ሰበርዜና🔥 ሓደጋ ኣብ ኣዲስ ኣበባ/ ደብዳበ ስንብት ጌታቸው/ብዶብ ኤርትራ ዘሎ ምዕባለ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 23 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 62

  • @TweklnaAllah
    @TweklnaAllah 2 วันที่ผ่านมา +2

    ፀገምኩም እቲ ሰብ ዘንበቦ ናይ ሓደ ወደ ሰባት ፅሑፍ ክተንብቡ ግዜ ትበልዑ ኣለኹም ተተመሓይሹ ከምዜና ሕፅር ዝበለ ዜናታት መቕሪብ ይልመድኩም

  • @alguyonas3312
    @alguyonas3312 วันที่ผ่านมา

    Selam ❤❤

  • @WediMemher
    @WediMemher 2 วันที่ผ่านมา +2

    ወርቂ ትግራይ ንትግራዋይ ይኹን። ጌታቸው/ኣቢይ ንምንታይ ወርቂ ትግራይ ኢትየጵያ ዘይተቆፃፀረቶ፣ ንምንታይ ትግራዋይ ተጠቀመ እዮም ዝብሉና። ካብ ወርቂና ኢትየጵያ ትወሰዶ ከም ኮንጎ ኮይንና እንተጠቀምና ይሓይሽ።

    • @kalulale1707
      @kalulale1707 วันที่ผ่านมา

      ወርቒ ትግራይ ዝምዝምዙ ዘለዉ ናይ ደፂ ጉጅለ ደገፍቱ ኢዮም፡፡ ኣብ ሽረ ንምንታይ ደገፍቲ ጉጅለ ደፂ ኮይኖም ኢልኻ ሕሰብ ይበርሓልካዮ፡፡ ካሊዕ ስልጣን ንምምላስ ንፌደራል እናሓቡ ዘለዉ እኒ ደፂ ኢዮም፡፡
      ጌታቸዉ ደጋጊሙ ገለፂዮ እዙይ ምግላፁ ኢዮ ኣብ ሽረ ተቓዉሞ ክበዝሖ ዝገበሮ። መሲልዎም እምበር ብማንካ ንደገፍቶም ሒቦም ብኣካፋ ዝሓፍሱዎ ዘለዉ ጀነራላትን ናይ ደፂ ደገፍቲን ፅግዕተኛ ኢዮም፡፡ ብዛዕባ ጉሕለት ወርቒ ካብ ደፂ ኣፍ ሓንቲ ቓል ሰሚዕካ ትፈልጥዶ? የለን ንቓሕ

    • @AyalewAlemu-m5y
      @AyalewAlemu-m5y วันที่ผ่านมา

      ትግራዋይ ፈዛዝ ሀዝቢ እዩ
      ትተሰረቀ እነታይ ይገርም።
      ብበአልቶም ትባላእ ተለው
      ጸላኢ ኸኧ ገዛውቶም አትዩ
      ወርቆም ይሰርቁ። ደናቁር!

  • @DadeBegze-sb1mi
    @DadeBegze-sb1mi 2 วันที่ผ่านมา +5

    ኣታ ትግራዋይ ንቓሕ !ኣብይ ንጌታቸው ብደብረፅየን ምቕያሩ ንትግራይ ሓልዩ ንትግራይ ሰላም ተመንዩ ከይመስለና ህዝብና ንብታንን ኣብጌታቸው ዝሓደሮ ሕዱርቂም ኣጋጣሚ ስለዝረኸን ሓደገኛ ተፈጃሪ ፈንጂ ኣብ ትግራይ እዩ ዝቐብር ዘሎ። ነስተባህለሉ!

    • @kalulale1707
      @kalulale1707 วันที่ผ่านมา

      ከማኻ ተዝነቕሕ ኩሉ ህዝቢ ትግራይ በሊሕ ይመስለኒ ነይሩ ኣይፈልጥን መጫወቲ ፓለቲከኛ ስብሓታዊያን ኢዮ

  • @tegryohafte2933
    @tegryohafte2933 วันที่ผ่านมา

    ትኽክል ወዲነይ ኢትዮጵያ ኣይትኾነናን ምጽናት ዓሌት ፈጺማትልና ኣፈጺማትልና ካብ

  • @BereketKiflu-y6z
    @BereketKiflu-y6z 2 วันที่ผ่านมา +1

    ጌታቸዉ ናብ መን እዮ ጠሪዑ መራሒ ዶ አይኮነን ?

