ምስትምቓር ባሕሪ - ቅንያት ፈንቅል - Enjoying the beaches of Eritrea - ERi-TV

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 22 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 69

  • @mussiedebrezion554
    @mussiedebrezion554 11 หลายเดือนก่อน +10

    Thank you Eri tv nice program you exposed our beauty and diversity we need more program like this .God bless Our beautiful ERITREA 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @saraasmerom9050
    @saraasmerom9050 11 หลายเดือนก่อน +5

    ኣሰይ ደስ ክትብሉ ዓይኒ ኣባይኩም ይደፈን ደቂ ኤሪ፡ ክብርን ሞጎስን ንስውኣትና፡

  • @erinabella5455
    @erinabella5455 11 หลายเดือนก่อน +2

    ወትሩ ዝኽሪ ንሰማእታትና : ዓወት ንሓፋሽ 💪❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️

  • @GualEri13
    @GualEri13 11 หลายเดือนก่อน +2

    Deki Eri maerey Edmen Tinan Selamin misakum yikun 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️

  • @eriangelino7800
    @eriangelino7800 11 หลายเดือนก่อน +5

    Time to promote domestic tourism to enjoy our beautiful Red Sea.
    The Eritrean coastal lines are some of the cleanest beaches in the world.
    Enjoy deki halal meriet!

    • @alganeshkelati9124
      @alganeshkelati9124 11 หลายเดือนก่อน

      And we can fund to buy ferry boats

  • @zerayestifanos2677
    @zerayestifanos2677 11 หลายเดือนก่อน +3

    So cut beautiful 🎉🎉 Eritrea ❤❤❤❤❤❤

  • @sen-ayt7782
    @sen-ayt7782 11 หลายเดือนก่อน +1

    ተጠንቂ ኩም ሕዝዋ እዛ ሃገር ጡጥን መርፍእን ኣጣብ ቅና ኢና ኣምጽእናያ 🔥ቃልስዉኣትና ኢሎም ሓልፎም
    💕በዝኣስ ሓጺራቶም እያ እሞ ብንዮዉ ይጥዓሞም 😭💔🇪🇷

  • @eritreayosef4353
    @eritreayosef4353 11 หลายเดือนก่อน

    መርሓባ፣ደቂ፣ኤረይ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @mebrhatueyob9169
    @mebrhatueyob9169 11 หลายเดือนก่อน +2

    ብጣዓሚ ጽቡቅ ገለገለ ክዳውንቲ ግን ከምዚ ናይ ግብረሰዶም ሕብሪ ዘለዎ ይመስል ሓንቲ ሰበይቲ ለቢሳቶ ዛላ ካልኣይ ካኣ ናይ ምሕበሲ ቆልዓ እተን ሕብሪ ደስ ኣይበላንን እሞ ኣቃልቦ ሂብና ከነስተባሃለሉ ኣለና❤❤🎉

    • @kidisty.woldez6974
      @kidisty.woldez6974 11 หลายเดือนก่อน

      ክንደይ ሃተፍተፍ ትብል. ፉሉይ ናይ ገብረሶዶም ዝበሃል ናይ ክዳን ፋብሪካ ኣሎ ዶ ኮይኑ :ሰብ ድላዩ ክኽደን ይኽእል ኢዩ :ናይ ክዳን ሕብሪ ፖሊስ ድኻ? እስከ እቲ ትዛረብዎ እስከ ሕሰብሉ ::

  • @sarateclab1936
    @sarateclab1936 11 หลายเดือนก่อน

    ኣሰይይይ ዓይኒ ኣባይኩም ይደፈነልኩም ደቂ ኤረይ❤❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @redae3365
    @redae3365 11 หลายเดือนก่อน +1

