Jstudio ~| ምስጢር ህግደፍ ካብ ኣስመራ ናብ ኣዲስ ኣበባ። ሰበስልጣን ትግራይ ካብ መዝነቶም ክወርዱ። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከቢድ ግጭት።

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 26

  • @tesfuhat.407
    @tesfuhat.407 4 หลายเดือนก่อน +3

    ብራቮ ጆይ ስዩዲዮ

  • @MebrahtomBidayMebrahtomBiday
    @MebrahtomBidayMebrahtomBiday 4 หลายเดือนก่อน +1

    God belss❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @tfjgghhhghhhjhg5770
    @tfjgghhhghhhjhg5770 4 หลายเดือนก่อน +1

    ሠለማት❤

  • @SamiLondon
    @SamiLondon 4 หลายเดือนก่อน +1

    💙💚💙

  • @habteghebre785
    @habteghebre785 4 หลายเดือนก่อน

    Dhri solo medya tisirae nay hasot midea eza j stidio tibehal eya

  • @truth3960
    @truth3960 4 หลายเดือนก่อน

    Is this News or history.

  • @yaredgare8339
    @yaredgare8339 4 หลายเดือนก่อน

    ሰው እንዴት የሚጠላው አገር ገንዘብ ከፍሎ ይሰደዳል?

  • @Muez_Gidey
    @Muez_Gidey 4 หลายเดือนก่อน

    🩵🩵🩵🩵🩵

  • @weldayHadgu
    @weldayHadgu 4 หลายเดือนก่อน

    Guday hzbi tgray ktlet gber

  • @aklilgirmay
    @aklilgirmay 4 หลายเดือนก่อน +14

    አይ ኤርትራዊያን ንሓደ ሰብአይ ከይተባርሩስ ሙሉ ሀገር ትሓድሙ

    • @MrJohnabel
      @MrJohnabel 4 หลายเดือนก่อน

      ንነብስኻ ኣብ ቦታ ኤርትራውያን የእቲኻ ረኣያ ?

    • @tiebeghebru2649
      @tiebeghebru2649 4 หลายเดือนก่อน +1

      @@MrJohnabel ዋዋእ ሓቆም ። ኢሰያስ ካብ ነዊሕ በላሕትን ተባዓትን የሕዋትና በሕዋቶም ኤርትራዉያን ከጽንቶም ብዘይ ንሕስያ እንተሰርሐ ባዓል ዕላማ እዩ።
      ንሕና ኸ ሓቂ እባ ንቀበል ካብ ለባማትና ዓያሹናን ፈሽኳላት ኣብ መትከሎም ዘይጽኑዓት በዚሖማ ኤርትራ ።
      ግን ዋላ ግዜ ይንዋሕ በቶም
      ተባዓት ካብ መትከሎም ስጋብ መወዳእታ ነቅ ዘይብሉ ዝቃለሱ ዘለዉ ደቃን ብሓይሊ ኣምላኽን ህዝብና ክሓልፈሉ ምዃኑ ይኣምን ።

    • @MrJohnabel
      @MrJohnabel 4 หลายเดือนก่อน

      @@tiebeghebru2649 በዓል መን እዬም ኣሕዋቶም ዝኾኑ ዘሎው

    • @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
      @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb 4 หลายเดือนก่อน

      Yigerimveyu eritrawi hageru yigedif higidef kea nietakawiyan yishilim seb zeybila hager rekibu dikayu zigebra gin entay emo genzebu keytehagoselu n3giliom hager arekibu bado kiterif eyu.

  • @rreer
    @rreer 4 หลายเดือนก่อน

    This is the reason why theft has increased in Tigray. Eritreans migrating to Tigray

    • @MrJohnabel
      @MrJohnabel 4 หลายเดือนก่อน

      Tigraians are all over the world does it mean they are thief’s ?

    • @eritreashikor1991
      @eritreashikor1991 4 หลายเดือนก่อน

      Ra*ping and Se*ually assaulting under age girls has always been the norm in Tigray. Blaming it on others won’t fix your problem, you low iq ethiopian.

  • @Hadera-od7jn
    @Hadera-od7jn 4 หลายเดือนก่อน +1

    Telikhom nikhfitsimu iyom bikhali mengedi zikhedu zelewu ! Binefarit kab asmera nab adiss abeba kikhedu yikhilu iyom silezi newskum fake iyu!🎉😂

  • @Tekleaxmite
    @Tekleaxmite 4 หลายเดือนก่อน

    Jstudio........ MedIa...Tg..... CITY......... Country

    • @tiebeghebru2649
      @tiebeghebru2649 4 หลายเดือนก่อน +1

      እስከ ለዉጥ ልሙስ መን እሞ ከይሰምዓካ

  • @AmineMehari-ky4fx
    @AmineMehari-ky4fx 4 หลายเดือนก่อน

    Higdefff is the old maffiya.