  • @ilovejesus1480
    @ilovejesus1480 2 วันที่ผ่านมา +4

    እወ ጌታቸው ካብ ሕዋሕት ዝሕሽ መሲልና ኔሩ ግን ተጋጊና ኢና ጉዶም ዓለም ምስ ረኣዮ ጉዶም ይዋፅኡ ለው መሕፈርቲ ብምንታይ ህዝብና ነድሕንዶ ኸይትብሉ ብኸብድኹምን ክብርኹምን ብህዝቢ ትጣልዑምበር.

    • @kalulale1707
      @kalulale1707 วันที่ผ่านมา

      ናይ ደፂ ሓሽከር ኢኻ ዋ ንስኻ ሕዚ ለባም ፈላጥ ፓለቲካ ኾይንካ ድዮ😁 ጌቾ ምስ ጎደልኡ ይሕሸና ኢዮ ሊያቡ ሓሰዉቲ ደም ህዝቦም ሰቲዮም ዘይፀግቡ ጉጅለ ስልጣን ክሕዙ ኣይንደልን 4ተ ነጥቢ 👌

  • @KinfeMussie
    @KinfeMussie 2 วันที่ผ่านมา +4

    Asena nay tigray mediya eya

  • @LeakeAregawi
    @LeakeAregawi 2 วันที่ผ่านมา +1

    በቲ በለ በቲ ፓለቲከኘ ትግራይ ዝብኢ ምስከደ ኸልቢ ነብሐ እዪ ሐዚ መፂእኻ ዓረውረው።

  • @ShishayAkli
    @ShishayAkli 2 วันที่ผ่านมา +1

    ሕጂ እውን ካብ ኣቀናበርን ዓዳሚ ጆኖሳይዶርን ዝኾኑ ኢትዮጵያውያን እቶም ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን ይቐርቡና። በቃ ኣብ ኣዲስኣበባ ተሸጉጥኩም ምስ ኤርትራ ክተባእሱና ኣይትፈትኑ። ዕሱባት

    • @WediWeldab
      @WediWeldab วันที่ผ่านมา

      ኣብ ኤረትራ እንታይ ዝፍታሕ ሽግር ትፈልጠልና😂😂😂😂😂

  • @WediWeldab
    @WediWeldab วันที่ผ่านมา

    መንግስቲ ኤረትራ ንትግራይ ገጹ ክሸይን ጥራዩ ዝጥምት ድሕሪ ደጊም😂😂😂

  • @berhanegessesew9469
    @berhanegessesew9469 2 วันที่ผ่านมา +1

    እዚ ዝአክል ዐብይ ናይ ማዕድን ሀብቲ ከሎ 26 ዐ
    መታት ወያነ አበይ ነይሮም

    • @jubilee_john4862
      @jubilee_john4862 2 วันที่ผ่านมา

      They didn’t want to share it with the rest of the Ethiopian people. It was reserved to be tapped after they declare their independence! Smart idea..

  • @TeferMekonen
    @TeferMekonen วันที่ผ่านมา

    ኣነ ኩሉግዜ ትገርመኒ ሓቲትካ መን ከምዝምልሰልካ ዘይትፈልጥ ጌታቸዉ ሓፂን መፂን ይብል ወዲ ወረደ ሓፂን መፂን ይብልኳ እትዝገርም ግን ኣቶ ጌታቸዉ ረዳ ኣነ እየ መንግስቲ ይብልሞ ተመሊሱ ድማ ከም ተራ ሰብ ኮይኑ ወርቂ ይስረቀሎ ይብል ሓሳዊ እዩ ቀዳማይ ሃፍቲ ትግራይ ዝሰርቁ ዘለዉ 3 ሰባት እዮም 1
    ኣቶ ፃድቃን 2 ወዲ ወረደ 3 ጌታቸዉ ረዳ እዮም ኡዙይ ዘይፈልጥ ትግራዋይ ደቂሱ ኣሎ

