ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
መልክዓ ፣ ኣንደበታ ፣ርግኣታ ፣ፍሽክታኣን መድረክ ኣታሕሕዛኣን ኮታስ ኩሉ ነገራ ማራኪ 100%
ብጣዕሚ ደስ ብሃሊ እዩ ፣ ተስፋ ዘለዋ ንእስቲ እያ።
መሉ ናተይ ብጣዕሚ ኢኪ ኾ ደስ ትብሊ ኣንቲ መቕስነ I Love u gal adey
I Love so much so much meley mekseb ayney👁 ዓይነይ ናዖኪ እንድሕር ደኣ ሬኤን እኮ ብጣዕሚ ለበይ ሕጉስ እዩ ዝብል ኣጆኪ ኣብ ጎንኪ እየ ኣነ።
ሳዕሲዒት ረሲዕናዮ አብ ስደት በሊና ኡፍፍ ሎሚ ዘበንስ ክሰዕሰዕ ዳአ ይኮን አብ መርዓይ ምቅርተይ ደስ ብሃሊት
ክክክ ኣጆኪ ማዓረይ ልመን ኢልዎ ኣምላክ ትግራይና ሰላም ይግበረልና ጥራሕ እምበር ነርክበሉ ኢና
@@ጓልውቅሮፃዕዳኩርዕቲዓጋመ ኣሜን ክገብሮ እዩ እወ ነርክበሉ ኢና
በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቕዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን። ሎሚ እኮ ሰማዕቱ ቕዱስ ጊዮርጊስ ኣቦና እዩ እንቋዕ ደስስስስስ በለኩም ደቂ ኣፍቀርቲ እግዚኣቢሔር። ሎማዓንቲ ሰኑይ ዕለት ፳፫ /23 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም። ናይ ሰማዕቱ ቕዱስ ጊዮርጊስ ፍቑር ኣቦና ፈጢን ተራዳኢነትን፣ኣማላድነቱን፣ ፍቕሩን፣ሰላሙን፣ናፍቖቱን፣ገፀ በረኸቱን፣ፀጋ ረዲኤቱን፣ፀሎቱን፣ ኩሉ ኣይፈለየና ንዘልዓለም ይኹነልና ንሓዋሩ ኣሜን ኣሜን ኣሜን። ፣፣፣ ✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌼🌼🌾🌾🌾✝️✝️✝️✝️
10Q
እሰይ ደቂ ትግራይ መኣረይ ሓላላት እግዚአብሔር አምላክ ሰላምኩም የብዘሓዮ💕💕💕👏👏👏
Milu first please shikorina shikorina meley shikorina milu anti milu ab lbey seferki
መለየ ጽቡቕቲ ንስኪ ጽቡቕቲ ኪዳንኪ ካኣ ሞ Wow Wow ልብስኪ ማራ ኬፍ ኣለዎ መለየ ኣስሊ
አሰይይይ ሶፕፕፕፕ አነ ለ በቃ ሹሽ ኢለ ለይሓሰብኽዎ ቢንጎ ለለ ቀዳመይቲ ኮሜንት እየ ዋኣ ላይክ ሚ ሚሊዬ ዝያዳ ❤❤❤❤✌✌✌
ج
Asey Milu haftey btami eki des tbli ajoki hiray do
ጋል ሑመራ ቆንጆ💊💊💊🥰🥰🥰🥰
አሰይይይ አቲ ምዕርግቲ ኩሉ ግዜ ፅቡቅ ምስ ሰራሕኪ ኢኪ ቀፅልሉ ፅሪተይ
እስይ ማዓረይ ደስ ባሃልቲ ዶም ከም ሹመይ ሹሙኪ ብሹሞይን ቡሹምኪ ወክልኪ ክተሸንፍ ይምነየልኪ ኣዮኪ ሺመይ ኣጽዉእኒ ኣጆኺ ኣሸነፍ ሚልየነይ 🙏🙏🙏🙏❤️💋💋💋
ብጣዓሚ ደስባሊት ቆንጆ ኃል ትግራይ
ኣጃኪ ጓል ዓደይ ማዓረይ ንቕድምት
ጓል ማይ ካድራ ስደተይ ኣዘኪርክኒ ብ ማይ ካድራ ገይረ የ ሱዳን ኣትየ
አሰይይይይ ዛቆልዓ ዚአ ዘይትፅገብ ኩሉ ግዜ ሽኮር
