እዚ ኢና ዝበልናኩም።

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 635

  • @awotmehari5564
    @awotmehari5564 2 ปีที่แล้ว +25

    Proud to be eritrean forever 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @טספאיזקאי
    @טספאיזקאי 2 ปีที่แล้ว +21

    ኤርትራውያን ኣሕዋተይ ኣይትበለና ኣሕዋትካ ድለ ስልጣንያ ምሳኻ ሸንኮል ዝበልናዮ ከማን የጣዕሰና ኣሎ። ኤርትራዉነት ኩቡር መንነት።💯⛪️🙏🕌🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤💐

  • @abrhams9086
    @abrhams9086 2 ปีที่แล้ว +36

    ንሱ እንድዩ ማዓንጣና ዘሕርረና ዘሎ ንከይ ንዕወት ዕንቅፋት ዝኮነና ዘሎ ብራቮ ኣቢ።

  • @simreth3954
    @simreth3954 2 ปีที่แล้ว +16

    ትግራዋይ ክከውን ዝደለየ ክከይድ ይክእል እዩ ፡ ናብ ኤርትራና ገጾም ምስ ዝመጹ ግን ኢዶም ይቁረጹ ።

    • @DjRobi43378
      @DjRobi43378 ปีที่แล้ว

      ኤርትራዊ ኣብ ሓው ኢዩ በሊ ሳክት ኣይትዕፈሪ ።ኤርትራ ሓበራዊ ሃገራዊ ስም አንበር ወላሓንቲ ትርጉም የብሉን ርኢናኩም ያ ሓበሽ አዳበልኩም ምስ ጓና ወጊንኩም ኣሕዋትኩም
      ክትሽጡ ፡ጡምዙሓት ።
      አሞ ኪዲ ኣድሕኒዮም መጻወቲ ቅርኒ ኣፍሪቃ ኮይኖም ፈቆዱኡ ይበኺዩ ኣለው ኤርትራዊያን።
      ኤርትራዊ ቤንጃሚን ኢዩ ኮይኑ ዘሎ፡ዝተሸገረ ሱዳናዊ ኣብሻርዕ ወጺዩ ኤርትራዊያን ኢዩ ዝደሊ ።
      ተጋሩ ተጋሩ are u joking ገዛና አባ ኣፍሪስኩምልና ደቂ ደንቢያ ዋሒድ ኣሕዋት ተመሲልኩ ኣደርቢሽኩምና ።

  • @shishayshimendi6714
    @shishayshimendi6714 2 ปีที่แล้ว +18

    ጽቡቅ መግለጺ ኣቢ !! ባዓል ኢዚ ርሲ ዓካት ስሚዕካ' ዮም ዶ!! ምዚኦ 'ስ ከመይ ገርካ ኢካ ትቃወም ብዛዓባ ኣውራጃ ፈልዮም ክዛረቡ ኢዳ ዋዓሉ ።

  • @negistimehari6245
    @negistimehari6245 2 ปีที่แล้ว +12

    Shalom brother excellent message Gbu
    🙏🏾🇪🇷❤️🇪🇷

  • @semiraasmerom4303
    @semiraasmerom4303 2 ปีที่แล้ว +1

    Bless you abi

  • @jemalkhelil7926
    @jemalkhelil7926 2 ปีที่แล้ว +2

    Good to see young people like you working for the change in Eritrea by Eritreans

  • @gemelbarka9345
    @gemelbarka9345 2 ปีที่แล้ว

    ዓድኻ ሓንቲ ኣይገበረትካን
    ንሃገርካን ናዒኻን ፋሕ ፋሕ ዘበሉ ትግራወት ህዋሓት እዮም ተጻዊተሙልኩም ስለዚ ጸላእትና ነለሊ ❤❤❤❤🙏🙏 ስልጣንያ ፕሊዝ
    ምስ ጸላእትና ከይንዋጋእ ሳዋ ከይትኸይድ ኢላ ኤያ ሃዲማ ኩላ እታ ሓቂ ተቀበልዋ ባርያ የለን ኣብ ኣርትራ ጠቢብ ቢርያ ምኽንሻብ ቀደም ህዝባዊ ግንባር ህግደፍ ብተጋድሎ
    ኣጥፊኣቶ🙏🙏🙏🙏

