Shewit Mezgebo - Eza meret | እዛ መሬት (Official Video) Ethiopian Tigrigna Music 2020

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 29 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น •

  • @HaniGualFikrHani
    @HaniGualFikrHani 4 ปีที่แล้ว +93

    ዎሸዊትዬ እንኳዕ በስላም መፃኪ
    እዛ መሬት ዓዲ ጅጋኑ
    እዛ መሬት ዓዲ ታሪክ
    እዛ መሬት ዓዲ ስብ ስረ
    እዛ መሬት ዓዲ ቅዱሳን
    እዛ መሬት ዓዲ ዕበይቲ
    እዛ መሬት ዓዲ ሰብ ሓቂ
    ደቂ ትግራይ ወርቂ ስብስክራይብ ገብሩኒ

  • @rahelhaileadwa6509
    @rahelhaileadwa6509 4 ปีที่แล้ว +18

    ሽዊት ሽኮር ኣምላኽ ዕድሙ ን ጥዕናን ያሃብኪ ሓቢብቲ ኣነ

  • @berihugerezghier6451
    @berihugerezghier6451 4 ปีที่แล้ว +29

    ኣበይ ጸኒሐ ዘይራእክዎ እዙይ ዝመስል ሕጹብ ዝውጻሎ ስራሕ ሸዊት ሓፍትና

  • @negassiwelday
    @negassiwelday 2 หลายเดือนก่อน +2

    ኣነ ከምዛ ደርፊ እዚኣ ዘድኒቆ የብለይን ዘምኡ ግጥሙ ብጣዕሚ ከብድኻ ዝበልዕ የቐንየልና ሸዊተይ

  • @naodhaile5917
    @naodhaile5917 4 ปีที่แล้ว +13

    ሸዊት ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ካብ ናይ ትግራይ ደርፍቲ ቅድሚት ክትስራዕ ዘልዋ ኢያ።ቀጽልዮ ሸዊት ጥዕም ድምጺ ኣለኪ።

  • @lijtilahun3636
    @lijtilahun3636 4 ปีที่แล้ว +94

    ትግራዋይ ምኻን ክንደይ የሕብንን የኹርዕን አገኒዒ ሸዊት ሽኮር

  • @SaraSara-hp2if
    @SaraSara-hp2if 4 ปีที่แล้ว +83

    ሸዊት ምዓረይ እንካዕ ድሓን መፃኪ ዋው ፅቡቅ ስራሕ እስኪ ከምዚ ከማይ ዝፈተዋ like ሃቡኒ ደቂ ዓደይ ሽኮሪናታት

  • @rebabejiga2362
    @rebabejiga2362 4 ปีที่แล้ว +15

    በጣም በጣም የሚያምር ትገርኛ ዘፈን ነው፡፡እግዚኃብሄር ከእናንተ ጋር ይሁን

  • @samuelatsibha9429
    @samuelatsibha9429 4 ปีที่แล้ว +2

    ሸዊት ሀፍትና ብጣእሚ እየ ዘመስግነኪ ብዙህ ታሪክ ዘለና ህዝብኢና መንንነትይ ክፍትሽ ስለዝገበርክኒ።ናይህጂ ወለዶ ድማ ታሪክና ፈሊጥና አቂብና ታሪክ ክንሰርህ ኢና።ናትግሪኛ ፊደላት አጠቃቅማ ጽሁፍ ስህተት እንተሀሊዎ ይቅሬታ።

  • @monumonyo6370
    @monumonyo6370 4 ปีที่แล้ว +13

    ኣሰይ እዛ መሬት ሸዊተይ ክፈትወኪ እኮ እንኳዕ ብስላም መፃእኪ ጋል ትግራይ ማዓረይ

  • @besmart3557
    @besmart3557 4 ปีที่แล้ว +37

    Ajokum tegaru yehwatna💪💪💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @Habesha3789
      @Habesha3789 4 ปีที่แล้ว

