ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
****** ብዝሒ ምሕረትኻ ******ስለቲ ግብርኻ ቅኑዕ ፍርድኻእሙን ጐይታ ኢኻፍጹም ዘይገድፈካኩሎም ክገድፉኒንስኻ ግን ምሳይ ኢኻበይነይ’ውን ኣይኮንኩንትሰፍር ኣብ ዙርያይ-> ተመስገን*2 ኦ ጐይታይ ተመስገን *2 ብዝሒ ናይ ምሕረትካ ዝገለጽካለይ ንዓይ *42. ጸልማት ክመስለኒ ብርሃነይ ንስኻ ኣብ ዝኸድኩ ከይደ እእመን ብኣኻ ሕይወተይ ናትካ’ያ የለን’ውን ዘፍርሓ ብኣኻ ጸኒዓ ዓወት’ውን ጨቢጣ3. ማዕበል ተመጸኒ ተመስገን ከቶ ኣይናወጽን’የ ተመስገን ብርቱዕ እምነት ኣሎኒ ተመስገን ክብሪ ከም ተልብሰኒ ተመስገን ***** ብዝሒ ናይ ምሕረትኻ ****
ኣመን ስለቲ ግብርኻ ተመስገን
ተባረኩ በሓቂ ኣብ ሕብረት ሓይሊ ኣሎ ገና ብሕብረት ገስግሱ
ኣሜን ኣሜን።
Day 2 ...continually listening ❤❤❤day & night 😢 temesgen...bzhi nay mhretka zgelexkaley neay ❤❤
....♾ ❤
I love ittt 🦋❤❤❤❤ can't stop listening 🥺⚘🦋🫀
❤❤❤❤❤
God blessed ❤
Amen, halefa kunetatna ntmto elama sle zelena, goyta yemesgen! Tebareku deki kidanemhret❤
Ktzmru nberu brukat tebareku
❤❤❤Amennn temesgen Tebareku ❤🫀🦋
ማዕበል እንተ መጸኒ ተመስገን፣ ብዝሒ ምሕረቱ ኣይውዳእን እዩ። ኣዝዩ ብሉጽ ስራሕ፣ ኣምላኽ ይባርኽኩም፣
ኣሰይ ኣሰይ ኣቶም ብሩኻት ጥዑም ባህ ዘብል መዝሙር ብሓቂ ስለኹም ንኣምላኽ የመስግን ኣገልግሎትኩም ይባረኽ።ምስ ብዙሕ ናፍቖት ኪዱነይ ምዓረይ።
Egziabhier yibarkum ❤❤❤❤❤❤
ጸልማት ክመስለኒ ብርሃነይ ንስኻኣብ ዝኸድኩ ከይደ እእመን ብኣኻሕይወተይ ናትካ'ያ የለን'ውን ዘፍርሓብኣኻ ጸኒዓ ዓወት'ውን ጨቢጣBless you all
Aseyyy tabrekuu ahwatey
Maibel ente mexeni temesgen 🙏 tebarekulna deqi kiduney❤❤
ሰብ ብዘይ ሰብ ክነብር ይክእል እዪ እንተኮነ ሰብ ብዘይኣምላክ ክነብር ኣይክእልን እዩ ስለዚ ኣምላከይ ምሳይ ስለ ደላካ ተመስገን ማዕባል እንተመጸ ተሳግር ኣለካኒ ኣሜን 🙌 ተባረኩለይ ቁዱሳን ❤
ኣሰሰሰሰሰሰሰይ ደቂ ኪዱነይ ምቁራተይ እግዚኣብሔር ብርኽኽኽኽኽኽ የብልኩም ጥዕምቲ መዝሙር ኣስሚዕኩሙና ንፉዓት ቀጽልዎ። ኣሜን ኣሜን ኣሜን ከኣ ሳላ ብዝሒ ምሕረቱ ሰለ ዘለና ተመስገን። ኣሜን።
@@selam_goitom_16ኣሜን ስሉመይ
Amennn Iti amlak tesfa..iti kab xelmat nab brhan zesegagr amlak msana sle zelo temesgen 🙌🙌🙌
Amennnn tebareku
Tebareku brukatey❤❤
This song calms my heart ❤ 😌 every single day ❤❤❤
🤲🙌😌
❤❤❤አሜኀ❤❤አሜኀ❤❤አሜኀ❤❤❤
Aseyyy amlak ybarkum❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤
❤❤❤
****** ብዝሒ ምሕረትኻ ******
ስለቲ ግብርኻ ቅኑዕ ፍርድኻ
እሙን ጐይታ ኢኻ
ፍጹም ዘይገድፈካ
ኩሎም ክገድፉኒ
ንስኻ ግን ምሳይ ኢኻ
በይነይ’ውን ኣይኮንኩን
ትሰፍር ኣብ ዙርያይ
-> ተመስገን*2 ኦ ጐይታይ ተመስገን *2
ብዝሒ ናይ ምሕረትካ ዝገለጽካለይ ንዓይ *4
2. ጸልማት ክመስለኒ
ብርሃነይ ንስኻ
ኣብ ዝኸድኩ ከይደ
እእመን ብኣኻ
ሕይወተይ ናትካ’ያ
የለን’ውን ዘፍርሓ
ብኣኻ ጸኒዓ
ዓወት’ውን ጨቢጣ
3. ማዕበል ተመጸኒ ተመስገን
ከቶ ኣይናወጽን’የ ተመስገን
ብርቱዕ እምነት ኣሎኒ ተመስገን
ክብሪ ከም ተልብሰኒ ተመስገን
***** ብዝሒ ናይ ምሕረትኻ ****
ኣመን ስለቲ ግብርኻ ተመስገን
ተባረኩ በሓቂ ኣብ ሕብረት ሓይሊ ኣሎ ገና ብሕብረት ገስግሱ
ኣሜን ኣሜን።
Day 2 ...continually listening ❤❤❤day & night 😢 temesgen...bzhi nay mhretka zgelexkaley neay ❤❤
....♾ ❤
I love ittt 🦋❤❤❤❤ can't stop listening 🥺⚘🦋🫀
❤❤❤❤❤
God blessed ❤
Amen, halefa kunetatna ntmto elama sle zelena, goyta yemesgen! Tebareku deki kidanemhret❤
Ktzmru nberu brukat tebareku
❤❤❤Amennn temesgen
Tebareku ❤🫀🦋
ማዕበል እንተ መጸኒ ተመስገን፣ ብዝሒ ምሕረቱ ኣይውዳእን እዩ። ኣዝዩ ብሉጽ ስራሕ፣ ኣምላኽ ይባርኽኩም፣
ኣሰይ ኣሰይ ኣቶም ብሩኻት ጥዑም ባህ ዘብል መዝሙር ብሓቂ ስለኹም ንኣምላኽ የመስግን ኣገልግሎትኩም ይባረኽ።ምስ ብዙሕ ናፍቖት ኪዱነይ ምዓረይ።
Egziabhier yibarkum ❤❤❤❤❤❤
ጸልማት ክመስለኒ ብርሃነይ ንስኻ
ኣብ ዝኸድኩ ከይደ እእመን ብኣኻ
ሕይወተይ ናትካ'ያ የለን'ውን ዘፍርሓ
ብኣኻ ጸኒዓ ዓወት'ውን ጨቢጣ
Bless you all