  • @amlakiesmani3149
    @amlakiesmani3149 2 ปีที่แล้ว +12

    ካብ ምስ ጸላኢ ኮይነ ህዝበይን ሃገረይን ዝሸይጥ 10 ጊዜ ህግደፍ ክባሃል ይሕሸኒ በሎም እስከ ካብዘይ ትፈልጦ መልአኽሲ ትፈልጦ ሰይጣን ዲዮም ዝብሉ ያአይ ትግራዎትሲ ዓድኩም እነሃለትልኩም ኢሎም ከረክቡዎም ይጽበዩ አለዉ እዞም ባሃማት በዓል ሺንቲ ምንቲ

  • @tomihaileab4379
    @tomihaileab4379 2 ปีที่แล้ว

    Abi hawey nice speech. Welahade kwskelu aykiln iye you said everything!

  • @hanitades2460
    @hanitades2460 2 ปีที่แล้ว +27

    ኣታ ለባም እቲ ልቦናካ ኮ ክንደይ ይጥዕም ኣቢ ሓላል ኤርትራዊ ማለት 🇪🇷❤✨👈

  • @senaittesfazgi9707
    @senaittesfazgi9707 2 ปีที่แล้ว +1

    You are smart , intelligent , positive and handsome ( combo )

  • @fnanlovemeda1534
    @fnanlovemeda1534 2 ปีที่แล้ว +3

    ዋውውውው ብጣዕሚ ንፉዕ ኣቢ ወገነይ ንበረልና

  • @Eritreawit-291
    @Eritreawit-291 2 ปีที่แล้ว +21

    ሸንካ ደቅስ ጥራይ በሎ ነዚ ኣድጊ ዘርኢ ኣድጊ🤣 ሰልጠነ 👈ኤርትራ ን ኤርትራውያን 🇪🇷✊🏽

  • @tighistiyemane3275
    @tighistiyemane3275 2 ปีที่แล้ว +1

    I agree with you 💯% Abi haway 👍❤️

  • @samy3139
    @samy3139 2 ปีที่แล้ว +2

    Good job, young man..
    Frist unity.... Eritrea 🇪🇷
    Any thing else is individual choice...
    I admire you...

  • @robelmajor5256
    @robelmajor5256 2 ปีที่แล้ว +13

    ብልጽ መግለጺ ኣቢተይ ኣጆኻ 👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @aneshaebiya5539
    @aneshaebiya5539 2 ปีที่แล้ว +18

    ኩቡር ሓወይ ሕቶ አለኒ
    ኣወል አንታይ ናይ ኩናት ጎስጉሱ ድዩ??? ደገፉ ንመንግስቲ ሂቡ ድዩ ንኩናት ገስጊሱ መልሲ ካባኻ ክትስበየ?????? ሃገረይ ንቅድሚት 💪💪💪💪💪

  • @ts69977
    @ts69977 2 ปีที่แล้ว +4

    ትክክል ኤርትራውነት ኩቡር መንነት

  • @senaittesfazgi9707
    @senaittesfazgi9707 2 ปีที่แล้ว

    You are intelligent and smart as always 🇪🇷🎓🎓

  • @nebsyalkulki9674
    @nebsyalkulki9674 2 ปีที่แล้ว +33

    ብሉጽ ሓሳብ bro 🤘 ኤሪትራውነት ክቡር መንነት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @selamgeber5688
      @selamgeber5688 2 ปีที่แล้ว

      Debiya qetaelit eritrean rasah

  • @birikitialemayo3516
    @birikitialemayo3516 2 ปีที่แล้ว +2

    እግዚኣቢሄር ምሕረት የውርደልና 🙏🙏🙏ኣቡ ሓውና ☘️ ☘️ ☘️

  • @adietekle9756
    @adietekle9756 2 ปีที่แล้ว +3

    Eritrawi kubur meninet 🌹🌹🌹🙏🙏🙏🌞🌞🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏👏👏❤️❤️💪💪👍✌️

  • @fikriuemnetey3021
    @fikriuemnetey3021 2 ปีที่แล้ว

    Wawww abay zereba eya engera ezgi blae ...nezi resah sheyati Adu sbuk geberkayo ..ajoka ayselton eu kea lomi kulu seb nikihu eu felitwo eu .thanks kibri yhabka n hagerka zekberka