ደስ ክትብለካ ንፍዕቲኣንስ ብቆልዓይ ሰብ ኩሉ ከም ኣዲኣ ክትወፅእ ተመስል እንዳበለኒ ነይሩሎሚ ናብ ስደት ምወፃኹ ረሲዐዮ ቦታ ተረኺበ ኾዳ ብጣዕሚ እየ ዝፈቱ ሎሚ ጉዲ ብውሽጠይ'በር ብደገይ ዘይኾድድ ¡¡
ኣሰይ ፅርተይ
ዕድመ ይሃብኪ ሽኮሪና
Milen shikorrrr gele aynet 👌👌👌👌👌👌👌👌
Asyyyyyyy aty jGena 👍👍👍👍👍👍👍👍👍♥️❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🌷💐💐💐💐
Wow nice ❤🏆
ሰይ ሰይ ሚሉ ፡ ቁሩፅ ኢላ ኣዴታትና
Wow ❤👌🏿
አሰይ ጏል ሑመራ ሸኮር
ጎቦዝ ጋል ትግራይ ሓላል
ሚሊተይ ሽኮርይ ኣጆኪ በጣዕሚ እኪ ጎበዝ ዝያዳይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ዓይን ስብ ኮይኑዎ እህ
ደርፊ መርጹላ እስከ እንታይ እዩ እዚ ዋኣ
ሚሊ ሽኾር ደስ ብሃሊት ኩሉ ግዘ ምቅርቲ
ኣሰይ ምቅርተይ ናተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ 🙏🙏🙏💋💋❤️❤️❤️❤️
100%✅✅✅✅
ዋውው መቀረት ገበዝ
ዘ ብሄረ ሑሞራ ኣብሽርኪ ጋል ዓደይ ፃዕዳ
Milu shkor btaami nfeti eki👍👍👍👍👍👍👍
ደስ 😘😘😘
ኣሰይ ደስ ክትብሊ ጋል ዓደይ ሽኮር
You are so beautiful melu sweet
ኣሰይ ፅብቅተይ ቀፅልሉ
ብጣዕሚ ደስ በሃሊት።❤
ሚሌነይ ምቅርቲ 💖💖💖💖💖💖💖
Wowwww
Wa ati melu haftey firku nay zeytihbini anes sisit ayikilinye😄 tsibikti fitret ❤😘😍
Milyen mkrti 😘😘
Gal humera shkorrrrrrrrrr😍😍😍😍😍😍😍👌👌👌👌👌👌👌
Asey mkrtey kemey diki megrti❤
ዋው ቆጆ ነው
እዛ ጓል ሕሞራስ ቃሕ ትብለኒ ወዲ ተዝኮንስ አይመሓደክዋን♥👌
ጋል አጉላዕ እያ
Seyyyyy mekrtey wekebti kem adatata 😍😍😍😍
Miley shkor ybel marey
አጂካ ጓል ሑሞራ ቆንጆ 🥰🥰🥰
ጋል አጉላዕ እያ 🙏🙏🙏
@@netsanettigray7918 አረ አይ ኮነቲ ጓል መንደረይ እያ ነይራ ሑምራ እያ
@@tgakterentertainment3855 ተጋጊኪ ጋል አጎላዕ ጋል ዓደይ እያ ሚልየን አረጋዊ ትባሀል ፀጉ ትባሀል ሓንቲ እውን ኪዳን ትባሀል አለታ አዲአ ዕፃይ እያ ትባሀል ይፈልጠ እየ 😘😘😘
@@netsanettigray7918 ዋይ አቲዮ ማአረይ አይትጋገዪ ጓል መንደረይ ዶ ጠፊአትኒዋ አብ ቃለምሕታት አቲኪ ረአያ
አረ አነ እርግጠኛ እየ አይነመዝግበክይ ኢለምዋ ካብ ሑሞራ መፂአ ኢላቶም ተሓቢቢሮምዋ እምበር ዓባይ ሓፍታ ምሳይ ትሰርሕ አኝአ አብዙይ አብ ርያድ ስልኪ ሃብኒ ስዑዲ ተኮይንኪ ምስ ሓፍታ ክሓውሰኪ እንደውም ቅድሚ ወርሕን ገለን ደዊላ ነይራ ሚልየን አላማጣ ወፂአ 🙏🙏🙏
I love her 3👍👍👍👍👍👍👍🍉🍓🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇
Aseyyyy
ሚልየን ጓል ኣጉላዕ እያ
ዋውውው❤❤1
100❤❤❤❤