    EriTv ጽቡቅ መደብዩ ቀጽልዎ። ሓንቲ ርእይቶ ግን ክህብ ምስዚ እዋናዊ ኩነታት ትተሓሓዝ፥
    ኩሉ ከም ዝፈልጦ ታሪካውያን ጸላእትና ሃገሮም ንከይትበታተን ኣብ ጽንኩር እዋኖም ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ዝከፈሎ መስዋእቲ ጌና ከይሃሰሰ፥ከም ወትሩ ጥልመቶም ኣግዚሞምና ኣለዉ። ካብቲ ዕሸል መራሒኦም ብዛዕባ ማይን ባሕርን ንታሪክ ኣዘንቢዑ መደረ ዘስምዓሉ ምዓልትን ቅድሚኡ ዘሎ ኣዋርሕን ኣትሒዞም ድማ እዚ ዘይብሃል ኣጽዋርን ዘመናዊ ግዜ ዘምጽኦ ናይ ቴክኖሎጂ ውጽኢት ዝኮኑ ንሰባት ብቀሊሉን ብዘስካሕክሕ ኣግባብ ጃምላዊ ብዝበሃል መልክዕ ከጥፍእ ዝክእል ኣጽዋር ይዓጥቁ ኣለዉ። ዕላማ ናይዚ ክንዮ እቲ ኣብ ውሽጢ ኢትዮጵያ ንዘሎ ዘይምርግጋእ ዘይምጥን ምድላዋት ንጹር ኢዩ። ንኤርትራ ምቹእ ግዜ ረኪብና ኣብ ዝበሉሉን ዓቅሞም ኣብ ዘበረክሉን እዋን ንከወሩ ድሉዋት ከምዘለዉ ርዱእ ኢዩ። እዚ ጉዳይ ምስ መንግስቲ ኤርትራ ኣንጻር ህወሓት ኣብ ዝገብርዎ ዝነበሩ ኩናት ከይተረፈ ኣብ መደቦም ከምዝነበረን፥ ነቲ ደመኛ ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራ ዝኮነ ህወሓትን ንገለ ኣንጻር ነጻነት ኤርትራ ዝከሓነ መርገጺ ዘለዎም ተጋሩ ከም ብዓል ጻድቃን ንምድሓን ኮነ ኢሎም ነቲ ኩናት ኣብ ናይ መወዳእታ ምዕራፉ ምስ በጽሐ ብምኩላፍ ፡ ናይ ሰላም ስምምዕ ብዝብል ምስምስ ምስ ምዕራባውያን ብምምሽጣር ትንፋስ ዝሃብሉ ምክንያት ፍሉጥ ኢዩ። ሰራዊት ህውሓት ንምድሓንን ነቲ ኣንጻር ሉኡላውነት ኤርትራ ክገብርዎ ዝሃቀንዎ ዕንደራ መዳፍርቲ ንምርካብን ኢዩ።
    ብተወሳኪ ምስ ገለ ሃገራት ኣዕራብ ንሶም ስትራተጂያዊ ዝብልዎ ርክብ ብምፍጣር ኣብ ርእሲቲ ንምዕራባውያን ንዘመናት ዝከደምዎ ፥ ናይ በዓል ኢማራት ተለኣኣክቲ ኮይኖም ኣምሳያኡ እዚ ዘይበሃል ቢልዮናት ዶላራት ዘውጽእ ዘመናዊ ኣጽዋር ኣብ ምጉራት ይርከቡ። ካብ ገለ-ገለ ናይ ነፈርቲ ንጥፈታት ዝከታተሉ ክኢላታት(open source intelligence and plane spotters)ኣብ መርበብ ትዊተር ካብ ዘቃልዕዎ ካብ ወርሒ ጥቅምቲ 2023 ክሳብ እዚ ወርሒዚ ብዘይምቁራጽ ክሳብ 127 ዓበይቲ ናይ ጽዕነት ነፈርቲ ናይ ኢማራት ዓረብ Globmaster C17 ዝበሃላ ዕኣርሞሽሽ ናይ ወተሃደራዊ ካርጎ ዝጽዕና ነፈርቲ ከይተረፈ ብኣካል ዝሳተፍኦ ዘሎዋ ጽዑቅ ኣጽዋር ናይ ምጉራት ጎስጓስ የካይዱ ኣለው። ኢማራት ኣብዚ ዞባ ንዘለዋ ናይ ምግባት መደባት ከም ቀንዲ መልሕቅ ትጥቀመሉ ኣላ።