  • @amlakiesmani3149
    @amlakiesmani3149 2 ปีที่แล้ว +11

    ትኽክል አቢ ከምዚኦም ዝአመሰሉ ቆርበት በጊዕ ዝተኸድኑ ተኳሉ ኢዮም ጸላእቲ ህግደፍ ተመሲሎም ንሃገርን ንህዝብን ምስ ጸላኢ ኮይኖም ክደማስሱ ዝቃለሱ ዕሱባት ኢዮም

  • @ኩሉክሓልፍእዩ
    @ኩሉክሓልፍእዩ 2 ปีที่แล้ว +18

    ሰልጠን ጉሓፍ ምሽሙሽ። ኣይትሓዘሉ እካ .መስሞዒ ሓንጎል ኣይተዓደለን

    • @temesgenamlakey4101
      @temesgenamlakey4101 2 ปีที่แล้ว +1

      ምዕዳልሲ ታዓዲሉ ዩ ኣይተጠቀመሉን ዳኣ በል😳😳😳😱😱😱

  • @user-gzieyumemhrey
    @user-gzieyumemhrey 2 ปีที่แล้ว +10

    ኣብ ድሕሪ ስክሪን ኮንካ ኣይትመድር ወላኳ ኣብ ኣካይዳ መንግስቲ ኤርትራ ቅሬታ ተሃለወ መድሕን ሃገር ምኳኑ ግን ኩሉ ጎርዳዕ ከብሎ ግድንዩ!
    ስርዓት ስርዓት ኣይትበል ፈቲኻ ጸሊእካ መንግስትኻዩ!

  • @alexalujichanel7241
    @alexalujichanel7241 2 ปีที่แล้ว +6

    ኣቢ ሐወይ ለባም እንዲካ በኣካ ሑቡን እየ ።ኣጆካ ቀጽሎ ብሃገርካ ምኩራዕ ገበን ኣይኮን።

  • @srahselitni769
    @srahselitni769 2 ปีที่แล้ว +1

    Smart boy 👦

  • @blueblueablueblue5904
    @blueblueablueblue5904 2 ปีที่แล้ว +1

    ኤርትራ ንኤርትራውያን። አይትሐውትት

  • @delinabinega2257
    @delinabinega2257 2 ปีที่แล้ว +4

    ብጣዕሚ ንፉዕ ቀጽሎ ዝሓወይ። ከማኻ ከኣ ይብዝሑልና👏👏

  • @tsegayabrham7014
    @tsegayabrham7014 2 ปีที่แล้ว +10

    ኤረትራዊ ክብር መንነት ወዲ ኤረይ ጅግናና

  • @abelgerezgher3236
    @abelgerezgher3236 2 ปีที่แล้ว +2

    ትኽክል ዘረባ ባዕልና ኣለናዮ ህውሓት ንባዕሎም ኣይኮኑን ግደፍ ንዓና

  • @hanaabdelkadr1983
    @hanaabdelkadr1983 2 ปีที่แล้ว +3

    ኣታ ሓውይ ህግደፍ ህፍደፍ ኣይትበል ንሱ ሃገር ምስቶም ክቡራት የሕዋትና ሃገር ጠጠው ኣቢልዋ:ኣሎ ምሳኹም ግን ቀደም ሸይጥኩማ መሃለኹም ንኤርትራ ተቃዋሚ የብላን ደላዪ ፍትሒ የብላ እዚም ናይ ደገ ተቃመርቲ:እዮም ህግደፍ መላዕልትኹም ኣይኮነን በጃ ህግደፍ ጋሕ በሉ

  • @debresina3685
    @debresina3685 2 ปีที่แล้ว +5

    ንዮ በሎእዚ ነፋጥ ብግዝያዊ ጥቕሚ ዝውጠጥ ፡ንመጻኢ ዘይሓስብዩ ። ሰማይ ዝሃገርካስ ኣጋመ ትጋሩ ንሓሶት ኣቦኣ ብሓሶት ዝነብሩስ ፡ ንዓና ሓጊዞም ደኣ ንኣማኢት ዓመታት ዘይርሳዕ ብሳላና ኢኹም ኣውዚ በጺሕኩም እንዳበሉ ፡ከሳቕዩና ። ብመንነትና ንኹራት ፡ብራቮ Abi .