🔥💖ፈለማ ሰላምን ጥዕናን ንዓኹም ። ዝተፈላለዩ ዘመናውን ባህላውን ሙዚቃ ብግጥሚ (Lyrics) ፣ መሀደስቲ ዝኾኑ ትሕዝቶታት ከምኡ'ውን እዋናዊ ጉዳይ ንምክትታል ሳብያን ትዩብ (Sabian Tube) እትብል ቻናለይ Subscribe ብምግባር ሰዓቡኒ። የቕንየለይ።🔥💖
Wow
miliye shkor
Gobez
Aaseyyyyyyyyy mkrti💘💘💘💘💘💊💊💊💊💊💊💊🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰👍👍👍👍👍
እሰይ እሰይ እሰይይይይይ
❤️❤️
Daqe merabe do Waday konfedans zayebelu alona eu 100%
እዛ ቆልዓ ብሓቂ ገለ ዓይነት እያ በጃኹም ኣቱም ደያኑ ኣይተጭበርብሩ ካብዙይ ንላዕሊ ከመይ ክትሰርሕ ደሊኽምዋ ብጣዕሚ ክትሽለም እዩ ዝግባኣ ብሓቂ ንዝተረደኦ ይረዳኣዮ ከምዚኣ ዓይነት ሰብ ፈፂሙ ከምልጠና ኣይንደልን እታ ሓንቲ ቆልዓ እውን ከምኣ ዝሰርሐት ቀይሕ ሽፎን ተኸዲና ቐዳማይ ዙር ዝሰርሐት ቆልዓ እውን ኣተጥፍእዋ በጃኹም። ብሓቂ ዓገብ ዓገብ ግበሩ ሓንሳብ ሓንሳብ እውን ተረድኡ።፣ ምቁራት ዕንቁታት ዕንበባትና ኣይተጥፍኡልና በጃኹም ክንልምነኩም ኣስፊሒኹም ሕሰቡ፣ ንስዓስዒት ዋላ እንተዘይወፀለን ንኻሊእ ኣርቲስትነት የድልያ እየን ብጣዕሚ፣ ንፍልሚ ንሞዴል ንስዕሲዒት ንብዙሕ የድልያ እየን ሕፅረተን ኣይኮነን ክረአ ዘለዎ እዘን ሽኮራት ጀጋኑ ኣሰልጢንኩም ናብ ዓብዩይ ማኣዲ ኣምፅእወን ንትግራይና ከምዚአን ሰባት ተድልየን እያ።
ሜሉ መዓረይ ፍልይቲ ኢኺ ብሱሩ እኮ::
ሚለየንይይ ምቅርቲ ሰዉድሸ እኮ
እሰይ ምቅርተይ
Za shikorina kea gemeret
መን ከም ተጋሩ::
ምቅርቲ ጋል መን ዲኪ ጋል ትግራይ ኩሑሎ
🥰🥰💛❤️🥰🥰🥰💋💋💋💋❤️💛
Eza goli. 1 Zito btaoem eye gobz neradHere oeyneti koynew embere
She is really good ❤️
🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹💐💐💐💐💐💐💋💋💋💋💋💋
Teaweti mqrti
ኣትችልም
ኣዮኺ እዛ ጓለይ ንቕድሚት ገስግሲ ኣብ ጎኒኺ ኣለኹ ወዲ ጎረበትኪ ጸረ ጁንታ ኢየ።
camrea man zero
ኮንፊደንስ ወድኮንፊደንስ ፅቡቕ ኣይኮነን እናበልኩም ኮንፊደንሳ ኣጥፊኢኹምላ ተረጋጊዓ ብኮንፊደንስ ከይትሰርሕ ትገብርዋ ኣለኹም ደያኑ ስርዓት እባ ግበሩ ወይ ተሲኢኹም ሳዕሲዒኹም ኣርእይዎም ኣምህርዎም ታይ እዩ ንባዕልኹም ኮንፊደንስ ኣብዚሕኹም ንኣቶም ኮንፊደንስ ኣይሃልኹም ትብሉ? ዳኛ ናይ ምኻን ንባዕሉ ክእለት ዘለኩም ብስሩ ኣይትመስሉን ኮንፊደንሶምን ኮንፊደንሰንን እናጥፋኣኹም ተዳኽምዎም ኣለኹም ንተወዳደርትና፣ ዋይ ነውሪ ናይ ፅባሕ ሕድሪ ተቐበልቲ ንትግራይ ዝኾኑ ደቃ ኣይተዳኽሙልና በጃኹም ብስርዓት ዳንዩ
ኣስይይይ ሽኮር
መልክዓ ፣ ኣንደበታ ፣ርግኣታ ፣ፍሽክታኣን መድረክ ኣታሕሕዛኣን ኮታስ ኩሉ ነገራ ማራኪ 100%
ብጣዕሚ ደስ ብሃሊ እዩ ፣ ተስፋ ዘለዋ ንእስቲ እያ።
