debretsion #getachew #abiyahmed #abiy #isayasafeworki #isayas #music #general #tsadkan #generaltsadkan #birhanujula #fano #Amhara #idf #redsea #ethiopianairlines #ethiopianairline #alulaabanegaairline #Tigray #AU #african #union #blinken #usa #keriya #keriyaebrahim #keriyaibrahim #victory #Adwa #addisababa #abiyahmed #tsadkan
    #ሰራዊት_ትግራይ #ጌታቸውረዳ #ዶክተር_ደብረፅዮን #ሑመራ
    #ጌታቸው #ደብረፅዮን #ሑመራ #ፀለምቲ #ፖለቲካ #ኣምሓራ #ፋኖ #ህግደፍ #eritreanews #tigraynews #ትግራይ #EriTVEritreaOfficial #ኤርትራ #ኢሮብ #ኢሳይያስ #ህወሓት #ብልፅግና #ምድማር #tdf #ወልቃይት #ፀገደ

ความคิดเห็น • 71

  • @freweynigslassie2039
    @freweynigslassie2039 หลายเดือนก่อน +2

    መሳርሒ ፀላእቲ ምዃንኹም የሕዝን ረዳኢ

  • @EphiremAmbay
    @EphiremAmbay หลายเดือนก่อน

    ብጣእሚ፡ብሱል፡ዘረባ፡ያቀንየልና፡

  • @rona7755
    @rona7755 หลายเดือนก่อน +2

    ህውሓት ኣይትፈርስን ከፍርስዋ ውዲት ዝኣልሙ ግን ይፈርሱን ይፎኽሱን።ታሪኽ ህዋሓት ዘርእየና ድማ ንሱ እዩ።

  • @girmaualemu307
    @girmaualemu307 27 วันที่ผ่านมา

    good progress

  • @user-rl7pp6ij2i
    @user-rl7pp6ij2i หลายเดือนก่อน +1

    ህፃናት ትግራይ ዘይምጥኑ መሊኦም

  • @AsdfghZxcv-jl8vk
    @AsdfghZxcv-jl8vk หลายเดือนก่อน +1

    ስጉምቲ ምውሳዱ ዝደነቅ እዩ ላዕሎወት ለይፀረዩ ላብ ታሕቲ ዘይኸውን እዩ ስርቂ እናሰረቁ ህዝቢ ካብ ፀገም ምውፃእ ከሊአምዎ

  • @berhanedebes5577
    @berhanedebes5577 หลายเดือนก่อน +1

    gieche buravo ,keepup

  • @TigestLemlem
    @TigestLemlem หลายเดือนก่อน +1

    Againist All Odds: Carried by the bravest people in human history, the TPLF marching forward.

  • @fisshadesta
    @fisshadesta หลายเดือนก่อน +1

    ለያቡን ብሕጊ ቅጥቑ ምግባርን ዕድሚኦም ንጡሮታ ዝኣኸሉ ምስንባቶም ትኽክል ኢዩ።

  • @mashogher
    @mashogher หลายเดือนก่อน +2

    ረዳኢ ሓለፎም ባንዳነት ዝበሃል ሓደገኛ ሕማም ሓንጎሉ ስለ ዘጥቀዐ እቲ ሕማም ተማሓላላፊ ክኸው ስለ ዝኽእል ብፅኑዕ ክትትል ክሕከም ኣለዎ ።

  • @GebrekidanTeklemichael-kb5cg
    @GebrekidanTeklemichael-kb5cg หลายเดือนก่อน +1

    Meshrefet

  • @HTT6892
    @HTT6892 หลายเดือนก่อน +1

    ዓለምለኸ መራሕቲ ዓድታትን ውድባትን አብ አሜሪካ : ኢራን : ራሻ : እስራኤል : ደቡብ አፍሪካ ህንዲ ፍልስጤም ሓያላት ውድባት ከም ሃማስን ሂዝቦላሕን ወዘተ ኩሎም ብዝሰየቡ ብዓበይቲ (ኩሎም ዕደኦም ልዕሊ 60 እዪ ) ዝምርሑ።