      ሰሜን ትግራይ ሰሜን ትግራይ Thank you Brother

  • @ናብልብናንመለስ
    @ናብልብናንመለስ 4 ปีที่แล้ว +227

    ሸዊተይ ግርማ ትግራይና ።
    እዛ መሬት ዓዲ ንግስተ ሳባ
    እዛ መሬት ዓዲ ኢዛና ወ ሳይዛና
    እዛ መሬት ዓዲ ቅዱስ ያሬድ
    እዛ መሬት ዓዲ ሃፀይ ዮሃንስ
    እዛ መሬት ዓዲ ኣሉላ ወዲ ቁቢ
    እዛ መሬት ዓዲ ባሻይ ኣውዓሎም
    እዛ መሬት ዓዲ ሙሴ ሓየሎም
    እዛ መሬት ዓዲ ብርሽዋ ምስ ማርታ
    እዛ መሬት ዓዲ ስሑለይ ምስ መለሰይ
    እዛ መሬት ዓዲ ሰማእታትን ቅርስታትን ።
    ወስክሉ ደቂ ትግራይዋይ 😘

    • @senaitasghedom9541
      @senaitasghedom9541 4 ปีที่แล้ว +4

      👍💪

    • @samrawit7393
      @samrawit7393 4 ปีที่แล้ว +2

      ❤❤❤✅

    • @kibjakewilshere1139
      @kibjakewilshere1139 4 ปีที่แล้ว +2

      the one

    • @TT-qt8dq
      @TT-qt8dq 4 ปีที่แล้ว +2

      @Azeb Gebregzabher abiyi ekebet eyu ztsibeyena zelo! we need to be dynamic and creative! Tarikina demna!

    • @melesmeles1799
      @melesmeles1799 4 ปีที่แล้ว

      እዛ መሬትዓዲ ኣሞራ

  • @mercybarmherzigkeit6614
    @mercybarmherzigkeit6614 4 ปีที่แล้ว +15

    ሸዊተይ ንፍዒቲ ናይ ሕልመይ ጥዕሚቲ ድምጺ, ቢኪ ሓወይ እድካ ጎይታ ይባርክ, ኣቤል ሓወይ ካብካ ብዙሕ ስራሕ ኢና ንጽበ ኣጆኹም ኣጅና✌🏾 እንዳ ከድካ ሚጽባይ Respekt ❤️

  • @tesfayberhane1374
    @tesfayberhane1374 4 ปีที่แล้ว +3

    እዛ መሬት ኩሉ ነገር ዝሓቆፈት እያ ብሓቂ ኣምጽኽያ ሸዊት ሓፍተይ

  • @mebriemichel54
    @mebriemichel54 4 ปีที่แล้ว +14

    ኣብዙይ ኣለካ ሓቂ ዘሓዘ ደርፊ ኩሉ ታርክና ተመስገን

  • @tedroshadgos3619
    @tedroshadgos3619 4 ปีที่แล้ว +7

    ዋውውውዋ ሽዊት ሽኮር ይበል ግጥም ዜማ እስክ ንሽዊት ዝፈቱ ላይክ ሃቡኒ

  • @zufanabraha2824
    @zufanabraha2824 4 ปีที่แล้ว +16

    እወ መሬትና ትግራይ ዓደይ ሂወትና ኢኪ ምእንታኪ 10 ሂወትና እንተዝሓልፍ ከክብርም በላይ ፅድቅ ውን'ዩ !!! ትግራይ ዓድና ኣዴና ትግራይ ንዘላለም ትንበር ❤️💛❤️

  • @MP-lu8mh
    @MP-lu8mh 4 ปีที่แล้ว +17

    Shewitey welela
    Love so much mekeretey. ❤
    Kemzi gerkum asnkuna eti tezekuku zeyiwdae tarik jigninet kiya kindey ele mo kitsihf .
    Ayekum nayina nikidmit. 💪💪💪

  • @ራህዋይምሰበልኩእንድየ
    @ራህዋይምሰበልኩእንድየ 4 ปีที่แล้ว +22

    እዛ መሬት
    እዛ መሬት ዓዲ ቅዱስ ያሬድ ዓዲ ካሌብ ዓዲ ሮምሃይ ዓዲ ዮውሃንስ ዓዲ ኣሉላ ዓዲ ስሑለይ ዓዲ ኣግኣዚ ዓዲ ሙሴ ዓዲ መለስይ

