#ቴሌቪዥን_ትግራይ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 21 ส.ค. 2024
  • #አብ ህልው ኩነታት ትግራይ ኣድሂቡ ብምክትል ፕሬዝዳንት ጊዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጀነራል ታደሰ ወረደ ዝተውሃበ መብርሂ
    ----
    Subscribe Tigrai Television
    -------------
    ©Copyright: Tigrai Television
    Any Unauthorized Use, Copying or Distribution is Strictly Prohibited.
    -------------
    Website: www.tigraitv.com
    Facebook: / tigrai.tv1
    Telegram: t.me/Tigrai_Ttv
    E-mail: info@tigraitv.com
    Twitter: / tigrai_tv
    Instagram: / tigrai.tv
    TH-cam: / tigraitv
    #ቴሌቪዥን_ትግራይ #Tigrai_TV

ความคิดเห็น • 23

  • @berhaneyebeyen5
    @berhaneyebeyen5 หลายเดือนก่อน +3

    ከም ወዲ ወረዳ ኣገላልፃ ብዛዕባ ተመዛበልቲ ብውሕስ ምምላስ ይኹን ዕጡቓት ኣምሓራ ለቒቖም ምኻድ ንፁር መረዳእታ ክህብ ኣይካኣለን ።ብሓፈሻ ግዝኣት ትግራይ ናብ ቅድሚ ኩናት ምምላስን ተመዛበልቲ ብውሑስ ዘይኮነስ ሓላፍነት ነቲ ዘፈናቐለን ፅንተት ዝፈፀመ ሰራዊትዩ ዝመስል ።

    • @tesfanaberhane1507
      @tesfanaberhane1507 หลายเดือนก่อน

      ኣብ ፈለማ ተፈናቀልትና ኣብ ምእታውን ውሑስ ምግባር፤ ናይ ኣምሓራ ዕጡቓትን ሓደሽቲ ሰፈርቲ ምብራር ናይ ፌደራል ጦር ስራሕ ይኸውን ኢሉ ወዲ ወረደ። ድሕሪኡ እቲ ጦር ዕማሙ ይውዳእ ኢሉ፤ ቀፂሉ እቲ ምሕደራ ግምት ይርከቦ ድሕሪኡ ብመረፃ ህዝባዊ መንግስቲ ይምስረት። ድሕሪ እዚ ሪፈረንደም ዶ ካልእ ዝብል ፅኑዕ መርገፂና እዩ ኢሉ እሞ ደጊምካ ስምዐያ።

  • @kiflemokonnen4850
    @kiflemokonnen4850 หลายเดือนก่อน

    እንታይ ከም ዝብል ኣይተረድኣንን😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @Joe123_
    @Joe123_ หลายเดือนก่อน

    ፈጣጥ ሃመይ እናኣ ገቢራ ኢያ ትሪኦ ታጓል መድሃኔ አለም ይብጎላ

  • @amanuelsolomonabebe6936
    @amanuelsolomonabebe6936 หลายเดือนก่อน +1

    ብኣኹም ግዝኣታዊ ሓድነታ ዝምለስ ትግራይ ትህሉ እዩ ኢለ ኣይግምትን።
    ኃይማኖታዊያን ዲኹም ዋላ ፖለቲከኛታት ምፍላጥ ኣብዪና እኮ!

  • @KebromKiros
    @KebromKiros หลายเดือนก่อน

    ከምታ ዘውረርኩምዋ አምለሰዋ ተዘይ ኮይኑ ምስቶም ፀላአትና ሓዋዊስና ክንጭፍልቀኩም ኢና ዋ እስኪ ትርርርርርር ዝበለ መግለፂ ሀቡ ጀላባት

  • @KebromKiros
    @KebromKiros หลายเดือนก่อน

    Gohafat men kinat alelu elkum

  • @realistikk64
    @realistikk64 หลายเดือนก่อน

    መግለፂ ዘድልዮ መግለፂ እዩ:: መሕፈሪ :( ወዲ ወረደ እዚ መግለፂ ዘይኮንስ መደናገሪ መግለፂ እዩ:: ሃለውለው ኢካ ትብል ዘለካ:: ወይ ፅሑፍ ኣዳሊካ ኣንብብ:: ውዕሊ ፕሪቶርያ ክተተግብሩ እዩም እምበር : ናይ ኣብይ ናይ ሻጣር መደብ ንክተፈፅሙ ኣይኮነን ተመዲብኩም::