  • @kahsayabrhak754
    @kahsayabrhak754 หลายเดือนก่อน +2

    ሓሳዊ መናቖቲ ረዳኢ ህወሓት ፈሪሱ ኣይበለን:: ከምዚአንዝበላ ዩቱባት ክዕፀዋ ኣለወን!
    ሼር ንምርካብ ኢልካ ዝግበር ብዕራይ ወለደ ሓሶት ይወገዝ::

  • @TsegayAlemu-i3f
    @TsegayAlemu-i3f หลายเดือนก่อน +1

    ህወሐት ፈሪሱ ዝበለ የለን ክፈርሱ ዝግባእ እቲኦም ግዕዙያት አመራርሓ እዮም።

  • @DhhgvbbFhytcbhhhfc
    @DhhgvbbFhytcbhhhfc หลายเดือนก่อน

    ረዳኢ ሓለፎም V,good

  • @halefomkahassaye7401
    @halefomkahassaye7401 หลายเดือนก่อน

    ርእሰካ ይፍረስ

  • @kunama1170
    @kunama1170 หลายเดือนก่อน +1

    ረዳኢ ሓለፎም ድሕሪ ኣምበጣ ፀረ ህዝቢ ትግራይ እዩ ኣብቲ በረካ እታይ ይገብር ኔሩ እውን ኣየፍለጥን ።

  • @AlmeX-j1e
    @AlmeX-j1e หลายเดือนก่อน

    ይፍረስ

  • @TigrayEthiopia
    @TigrayEthiopia หลายเดือนก่อน

    please be clear your sound

  • @TigrayEthiopia
    @TigrayEthiopia หลายเดือนก่อน

    እዞም ብጥሮታ ሐዚ ዝወፁ ዘለዉ እስርቤት ክዉሰከሎም አለዎ.

  • @NardosHaileslase
    @NardosHaileslase หลายเดือนก่อน +1

    ህወሓት PLC ናይ ኣለም ገ/ዋህድ ወይውን ናይ ጌታቸው ረዳ ኣይኮነትን።

  • @teklutesfay3073
    @teklutesfay3073 หลายเดือนก่อน

    ሓዱሽ ካሕሱ እዩ ዝበሃል

  • @NegashTesfay
    @NegashTesfay หลายเดือนก่อน

    ሓቂ ብውሸጢበር በሚድያ ኣኮነን

  • @yirgahayelom6628
    @yirgahayelom6628 หลายเดือนก่อน

    ግምት ስጉምቱ ኣጠናኺሩ ይቐፅለሉ!

  • @asgedomtekie1738
    @asgedomtekie1738 หลายเดือนก่อน +4

    ብሓደ ውልቀ ሰብ ዝፈርስ ውድብ እንተኮይኑ እሞ ውድብ ኣይነበረን 50 ዓመት ኣብ ጥራይ ጎልጎል'ዩ ህዝቢ ትግራይ ክኮልል ፀኒሑ ምባል እሸኩም እይተ ምርኡይ😢😢😢