  • @serekeyosief3233
    @serekeyosief3233 2 ปีที่แล้ว

    ኣንበሳ ኣቢ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ።

  • @rozakidane5546
    @rozakidane5546 2 ปีที่แล้ว

    💯 msaka aleku abi

  • @iweldehaimanot9614
    @iweldehaimanot9614 2 ปีที่แล้ว

    You are right bro

  • @Tesfa325
    @Tesfa325 2 ปีที่แล้ว +1

    ሐቅኻ ተጋሩ ዝሕግዙ እንተዝኾኑ ቀደም ምሐገዙ: ንዓይ ግን ትግራዋይ ዝአመነን ማይ ዝሐቆነን ሐደ እዩ::

  • @lidueritrawit686
    @lidueritrawit686 2 ปีที่แล้ว +5

    Bravo 👏

    • @abdelmienmohamed7831
      @abdelmienmohamed7831 2 ปีที่แล้ว +1

      ሰልጠነ ኤርትራ አይምልከተካን ኢዩ ሐላዊ የእዱግ

  • @motherland1510
    @motherland1510 2 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣገላልጻ. ኣጀንዳ ሰልጠነ ንኹሉ ኤርትራዊ በሪህሉ ኣይትገፈሰሉ

  • @yohannestesfamariam
    @yohannestesfamariam 2 ปีที่แล้ว

    Hegdef for everything 🇪🇷♥️🇪🇷okay

  • @temesgensengal5884
    @temesgensengal5884 2 ปีที่แล้ว

    Nay bahaki abi hawuna tsubuki hasab eiyu zihankayo god bless u

  • @sunstar933
    @sunstar933 2 ปีที่แล้ว

    Thanks habibi

  • @jemilajimie4269
    @jemilajimie4269 2 ปีที่แล้ว

    Eritreawint kubur maninet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰😍❤️🙏🙏🙏

  • @husenmohammed90
    @husenmohammed90 2 ปีที่แล้ว

    Ajoka Abi hawuna mergetsika wey ka hasabka tsubuk eyu 👍👍👍👍👍☝️

  • @solomonghere3693
    @solomonghere3693 2 ปีที่แล้ว +1

    Mbzhtkum deki seraye deki mongo ekum abi aydegfti aytkawmti ekum seraye goraht fooo

  • @awetsamuel814
    @awetsamuel814 2 ปีที่แล้ว

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👑👍ሃገር ናይ ውልቀ ሰብ ኣይኮነትን ናይ ሓባር እያ ፡ኣስላማይ ከስታናይ ፡ብሄር ፡ ዓሌት ፡ ፍልልይ ዘይብላ ስለዚ ሓብርና ንስራሕ👌

  • @samueltewelde7281
    @samueltewelde7281 2 ปีที่แล้ว

    Bravo btaemi keep it

  • @eyobhagos4262
    @eyobhagos4262 2 ปีที่แล้ว

    ናይ መን ኣዴኻ ተጋሩ ምስ ተጋሩ ኼናስ የሕዋትና ክንቀትል ትሩፋ

  • @eri100eritrawit9
    @eri100eritrawit9 2 ปีที่แล้ว +1

    Egdef/Shaabi for ever they bring the freedom the new the next 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @rezenemehari3155
    @rezenemehari3155 2 ปีที่แล้ว +1

    Nay behaki bro xegemna belna alenayo, belna knfetho ena ndeli ajona tray dekiErey fthi Ertrawya ab kerebayu zelo🙏💪✊❤

  • @Tocaluna91113
    @Tocaluna91113 2 ปีที่แล้ว

    Ertrawit eye hebnti keman Ertrawi mekan zehfro dema gedel yeteo 🇪🇷✊🏾💘

  • @lydiashkor7472
    @lydiashkor7472 2 ปีที่แล้ว

    Abiti eza naka💖💖💖💖💖💖

  • @rodanahaile4997
    @rodanahaile4997 2 ปีที่แล้ว

    Bravo ..the idea we need

  • @asterkidane9848
    @asterkidane9848 2 ปีที่แล้ว +3

    ሰይጠነ ንሰካ ንትግራይካ ኪድ ኤርተራውያን የሕዋተይ ኢልካ ክተሰሸወና ምሰ ትግራይ ኮና ሸግና አይንፈተረሕን ሸግር ኤርተራውያን ብኤርትራወየን እዩዝፍታህ ንህግደፈ በአልና ነልገረሶ ኩዲ ጥፍኢ እደ