    ገለ ካብዚ ጸላእትና ዝዓጥቅዎ ዘለዉ ኣጽዋር ፡ ንነብሰ ምክልካል(Defensive) ወይ ነቲ ዘለዎም ውሽጣዊ ዘይምርግጋእ ንምፍታሕ ተባሂሉ ዝተሰርሐ ዘይኮነ ካብ ርሑቅ ዕላምኡ ዝሃርም(Strategic offensive standoff weapons) ምስ ደባይ ተዋጋእቲ ዘይኮነ፥ ኣብ መንጎ ክልተ ምዱብ ሰራዊት ንዝግበር መጠነ ሰፊሕ ኰናት ዝውዕል ኢዩ። ንእብነት ንምጥቃስ፥
    1- ታክቲካውን ስትራተጊካዊን ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ (MALE medium altitude long endurance drones(TB2), HALE - high altitude long endurance drones(Acinci)
    2- ካብ ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ ዝትኮስ ካብ ርሑቅ ዕላማ ዝሃርም ፕረሲዥን ሚሳይላት (long range precision missiles from Edge group, UAE; small diameter drone launched precision anti tank missiles MALM-M and MALM-L from turkey)
    3- ካብ ንኣሽቱ ድሮናት ካብ ላዕሊ ንታሕቲ ነጢቡ ብልኽዕ ዕላማ ዝሃርም ጸረ ሰብን ጸረ ድሩዓት መካይንን ሞርታራት ብብዝሒ ካብ ሰርብያ ብመንገዲ ኢማራት ኣብ ሃረር ሜዳ ዝተራገፈ
    4- ዝተፈላለያ ነፈርቲ ኩናት
    5- ብብዝሒ ተጎታቲ መዳፍዕን(towed artillery) ኣብ መካይን ዝጸዓን መዳፍዕን(self propelled artillery) ብዙሕ ካብኡ 155ሚሜ ካብ ቻይናን ካልኦት ሃገራትን። ከምቲ ን ከተማታትና ንምህራም ዝተጠቅሙሉ ናይ ነዊሕ ርሕቀት ሮኬታት ተወሳኪ ዕድጊታት ኣካይዶም።
    6- ናይ ነዊሕን ሓጺርን ጸረ ነፈርቲ ሚሳይላርን ራዳራትን (Pantsir1 from Russia, S75 from Czech Republic)
    7- ኤለትሮኒካዊ ጸረ ድሮናትን ንናይ ወገን ራዳራት፡ድሮናትን ናይ መራከቢ ሬድዮታትን ከዕውር ዝክእል ጨረር ዝፍኑ መሳርሒታትን(Krasukha 4 ካብ Russia)
    8- ነጻ እዋናዊ (Real Time) ናይ ዓውደ ውግእ ናይ ሳተላይት ኣቅርቦት