  • @GeberMekonon
    @GeberMekonon หลายเดือนก่อน +1

    ርእሱ ይፈረስ ንሱ ይፈርስ እምበር ሕወሓት ሰብ ኣሎዎ ኣይፈርስን ሕወሓት ብጓሓሉትኣይፈርስን

    • @AbebaGebretsadik
      @AbebaGebretsadik หลายเดือนก่อน

      ዋይ የበለይኮ ሓሽው የኡ ልትርባዕሎ ዚ ድኣማት ሚድያ።

  • @HiwotGebreegziabher
    @HiwotGebreegziabher หลายเดือนก่อน +1

    ሕወሓት ንስኻ በይንኻ አይኮንካን ሕወሓት ናይ ህዝቢ ትግራይ ንብረት አያ

  • @HaileGuesh-zn1ke
    @HaileGuesh-zn1ke หลายเดือนก่อน

    Ata resah hasawi lmat gujle ewn ktmerh aytkeln gaega melat maaor hbey

  • @luwamgessese8462
    @luwamgessese8462 หลายเดือนก่อน

    ጀበና ራስ በሎ ፈሪሱ ይበል

  • @LisanewerkGkidan
    @LisanewerkGkidan หลายเดือนก่อน

    ለያቡማ ይውረዱ ብሕጊ ይተሐተቱ ዝብኢ ወዲዝብኢ ዝበልዖ ስኢኑ ይነቒ

  • @GebrekidanTeklemichael-kb5cg
    @GebrekidanTeklemichael-kb5cg หลายเดือนก่อน

    Ayte Redae Halefom Midimar is working hard to destabilize and destroy TPLF, the only people's party in Tigrai and Tegaru

  • @TigestLemlem
    @TigestLemlem หลายเดือนก่อน

    Tell Redae Halefom, if TPLF a PLC get out and join fascist Prosperity Party.

  • @AlmeX-j1e
    @AlmeX-j1e หลายเดือนก่อน

    ሀሳዊ

  • @NardosHaileslase
    @NardosHaileslase หลายเดือนก่อน

    ከባቢያውነት ሕማም ህወሓት እምበር ሎሚ ዝመፀ ናይ ግምት ሕማም ጌርካ ምውሳድ ካልእ ተወሳኺ ሕማም እዩድ

  • @bezahigus6043
    @bezahigus6043 หลายเดือนก่อน

    አነ እዃ ረዳኢ ሓለፎም ሓቀኛ መራሒ ከምዘይኮነ አብ ናይ ሕወሓት 35 ዓመት እንትኽበር አትሒዘ ዝተረዳእኹዎ እዬ

  • @Danidanicho3411
    @Danidanicho3411 หลายเดือนก่อน

    መንእሰይ ተሓሽካሪ እዩ

  • @HTT6892
    @HTT6892 หลายเดือนก่อน +2

    ምስ ኣብይ ተጣቢቖምስ ጉባኤ አይገበር በሃልቲ። ዘእምን ሓሳብ ተሰኣነ ''ራያ ስለዝኾና ምስማዕ አቢዮምና'' ኢሉ። ብድምጺ ተሳዒሮም ማለት እዩ።

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 หลายเดือนก่อน

    እዉን ንሱ ኪወርድ አለዎ ወይከአ ናብ አንበጣ ምሂሊዉ ይተአለ እንበር ሂዚ ወዱ መን እዩ አዲን አዲን እናፈላለየ ዘሪኢ ዘባልእ ዘሎረዳኢ ሐለፎም

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 หลายเดือนก่อน

    ዳማት ሾ እዉን ንሲከ ከም ረዳኢ ሐለፍም አይተባዚሂ ወጊድ

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 หลายเดือนก่อน

    ካብ አደገኛም ሐደገኛ መንገዲ

  • @mehari1315
    @mehari1315 หลายเดือนก่อน

    እልፊ ኣረግቶት ይኣኽሎም ኣብ ወንበር ድዮም ክሞቱ

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 หลายเดือนก่อน +2

    ረዳኢ ሐለፎም ከሐዲ ትግራይ ናይ ዉልቀ በሳት ይገብራ አሎ እናተገጀሉ እናበለ ዘይመንገዲ ተጋሩ እዩ ሐሳዊ ሰብ

  • @hakieye5649
    @hakieye5649 หลายเดือนก่อน +1

    Yes, Getachew needs more action

  • @Wedizom123
    @Wedizom123 หลายเดือนก่อน

    ውድብ ውድብ ሰብ ዝበልዕ ውድብ እንታይ ክገብረልና እዩ

  • @iamfree347
    @iamfree347 หลายเดือนก่อน

    እቲ ናይ ሕዋሐት ድሌት እንታዪ ፈጠርቲ ሕዋሐት አንሕና ኢናሞ ምሳና ትቅበር አለዋ ድዩ ሐሳብኩም ትግራይ ንሐዲሽ ትውልዲ ተጋሩ አረክብኩም ብኽብሪ ናብ ጥሮታኹም ተትሰናበትኩም ይሔይሽ ያአኽለኩም ህዝቢ ትግራይ ብሹም ሕዋሐት ድበፅዖ ግፍዒ ያአኽሎ