መሉ ናተይ ብጣዕሚ ኢኪ ኾ ደስ ትብሊ ኣንቲ መቕስነ I Love u gal adey
I Love so much so much meley mekseb ayney👁 ዓይነይ ናዖኪ እንድሕር ደኣ ሬኤን እኮ ብጣዕሚ ለበይ ሕጉስ እዩ ዝብል ኣጆኪ ኣብ ጎንኪ እየ ኣነ።
ሳዕሲዒት ረሲዕናዮ አብ ስደት በሊና ኡፍፍ ሎሚ ዘበንስ ክሰዕሰዕ ዳአ ይኮን አብ መርዓይ ምቅርተይ ደስ ብሃሊት
ክክክ ኣጆኪ ማዓረይ ልመን ኢልዎ ኣምላክ ትግራይና ሰላም ይግበረልና ጥራሕ እምበር ነርክበሉ ኢና
@@ጓልውቅሮፃዕዳኩርዕቲዓጋመ ኣሜን ክገብሮ እዩ እወ ነርክበሉ ኢና
በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቕዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን።
ሎሚ እኮ ሰማዕቱ ቕዱስ ጊዮርጊስ ኣቦና እዩ እንቋዕ ደስስስስስ በለኩም ደቂ ኣፍቀርቲ እግዚኣቢሔር።
ሎማዓንቲ ሰኑይ ዕለት ፳፫ /23 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም።
ናይ ሰማዕቱ ቕዱስ ጊዮርጊስ ፍቑር ኣቦና ፈጢን ተራዳኢነትን፣ኣማላድነቱን፣ ፍቕሩን፣ሰላሙን፣ናፍቖቱን፣ገፀ በረኸቱን፣ፀጋ ረዲኤቱን፣ፀሎቱን፣ ኩሉ ኣይፈለየና ንዘልዓለም ይኹነልና ንሓዋሩ ኣሜን ኣሜን ኣሜን። ፣፣፣ ✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌼🌼🌾🌾🌾✝️✝️✝️✝️
10Q
እሰይ ደቂ ትግራይ መኣረይ ሓላላት እግዚአብሔር አምላክ ሰላምኩም የብዘሓዮ💕💕💕👏👏👏
Milu first please shikorina shikorina meley shikorina milu anti milu ab lbey seferki
መለየ ጽቡቕቲ ንስኪ ጽቡቕቲ ኪዳንኪ ካኣ ሞ Wow Wow ልብስኪ ማራ ኬፍ ኣለዎ መለየ ኣስሊ
አሰይይይ ሶፕፕፕፕ አነ ለ በቃ ሹሽ ኢለ ለይሓሰብኽዎ ቢንጎ ለለ ቀዳመይቲ ኮሜንት እየ ዋኣ ላይክ ሚ ሚሊዬ ዝያዳ ❤❤❤❤✌✌✌
ج
Asey Milu haftey btami eki des tbli ajoki hiray do
ጋል ሑመራ ቆንጆ💊💊💊🥰🥰🥰🥰
አሰይይይ አቲ ምዕርግቲ ኩሉ ግዜ ፅቡቅ ምስ ሰራሕኪ ኢኪ ቀፅልሉ ፅሪተይ
እስይ ማዓረይ ደስ ባሃልቲ ዶም ከም ሹመይ ሹሙኪ ብሹሞይን ቡሹምኪ ወክልኪ ክተሸንፍ ይምነየልኪ ኣዮኪ ሺመይ ኣጽዉእኒ ኣጆኺ ኣሸነፍ ሚልየነይ 🙏🙏🙏🙏❤️💋💋💋
ብጣዓሚ ደስባሊት ቆንጆ ኃል ትግራይ
ኣጃኪ ጓል ዓደይ ማዓረይ ንቕድምት
ጓል ማይ ካድራ ስደተይ ኣዘኪርክኒ ብ ማይ ካድራ ገይረ የ ሱዳን ኣትየ
አሰይይይይ ዛቆልዓ ዚአ ዘይትፅገብ ኩሉ ግዜ ሽኮር
ደስ ክትብለካ ንፍዕቲ
ኣንስ ብቆልዓይ ሰብ ኩሉ ከም ኣዲኣ ክትወፅእ ተመስል እንዳበለኒ ነይሩ
ሎሚ ናብ ስደት ምወፃኹ ረሲዐዮ
ቦታ ተረኺበ ኾዳ ብጣዕሚ እየ ዝፈቱ ሎሚ ጉዲ ብውሽጠይ'በር ብደገይ ዘይኾድድ ¡¡
ኣሰይ ፅርተይ
ዕድመ ይሃብኪ ሽኮሪና
Milen shikorrrr gele aynet 👌👌👌👌👌👌👌👌