    • @redae3365
      @redae3365 11 หลายเดือนก่อน

      Continued
      እዚ ኩሉ ጸላእትና ብዘለዎም ገንዘብ ዘይኮነ፡ኣብዚ ዞባ ዓብላልነተን ከረጋግጻ ዝደልያ ሃገራት ኣዕራብ ዝምውልኦ ዘሎዋን ኢዩ። ኣብ ሱዳን ዘሎ ቅልውላው ብቀንዱ ኢድ ናይ ኢማራትን ካልኦት ገንዘበን መጥፍኢ ዝሰኣናሉን ኢዩ ደም ዘፋስስ ዘሎ።
      እዚ ዕሸል መሪሕነት ናይ ኢትዮጵያ ኩሉ ኣድህብኡ፡ ኣይኮነሉን ዘሎ እምበር ንብምሉኡ ህዝቢ ኢትዮጵያ ብሰበብ ኣፍደገ ባሕሪ ኣብ ምጥምዛዝ ኢዩ ተዋፊሩ ዘሎ።እዚ ኣብዚ ውንያትዚ ምስ ህወሓት ዝገበሮ ኣኬባታት ውን ኣካል ናቱ ኢዩ። ናይ ግዜ ሕቶ እንተዘይኮይኑ ነዚ ጥሙሕዚ ክገድፍዎ ኢልካ ዘይምሕሳብ።
      ስለዚ ጸላእትና ብዛዕባ ባሕርን ማይን መደረ ካብ ዘስምዕሉ ግዜ ኣትሒዙ ዕዮ ገዛ ሂቦምና ኣለዉ። እቶም ንነዊሕ እዋን ብዘይዕረፍቲ ዝተቃለሱ ኣብ ዓዲ ዘሎዉ ኣሕዋትና ጻዕሮምን መስዋእቶምን ንከንቱ ኮይኑ ከይተርፍ መታን ፡ እዞም ኣብ ደገ ዘለና እንታይ ዓይነት ተራ ክንጻወት ኣለና። ዋላ እኳ ከምቲ ጸላእትና ዝዓጥቅዎ ዘሎዉ ኣጽዋር ክንዓጥቅ ዓቅሚ ዝሓትት እንተኮነ፡ብቀሊል ወጻኢታት ኣድማዒ ስራሕ ክስራሕ ከምዝክእል ግን እዚ ኣብ መንጎ ሩስያን ዩክሬንን ዝግበር ዘሎ ኩናት ርኡይ ምስክር ኢዩ። ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝነብሩ ዜጋታት እዘን ክልተ ሃገራት ገንዘብ ብምውጻእ ኣዝየን ሕሱራትን ኣድማዕትን ብኣሽሓት ዝቁጸራ FPV ዝበሃላ ድሮናት ገዚኦም ንንዓዶም ይሰዱ ኣለው።
      እዘን FPV ዝበሃላ ንኣሽቱ ድሮናት እንታይ ብልጫ ኢዩ ዘለወን ንርአ፥
      1- ኣዝየን ሕሱራት $400 ንሓንቲ። ንኣብነት $400፡000 እንተተዋጺኡ 1000 ድሮናት ክግዝኣ ይክእላ
      2- ኣዝየን ኣድማዕቲ። ከም ጸረ ታንክ፡ጸረ ኣጋር ሰራዊት፡ጸረ ዕርድታት፡ከም ናይ ስለያን(surveillance)ኣስተኳሽን(artillery spotting) ተራ ክጻወታ ይክእላ
      3- ኣብ ኢድና ዘሎ ዝተፈላለየ ኣጽዋር ክግጠመለን ይክእል። ናብነት ኣርፒጂ ብዘይ ሓሸዋ ብምግጣም ጸረ ታንክን ጸረ ኣጋር ሰራዊትን። ሞርታር ብምግጣም ከምኡ። ብውሑድ ቦምባታት ብልኽዕ ዕላማ ብምህራም ቦምባታት ምቁጣብ
      4-ብውሑድ ወጻኢታት ነቲ ብምልዮናት ዝገዝእዎ ኣጽዋር ምዕናው
      እዘን ኣብ ላዕሊ ዝተጠቅሳ ብቀሊሉ ብ ዓቅሚ ዲያስፖራ ክግበራ ዝክእላ ኢየን።ካብ ሕጂ ምድላው ኣንጻር ግዜ ምቅድዳም ኣድላዩ ኢዩ።
      ከም ካልኣይ፥ ጸላእትና ዝምክሕሉ ሃኒጽናዮ ዝብልዎ ሓይሊ ኣየር ምስናይ ድሮናቱ ብቀሊሉ ኣብቲ ዘለዎ ቦታ ክዓኑ ይክእል ኢዩ። መንግስትና ምስ ገለ ሃገራት ንኣብነት ኢራን ብቅልጡፍ ርክብ ብምፍጣር ኣዝየን ሕሱራት ሩስታ ትጥቀመለን ዘለዋ ሻሃድ136 Shahed136 ። እዘን ነብሰቅትለታውያን(suicide)ድሮናት ክሳብ 2500ኪሜ ብምጉዓዝ ዕላምአን ብልኽዕ ይሃርማ። ነቲ ስትራተጂካዊ ዝበሃል ወተሃደራዊን(drone bases,logistics centres etc) ቁጠባውን ትካላት(GERD dam, other military factories) ብውሑድ ወጻአ ዕላማ ብምግባር ኩናት ከምዘየዋጾኦም ምምሃር። እዘን ዓይነት ድሮናት ካብ ኢማራት ገዚኦመን ኣለዉ ድሮ ንሶም። ዕላምኦም ሓደን ሓደን ኢዩ። ንዕኡ ንምስኻዕ ድማ ብዓቅሚ እቲ ጠፋሽ ቁጠብኦም ዘይኮነ ብላእክቶም ይዓጥቁ ኣለዉ። ንሕና ግን ከምቲ ናቶም ዘየድሊ ወጻኢታት ብምግባር ዘይኮነ፡ ከምዘን ኣብ ላዕሊ ተጠቂሰን ዘለዋ ሕሱራትን ኣድማዕትን መሳርያታት ኢየን ዘድልያና።