  • @HTT6892
    @HTT6892 หลายเดือนก่อน

    ጎይታይ ረዳኢ ናይ ቤት ጽሕፈት ወይ ናይ ሓደ ሰብ ጸገም እንተ ኾይኑ ናብ ጉባኤ ዘይኸይድ?

  • @AksumawianTRUTHPOWER
    @AksumawianTRUTHPOWER หลายเดือนก่อน

    ዘርዑሠናይ ዝቦ ዘሎ "መፍትሒ" ዝጎደሎ እዩ። መፍትሒ ጠፊዕዎ እውን ኣይኮነን። ኹላህና ናይ TDF ንፈልጥ። እዙይ ኢልካ ዘረባ ስኽኢሉ ኽይብሃል ጎባጎቦ ይኸይድ አሎ። ንምንታይ?
    1. ኽይድካ ምስ መራሕቲ እንዳትሓቋቀፍካን እንዳሰተኻን ሓቂ ምዝራብ የስክፈካ እዩ
    2. ምንጻፍ አንጺፎም ንተቀበሉኻ ምራሕቲ ኽተቅይም ዘይምድላይ እዩ
    3. ንናይ ቅድሚት ናይ ባዕልኻ ጥቅሚ ዘሽንፍ ኣይፍለጥን ኢልካ ሞንጎኛ መንገዲ ሒዝካ ናይ ምኽያድ በለጸኛ ምዃን እዩ
    4. ዛንታ TDF ሕዝቢ ድሰርሖ ቅያ እዩ። ነጋሪውን አየዳልየናን። ሰብኣይ ተኾይኑ ቀጥተኛ መፍትሕ ሒዙ ይቅረብ!
    ኣብ መፍትሒ ኽንሕግዞ ተደልዩ ተቀበል፡
    1. ህወሓት ን50 ዓመታት ብሥልጣን ስለዝባዕለገት
    2.. አብ ዘየዳሊ ኹይናት ህዝብና እንዳእተወት ስለተጽንት
    3. ብሔራዊ ቃልሲ ሕዝቢ ትግራይ ጠሊማ ንውልቀ ሥልጣን ኣግፊሓ ኽችገዝእ ኽትብል ኣብ ኢትዮጵያ ስኣን ኽእለታ ጣንያ መንዕስይን ሕዝብን ስለዘጣነየት
    4. ናዕቢ ሕዝቢ ፈርሃ ጎያ ናብ መቀለ ብምህዳም
    5. መድፍኣን ታንካን ጦር አውርፕላናን ንጸላኢ ገዲፋ ኸም ሸርሙጣ ብሙኽብላላ
    6. ናብ ትግራይ ኽተዕቁብ መጺኣ ፍከራ አብዚሓ ጸላእቲ ብምስሓባ
    7. ንኤርትራ ነፃ ኣውጺኣ ንትግራይን ኦርማያን ርዕስ ውሣነ ሕዝቢ ብምኽላኣን ብምጭፍላቃን
    8. ቅድሚ ኹይናት ጽንተት እን ሥዩምን ዓባይን መንእሰይ አሠልጢና ንጽናሕ እንተበሉዎ ንደብርፅዮን፣ እምቢ ኢሉ ናብ ጽንተት ስለዝኣተና
    9. TDF ካብ ባይታ ተላኣሉ ንዘምጽኦ ዐወት ስኣን ውሕሉል ውሳነ ዝህብ መሪሕነት ደ/ፅዮን ምእራባውያንን ዓእራብን ኤርትራን ቱርክን ቻይናን ኢራንን እስራኤልን ወዘተ ገይሩ ተወቂዕናስ
    10. ድሕሪ PRETORIA ስምምዕ ደ/ጽዮን ኣብሥልጣን ንኽጸንሕ ጉጅለ ጠጠው ኣቢሉ ንብኣርሱ አምሪጹ ተነጺጉስ
    11. ማዕኸላይ ኮሚቲ ወይን ታብ መሪሕነት ተውረድዎ ብጥቅሚ ጀነራላት ገዚኡ ኣይወርድን ኢሉስ
    12. ሕዚ ድማ ጌታቸው ንምግምጣል ውድብኩም ፈረሰት፣ ፒፒ ወሰዳ፣ እዙይ ዶ አበይዶ ዝብል ዘሎ ደ/ፅዮን ምርዳእ የዳል ይ፣ ብንእሽትዑ!
    ዘርዑሠይጣን: እዙይ ጠፊኡካ አይኮነን። ግንከ ወይ መልዕኽተኛ ሰላሊ ኢኻ ወይ ንጥቅምኻ መንገዲ ተንጽፍ አለኻ።
    ብሓፈሻ ኹሎም ውድባት ን ሕዝብን ኮይኖም ሕዝባዊ መሪሕነት ይሃሉ። ደ/ጽዮን ፈትሊ ዓለም ገ/ዋህድን ጌታቸው ኣስፋን ግን ተታሒዞም ናብ ፍርዲ ይቅረቡ!
    ጉባዔ ዘሰልቸወና ኣኼባ እዩ።
    ግ ታቸው ረዳ ኸም መራሒ አብ ዞም ደቂ ኾመርቲ ACTION ኽወስድ ኣለዎ።
    በዞም ጓእጻጻት መሃይማን ኽንሕንከር የብልናን።
    ሐቁ ናይ ህወሓት ደ/ጽዮን ደንቖሮ እዩ!
    ትግራይ ብደንቖሮ ኣይትምራሕን!
    አገብ ዘመንፈስ ስይጣን!!!!
    አወት ንሕዝቢ ትግራይን ጀግና TDFን!!!!