Asyyyyyyy aty jGena 👍👍👍👍👍👍👍👍👍♥️❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🌷💐💐💐💐
Wow nice ❤🏆
ሰይ ሰይ ሚሉ ፡ ቁሩፅ ኢላ ኣዴታትና
Wow ❤👌🏿
አሰይ ጏል ሑመራ ሸኮር
ጎቦዝ ጋል ትግራይ ሓላል
ሚሊተይ ሽኮርይ ኣጆኪ በጣዕሚ እኪ ጎበዝ ዝያዳይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ዓይን ስብ ኮይኑዎ እህ
ደርፊ መርጹላ እስከ እንታይ እዩ እዚ ዋኣ
ሚሊ ሽኾር ደስ ብሃሊት ኩሉ ግዘ ምቅርቲ
ኣሰይ ምቅርተይ ናተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ 🙏🙏🙏💋💋❤️❤️❤️❤️
100%✅✅✅✅
ዋውው መቀረት ገበዝ
ዘ ብሄረ ሑሞራ ኣብሽርኪ ጋል ዓደይ ፃዕዳ
Milu shkor btaami nfeti eki👍👍👍👍👍👍👍
ደስ 😘😘😘
ኣሰይ ደስ ክትብሊ ጋል ዓደይ ሽኮር
You are so beautiful melu sweet
ኣሰይ ፅብቅተይ ቀፅልሉ
ብጣዕሚ ደስ በሃሊት።❤
ሚሌነይ ምቅርቲ 💖💖💖💖💖💖💖
Wowwww
Wa ati melu haftey firku nay zeytihbini anes sisit ayikilinye😄 tsibikti fitret ❤😘😍
Milyen mkrti 😘😘
Gal humera shkorrrrrrrrrr😍😍😍😍😍😍😍👌👌👌👌👌👌👌
Asey mkrtey kemey diki megrti❤
ዋው ቆጆ ነው
እዛ ጓል ሕሞራስ ቃሕ ትብለኒ ወዲ ተዝኮንስ አይመሓደክዋን♥👌
ጋል አጉላዕ እያ
Seyyyyy mekrtey wekebti kem adatata 😍😍😍😍
Miley shkor ybel marey
አጂካ ጓል ሑሞራ ቆንጆ 🥰🥰🥰
ጋል አጉላዕ እያ 🙏🙏🙏
@@netsanettigray7918 አረ አይ ኮነቲ ጓል መንደረይ እያ ነይራ ሑምራ እያ
@@tgakterentertainment3855 ተጋጊኪ ጋል አጎላዕ ጋል ዓደይ እያ ሚልየን አረጋዊ ትባሀል ፀጉ ትባሀል ሓንቲ እውን ኪዳን ትባሀል አለታ አዲአ ዕፃይ እያ ትባሀል ይፈልጠ እየ 😘😘😘
@@netsanettigray7918 ዋይ አቲዮ ማአረይ አይትጋገዪ ጓል መንደረይ ዶ ጠፊአትኒዋ አብ ቃለምሕታት አቲኪ ረአያ
አረ አነ እርግጠኛ እየ አይነመዝግበክይ ኢለምዋ ካብ ሑሞራ መፂአ ኢላቶም ተሓቢቢሮምዋ እምበር ዓባይ ሓፍታ ምሳይ ትሰርሕ አኝአ አብዙይ አብ ርያድ ስልኪ ሃብኒ ስዑዲ ተኮይንኪ ምስ ሓፍታ ክሓውሰኪ እንደውም ቅድሚ ወርሕን ገለን ደዊላ ነይራ ሚልየን አላማጣ ወፂአ 🙏🙏🙏
I love her 3👍👍👍👍👍👍👍🍉🍓🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇
Aseyyyy
ሚልየን ጓል ኣጉላዕ እያ
ዋውውው❤❤1
100❤❤❤❤
🔥💖ፈለማ ሰላምን ጥዕናን ንዓኹም ። ዝተፈላለዩ ዘመናውን ባህላውን ሙዚቃ ብግጥሚ (Lyrics)
፣ መሀደስቲ ዝኾኑ ትሕዝቶታት ከምኡ'ውን እዋናዊ ጉዳይ ንምክትታል ሳብያን ትዩብ (Sabian Tube)
እትብል ቻናለይ Subscribe ብምግባር ሰዓቡኒ። የቕንየለይ።🔥💖