    • @gebmeb1193
      @gebmeb1193 4 ปีที่แล้ว +1

      My Love your

  • @birhanemengstu1238
    @birhanemengstu1238 4 ปีที่แล้ว +10

    ፅቡቅቅቅቅቅ ሰራሕ 'ዩ!ከምዚ ተሓባቢርካ ምስራሕ ቀፅልሉ ተጋሩ።

  • @fgdf3277
    @fgdf3277 4 ปีที่แล้ว +4

    ኣቱም ጨርባሕባሕ ዝበለ ደርፊ ትደርፉ ኻብዚ ተምሃሩ 👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍

  • @ጓልሓይቆ
    @ጓልሓይቆ 4 ปีที่แล้ว +406

    ብትግራዋይነትኩም ትሕበኑ ተለኹም ላይክ ደቅ ዓደይ 💪💪💪

    • @user-vw4db1wb2r
      @user-vw4db1wb2r 4 ปีที่แล้ว +2

      💞💞💞💞👍👍👍👍👍👍

    • @thankyou1442
      @thankyou1442 4 ปีที่แล้ว +1

      Eritrawi eye gn like kehbki eye subscribe ka aytehmki

    • @ጓልሓይቆ
      @ጓልሓይቆ 4 ปีที่แล้ว +3

      @@thankyou1442 ሕራይ ሓወይ ናተይ ኣጆካ በርትዕ 😘

    • @HaniGualFikrHani
      @HaniGualFikrHani 4 ปีที่แล้ว +1

      ላይክ ንትግራይ ወርቂ
      ጓል ሩባይ ማዓረይ

    • @ጓልሓይቆ
      @ጓልሓይቆ 4 ปีที่แล้ว +1

      @@HaniGualFikrHani hanicho konjit 😍❤😘😘

  • @habtomabrhale6736
    @habtomabrhale6736 4 ปีที่แล้ว +8

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ሸዊት ሽኮር ።

  • @mengstabrezene5484
    @mengstabrezene5484 4 ปีที่แล้ว +3

    ሸዊት ሓፍትና ኣነስ ብኣኺ ኮሪዐ ትግራዋይ ሙዃን ነዛ መሬት ተመጢኑ ዝተዉሃበ ኣካል መሬትን ጅግንነትን ሰራሒ ፅቡቕ ንዓኣ ጥራሕ ተለኪዑ ዝተዉሃባ ትግራይ ዕድለኛ እያ።

  • @almazgiday9935
    @almazgiday9935 4 ปีที่แล้ว +1

    ሸወተይ ብጣዕሚ የክብረኪ ይፈትወኪ ማዐረይ እወ እዛ መሬት ሂወትይ ልበይ ብአአ እየ ዘተፍስ መሬተይ መሬትና ወርቂ መሬተይ አሰይ መሬተይ አደይ ብጣዕሚ ዝፈትዋ ደርፊ ።

  • @didodido4814
    @didodido4814 4 ปีที่แล้ว +21

    Shewitey bebi zemesakio kulegezie wahele 👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼😍😍😍♥️♥️♥️🥰🥰🥰

  • @חחנחמצצהצהצה
    @חחנחמצצהצהצה 4 ปีที่แล้ว +10

    ሸዊት ዋዕሮ አጆኺ ደስ በሃሊ ብጣዕሚ

  • @wuhanman1
    @wuhanman1 4 ปีที่แล้ว +6

    The best music shewit hftena. Keep it up. Big fan from 🇨🇦

  • @Effoy
    @Effoy 4 ปีที่แล้ว +12

    Wow I love tigray music

  • @313_Secret
    @313_Secret 4 ปีที่แล้ว +50

    እዛ መሬት፣ እወ እዛ መሬት ዛንታ፣ መሬት ተስፋ

  • @ambesajurdesale3051
    @ambesajurdesale3051 4 ปีที่แล้ว +5

    ሸዊቶም ንፍዕቲ ጽቡቕ ስራሕ ሰሪሕኺ ! በረከት ወልዱ ዓንዲ ሕቆ ጥበብ ትግርኛ እውን ከይኣመስገንክዎ ክሓልፍ ኣይደል ።

  • @بنذننب
    @بنذننب 4 ปีที่แล้ว +7

    እዊይ ሸዊተይ ምቅርተይ ፅሪቲ ብጣዕሚ ከምዝከማይ ዝፈትያ አለዶ

  • @ነፃነትሚድያ
    @ነፃነትሚድያ 4 ปีที่แล้ว +2

    ብጣዕሚ ደስ ብሃሊት ደርፊ እያ# ሰሚዕኻ ዘይትምኖ ደርፊ እያ#

  • @fnangebre4417
    @fnangebre4417 4 ปีที่แล้ว +9

    Iam from eritrea but ilove shewit alweys but when i get shewit i hope one day...