  • @gebretsadik-cv1ir
    @gebretsadik-cv1ir หลายเดือนก่อน

    ሓሻዊ ምዃንካ ሓዱሽ ካሱ ኣንምበር ሓድሽ ሃፍቱን ኣይኮነንን ሽንቲ ኢኻ

  • @peter-f7z
    @peter-f7z หลายเดือนก่อน

    TPLF Expired ,
    & Aborted TPLF was born yesterday .

  • @ZenebeNegash-yr2ns
    @ZenebeNegash-yr2ns หลายเดือนก่อน

    ኣትቀደድ ያኣኽለካ

  • @AbebaGebretsadik
    @AbebaGebretsadik หลายเดือนก่อน

    ኣታ ደኣማት ልትብሃል ሚድያ ሰብ ናሚድያ ስነምግባር ትምሃር ትግራይ ክትፈርስ ልተሰርሕለኻ የኻ ልትመስል ኣያም በል ሕሾት ሕደግ።

  • @DestaMekonnen-x3b
    @DestaMekonnen-x3b หลายเดือนก่อน

    Giziyawi mimihidar yikun didihirieu sok sok zibilu zelewu eini redae halefom korakur biltsigina eyom .nikota zimetsieu neyirom hiji gina nab botoeom melisnayom ena.nab adom zoba adi 4 .mebrkolom

  • @ፍትሒንተጋሩ
    @ፍትሒንተጋሩ หลายเดือนก่อน

    ሓሰውቲ ኣይትኹኑ። ዕድሚኡ ንጥሮታ ዝበቕዐ ሰብ ጥሮታ እንተወፀ እንታይ ፀገም ኣለዎ? ሽማሽም ኣይተውፅኡ

  • @user-rl4wp9pb4w
    @user-rl4wp9pb4w หลายเดือนก่อน

    አብቲ አኼባ ቅድሚ አባላት TDF ምእታዎም ብድምጺ ነቲ አቦ መንበር ህወሓት ክወርድ ከምዘድመጹ ተገሊጹ'ሎ። እታ አከያይዳ ትኽክል ድያ? ንምንታይ'ዩ ቅድሚ ጉባኤ ከምዚ ዝተገበረ?