  • @metaibityenahadelbi5170
    @metaibityenahadelbi5170 2 ปีที่แล้ว

    Abi nice መደብካ ብጣዕሚ ኢየ ድፈትዎ ሓሳብካ ጽቡቅ ኢዩ ኣብዛ ናትካ ነጥቢ ይሳማማዕላ ኢየ 🇪🇷

  • @asmorontesfu3291
    @asmorontesfu3291 2 ปีที่แล้ว

    Wawwww du hast gut gemacht so mach weiter bitte

  • @lloveyoumysonhamudihamudi6607
    @lloveyoumysonhamudihamudi6607 2 ปีที่แล้ว

    Anbasa brother good job

  • @sawahalal6072
    @sawahalal6072 2 ปีที่แล้ว +3

    ክቡር ሓው ህግደፍ ሃገሩ ይሕሉ ኣሎ እቲ ቀንዲ ጸላኢ ኤርትራ እዞም ተቃወምቲ ዝብሉ ንህዝቦም ዝቀትሉ ዘለዉ እዮም፣ ክቡር ሓው፣ ምስ ህዝብኹም ሓቢርኩም ጥራይ ነቲ ናይ ደገ ጸላኢና ንከላኸል

  • @hagerchannel2203
    @hagerchannel2203 2 ปีที่แล้ว +6

    ክሓተኻ እስከ ንስኻ???
    እዝኹሉ ሜድያ ብዛዕባ ኣብ ኤውሮጳ መጺኦም ክጻረፉ ዝቀነዩ ደረፍቲ ሕግደፍ ክቃወምን ክምኽትን ሓደ ዒልካ መደብ ኣይሰራሕካን በንጻሩ ግና ዋላ ጌጋ ይሃልዎ ኣንጻር ሕግደፍ ዝቃለስን ዘቃልስ ንዘሎ ሰብ ቀጻሊ ክትሃርም መደብ ትሰርዕ... ንስኻ ሕግደፍ ኣውሽጥና ዘእተወካ ግና ዋላ ሓደ ክትገብር ዘይትኽእል ሰብ ኢኻ.....

    • @يوسفيوسف-ط8ج7ك
      @يوسفيوسف-ط8ج7ك 2 ปีที่แล้ว +1

      kedamay xelaena kuwhat bidihiriau higefe abmeasikeri zigebriwa zineberu nifelitom ena higef zidgufu ehiwatna eyom fetika xelieka

    • @hagerchannel2203
      @hagerchannel2203 2 ปีที่แล้ว +1

      @@يوسفيوسف-ط8ج7ك
      ???

  • @hanikeasar9644
    @hanikeasar9644 2 ปีที่แล้ว +2

    👍👍👍👍👍👍👍 bravo

  • @ጋልኣስመሪኖ
    @ጋልኣስመሪኖ 2 ปีที่แล้ว

    Yes ambesa hawey 🇪🇷❤

  • @barkaybrhane1132
    @barkaybrhane1132 2 ปีที่แล้ว

    That is right Ab bro!!!!!!

  • @mihreteabwelderufael3396
    @mihreteabwelderufael3396 2 ปีที่แล้ว +1

    Eritrean be proud of your identity and don't squeeze with fever so thanks for the great idea

  • @HaraGhirmai
    @HaraGhirmai 2 ปีที่แล้ว +6

    ዓባይ ዘረባ..ወዲ ዓበይቲ..ቀጽሎ!!!"
    "ንሕና ኣብ ሽግር ከለና እንታይ ኮይኖም ተጋሩ ንህግድፍ ክንኣልዮ ዘይደገፉና?" ሕጂ ውን ማዓስ ክድግፉና ኢሎም ምሶም ንወግን ይብሉና ኣለዉ..ከዐሽዉና ደልዮም እዮም..ንህግድፍ ክናሊ ብሓደ ክናቱ እሞ..ንህዝብና ከጽንቱ ምውጻእ ኪኣብዩንስ..ብረት ኣብ ኢዶም ንሶም ሰራዊት ዘለዎም ንሕና ድማ ሰብ ኮምፒተር ።ዘይከውን እዩ ኣይንዓሽወሎም።ሽግር ኤርትራውያን ብ ኤርትራውያን ጥራሕ ይፈታሕ..ጓና ኣይነእቱ ደቂ ሓላል ህዝቢ!!!!💙❤💚🇪🇷