  • @brhanalem5387
    @brhanalem5387 11 หลายเดือนก่อน

    ❤🎉❤🎉❤ amlaK n kab axnaf sgab axnaf zelo hzbnan meretnan ybark ab kdun yenbrena

  • @woineteklea275
    @woineteklea275 11 หลายเดือนก่อน

    Welcome wide Eritrean great news this is beautiful 😍 🤩 👌 ❤️ ♥️ 💜 ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷🌷🌷🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @melakegeratjobyehawtadhano5323
    @melakegeratjobyehawtadhano5323 11 หลายเดือนก่อน +1

    Ruhus bale finkel deki eriyyyy❤❤❤❤❤

  • @asmaranafkeasmaranafke9762
    @asmaranafkeasmaranafke9762 11 หลายเดือนก่อน +1

    Kemzi gerkum yehrir ablwom nezom hasadat ❤

  • @dl4055
    @dl4055 11 หลายเดือนก่อน

    Aseyy deqi erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷,tehagosu eske abzi bahrkum,kbrn megosn nsemaetatna nezi tsuruy bahrna zerekubna 🇪🇷🇪🇷❤

  • @dahabweldu1951
    @dahabweldu1951 11 หลายเดือนก่อน

    Keberen mogesen nesematatena💚❤💙🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪

  • @selamawitelias5990
    @selamawitelias5990 11 หลายเดือนก่อน

    ViVA ኤርትራ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @terhasfessehazion7785
    @terhasfessehazion7785 11 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤
    Eritrea 🇪🇷 saessssss Kulusalasabia 🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @dehabtekle4643
    @dehabtekle4643 11 หลายเดือนก่อน

    Aseyyyyy hagereyyy halal msti feqar hzbeyyyy ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹👍👍🙏🙏🙏🙏

  • @senaithailom3322
    @senaithailom3322 11 หลายเดือนก่อน

    GOD BLESS YOU ERITREA PEOPLE AND PRESENT ISEIAS AFOWERKY AMEN 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️

  • @erena-africa5909
    @erena-africa5909 11 หลายเดือนก่อน +1

    ERITREAWENT KUBUR MENINET 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷

  • @zeromgebretensae9025
    @zeromgebretensae9025 11 หลายเดือนก่อน

    Kbrn mogos n semaetatna ❤❤❤

  • @tadeseyonas9130
    @tadeseyonas9130 11 หลายเดือนก่อน

    Merhaba burukat sdrabietey muqurat yehwatey maarey amlak msakum ykun amien bahaqi

  • @lemlemseyoum6476
    @lemlemseyoum6476 11 หลายเดือนก่อน +1

    I hope next year to have some organization for everyone to do.

  • @AbebaWahab
    @AbebaWahab 11 หลายเดือนก่อน

    መሽኣላህ ❤❤❤❤❤❤❤

  • @eritreafirst7329
    @eritreafirst7329 11 หลายเดือนก่อน +1

    Time for eritreans, enka eritrawi konku, gzina yu ezi gzie.deki eri hji koxerana 24 gmbot Asmara, adna balna kinhanxa ena,eritrea b deki shaibia kebira kitnebr ya 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷

  • @sarajoh313
    @sarajoh313 11 หลายเดือนก่อน +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🙏🙏

  • @AroundAround-i2c
    @AroundAround-i2c 11 หลายเดือนก่อน

    Nay bahaki Des zebel❤❤❤

  • @sabakahsay5129
    @sabakahsay5129 11 หลายเดือนก่อน

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🙏🙏💪💪

  • @habtemariamdebesay2559
    @habtemariamdebesay2559 11 หลายเดือนก่อน

    Nice bhaki jeganu

  • @simrethabtemariam7809
    @simrethabtemariam7809 11 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍

  • @ShamiMohammed-f7k
    @ShamiMohammed-f7k 11 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @metsanakieriena4391
    @metsanakieriena4391 11 หลายเดือนก่อน

    Eway ,guhafat men khafrelkum

    • @ZemichaelTsegay
      @ZemichaelTsegay 11 หลายเดือนก่อน

      ወድዛ ድርባይ እንታይቭኮይኖም ክሓፍሩ በለልካ ደኣ ኣባሂቅካ ትተርፍ ለሓሲ

  • @yemanemehari1742
    @yemanemehari1742 11 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @temesgnwedieri3598
    @temesgnwedieri3598 11 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️

  • @rutahabte8262
    @rutahabte8262 11 หลายเดือนก่อน

    🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷❤

  • @tirhaszemiceal7475
    @tirhaszemiceal7475 11 หลายเดือนก่อน

    🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷

  • @tsigeredamana4383
    @tsigeredamana4383 11 หลายเดือนก่อน

    👍🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️👍🙏

  • @SurprisedBirchForest-kv6gb
    @SurprisedBirchForest-kv6gb 11 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤

  • @mahdereteklay4918
    @mahdereteklay4918 11 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @robelhaileab3706
    @robelhaileab3706 11 หลายเดือนก่อน

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽✅✅✅❤️❤️

  • @tekelabheven2519
    @tekelabheven2519 11 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕም ጽቡቅ ግን ሴፍቲ ጃኬት ኣይንረስእ ብዝተረፈ ንኺድ ጥራሕ ደቅ ኤረይ

  • @محمد-د2ت8ظ
    @محمد-د2ت8ظ 11 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤🇪🇷❤️❤️❤️

  • @ማዕተበይአይበትኽ
    @ማዕተበይአይበትኽ 11 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @mhretaraya123
    @mhretaraya123 11 หลายเดือนก่อน

    ❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤

  • @Aman80770
    @Aman80770 11 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤🎉🎉❤🎉🎉❤🎉❤❤❤🎉🎉🎉

    • @tesfahiwetweldu8299
      @tesfahiwetweldu8299 11 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ des zebl erey shikor

  • @Asmara2b
    @Asmara2b 11 หลายเดือนก่อน

    That's better to visit Eritrea for vacation, and also festival. Those Eritreans who live there should enjoy freedom even more if you feel like enjoying it. Just saying in recollection of the idea as a nation.
    ኣምላኽ ዓቢ እዩ፡ ጸጋ ምሉእ እዩ፡ እየሱስ ለጋስ እዩ፡ ለጋስ!
    ሕሰቡ፡ ሕስቡ እቲ ሓይሉ፡ ሕሱቡ እቲ ግርማ፡ ሕሰቡ እቲ ፍቅሩ፡ ሕሰቡ!
    ለምኑ ክዉሃበኩም እዩ!
    ኳሕኩሑ ክኽፈተልኩም እዩ!
    ሕተቱ ክምለሰልኩም እዩ!
    ድለዩ ክትረኽቡ!
    ለምኑ!
    እቶም ንእየሱስ ዝእመኑ ብጹኣን እዮም!
    እቶም ንክርስቶስ ዝቅበሉ፡ ብጹኣን እዮም!
    ጎይታ ኮይኑ ከ ናይ ግሊ መድሓኒኦም ብጹኣን እዮም!
    ኣምላኸይ መግቢ ዕለተይ!
    ማይ ህይወተይ!
    ቃሉ እዩ ዘረስርስ ንልበይ!
    ኦ ኣምላኽ ቃልካ ክስምዕ መድሓኒት ሕክም ተማላእኹ!
    ሓጥእ ብምዃነይውን ንነብስይ ርኤኹ!
    ድኹም ምዃነይ ንነብስይ ተደሃኹ!
    ጎዶሎ ምዃነይ ንነብስይ ዘከርኩ!
    ውሃቢ ውሓዚ ንሃገር ሓለንኩ!
    ብስመ እየሱስ ክልምነካ ደግፈኒ!
    ብስመ እየሱስ ኢለ ሓልወኒ!
    ገጽካ ምለሰለይ ደንግጸለይ!
    ኣነ ብዘይብኣኻ ህይወት የብለይን!
    ከተበርትዓኒ ንዓኻ ይልምን!
    ብናይ ዓለም ክይርታዕ፡ ብኣኻ ክሕይል!
    ጽግዐይ ዋልታ ሓይለይ ኦ ጎይታ ምሳይ ኩን!
    ዕርደይ መናገፊ እይ ኦ ጎይታ ምሳይ ኩን!
    Happy Independence of Eritrea
    Peace