  • @gebretsadik-cv1ir
    @gebretsadik-cv1ir หลายเดือนก่อน

    ኣየ ረዳኢ ! ነይርካሉ እኮ ኢኻ ? ሕዚ ሃተውተው እንታይ ኣምፀኦ

  • @gebretsadik-cv1ir
    @gebretsadik-cv1ir หลายเดือนก่อน

    ኣንታ እንታይ እዩ ኣቀራርባኻ ? ዝተቐደደ በርሚል መሲልካ ሓሳዊ !1

  • @Beehope-y7i
    @Beehope-y7i หลายเดือนก่อน

    ካብዞም ሓሻኽር ኣረግቶት ምውጋድ ፅቡቕ እዩ። እሞ ሬሳ ዶ ይምራሕኻ ዕሱብ ጋዜጠኛ።

    • @HTT6892
      @HTT6892 หลายเดือนก่อน

      @@Beehope-y7i ሓሳብ ዘይብሎም መናእሰይ ይጻዘቱልና ዳ? አሜሪካ ብዓበይቲ እያ ትምራሕ!

  • @KirosHadish
    @KirosHadish หลายเดือนก่อน

    ሐሲካ ከምኡ ምግበሩ ትክክል አዩ

  • @nigistisoloda65
    @nigistisoloda65 หลายเดือนก่อน

    I don't like how things are going for the our people very scary !!! ኣነ ሰብ መሲሉኒ ናይ ረዳእ ሓሎም ትግራዋይነት እትብል መጽሓፍ ገዚአ መሕዘኒ ባናዳ ሸያጢ ዓዱ መካፍኢ!!!!! ረዳኢ ሓለፎም እትባሃል ገለሰብ እቲ ጓሓፍ አባሃህላኻ ኣኪብካ ናብ ጎሓፍ ኣእትዎ ጨምለቅለቅ ስራሕ የኽፋኣልካ እዩ .....You are such a narrow minded and imbaressing person shame on you....ንስኻ ሓደ ኩፉእ ሰብ ዝፃሓፍካዮ መጽሓፍ ናዓይ ዋላሓንቲ ከምህረኒ ኣኽእልን ናዓይ መሕፈሪ እዩ.....ስለሕዝቢ ትገራይ ዘይኮንካስ ስለ ሓንቲ ከባቢ ኢኻ ትዛረብ ዘለኻ!!!! ንሱ ድማ ከምቲ ቅድምለ ዝበልኩዎ መሕፈሪ ዝብል ስያሜ ሰይመዮ ኣለኹ!!!!! ንስኻ ኣሽምባይ ዓዲ ክትመርሕ ሓንቲ ቀበልየ ንኽትመርሕ ኣይምፈቀድኩልካን......

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 หลายเดือนก่อน

    ከቢባ ዘጺልም ዘሎ ባእሉ ረዳኢ እዩ ወረኛ ዘይ ትግራዊይ ንሲልጣን ኪብል አዲን አዲን ከባልእ እዩ ወዲ ራያ እየ ወረኛ ከቡዱ መን ረጊፁዎ ወረኛ