  • @teweldearegawi6338
    @teweldearegawi6338 4 ปีที่แล้ว +2

    እዛ መሬትና ክብርቲ ......ሸዊታ ደስ ብዝብል ቃና ገሊፅክያ

  • @ፈቃርልበይኣይትስሓቀሉ
    @ፈቃርልበይኣይትስሓቀሉ 4 ปีที่แล้ว +9

    ሽዊት ሽኮር ጋል ትግራይና ዓምብብልና ኣቲ ዋዕሮ

  • @tsehaye9438
    @tsehaye9438 4 ปีที่แล้ว +3

    Eza meriet ewe meriet abotaty walako lomi ab klte hager intekonna Aksum nay Abotaty kur'at mkana ye z'amn. Semi'e zeytsegba derfi. Thank you Shewit shikor.

  • @ሶሎሜጓልባባ
    @ሶሎሜጓልባባ 4 ปีที่แล้ว +21

    ሸዊተይ ምጭውቲ ትግራወይቲ ክፈትወኪ❤💋💘

  • @sadymomes8342
    @sadymomes8342 4 ปีที่แล้ว

    ናይ በሓቂ እዛ መሬት መሬት ዛንታ መሬት ተስፋ አጆና ክሓልፍ እዩ ሃገርና ባዕላ መንነትና ባዕላ ቢሄርናን ትግራይ ባዕላ ጥራይ ንኽትኾን ቀሪባላ

  • @ገኒጋልዕዳጋሓሙስሽኮርአደ
    @ገኒጋልዕዳጋሓሙስሽኮርአደ 4 ปีที่แล้ว +12

    ሸዊትይ ግርማ ትግራይና ኢኪ 👍👍💘💘💘

  • @ፍረኃልትግራይፃዕዳ
    @ፍረኃልትግራይፃዕዳ 4 ปีที่แล้ว +12

    ሸዊትና ዋዕሮ ትግራይና ተባረኪእዚ ኩሉ ታሪካዊ ቦታ ናይ ትግራይና ዘፍለጥክልና ንበረልና

  • @VoiceofTigrawaynet
    @VoiceofTigrawaynet 4 ปีที่แล้ว +101

    ትግራዋይነት ይዓምብብ
    ታሪኽና ባህልና ቅርስታትና ዓቒብና ንቡሉፁ ስራሕ ንኽተት

  • @hulumbesher1099
    @hulumbesher1099 4 ปีที่แล้ว +4

    ሸዉት ናትኪ ኣብ ዓድኺ ዘለኺ ፍቅሪ ክገልጾ ዓቅሚ ይሓፅረኒ ::
    ፅቡቅ ትጅምሪ ኣለኺ እሞ ይኣክላ እዩ ዝብል ኣብ ሕልናኪ ከይ ሓድር 🙏 ትጅምሪ ኢኺ ዘለኺ እሞ ፅቡቅ ስራሕ ድማ ንብለኪ እንበይተዋ ::
    ( ሰቲ. D"K )

  • @gezaeglak
    @gezaeglak 4 ปีที่แล้ว +19

    #Tigrai has huge potential if we can use it like this. Thamks #Shewitey !