  • @toyotaw2500
    @toyotaw2500 4 หลายเดือนก่อน

    ኦሮማይ ሕዝበይ ጃጅዩ አሳኽር አዘዝቲ ካርነሽም ንኽሉ ተሐተቲ እዩም ብጀካ ሕራይ ብጀካ አዋልድ ምእማጽ ካልእ ቁሩብ ሐቦ ሕልና ዘይብሎም ክሉ ታንክታት አብ ኢዶም ሐደ ቴምቤናዊ ኤርትራ አሂሉቁ ሕዝቢ ትግራይ ዘሕለቀ ክሉ አብ ጎድኒ ብርጌድ ንሐመዱ እንኮላይ ሕዝቢ ትግራይ ይምለከቶም እዩ እዚ አብ አስመራ ኮይኑ ትግርኛ ሕዝቢ ዘሕልቅ ዘሎ

  • @Hadera-od7jn
    @Hadera-od7jn 4 หลายเดือนก่อน

    Aflitumm anetsiru um kkkkkk

  • @SamiLondon
    @SamiLondon 4 หลายเดือนก่อน

    እዚ ማፍያ ስርዓት ንህዝቢ ካብ ሃገሩ ኣባሪሩ ገንዘቡ ጥራይ ክሃድን ኣብዚኣ ስራሕ ወዲእዋ ዘበኑ።ሶማልያዊ ዶ ኢትዮፕያዊ ተጨዉዩ ይፈልጥ እዩ?ዘይ ኩሉ ባዕሉ ኣብ ህዝቢ ኤርትራ ጥራይ ቦጅባጅ ሰብኣይ ኣብ እሱርን ጥሙይን ህዝቢ ኮይኑ ወዲእዋ።እንታይ ሰሪሕና ነምጽኦ ኣለና ባዕልና ጥራይ ኢና ንፈልጦ እዚ ገንዘብ።ቁሩብ ብኾፎም ኣስገርቲ ወዲቦም ክዘምቱና ክነብሩ መሬት ኤርትራ ግን መርገም ድዩ ዘለና ወይስ በዚ ሓሊፍና ምስ ምዉዳቆም ክወግሓልና ተስፋ ክንገብር እኮ ደንጽዩኒ ።ንትግራይ ክትሰግር ክንድዚ ገንዘብ ካብ ሓደ።ኣንቱም ሰባት እቶም ተራ ኣገልግሎት ከ ኣብኡ ዋርድያ ካብ ስረሑ ብዉሑድ ኣስጊሮም ዘይብልዑ እንተገደደ ነተን ደሞዝ መተዉሰኽታ ምኾኖም በዚእም ኮፍ ከሊኦሞ ሰብ ተመሊሶም ኣስጊሮም ክበልዑኽ ሞት እዩ ብሓቂ።ኣስጋሪ ይእሰር ኣሙሊቖም የዉጽእዎ ኣስጋሪ ሲቪል ተኾይኑ ከ ኣብ ሸላ 3ዓመት ኣብ ደገ 2ዓመት ኣብ መጀመርያ እግሩ 5ዓመት ይእሰር ኣብ 2ይ እግሩ ንዕርበቱ ዋላ ወጽዩ ግድን ሕዱር ሕማም ሒዙ እዩ ዝወጽእ።ግን ህዝቢ ኤርትራ እዚ ሻዕብያ ዘሸከመና ሽም ገዲፍና ኣብ ዓለም እቶም ዝኸፋእና ህዝቢ ንሕና ኢና ብሓቂ ።ንሓዉኻ ብደዉ ሼጥካ ክትወዓዓል ገንዘብ ኣይመጻካን ንዋቱ ሼጥካ ገንዘብ ትቅበል እዚ እኮ ኣብ ዓለም ዘየሎ ኣረሜንነት እዩ።እንዳለመነካ እንዳነብዐ ትሰዶ ክጥባሕ።ወሊድ ኣብ ሊብያ ጠሚካኒ ኢሉ ጥራይ እንታይ ይገብር ኔሩ ብጥሜትን ጽምእን ዝተገርፈ መንእሰይ ዝባኑ ክሳብ ዝቆስል መግረፍቲ ካርትሽ ብዓይንና ሪኢና።ሞት ትምነየሉ ግዜ ኔሩ ።ብፕሮፖጋንዳ ጥራይ ኢና ኤርትራዊ ተሓጋጋዛይ ሓሶት ኣብዚ ሃገራዉያን ኢና ኢሎም ወፈያ ወፍዮም ዝብሃሉ ነዝማዶም ዘይህቡ እዮም ፕሮፖጋንዳ ግን ንክስቶ ነዋጽእ ሽዑ ተዋጽእ ንሕና እኮ ትብል ሽዑ።ኣየ ሓሶት ኣየ ዉስልትና ብከምዚ ተሃኒጽና ታይ ይገበር።ልክዕ ምስሊ ኢሰያስ ኣብ ዚ መንእሰይ ኣሎ።