  • @RasTeferian-m6s
    @RasTeferian-m6s วันที่ผ่านมา

    ኣብ ዶባት ትግራይ ዘሎ እኽሊ ብሰንኪ ዝናብ ናይ ዓጺድ ወፍሪ.. ብወገን ኤርትራ ከኣ ምስ ኲናት ዝተኣሳሰር...ሕፈር

  • @wewe5688
    @wewe5688 วันที่ผ่านมา

    ትግራይ ብርድካስቲ ንሙዃኑ ከመይ እዩ ዝርዳአኩም አብ ዛላንበሳ ጸያቂ መይ ከይመጸ ኾሎ እኽሉኹም አክቡ ተተባሂሉ አብ ኤርትራ እኽልኹም ቀልጥፍኹም አኹቡ ተተባህለ ካልእ ምክንያት ክህልዎ አይክእልን፡ እንዳፈለጥኹም ወላሓን ከምዘየለ ንህዝቢ ትግራር ንምርባሽ ትገብርዎ ሓሶት አይስልችወክሙን ድዩ፡ አብዛ ወርሕ እዚአስ ብዛዕባ ኤርትራ ክንደይ ሓሲኹም ብዛላንበሳ ደፊኡ ሻዕብያ መጺኡ ኢልኩም ሓስኹም ስቕ ኢልና ሰሚዕናኩም ግን ዘየለ ሓሶት ኮይኑ ብአማሓዳሪ እቲ ቦታ፡ ብሽራሮ ከሙኡ ኢልኩም አመሓዳሪ ሓሶት እዩ ኢሉ ሕጅውን ትሕሱዉ አለኹም ሓሰውቲ

  • @SelamMeles-lt8lz
    @SelamMeles-lt8lz 2 วันที่ผ่านมา

    ጌታቸው ረሳህ ወርቂ ይጉሕጋሕ ዝብልስ ንምታይ ደው ዘየብሎ ንምታይ ድዩ ተመሪፁ አፍ አለኒ አሉ ይዛርብ ሀሳዊ ልኡክ አብይ

  • @SelamMeles-lt8lz
    @SelamMeles-lt8lz วันที่ผ่านมา

    አተን ብሎ ተንታኒ ጉባኤ አይነካይድን ዝብርሉ ሰረቅቲ ልያቡ ከይሕተቱ አዮም ፋሕ ዝበሉ ትግራይ ሕጊ ከይሰፍን ውዕሊ ፕሪቶርያ ከይፍፅም ዝገብሩ ጌታቸው አና አበሮቹ አለቀኦም አብይ

  • @MedAmlak
    @MedAmlak 2 วันที่ผ่านมา +2

    Ertras 4kilo kitkotsatser thaseb wey hasottt mehfri yeblkumin kurub

  • @ilovejesus1480
    @ilovejesus1480 2 วันที่ผ่านมา

    ምሻዕቢያ ተዓረቑሞ መጨራኹምያ ኣቱም ሑሓት

  • @mulugetarayaw2233
    @mulugetarayaw2233 2 วันที่ผ่านมา

    ዓረብኛ (መኻልፍ) ዝገጠሞ ማለት ዕንቅፋት ዝገጠሞ

  • @ShishayAkli
    @ShishayAkli 2 วันที่ผ่านมา

    ዜናኹም ብውሽጢ ዓዲ ማለት እውን ብናይ ትግራይ ዛዕባታት ዘይትጅምሩሉ ምኽንያት ግን እንታይ እዩ? ጥሩ ትግሬ ምዃንኩም ድዩ?

  • @YewhansBrhane-ll2dn
    @YewhansBrhane-ll2dn 2 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤

  • @teklehiwottareqegnteklay
    @teklehiwottareqegnteklay 2 วันที่ผ่านมา

    ዝገርም ትንተና ከምዚይ እዩምር ፍልጠት ፖሎቲካ የእስስስስ

  • @rgdf8rgyd990
    @rgdf8rgyd990 2 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤😊

  • @luwamluwam3868
    @luwamluwam3868 2 วันที่ผ่านมา +1

    እስታሊን ክንፊ ሻዕቢያ ኮይኑ አሎ
    ምስ ጌታቸው ዘባኣሶ እውን
    ስለምንታይ ሻዕቢያ ዘይሰራሕካ እዩ ግልፂ እኮ እዩ
    ታሪካዊ ስሕተት እስታሊን 😢😢

  • @Muez_Gidey
    @Muez_Gidey 2 วันที่ผ่านมา +2

    💛❤️

  • @MuletaAbebe-v9l
    @MuletaAbebe-v9l 2 วันที่ผ่านมา

    እንታይ ይግበርኩም ጌታቸው አይስርሕን እልክሙዎ

    • @skylimit1423
      @skylimit1423 2 วันที่ผ่านมา

      banda must go

  • @KinfeMussie
    @KinfeMussie 2 วันที่ผ่านมา

    Merahti tigray eyom kisab bada keydom hadish karta zihanxexu haki tezarebu

  • @menemoyfelto1510
    @menemoyfelto1510 2 วันที่ผ่านมา +1

    3 weyane bzgerm kab wnat nlaeli nationalist eyom ketslilu ms eza kehadit ethiopia emo aykonn