  • @wediBrhane-y1l
    @wediBrhane-y1l 4 ปีที่แล้ว +39

    ሽዊታ እንቃዕ ድሓን መጻኪ like eske habuni

  • @gebrezigabhergebretsadkan6113
    @gebrezigabhergebretsadkan6113 4 ปีที่แล้ว +6

    ሸዊተይ ግርማ ትግራይና ።

  • @ጄሪጋልውቅሮ
    @ጄሪጋልውቅሮ 3 ปีที่แล้ว +2

    ሸዊተይ ውቅብቲ ትግራወይቲ ናትና
    ዓይኒ አባይኩም ይደፈን ተጋሩዋይ🙏💛💓

  • @selamatsbha8
    @selamatsbha8 4 ปีที่แล้ว +4

    Ewe we eza meret e.r kab ayni Tselae yhalewa meret tigray 😍😍😍😍😍😍💋💋💋🙏🙏🙏

  • @mohamedabdu1711
    @mohamedabdu1711 4 ปีที่แล้ว +39

    ሸዊተይ ኤርትራዊ እየ።ናሃትኪ ስራሕ ኣዝየ እየ ዝፈትዎ።ሃገርካ ምፍቃር ጹቡቅ እዩ ግን ዘይሃገርካ ምኽባር ከኣ ግቡእ እዩ።በርከት ወልዱ ህያብ ትግሪኛ ኢኻ።ጡዑም ደርፊ ጺቢቅቲ።

  • @ማሾጓልማይምክደን
    @ማሾጓልማይምክደን 4 ปีที่แล้ว +8

    ሰናይ ፆም 40ይግበረና ኣሕዋተይ

  • @mgr761
    @mgr761 3 ปีที่แล้ว

    አዛ መሬት ! Thank you ሸዊት ሰማሁ ደግሞ በረሃ እንዳለሽ ወይ ዘንድሮ ! አጆኪ አጆና!

  • @shiwethagos8714
    @shiwethagos8714 4 ปีที่แล้ว +7

    ሸውተይ:ደስ:ዝብል:ደሪፊ:አይትጥፊዒ::

  • @dohaqatar9489
    @dohaqatar9489 4 ปีที่แล้ว +19

    ሸዊት ትግርኛ መቀለ ትግርኛ አስመራ ካብ መሬት እንተሰተየ ሐሬት ሰብ ብይን ዝትስእ ህዝቢ እና እም ከም ትማሊ ሎሚ እውን ንሕና ደቂ ቀባጽ ማህጸን አለና

  • @DinaWoldu
    @DinaWoldu 4 ปีที่แล้ว +14

    ወዮ የበልኽኒደይ ትግራዋይ
    ፍፁም ልተምሃረ
    ምስ ካሊእ ህዝቢ ለይበኣስ
    ዘርኢ ላቆፀረ
    ለይሽልል ለየጉርዕ
    ታሪክ ላዘከረ
    ሀዝግን ገዲዱ ምውዓሉ ምሕዳሩ ኮይኑ
    ትግራዋይ ላፈከረ❤️💛

  • @telshomaxsumawi594
    @telshomaxsumawi594 4 ปีที่แล้ว +13

    ውይ ታይ ዓይነት ድምፂ እዩ ደለዋ እዛ ሸዊት እምበር ሸዊት እስኪ ጠባን ዓይኑኹም ይደፈን ደቂ ምድረ ኣግኣዝያን 🌹🌹🌹

    • @samrawit7393
      @samrawit7393 4 ปีที่แล้ว

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @mercybarmherzigkeit6614
    @mercybarmherzigkeit6614 4 ปีที่แล้ว +246

    ሓንቲ ሕቶ ን በረኸት ወልዱ ( ቤክ ) በዚ ኩሉ ትሰሪሖ ዘለካ ብዙሕ ተቀባላይነት ኣለካ በጃኻ ንማህሌት ገብረጅወርግስ ሓንቲ ስራሕ ስርሐላ ፎውሲ ናፍቆት እተኮነልና ንማህሌት ዝናፈቀ እንተሎ ኣብዚኣ ኢዱ የዉጽእ ኣሕዋት like ኣይትረሱዑ

