🛑 ገዛ ብ 2ተ ዓመት ክፍሊት ብ 20 ዓመት - ባና ሪልስቴት

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 8 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 34

  • @sadddhaxft9819
    @sadddhaxft9819 หลายเดือนก่อน +1

    ምንያህል ማለትከ ናይአይተ ቋንቋ እዮ

  • @AxumawiTsegay-y2l
    @AxumawiTsegay-y2l 19 วันที่ผ่านมา

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤ አጀኹም

  • @Niguse-l7o
    @Niguse-l7o 3 หลายเดือนก่อน +2

    ቁማር እዩ

  • @Aronsiuu7a
    @Aronsiuu7a 27 วันที่ผ่านมา

    ስልኪ ፀሓፉልና

    • @Goblelmedia
      @Goblelmedia  27 วันที่ผ่านมา

      @@Aronsiuu7a ስልኪ ኣለዎ እዩ

  • @Sinigalhayli
    @Sinigalhayli 3 หลายเดือนก่อน +2

    ስልኪ ኣበይ ኣሎ

    • @Goblelmedia
      @Goblelmedia  3 หลายเดือนก่อน

      ስልኪ ኣብ ታሕቲ ኣሎ

  • @almazhailu8748
    @almazhailu8748 3 หลายเดือนก่อน +2

    ኣነ ዘተረዳኒ 💁
    125ካሬ ዋጋ 3,5 Milionዝተባህለ ጠቕላላዋጋድዩ ወይስ ከመዩ?
    ዕጫንምታ ከኣድልዩ ? ዕጫማለት ንዉስን ሰብዩ ዝበፅሖ ቲዝቐረየኸ ማዓዝ ይርከብ ማለትዩ?
    ንላዕሊከ ክደይ ፎቕ ዩ Lift ኸ ኣለዎ ዶስ የብሉን?

    • @Goblelmedia
      @Goblelmedia  3 หลายเดือนก่อน

      ንዝበለፀ ሓበሬታ ስልኪ ይደዉሉ በቲ ኣብ ቪድዮ ዘሎ 🙏

  • @sadddhaxft9819
    @sadddhaxft9819 หลายเดือนก่อน

    አይ እዚአሰ ቀመር እያ ትመሰልዋ

  • @BerhaneMirach
    @BerhaneMirach หลายเดือนก่อน +1

    ስልኩኩም ፃሓፉለይ ዋስትኑኡ ከመይ እዩ

    • @Goblelmedia
      @Goblelmedia  หลายเดือนก่อน

      @@BerhaneMirach ስልኪ ኣብቲ ቪድዩ ኣሎ እዩ

    • @BerhaneMirach
      @BerhaneMirach หลายเดือนก่อน

      @Goblelmedia ስለ ዘረከብኩዎ እየ ሓቲተ
      መናልባት ንዓኩም ይረአየኩም እንተሎ አንዲዒ
      አነ ግን ስልኪ አይረከብኩዎን

  • @FikrteKiros-s7n
    @FikrteKiros-s7n 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤

  • @خضراءهعغف
    @خضراءهعغف 3 หลายเดือนก่อน

    ቁፅሪ ስልኪ

    • @Goblelmedia
      @Goblelmedia  3 หลายเดือนก่อน

      ኣብቲ ቪድዩ ኣሎ 🙏

  • @GMABEBE-d9v
    @GMABEBE-d9v 2 หลายเดือนก่อน +2

    ni Diyaspora ymichi do

    • @Goblelmedia
      @Goblelmedia  2 หลายเดือนก่อน

      እወ ይጥዕም እዩ

  • @hayaleemehari6412
    @hayaleemehari6412 3 หลายเดือนก่อน +3

    ሓዋዊስኹምልና ምንም አይተረደአንይ

    • @Goblelmedia
      @Goblelmedia  3 หลายเดือนก่อน +2

      ብ ደምቢ የድምፁዎ 🙏

    • @almazhailu8748
      @almazhailu8748 3 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂👍

  • @Sinigalhayli
    @Sinigalhayli 3 หลายเดือนก่อน +1

    ክልቲኩም ኣብ ልምምድ ኣለኹም

  • @godelias125
    @godelias125 3 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ጽቡቕ አገላልጻ አከፋፍላ ውን ን 20 ዐመት ብዘይ ወለድ ሓጋዚ እዩ ይቐንየልና።
    ሓንቲ ሕቶ አላትኒ ዉዕል ዝእሰር አበየናይ ፍሎር ፈሊጥካ ድዩ ?

    • @Goblelmedia
      @Goblelmedia  3 หลายเดือนก่อน +1

      ንዝበለፀ ሓበሬታ በቲ ስልኪ ይደዉሉ

  • @kirostewelde848
    @kirostewelde848 3 หลายเดือนก่อน

    Aib Auxm ke alo diu?

    • @Goblelmedia
      @Goblelmedia  2 หลายเดือนก่อน

      ኣብ ቀፃሊ

  • @TeyFtu-yw1oy
    @TeyFtu-yw1oy 3 หลายเดือนก่อน

    ድሕር 20 ዓመት ንመን እዩ ዝገዛ ካቡኡ ማለተይ ንወለዶ ክሓልፍ የክእል ዶ

    • @Goblelmedia
      @Goblelmedia  2 หลายเดือนก่อน

      ናይ በዓልኹም

  • @Sinigalhayli
    @Sinigalhayli 3 หลายเดือนก่อน

    እጫ ፈራኻ ድለ እጫ ታይ ማለት እዩ ቦቱእን ከባቢኡን ዘይፈልጥ ገንዘብ ዝህብ የለን

    • @Goblelmedia
      @Goblelmedia  3 หลายเดือนก่อน

      እቲ መድብ እንተሰሚዕኹምዎ ቦታ ይገልፅ እዩ ።
      ንዝበለፀ ሓበሬታ ስልኪ ኣሎ

  • @TsgeKiflom
    @TsgeKiflom 2 หลายเดือนก่อน

    ሕቶ ኣብ 3 ዓመት ክትረክቡና ምኻንኩም ክንደይናይ ርግፀኛታት ኢኹም 2 ድማ ድሕሪ ጊዜ ክንሸጦ ተደሊናኸ ንኽእል ዶ?

    • @TsgeKiflom
      @TsgeKiflom 2 หลายเดือนก่อน

      ካብኡ ሊፍትኸ ትገብሩልና ዲኹም

  • @zefengorhawaria8526
    @zefengorhawaria8526 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