( ሓድሽ ዜናታት ትግርኛ ) - ተስፋልደት ዑቅባ ሓቲቱ - ZENA TIGRIGNA 18/09/2024
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 19 ก.ย. 2024
- zena tigrigna breaking news
◄ ኣብዛ ቻነል subscribe ንምግባር ኣብዚ ጠውቁ : bit.ly/2L1GlAy
◄ኣብታ 2ይቲ ቻነል subscribe ንምግባር ኣብዚ ጠውቁ፡ bit.ly/2JBstKw
--------------------------------------------------------------------------------------------
◄ኣብዚ ውን ተኸታተሉና 👇 :
● instagram : / dasna_tv
● facebook : / dasnayoutube
● twitter : / dasna_tv
ርእይቶኹም ኣብ ምዕባለና ኣገዳሲ ብሙኻኑ ርእይቶኹም
ካብ ምጽሓፍ ኣይትቆጦቡ♥♥♥♥♥♥♥
-------------------------------------------------------------
© መሰል ናይዛ ቪድዮ ን #DasnaExtra ዝተሓዝአ እዩ
#eritreanews# #ethiopianews# #tigrignanews#zenatigrigna
ሕጂ እኮ ልክዕ ከምኦም ኣብ መሰል ዘለዎ ዓዲ ናጽነት ዝረኽበሉ ዓዲ ክነብር ምድላዩ ኣንታ ከዳዕ ክብልዎ እዮም ባራዩ. ዝኾነ ሰብ ከምኦም ዘሓሸ መሰል ክረክብ ኣይደልዩን እዮም. ሃየ ጊዳ ኩሉ ኤርትራዊ ብሰላም ዝነብረላ ዓዲ ክትህልወና ንቃለስ
Entay dea mish asmera keydu kebluwo keniyom
ኣብዛ ላዕሊ ከንብብ ጸኒሐ ከዳዕ በሎ ይብል ሓደ ኣታ ምስ መን ኢና ንነብር ዘለና 😂😂😂
ምስ መን ምሳኩም ሽንቲ ከልቢስ ቃልሲ ኣሎ
@@selam.291 እሞ ኣነስ ጥዕምኒ እየ ወጽየ ካብ ስድራይ ተፈልየ ዘሰደደኒ ወልሓደ ምክንያት የለን ትብሊ እንተለኪ. ሱቅ ኢልኪ ደገፍኪ ነቲ ስርዓት ቀጽሊ. ጥራይ ሕልናኪ ይቀበልኪ. እቲ ስደት ዝሰልእ ኣብ ኣዱ ክነብር ዝደሊ ግን ኣብ ኣዱ ከንብሮ ዘክል ሕጊ ኽሳብ ዝግበር ሱቅ ኢሉ ኣይክምዘዝን እዩ
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
Thx bro
Selam kemey welka
❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
Ànta neskà eritràwie temslnie nerkà gen neskà hsade nàye eritrà ika
ፍሊጶስ ዕድል እንተረኺቡውን ዑቕባ ክሓትትዩ፡ እዋይ ዛነውራም ጭፍራ ንመን ርእሱ ዘየድነነት😂😂😂
BBC ኣሚንካ ዜና ኣምጺእካ ቶቦ እንድሕር ተመሊሱ ኣስመራ ኣይኣምነካን እየ ብድሕሪኡ
Felute endeyu ezi da abe eritrea xebke hiwet zeneber yelen wala ensesa::
❤❤❤
ጽንሕ ኢሉ ኢሰያስ ዑቕባ ክሓትት እዩ ነቶም እሙናት በራዩ ገዲፍዎም ምግዜ ጥራሕ😂😊
Barayu ktblu ktnebru ekum mesakin
@@Dfbbhbjንጨፍጫፊኡ ብ ወለንትኡ ዘምልኽ ዳኣ ካብ ባርያ ዝኸፍእ ስም እንተ ዝርከቦ ውን ይግብኦ እዩ
ክላእ ለዛዪ
Drbay kndey jganu alew ab Eritrea kondaf