    • @blueblueablueblue5904
      @blueblueablueblue5904 2 ปีที่แล้ว

      ክክክክክክክክክክክክክክክ ሕልሚ ናይ ሐለምቲ ከነሳሲ ግዜ የብልናን ንሕና ኤርትራውያን።

  • @selamfalka6118
    @selamfalka6118 ปีที่แล้ว

    Abitey ambesa ❤️🇪🇷

  • @samsomyohannes2151
    @samsomyohannes2151 2 ปีที่แล้ว +1

    ህወሓት ንባዕሉ እንታይ ይደልዩ ኣይፈልጡን ኢዮም:: ቦታ ከማን ክህብዎ ኣይከኣሉን ምሽ ክቃለሱ ምሳኻ::ዕላማ የብሎምን ህወሓት

  • @rahwarsdalaasd7027
    @rahwarsdalaasd7027 2 ปีที่แล้ว +2

    Eretrawi kubur mennet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️

  • @bahtamekonen8470
    @bahtamekonen8470 2 ปีที่แล้ว +3

    ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ኣለካ እዞም ምስ ትግራይ ኮይና ክንቃለስ ኢና ዝብሉ ደናቁር ኢዮም ብሰንኮም ከማን እዚ ኩሉ ሰብ ፋሕ ፋሕ ኢልዎ ኣሎ ካብ ምስ ትግራይ ኮንካ ምቅዋም ቀዳምነት ሃገርካ ምሕላዉ ይበልጽ ። ምክንያቱ ሃገር ሒዝና ፍትሒ ጎዲልና ኢልና እንዳተቃለስና
    ነታ ሒዝንያ ዘለና ሃገር ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ክነእትዋ ኣይንደልን ኢና ።ብራቮ ኣቢ ጅግና

    • @ወዲአስመራጻዕዳ
      @ወዲአስመራጻዕዳ 2 ปีที่แล้ว +3

      ብትኽክል ሓወይ ናተይ ከማኻ የብዝሓልና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @mebrattesfay5436
    @mebrattesfay5436 2 ปีที่แล้ว

    Anbesa jegna bolome nezome dekalu 🇪🇷👍👍👍👍👍💋💋💋💋💋💪💪🇪🇷

  • @yohannesnegassi174
    @yohannesnegassi174 2 ปีที่แล้ว +2

    ብሉጽ ሓሳብ ኣቢ ጅግና ።

  • @jon-sb8bw
    @jon-sb8bw 2 ปีที่แล้ว +1

    Eritreawinet kubur meninet Aithasu awel niwgie aygosgosen kureti Saebyawit 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @teberhfseha9860
    @teberhfseha9860 2 ปีที่แล้ว

    ♥♥♥

  • @jiromtesfahiwet4022
    @jiromtesfahiwet4022 2 ปีที่แล้ว

    🦋🦋🦋 Nezien Halwiyen

  • @dcxada8612
    @dcxada8612 2 ปีที่แล้ว +1

    Ezi wedi xegem alowo kemey budowu filho yibliwo.
    Abi hawey 😘😘😘😘❤❤❤

  • @ፍቕሪጥዑም-ዘ5ሠ
    @ፍቕሪጥዑም-ዘ5ሠ 2 ปีที่แล้ว +2

    ቃልስና ኣንጻር ጮኻኒና ኢሰያስን ሳዓብቱን አዩ ባዓል ሰልጠነን ኻልኦት ኣንጻር መንነትና ሃገርና ንምብታን ዝሰርሑ ውን ምአላይ አዩ

  • @sabakelati2537
    @sabakelati2537 2 ปีที่แล้ว +1

    Bravo 👍 Eritrea Beritrauyan , genau 🙏😇

  • @snitsemhosi6417
    @snitsemhosi6417 2 ปีที่แล้ว

    እዚ ጋሓፍ ተጋሩ ኑዑኡ እዩም ምቃልስቱ ናዕና ኤረትራውያን መቃልስትና ኣይኮነን

  • @mohammdali9169
    @mohammdali9169 2 ปีที่แล้ว

    Good job continue

  • @luliatesfay
    @luliatesfay 2 ปีที่แล้ว

    Absolutely true, good job brother!!