    • @samrawit7393
      @samrawit7393 4 ปีที่แล้ว +3

      ❤❤❤🥀😍😍👍👍👍

    • @abebakiros2123
      @abebakiros2123 4 ปีที่แล้ว +2

      😍😍😍😍😍😍😍

    • @abebakiros2123
      @abebakiros2123 4 ปีที่แล้ว +2

      ewe😍😍😍

    • @imissmama3978
      @imissmama3978 4 ปีที่แล้ว +5

      ብሓቂ ኣነ ኣለኹ ምሳኻ ብፍላይ ከምዚ ዓይነት ዘይርብሽ ልብኻ ዘሸፍት ዜማ ሰራሕ በልዎ እስከ።

    • @jerusalemtsegay3640
      @jerusalemtsegay3640 4 ปีที่แล้ว +2

      👍

  • @ማሾጓልማይምክደን
    @ማሾጓልማይምክደን 4 ปีที่แล้ว +6

    ዋውው ሸዊተይ እንኳዓ ዳሓን መፃእኺ ጋል ትግራይ ሓላል እስኪ ልሸዊተይ ዝፈትው 👍ይርገፀኒ

  • @jossigebreweditigrai1344
    @jossigebreweditigrai1344 4 ปีที่แล้ว

    ሜርየት ተስፋ እወ በረኸት ወልዱ ኣብየል ጉዑሽን ንድምፃዊት ሸውት መዝጎቦ ክብሪ ይሃቡኩም LONG LIVE TIGRAI

  • @ወዲሑመራ
    @ወዲሑመራ 4 ปีที่แล้ว +44

    ሕስኩማ አለኹም ንሱኹም እውን ታታሪኽ ቀፅልሉ ኣቱም መሐበንቲ ደቂ ዓዶም!!

  • @ጓልትግራይዕባይሶሎዳዓድዋ
    @ጓልትግራይዕባይሶሎዳዓድዋ 4 ปีที่แล้ว +23

    Shewitey Shikorr Love U Marey 💋💛💖

  • @imissmama3978
    @imissmama3978 4 ปีที่แล้ว +82

    ግን like የብላን ኣይግበኣን ድዩ ኮይኑ ? ወይስ በቂቕኩምላ ?

    • @nwnjwwnwnjwwjnw8550
      @nwnjwwnwnjwwjnw8550 4 ปีที่แล้ว +6

      ይገርም ዩ ኣምሓርኛ ኸ መን ክሪኦ

    • @merhawimedia8898
      @merhawimedia8898 3 ปีที่แล้ว +1

      ❤️❤️❤️💛💛💛👍👍👍👈

  • @ጓልትግራይጓልዞምወየንቲ
    @ጓልትግራይጓልዞምወየንቲ 4 ปีที่แล้ว +9

    አዮኺ ትግራይ ዓደይ አለናልኺ ኢና ደቅኺ ሸዊተይ ፅርይቲ ዓለም 💞💞💞💞💔💔💔💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖

  • @jainttube365
    @jainttube365 4 ปีที่แล้ว +2

    ሽውትና ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን የሃብኪ

  • @ኤርትራውያንንጠፍእኣለና
    @ኤርትራውያንንጠፍእኣለና 4 ปีที่แล้ว +5

    Waww sedrana kulu 💯 i love 💕 hezbi tegray halal

  • @ሂወትደስታጓልትግራይ
    @ሂወትደስታጓልትግራይ 4 ปีที่แล้ว +9

    ሸዊት ዝያዳ ኩለን ቆንጆ ጋል ትግራይ

  • @getacewselassie9931
    @getacewselassie9931 4 ปีที่แล้ว

    ሸዊት ... ገና ብዙህ. ተምሳሌት ትግራይ ስራህቲ ክትሰርሂ ኢኺ...ድህሪ ዓወት ንራኸብ!

  • @yikunomhagos4898
    @yikunomhagos4898 4 ปีที่แล้ว +13

    This music explore our history since Axumite kingdome to ze recent history exploit more than fifty thousand or more of our legendaries of 2nd weyane tegaru fighters.So am pleased to see this kind of historic music clips . Thank u shewit

  • @ሂወትደስታጓልትግራይ
    @ሂወትደስታጓልትግራይ 4 ปีที่แล้ว +10

    ሸዊት ዋዕሮ ትግራወይቲ

  • @meron-ld6hi
    @meron-ld6hi 3 ปีที่แล้ว +2

    አበይ ፀኒሐ እየ ክሳብ ሀዚ እዙይ ዝመስል ደርፍ ዘይራእኩ ትግራይ ዝዓደይ ስደት ንምፅናሐይ ብሕርቀጥ ጣዕ እንደብልኩ እየ። ግን አለውኪንዶ ዓለም ዘስደመሙ ጀጋኑ💊💪✊️

  • @teweldefisseha2135
    @teweldefisseha2135 4 ปีที่แล้ว +1

    አገንዒ! ይበል ድምፂ! ምስ ታሪኽ ዘይብሎም ኣህዛብ ተሓንፊፅና እባ ታሪኽና ረሳዕናዮ አሕሕሕሕሕሕ.