ከዳዕ በሎ ንተስፋልደት ከምኡ ከኣ ተስፋልደት ተከደ ካልእ ዝሔሸ ይመጽእ ጅግና ተፈልፍል ሃገር እያ ኤርትራ።
😂😂😂😂 ኣታ ንስኹም ፍሉያት ኢኹም
ኣየ ሓሰማ 😂😂መቸም ወላ ተሓጺብኩም ኣይትሰጸርዩን ኢኹም 😢😂😅
ኣነ ኮ ግርም እዩ ዝብለኒ በቃ ነቲ ዘይንቡር ከም ንቡር ክቕበሎ ይፍትን እሞ ምዃን ይኣብየኒ በቃ ድዩ ኣተሓሳስባኹም ኮይኑዎ ከምዚ ከመይ ኢልካ ከዳዕ ትብሎ ኢሂ ንስኻ ኸ ኣብ ሃገርካ ኣለኻ ዲኻ? እዚ ኮ ዶው በለለይ ክብለጸልካ እዩ ዘስምዕ በጃኹም እባ ልቢ ግበሩ ዝብሃልን ዘይብሃልን ፍለዩ
ሓሳዊ ባርያ
ስቕ በል ለቕላቒ ንስኻ ንባዕልኻ ከዲዕካ ኣብ ሃገር እንዳማትካ ኣለኻ ገላዕታ
Anta hasawiy aythasu
ሓሰውቲ ሓንቲ ማዓልቲ ጡዑይ ዜና ከየምጻኹም ደቂ ቆማላት😂
ካብ ተስፋልደት ዝዓቢ ዜና እንታይ ደሊኻ ወይስ መዓንጣኻ ኢኻ ተቀሪጽካ
ኣየ ርእሲ ብሓሶት ዓንኩም ከትዓውሩ
ንስኻ ሓሳዊ ኢኻ ሓንቲ መዓልቲ ሓቂ ከይሰማዕካ ኣብዚ ትስጣሕ😊
ን eri Tv ግን ትኣምንዋ ኢኹም ምሽ ደቂ በራዩ😂
😂😂😂ኣዴኹም ርውኡ ኩልኹም ደቂ ምድረ ዓጋመ😂😂😂😂
ክክክክክ ተስፋልደት ተስፋልደት ትብሉ ክሳብ ክንድዚ እንታይ ዱዩ ተስፋልደት ከም ሰቡ ዶ ኣይኮነን ኣይናይ ሚኒስትሪ ሃገር ኮይኑ ወረኛታት ።
Non è scappato ancora in Eritrea perché racconta bugie
2018-2022 Mera wins no 2022-2028?
Ezi. Tesfaldet. Gex. Gbr. Seldom. Akedadnue. Agb. Zey. Fetwo. Gaztegna.
ኢሳያስ ዕቑባ እንተዝሓትት ውን ምኸዳዕኩሞ 😂
ንበቢቢሲ ኣሚንኩም ትኣምኑ እንተሊኹም ተጋጊኹም ኣለኹ ካብ ኣፉ ወይ ካብ ስድርኡ ከይሰምዓኻ ኣጸጋሚ እዩ
ኣታ ኪድ እንዶ ባርያ ቀደም ፈሊጥና ኢና
ሰብ ናብ ሃገሩ ንክምለስ መገዱ የጣጥሕ እዚ ዓሻ ከኣ መሬት ኣጋ ምውግሑ ወርሒ ደሚቃ ኢሉ ይስደድ🤣🤣🤣
ህግደፍ ተበለጽቲ ንስኻስ ኣጣጢኻ ክትምለስ ትብል ኣለኻ ንሱ ከ ከጣጥሕ ኣይደልን ዶ ህግደፍ ስሚ ህዝቢ ደቅዛ ዲዲት
ሰክት ሓሳኽ ሓሰማ ነታ ሸርሙጣ ሲሰተርካ ከማን ኣብ ኣዲስ ትገብረላ ትህሉ
nab siol megedi zhaysh ante koynu beynka kid
ኣምላኽ ልቢ ይስኩዓልካ
ሓሳዊ ለኽባጥ
Ewa wirdet
ተስፋልደት ኣንበሳ ኢዩ ዋላ ዕቁባ ይሕተት ጸገም የብሉን ድሓን አዚ ኣንበሳ ቢቢሲ በጀካ ሓሶት ካልእ የብላን ግን ተስፌ ጅግና ዝኣኽሎ ኣገልጊሉ ኢዩ ።
ስለምንታይ ሃዲሙ እንታይ ጎዲልዎ ድኣ ከይትብል ልሙስ ባርያ
🤣🤣🤣🤣
እንባሕ በል ወዲ ኤረይ 🤣🤣🤣🤣
ናትካ ኮመንት ይሓይሽ ዝኣኽሎ ኣገልጊሉ ኢልካ ምውጻኡ ዝተረዳእካሉ እምበር ህግደፍ ሲ ገለ ኢኹም ፎእ
ዝኣኽሎ ዘገልገለ ክወጽእ ኣለዎ ማለትካ ድዩ 😂😂😂😂😂
ሃገር ድኣ ወዲቃ አንድዮኣ😂😂
Ab may nefhi eyu temahiru university asmera aykonen temahiru
Kid hasawi
tesfaldet jigna enqae kabti shifta iseyas hademka . alekum do berau nay shifta iseyas meakor lehasti kulu seb fenfinikum eu.