ኢሰያስ ፕላን ኣብ ምዉጻእ ሓያል እዩ ግብሪ ግን ዜሮ።ዓመት መጸ መብጽዓ ዓመት መጸ ንድፊ ይሕንጸጽ ካብዚ እንታይ ጌሮም እንተኢልካ ነብሲ ወከፍ ዓመት ጀነራል ብዝሓደሮ ሕማም ከረኔል ብሓማም ልቢ፡ተባሪዓቶ በዚአን ኣካይዳ እዩ በጥ ኢሉ ዝሓልፎ።ስለዚ ነብስና ንምሰል ሓቂ ንፍቶ።ንሕና ኣብ ዝሕሸና ኮፍ ኢልና ኣብ ዓሰብ ኣብ ባዳ ብጸሓይ ነብሶም ሃፊፉ የዕጽምቶም ወጽዩ ወድ 30 ከም ወድ 50 መሲሉ ኣብዚ ኮንካ መንደላይ ካብ ምባል ሰራዊይ ገዝኡ ይመለስ ኣንቱም ሰባት ሓደ ክዕመጽ ሓደ ኣብ ዉሑስ ቦታ ኮፍ ኢሉ ክቅልድ ንሓያል ስግንጢር ህዝቢ ከምኡ ሓያል ንጉስ ይወርዶ።መንግስቲ እንዳዓመጸ ሕሳብብና ንግበር ዝበሉ ድዮም ንዝጊሄር ፍርሑ ንሰብ ኣይትፍርሑ ዝበሉ እዚአን ኣጋጣሚ ንምስክር ቃሎም ጸኒሐን እንበር ንሶም ዝበልዎ እንተዝስማዕ ሓሳቦም ብሓቂ ንሕና ምስዚ ዘሎ ኮይንና ክነጣቅዕ ኮለና ሰፍ ዘይብል ሓጥያት እዩ።ተኾነ ህዝቢ ኣብቲ ሽርሕታቶም ኣሰርትን ዳጎንትን ስለ ዘይንፈልጥ እቲ ምጥቃዕና ምሕረት ይግበረልና ።ህዝቢ ኤርትራ ማለት ካብ ቀደም ክሳብ ሕጂ ብፕሮፖጋንዳ ዝምራሕ እንበር ንሓቂ ደዉ ዝብል ዉሑድ እዩ ንሱ ኸኣ ንዕዑ ኣይኮነትሉን እታ መሬት።ስለዚ ይግብኣና እዩ እዚ ወኢሩዳና ዘሎ።ፓፓስ ተኣሲሩ ሃሌ ዝብሉ ከይሓፈሩ ዓቅሚ ተሳኢኑ ፈጣሪና ፍረደልና ገዲፍካ ብገበኖም እዮም ተኣሲሮም ሆሆ እወ መናፍቅ እዮም።ጉድ ህዝብና ጸዊኻ ኣይዉዳእን እዩ ፍረ ግብርና ከኣ ከም ኣዲአን ዝገደፈተን ጫቋዉቲ ኣብ ፈቀዶ ሃገራት ደኒና ንኸይድ ኣለና ።መግዛእቲ ዘይሓደገና ህዝቢ ካብ ዓለም ንሕና ኢና።ከምዚ ኢልኩም ጸልዩ ኣብ ሰማያት እትነብር ኣቦና በሉ ዝበለና ጽሑፍ ኣምላክ ኣቦይ እዚ ብኣና ዝፍታሕ ሽግር ኣይኮነን።ብሓቂ ማራ እየ ዝጉሂ ብተኽለ ማንጁስ ፊሉፖስ ካብ ቤት ጽሕፈት ፕሲደንት ዝብላ ማኻይንን ክሳብ ማእከል ሱዳን ኬላ ተኸፊቱ እንዳሕለፈን ነዚ ህዝቢ በሊዖሞ ሕጂ ኸኣ ኣብዛ ናይ 2ሰዓት ዘይትወስድ ዶብ ኣስጊሮም ክንድዚ ንገዛእ ህዝቦም ንምብላዕ ክቀዳደሙ ብጣዕሚ እዩ ዝስምዓካ።ታይ ይገበር ኩሉ ኣብ ርእሱ ዘላ ምዉጻእ እያ።ዩጋንዳ ኢትዮፕያ ንኤርትራዊ ከመይ ጸሊኦሞ ከምዘለዉ ከኣ ንርኢ ኣለና ።ወይ ጉድ

  • @moe3000
    @moe3000 4 หลายเดือนก่อน

    Generalat shabia eko sebb mishat kabzijimru tsenihom alewu

  • @gorfubitew6142
    @gorfubitew6142 4 หลายเดือนก่อน

    አምሓራን ሻዓ ቢያን ዘመሳስሎም ሓደ ነገር ጥሪትን ከብትን ዝረከብዎ ምግፋፍን ምዕናዉን ምብልሻውን እዩ !! ካሊእ እውን ብዙሕ አለዋ ግዘ ለኩሉ !!