መርዓውቲ ኣምሳያ ሓጎሶም እንከመስግኑ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 10 ก.พ. 2025

ความคิดเห็น • 6

  • @KsanetXegu
    @KsanetXegu 13 วันที่ผ่านมา +1

    Ellllllllllllllllllllll zmare melakti yesmalna kal kidan abrahamn saran ygberelkum yehwateyyyyy❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @opfddmn
    @opfddmn 13 วันที่ผ่านมา +2

    ግጥሚ ፃሓፍለይ🎉❤❤❤

  • @Tsega_birhane
    @Tsega_birhane 13 วันที่ผ่านมา +2

    [ምርጫይ ኢኺ]
    ድልየታቱ ኩሉ ጎይታ ኣርእዩ
    ጉድለተይ ክትመልእ ነዓኺ ሂቡኒ
    (ነዓኻ ሂቡኒ) ሓጎሰይ ገንፊሉ ምኽኣሉ ስኢነ
    ብዕልልታን ከበሮ ንስምካ ኣመስጊነ
    ካብ ኣቦይን ኣደይን ኣብሊጸ ዘፍቅራ
    ካብ ዓጽ መይ ዓድሚ ስጋይ ዝገበራ
    ብዘይምርምር ጸጋ ዝኾነት ኣካለይ
    ሄዋን 'ያ በሓቂ ኣምላኽ ዝዳለወለይ
    ኣካለይ ኣካልካ ኮይኑ ብተዋህዶ
    ንስድራይ ገዲፈ መንገድካ ክኸዶ
    ብፍጹም ሓድነት ተጣሚርና ሎሚ
    ኣዳመይ ጌሩካ ኤልሻዳይ ፈጻሚ
    (ደስ ኢሉና ደስ ይበልኩም
    እግዚኣብሔር ብኸምዚ የኽብርኩም)
    (ደስ ኢሉና ደስ ይበልኩም
    ድንግል ምስ ወዳ ትምላእ ጕድለታትኩም)
    እግዚኣብሔር ዓቢ ግብሪ ገበረልና'
    ንሕና ውን ተሓጎስ
    ድንግል ምስ ወዳ ኣላ ኣብ ማእከልና(2)
    ንቤተ ክርስትያኑ ታያስ ከምዘፍቅራ
    መርዓተይ ከፍቅር ኣሎኢ ሓደራ
    ኣካሉ ጌርዋ ክሳብ ዘለዓለም
    ውህደትና ከምኡ'ዩ ዘይምሰል ብማንም
    ክርስቶስ ንቤቱ ርእሳ ከዝኾነ
    ርእሰይ ከምዝኾንካ ይኣምን'የ ኣነ
    ተኣዛዚት እንዲ'ያ ቤተክርስትያን ንጎይታ
    ከምኡ ምኻን ኢዩ ንመርዓት ስልማታ
    (ደስ ኢሉና ደስ ይበልኩም
    እግዚኣብሔር ብኸምዚ የኽብርኩም)
    (ደስ ኢሉና ደስ ይበልኩም
    ድንግል ምስ ወዳ ትምላእ ጉድለታትኩም)
    እግዚኣብሔር ዓቢ ግብሪ ገበረልና'
    ንሕና ውን ተሓገስና
    ድንግል ምስ ወዳ ኣላ ኣብ ማእከልና(2)
    ናይ'ዚ ምስጢር ዕቤት መን'ዩ ዝምርምሮ
    ተዋህዶ ናይ መርዑት ኣምላኽ'ዩ ዘኽብሮ
    ዘምሩ ብዓውታ ኣልዕሉ ከበሮ
    ነዚ ዘርኣየና ብዕልልታ ነስምሮ
    ሓዳርኩም ይባረኽ❤ብሩካት🥰☦️

  • @KaluKalu-w3j
    @KaluKalu-w3j 13 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