    • @Asmara2b
      @Asmara2b 11 หลายเดือนก่อน

      ኦቶም ንእየሱስ ዝእመኑ ብጹኣን እዮም
      እቶም ንክርስቶስ ዝቅበሉ ብጹኣን እዮም
      ጎይታ ኮይኑ ከ ናይ ግሊ መድሓኒኦም፡ ብጹኣን እዮም
      ኣነ ክኣምን ከምኣታቶም፡ ዳግም ተወሊደ፡ ብመንፈስ ቅዱስን ማይን ተጠሚቀ
      እንዳሃለኹ ክመላለስ
      ኣብ ቤት እግዚአብሔር ብሓጎስ
      ኣብ ቤቱ ክውድስ
      ኣብ ቤቱ
      ኣምላኽይ መግቢ ዕለተይ
      ማይ ህይወተይ
      ቃሉ እዩ ዘረስርስ ንልበይ

  • @ገብ
    @ገብ 11 หลายเดือนก่อน

    እዝስ እንታይ እዩ ኣብቲ ክሳዱ ገርዎ ዘሎ ሓንጀመንጂ እቲ ጨጉሩ ምስ ዕድሚኡ ዝይክይድ ፋራ መገሰም ።ትቪ ኤረና ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ የቀንየልና ሩሑስ ቅንያት ፈንቅል።ኣምላክ ህዝብናን ሃገርናን ይባርክ።

    • @samuelgoiteom1438
      @samuelgoiteom1438 11 หลายเดือนก่อน +1

      እታይ እዩ ዘጻርፈካ ዘሎ ከማኻ ኤርትራዊ ሃገራዊ የብልናን ።ከም ደላዩ ይኹን ኣብቲ ኣዕጽምቲ ኣቦታቱ ዘፈሰሶ ከም ድላዩ ይከደን ይንጀጀን እንታይ እዩ ረቢጽካ ንዓኻ ቅንኢ በዳን ዓጋመ ።
      ወትሩ ዓወትና ሓፍሽ

  • @shamtesfamariam2694
    @shamtesfamariam2694 11 หลายเดือนก่อน

    Ab sdet znebru lbi yblomn

  • @Eritreanam
    @Eritreanam 11 หลายเดือนก่อน +1

    እዚኦም ኩሎም ኤርትራውያን ዲዮም? 😊 እንታይ ድኣ ኣብክንዲ ተጠቀምቲ ባሕሪ ዝኮኑ ኣስተማቀርቲ ኮይኖም? ከምኡ ከኣ ኣብታ ዘፈቀደትልና ይብሉ ኣለዉ።
    ብርግጽ እዚ ኦም እቶም ብድሌቶም ባራዩ ክኮኑ ኣለዎም። እቶም ብግዳድ ባሮት ዝኮኑስ ኣብ ድፋዕ ኣለው፡ መስገሪ ዶብ የቋምቱ። ካብ ዘገልገለ ዘውደልደለ ስለዝኮነ ናይ ሃገርና ነገር። ኩልካ ወዲ ሃገር ስፋሕ ነጽር ተወደብ። ተጠቃሚ ክትከውን።

  • @OsmanAbdallah-yr8rm
    @OsmanAbdallah-yr8rm 11 หลายเดือนก่อน

    جميل جدا لكن لايليق مثل هذا اللون التي تلبس لايعجبي

  • @mohammedabdella3089
    @mohammedabdella3089 11 หลายเดือนก่อน

    Those are Ethiopian Agame they are not Eritreans

  • @S.revolution
    @S.revolution 11 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤

  • @ShamiMohammed-f7k
    @ShamiMohammed-f7k 11 หลายเดือนก่อน

    ❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @senayitawelkhar2502
    @senayitawelkhar2502 11 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯🇪🇷🇪🇷

  • @danielwildetensae6612
    @danielwildetensae6612 11 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