  • @tsigabtsehaye6596
    @tsigabtsehaye6596 2 วันที่ผ่านมา

    ስታሊን

  • @MicaelBemnet-ls5eb
    @MicaelBemnet-ls5eb 2 วันที่ผ่านมา

    Asena nay tigray eya

  • @efremtewelde5052
    @efremtewelde5052 วันที่ผ่านมา

    Tegaru eklikum akibu etsedu kkibehalu kelowu Eritrea ke silemintay zeytibil? Hasowti bmetakosti.
    Werki tigray getachew hijee do yu zizareb abey neyru Esau ke misbilsigna misti riesi Hamham tsadkan tay di yu Hasibu neyru ? Tigray bikuat sebat yebilan kab mediaa zey halafnetaweyan sigab merahita . Nifikri zemiru

  • @kidanehans5725
    @kidanehans5725 2 วันที่ผ่านมา

    Kkkkkkk Ane zgermeni Men Teareku elkum MIs Eritrea Erhalten Tigraway knrie Ayndeln Ena Eskimo 52 dekinstyo tegasisu nata zlekk 4 amet tigasesu hang wedi tigasesu. Misaku Hang. No no no Eritrea hyzby Tigraway nizelalem kieto Ena ndeli dob bi fenji tehatiru kem semen korya kieto Alewo Ayndelekumn Ena hyzby Eritrea nzelalem. Bi deb humora killl Amhara humora tiray nikeft. aythsebu Eritrea MIs Tigray knerek newramat Abey Alo zeybeluka Abzloku tiblu Eritreawnet Ayndelyokumn Ena schim Eritrea keytelelwo beka

  • @kidanehaile5036
    @kidanehaile5036 วันที่ผ่านมา

    Kkkkkk

  • @WadRaka-Raki1
    @WadRaka-Raki1 2 วันที่ผ่านมา +5

    😂😂😂😂😂😂😂

  • @MahugaSamicho-lx6ow
    @MahugaSamicho-lx6ow 2 วันที่ผ่านมา

    ሱቅ በል ሓሳዊ ንስታሌን ከይተልዕሎ ጨናዊ

    • @luwamluwam3868
      @luwamluwam3868 วันที่ผ่านมา

      @@MahugaSamicho-lx6ow ኩሉና ጠበቃ እስታሊን ብጣዕሚ ነክብሮ ኢና ነይርና
      እንተኮነ ግን ካብ ዝተፀበናዮ ንላዕሊ ህዝቢ ዘይኮነስ ንጥቅሙ ዝሰርሕ መሕፈሪ ሰብ ኮይኑ እዩ ተረኪቡ
      ጉዳይ ህዝቢ ራሕሪሕካ
      ምስ ሻዕቢያ ተጣሚርካ ንህወሓት ናብ ሰልጣን ምምላስ ዋና ዕላማ ቃልሱ ገይሩ
      እንፃር ወለዶ ዝሰርሕ ወራዳ ስብ እዩ
      ሓቂ መራር እያ !!

  • @NegashGmedhin
    @NegashGmedhin 2 วันที่ผ่านมา

    ተጋዳላይ ክቡር ሽም አይግባአካን !
    ጌታቸው ረዳ ተጋዲሉ ንበሎ እንተኾነ ግን ጌታቸው ረዳ ካብቶም ወድብ ዝኸሐደ ን ሕማቅ ኮይኑ ረኺብናዩ ።
    ካባኻ ንላዕሊ ዝተጋደሉ እኒ አረጋዊ በርሄ ፣ ጊደይ ዘፃርዮን ወዘተ..... ነይሮም እዩም ።

    • @abebeh.8145
      @abebeh.8145 2 วันที่ผ่านมา

      ዕሱብ ካድረ ፈለማ መን እዩ ኣብዙይ ኣብፂሑና ባንክን ታንክን ኣረኪቡ ልመፅ ደብረ ፅንተት ኣይኮነን ድዩ?
      ልኻብዱኹም እምበር ልህዝቢ ኣይትሓስቡን ካብ ህዚ ልድሓር oligarchy beneficial is over young Tigrayans are fed up and will fight to get the right!