Eway tesfaldet tegagika
Norwey dia hji dhri gele gzie dey puting gb kebla u
ጋዜጠኛ Topo(tesfaldet Mebrahtu) ብሰንኪ ን ዳንኤል ተክለሃይማኖት ዝገበረሉ interview ክንደይ ሽግር በጺሕዎ እዩ 😢
Kindey thsu wedey ata konal hji kea ezia do amtsikum
Aye Hasot iway men sile ziline da kefararhiwo aye dasna hasawe mexelemi
ጌና ንብዓል ንዓኺ ኣምሰሉታት ብ ኣምዑት መንእሰያት ትጻወታ ቦታ የለን መንእሰይ ዕላምኡ ፈሊጡ እዩ ሕርርርር በሊ
በጃኻ እዚ ጓሓፍ ንኤርትራ ዘጸልም ዜናኻ ግደፎ።
Hasawi haki tezarb
ካብ ኤርትራ ዝወጽአ ማብ ኤርትራ ኣይምለስን ኮ ኢልና ጋዘጠኛ ክብራኣብ ከኣ ብጥዑም መልሓሱ ካብ ኣወል ሲዒድ ዘይሓምቅ ጥዑም ቅላት ገይሩ ኢዩ ኤርትራ ወርቂ ከምዘላ ዜና ዘቅርብ ነይሩ እኑቃዕ ካብ ምሕሳው ናጻ ወጽአ
😂😂😂😂😂😂
እዞም ባራዪ እንታይ ክብሉ ኢዮም ኣሕ ወዲ ሃገር ዘይነብረላ ሃገር
Senafe diu adu?
Wereqet khbuka dea tay zeybhal ember bwshtus kale yu zsmeo zelo 😂😂😂
Tesfye hawey haki ante koynu,keltifka temeles owropa bgeza fkdka bet maserti aia,dhri hamushte amte keyttas,temeles adka zhawey kab zekbreka::
ሰክት ቆርባዕ
Aytxaref wegen,nska ewn hade kab zmaruru kem zkonka fulut u
Lebam seb ayxarfn u yereda gn
@@peacetheworld78 ተረዋእ ወዲ ዓባይ ጋሕባ ኤውሮጳ ቤት ማእሰርቲ እንተኾይኑ ኣይተጻብበልና ኪድ ናብቲ ሲኦል ኤርትራኻ ተመለስ
Kemaka amni zeyderbeku delika,Ayxaref mglexi senef atehasasbaka u ,zeytmahr gda
ሃዲሞም ኣይሃደሙ ትርጉም የብሎምን ነብሶም ጥራይ ዮም ዘድሕኑ
2028 ደኣ ገናዶ ኣይኮነን
ጽንሕ ኢሉ ኢሰያስ ዑቕባ ክሓትት እዩ ነቶም እሙናት በራዩ ገዲፍዎም ምግዜ ጥራሕ😂😊
ን ኩባ።