  • @ጋልትግራይእየፉሎጡኒ27
    @ጋልትግራይእየፉሎጡኒ27 4 ปีที่แล้ว +14

    ሸዊተይ ኣነስ ክፈትወኪ መዓት ንሸዊት ዝፎቲ እስኪ ኣብዚኣ ሊክ ይንክአኒ እወ መርየት ተስፋ ጋለይ

  • @netsibest7078
    @netsibest7078 4 ปีที่แล้ว +5

    ሸዊተይ ምቅርቲ 😍

  • @ጓልሸረኒ
    @ጓልሸረኒ 4 ปีที่แล้ว +8

    ሽዊተይ ምቅስን♥♥♥♥♥ኣስይ♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥

  • @elsa5872
    @elsa5872 4 ปีที่แล้ว +17

    Wow I love you Tigray💕

  • @bmtbmt9103
    @bmtbmt9103 4 ปีที่แล้ว +7

    ተስፋ ዘሎዋ ደርፊ
    ንፀላእቲ ተባህርር

  • @Finan2000
    @Finan2000 4 ปีที่แล้ว +4

    Shikorey shewetey Natey kefotoki meat ye.😍

  • @Ibrahimwedisaho
    @Ibrahimwedisaho 4 ปีที่แล้ว +7

    shewitey nay Ketri hilmey saem kebileki we love you❤️❤️👈

  • @ጋልመቐለ-ኀ3ጸ
    @ጋልመቐለ-ኀ3ጸ 4 ปีที่แล้ว +10

    ሸውተይ ምቅርቲ ጋል ትግራይ ማዓረይ ከም ወትሮ ፁቡቅ ስራሕ ሙጩውተይ

  • @imissmama3978
    @imissmama3978 4 ปีที่แล้ว +17

    ኣቤት ይበል ስራሕ ሽዊት መዝገቦ ከምዚ ,ዩ እምበር ናይ ሃገር ደርፊ እዞም ኣይካብ ግጥሞም ወይ ዜመኦም ስቕ ኢሎም ቪዶታት ዘውሕዙ ተዝገድፍዎ ብፍላይ ንሃገር ትደርፎ ደርፊ ሰነዳዊ ስለ ዝኾነ ጽፉፍን ረዚንን ክኸውን ኣለዎ ከምዚ በቃ በሃሊ ,የ ።ሽዊት 100%•√,

  • @GgGg-ze5od
    @GgGg-ze5od 4 ปีที่แล้ว +2

    ዓይኒ ፀላኢኩም ይደፈን ወገናተይ ኩሉ ጊዘ ንሕበን ባአኩም

  • @danielogmichael
    @danielogmichael 4 ปีที่แล้ว +16

    Strong lyrics, beautiful arrangements, Shewit Mezgebo here again raising the bars of Tigrigna music. Thank you ❤️

  • @rihannaseid8284
    @rihannaseid8284 3 ปีที่แล้ว +4

    በጣም የወደድኩት ታሪካዊ ዘፈን

  • @mgr761
    @mgr761 3 ปีที่แล้ว

    ሸዊት ይህ ዘፈን የትግሪኛ ባህላዊ መስንቆ ይጉድለዋል እኮ ፣ የብሉህ ክዳን ታሪክ ይስባል፣ ከበረሃ ስትመለሺ ጨምሪበታ! እንወድሻለን ፣ ሸዊት።