  • @teshag2006
    @teshag2006 หลายเดือนก่อน

    ንዘይተረድአኩም እቶም ባህላዊ ጀነራላት ኣብ ልዕሊ ጌታቸው ረዳ እዮም ዓሚፆም።
    =================\\============
    ሕድሕድ ነጥብታት እቲ መግለፂ ንርኣዮም፥
    1/"ውሽጣዊ ፖለቲካ ትግራይ እናተሓመሰ ስቕ ኢልና ኣይንርኢ"
    እዙይ ማለቶም ህወሓት ብዘይ ሕጋዊ መንገዲ ጉባኤ ክተካይድ ህዝብና ሙሉእ ክረምቲ ክትርሾ ከላ ፀጥ ኢሎም ፀኒሖም ሐዚ ህዝቢ ምስ ነፀጋ እዮም ከምዚ ዝብሉ ዘለዉ።
    2/ " ኣብ ውሽጢ ፖለቲካ ትግራይ ደጋዊ ኣካል ክኣቲ ኣይንፈቅዲ"
    እዞም ባሃልዊ ጀሪካናት ደናቁር ምዃኖም ካብዚ ኢኻ ትዕዘብ። ትግራይ ኣካል ፌዴራላዊ መንግስቲ ክሳብ ዝኾነት ፌዴራል ጣልቃ ዝኣትወሎም ኩነታት ከም ዘሎ ኣይፈልጡይ።ንህወሓት ዝነክእ ኣካል እንተሎ ኲናት ክንከፍት ኢና እዮም ዝብሉ ዘለዉ።
    3/"ውዕሊ ፕሪቶርያ ንክፍፅም ክንሰርሕ ኢና" ክሳብ ሀዚ ክዳናጎይ ዝገበሮ ህወሓት ምዃኑ እናፈለጡ ሀዚ ከምኡ ዝበልሉ ምኽንያት እዛ ካርዲ እዚኣ ህወሓት ልምድሓን ኲናት ክንከፍት ኢና ከም ማለት እያ።
    4/ "ኣብ ትግራይ ዘሎ ፖለቲካዊ ኣፈላላይ ብሰላም ክፍታሕ ኣለዎ"
    ህወሓት ኣብ ልዕሊ ግዝያዊ መንግስቲ ንልዕሊ ሓደ ዓመት ክዕምፅ ፀኒሑ ምንም ዘይበሉ ሀዚ ህወሓት ናብ ግዝያዊ ምምሕዳር ሽምግልና ሰዲዱ ምስተነፀገ ብፅባሒቱ እዮም ዘፈራርሑ ዘለዉ። ንጌታቸው ሽምግልና እንድሕር ዘይትቅበል ኣብ ልዕሌኻ ስጉምቲ ክንወስድ ኢና እዮም ዝብሉ ዘለዉ።
    5/"ሽምና ኣብ ልዕሊ ዘፀልሙ ስጉምቲ ክንወስድ ኢና"
    ክንሰርቅ፣ ክንዕምፅ፥ ንህወሓት ክንዕስክር ከለና ኣይተቃሉዑና ማለቶም እዩ።

  • @HTT6892
    @HTT6892 หลายเดือนก่อน

    ረዳዒ ሓለፎም ዓቢዱ ዲዪ?
    ከይዶም ከይዶም ከመይ ንናይኦሮማራ መጻወዲያ ኢድ ይህቡ? ለማሳት። ኣኼባ ሓዲጎም እንዳ ዶርሁ እናጎብነዩ። መሕዘኒ እዩ።
    ራያ ስለዝኾንና ተቐባልነት ይብልብልናን የብልናን : ይብል። እዚኣስ መበኣሲ ምኽኒያት ስኢነ/ስኢና? ዝረብሕ ሓሳብ የብልናን እናበለና እዩ። በቃ ስልጣን ኢና ንደልይ ። ዝገበርናዮ ንግበር::አይትናገሩና ።

    • @KidaneHagosHealthcare
      @KidaneHagosHealthcare หลายเดือนก่อน

      kadre kebdi mber resi yeblomn zbhal haqi eyu! nska ka nredai halefom zbeqe andebet yeblkan sq elka edka shab !khdet ab hzbi tigray yebqe!y

  • @NegashGmedhin
    @NegashGmedhin หลายเดือนก่อน +3

    ታሪኽ ህወሓት ዝነግረና >>>
    ውልቀ ሰባት በቢፈርማታ እናተደርበዩን እናተራገፉን ይእለዩ እምበር ህወሓት አይትፈርስን ።

    • @RasTeferian-m6s
      @RasTeferian-m6s หลายเดือนก่อน

      Bi nay redemption bieray ayihiresn 2016 eyu hazi