  • @hagereyhagersemaatat4355
    @hagereyhagersemaatat4355 2 ปีที่แล้ว

    You are smart

  • @BoomerTheAnimate
    @BoomerTheAnimate 2 ปีที่แล้ว

    Very cleaver young man👏

  • @abielmsgna35
    @abielmsgna35 2 ปีที่แล้ว +2

    ንስኹም እቶም ደለይቲ ፍትሒ ኢና በሃልቲ ኢኹም ረስሓት ዝመረተ ሓጺን: ንህግደፍ ንምሉእ መዋእልኩም ኣይትኣልዩዎን ኢኹም: ምስ ህግደፍ ተወዳዲርኩም ሓደ ለዉጢ ከነምጽእ እንተበልኩም ዝሓሸ ኮይኑ ይስምዓኒ ።

  • @samsonmehari7013
    @samsonmehari7013 2 ปีที่แล้ว

    ህግደፋውያን ብሓቒ ረዘንትን ኩቡራትን ሰብ መትከልን አዮም ብሓጺሩ ጀጋኑ አዮም ::

  • @Naturalism85
    @Naturalism85 2 ปีที่แล้ว

    bravo belih seb

  • @bereketbrhane2736
    @bereketbrhane2736 2 ปีที่แล้ว

    Xbki Hasab bro 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ተባዕ
    @ተባዕ 2 ปีที่แล้ว

    ካብ ኤርትራውያን ዙወዲ ጅግና ርእ ኣለኩ ንሱ እዩ ዘሓቂ ደግፍዎ ✊

  • @gemilasaad5677
    @gemilasaad5677 2 ปีที่แล้ว

    Yes bor its true

  • @kefelasemere6551
    @kefelasemere6551 2 ปีที่แล้ว

    Good idea bro, hamedki ede ekua kwhda neza guhaf, ember ke eritrawit ya

  • @kisanetgalkeshi492
    @kisanetgalkeshi492 2 ปีที่แล้ว

    Anbesa abi hawey ertirea🇪🇷 nertrawyan🇪🇷🤴👸::

  • @eyobtesfamariam1683
    @eyobtesfamariam1683 2 ปีที่แล้ว

    ተካል ስጋ ስልጠነ ከይሰልጠነ እዩ ኣቡኡ ሰልጠነ ኣውጺኡሉ እንታይነቱ ዘርእሰናይ ገሊጽዎ እዩ፡ምስ ትግራዎት ኣሕዋትና እንተኢሉና ትግራዋይ እየ እዩ ዝብል ዘሎ ይኺድ ይኻሻሕ፡፡ሳዓብቱ ከሙኡ ተወልጄ እንተልዩ ድማ ይስዓቦ ኣድሓርሓርቲ እዮም ብኸምዚ ድማ እዮም እቶም ጀመርቲ ተቃወምቲ ናብቲ ኣብ ግዜ ናጽነት ንፈልጦ ውድብ ንመልስ ዝበሉ ይሕሹ፡፡ባዓል ኣብራር ዕስማን ውን መስኪሮም እዮም።

  • @saidsalih1806
    @saidsalih1806 2 ปีที่แล้ว

    ተጋሩ ኮ ቀደም ንጉዳይና ባዕልና ኣለናዮ ኣብ ጉዳይና ኣይትእተው ኢሎምና ዮም።

  • @teklemaryamteke5530
    @teklemaryamteke5530 2 ปีที่แล้ว

    ኤርትራዊት ድያ ኸ ናይ ብሓቂ ? ኣቢ ሓወይ ኣጆኻ ጥራይ

  • @tombesttafelovedc5622
    @tombesttafelovedc5622 2 ปีที่แล้ว

    Abi natey neseka naye bhaqi betami xbuq aleka ajoka tray wedi ereyyy

  • @etiioerit2563
    @etiioerit2563 2 ปีที่แล้ว

    ጅግና ኣታ ተስፋ ኣለዋ እዛ ሃገር

  • @emneteumengedey7019
    @emneteumengedey7019 2 ปีที่แล้ว

    Anbesa eka habibi

  • @tesfayasinqeytesfayasinqey5119
    @tesfayasinqeytesfayasinqey5119 2 ปีที่แล้ว

    Yes nquhu menesey eileka aleku🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😍😍

  • @finanmengsteab9172
    @finanmengsteab9172 2 ปีที่แล้ว

    Xebuk Zerba hawey Nateyyy Qexlo Buruk hawey