  • @iejriejkdjjrjr6240
    @iejriejkdjjrjr6240 4 ปีที่แล้ว +2

    ውይይይይይይይይ ትግራይ ኣደይ ወላ ንፍእቲ ሸዊተይ

  • @tsigehaylay2916
    @tsigehaylay2916 4 ปีที่แล้ว +7

    Wawwww shewiteye anbesa

  • @mikail6242
    @mikail6242 4 ปีที่แล้ว +1

    Ezameryt shwity shkor 💞❤💛
    Wow dmxeki kefeteweki meatye habibeti gale tigeray ady

  • @adi-qe8bv
    @adi-qe8bv 4 ปีที่แล้ว +10

    ሸዊተይ ጥዕምት ድምፅይ መፃኪና ክኣ ምቅርተይ ክፈትወክይ እኮ ኩሉ ግዜ ክስምዖ ዝደልይ ናትክይ እዩ አድናቂትኽይ እየ ምክረተይ💞💞💞💞💞💞 እወ እዛ መሬት ተስፋ ኣብ ዋሕዝይ መሬት ክንድይ ፅቡቅ ሕማቅ ድያ ፅቡቅ ኣሕልፋ? /??? //? /????? ንኺድ ጥራይ ገዛና ናብ ቀደም ስልጣኔ ንመልሳ ታርክና ንሰንድ ንባዕሉ ዘይኮነ ኣይከብርን "ኣጆክይ ትግራይ ዓደይ ናክይ ዘይከውን የለን 🇻🇳🙏💪

  • @nanililay1787
    @nanililay1787 4 ปีที่แล้ว +8

    Ewe Eza meryet meryet Tesfa😍😍😍❤❤❤

  • @Vip-ce4jl
    @Vip-ce4jl 4 ปีที่แล้ว +4

    ሽዊተይ ምኸስበ ዓለም

  • @berndadesta9679
    @berndadesta9679 4 ปีที่แล้ว +5

    ትግራይና ሐበብ ናይ ዓለም::

  • @mamareaserese9498
    @mamareaserese9498 4 ปีที่แล้ว +11

    ንዛ አብይ ትርጉም ዘለዋ ረዛን እዛ መርየት ዘርእስታ ስነጥበብ ዝሐሰብኩም ዝገጠምኩም ዝፀሐፍኩም ኩላትኩም ልእኡል ክብርን ምስጋናን ይብፃህኩም
    አጆኹም ቀፅሉሉ።

  • @tesfubrhane171
    @tesfubrhane171 4 ปีที่แล้ว +7

    ጽቡቅ ስራሕ ።

  • @sabasaba2633
    @sabasaba2633 4 ปีที่แล้ว +2

    Shewit Mezgebe Jegena ye jegenoch liji 💪
    Best singer with amazing voice bravo 👏🏽👏🏽👏🏽❤️💛❤️💛✊🌼🌺🌸💐🌸🌼

  • @Ted_wolf_1
    @Ted_wolf_1 4 ปีที่แล้ว +5

    Gemel chenawn mesgid jihadists entay knrelu enna!
    Tigray Eritrea the land of the blessed people!
    We love our Tigryina land from Korora to Alewha Milash❤

  • @biniamandegiorgis7081
    @biniamandegiorgis7081 4 ปีที่แล้ว +2

    waw shewit mezgebo wonderful singer appreciate God bless you

  • @yosiefgebremeskel5162
    @yosiefgebremeskel5162 4 ปีที่แล้ว +4

    ትግራይ ሃገረይ መሬተይ

  • @berinuarasa9750
    @berinuarasa9750 4 ปีที่แล้ว +1

    ዋዉ ብሉጽ ስራሕ ኣኩርዕኩምና ትግራዋይነት ለምሊሙ ፅቡቅ ንርኢ ኣለና ቀፅልሉ

  • @Hiwet-fe1if
    @Hiwet-fe1if 4 ปีที่แล้ว +2

    ሸዊት ካናሪ ድምጻ i love u from Eritrean

  • @ሓበሻዊት-ሐ6ጠ
    @ሓበሻዊት-ሐ6ጠ 4 ปีที่แล้ว +3

    ሸዊተይ ፅብቅቲይ💋💋💋 ፅብቅ ሰራሕ👌👌👌👌

  • @amanuelberhe7221
    @amanuelberhe7221 4 ปีที่แล้ว +2

    Wwww shewit shkior u did good job nice voice