  • @wondwosenatanaw8729
    @wondwosenatanaw8729 หลายเดือนก่อน

    የአማራ ህዝብ የወያኔን ቅቤ ምላስ የሚሰማበት ግዜ አይደለንም አታደንቁረን

    • @robelaraya7139
      @robelaraya7139 หลายเดือนก่อน

      Setegeref tesemaleh

  • @realtube6031
    @realtube6031 หลายเดือนก่อน

    ንኹሉኹም ተጋሩ
    አብዚ እዋን ዚ አብይ አሕመድ ኮነ ኢሉ ህዝብና ክናቆት ,ክጠሚ, ክጠፍእ ብኸቢድ ይሰርሕ አሎ። ንሕና ድማ ብድንቁርናና ናቱ ሕማቕ ግብር ብተዘዋዋሪ ደገፍቲ ኮይና ነቶም ጀጋኑ መራሕትና እንዳፅለምና ሞራሎም ንትንክፍ አለና አብ መወዳእታ ተተሓሒዝና ክንጠፍእ ንገብር አለና።
    ስለዚ ንሕና ደንቆሮ አይኮናን ትዕግስቲ ጌርና ከምታ መኸተ ክንቕፅል አለና።
    ኹናት ክጅመር አይነበራን እንተተጀሚሩ ግን አፅንዕ በርትዕ አብ መወዳእታ ባዕሎም ክወድቁ ከምዝኾኑ አይጠራጥርን።

  • @kiflemokonnen4850
    @kiflemokonnen4850 หลายเดือนก่อน

    ኣየ ወያነ😅😅😅😅😅
    ጽጋብክን ምኽኣል አቢኽን ኔርክን 😂😂😂😂

    • @sabagebru6850
      @sabagebru6850 หลายเดือนก่อน

      ሕ. ግ. ሕ. ደ. ፍ ከም 🪰 ጦብለቅ ትብሉ 🤮

  • @rakijon1343
    @rakijon1343 หลายเดือนก่อน

    welkayt lmtay zeytwo

  • @hallonamaste9314
    @hallonamaste9314 หลายเดือนก่อน +3

    He Sounds like a Gang leader, not a tigray General.
    It seems wolkayt and humera is gone 4 ever...its so sad 😢. Tigray loosed everything to get what? For what reason did 1 milion tigrayern dead ? Can someone give me an answer? I am hopeless with those leaders.

    • @hagosbirhane4178
      @hagosbirhane4178 หลายเดือนก่อน +2

      You’re higdef denkoro

    • @hallonamaste9314
      @hallonamaste9314 หลายเดือนก่อน

      ​@@hagosbirhane4178 externalize our Problem will not fix our issues.

    • @mulugetakide964
      @mulugetakide964 หลายเดือนก่อน

      You wish!

  • @Karneshmawi
    @Karneshmawi หลายเดือนก่อน

    ስቅ በል ሃታው ትም ኢሉ ለለለ ህህህ ጥራሕ ይብል ፈራህ ፍሱስ ሓሞት ድርባይ ከልቢ ኣቢ ኣሕመድ

  • @realistikk64
    @realistikk64 หลายเดือนก่อน

    መግለፂ ዘድልዮ መግለፂ እዩ:: መሕፈሪ :( ወዲ ወረደ እዚ መግለፂ ዘይኮንስ መደናገሪ መግለፂ እዩ:: ሃለውለው ኢካ ትብል ዘለካ:: ወይ ፅሑፍ ኣዳሊካ ኣንብብ:: ውዕሊ ፕሪቶርያ ክተተግብሩ እዩም እምበር : ናይ ኣብይ ናይ ሻጣር መደብ ንክተፈፅሙ ኣይኮነን ተመዲብኩም::