7ይ ቫይረስን ኣንቲቫይረስን (Computer Virus and Antivirus)
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 11 ก.พ. 2025
- ናይ ወብሳይትና ሊንክ
www.hbri-tt.com
ሊንክ ናይ ዝሓለፉ ክፋላት
1ይ ክፋል ፡ • 1ይ ክፋል ትምህርቲ ኮምፒዩተር ንጀ...
2ይ ክፋል ፡ • 2ይ ክፋል ትምህርቲ ኮምፒዩተር ንጀ...
3ይ ክፋል ፡ • 3ይ ክፋል ትምህርቲ ኮምፒዩተር ንጀ...
4ይ ክፋል ፡ • 4ይ ክፋል ትምህርቲ ኮምፒዩተር ንጀ...
5ይ ክፋል ፡ • 5ይ ክፋል ትምህርቲ ኮምፒዩተር ንጀ...
6ይ ክፋል ፡ • 6ይ ክፋል ትምህርቲ ኮምፒዩተር ንጀ...
እዚ ኮርስ ኣብ Hbri Learntech ዝዳሎ ዘሎ ኮይኑ ፡ ንሕብረተሰብና ምስ ኮምፒዩተርን ቴክኖሎጂን ዝተሓሓዙ ፍልጠት ንምቕሳም ዝሰርሕ ቻነል ኮይኑ። ኣብዚ ናይ ሕጂ መደብ ድማ ፡ ንጀመርቲ ዝዳሎ ናይ ኮምፒዩተር ትምህርቲ ይህብ ኣሎ።
ኣብ ቻነልና Subscribe ብምግባር በብግዚኡ ብእንዝርግሖ ቪድዮታት ፍልጠትና ክብ ከነብል ንኽእል ኢና። ኣቐዲምና ነመስግን!!
Additional sound effects from www.zapsplat.com
ደጊመ ደጋጊመ የመስግነካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኩቡር ሓው
Mejemerta yehwatey selamkum yebzah qexile temhrtikum baelu iu nab hangolka zeatu yeqenyelna ❤❤❤🎉🎉🎉
ናይ በሓቂ ንፉዓት መምሃራን.
ኣዚና ኢና ነመስግን ካብዚ ፍልጠትካ ንህዚ ንክምሃር ዝዘርጋሕኩምልና።
ብጣዕሚ ደሰ ዝብልእዩ መደብካ የቀንየልና ቀጽሎዑጉባት ኢና
ዋውው ክቡር ሓወይ ናይ ብሓቂ ጽብቅቲ ትምህርቲ ብልክዕ ሰሪሓትለይ ይቀንየልና ቀጽሎ
wawuuuuu ኪሳብ ሕጂ ኣዝዩ ንጹር ፡ኪብረት የሃበልና፡ፈቲነ ሚስ ወዳእኩ፡ካልኣይ ጊዜ ኪምለስ እይር፡ካልእ ጊና ብጣዕሚ ኒጹር፡ኪብረት ይሃበልና ፡
@Hbri Learn tech
ምስጋናይ ይብጻሕኩም
1.እሾክ ኣይጋእኩም
2.ተዛረብክሞ ቀለም ዝረገጽክሞ ለምለም ይግበረልኩም
3.መዋእልኩም ነዊሕ እንጀራኩም ሰፊሕ ይግበሮ
4.ብር እንዳበልኩም ትሓጎሱ
5.ሓሳብ ልብኩም የስምረልኩም
6.ወፊርኩም ብሰላም ተመለሱ
7.ዓይኒ ኣባይኩም ይደፈን
8.ሰስኑ ሽሕን ዋልታን ኩኑ
9.ሓወይ ሓብተይ የባህልኩም
10.ዓወትኩ ከም ሕጻ ባሕሪ ይኩን
ኩሉ ንዓኩም ማራ ኢየ ዝፈትወኩምን ዘድንቀኩምን 💡💚💚💡💡🍀🖊🌱ልዕሊ እቲ ንስኩም ትግምትዎ ድማ ኢየ ካብኩም ዝምሃር ክብረት ይሃበለይ።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን!😍😍😍😍😍
ብጣዕሚ ነመስግን ፡ ናትኩም ምትብባዕ እዩ ሓይልና!
Amazing kabtom nay mejemertaye iti zeguhiyeni gin izi channel nay polotics wei nay xerfi intezikhewun semay mbexehe.sebey bhade nsrah.
Thank you so much
ብጣዕሚ ፅቡቅ ትምምህርቲ እዩ የቀንየልና ዝሓወይ
ብጣዕሚ ጽብቅ መደብ ቀጽሎ ክብር ሓዉ
Thanks bro
Thankss Very much abey dea nierka wedey .
Ane neakum zkewn qalat yebleyn ❤❤❤❤❤❤ welahati ayfektin eye nere gn ymehar aleku beakum kbret yhabeley
ጽቡቕ ጽፉፍ ኣቀራርባ፡ ኣገዳሲ ትምህርቲ ቀጽሎ።
ብሓዕሚ ጽቡቅ መም ፡ ላይክ ,ሸር,ሳብስክራይብ ኣይነስዕ ,,
ላይክ እስከ ሃቡለይ ፡ላይክ ከይገበርና ኣይንሕለፍ
Thanks bro
Thanks mohr Awetye, ብጠዓሚ ኣገዳሲት ተቃሚት ዝከነት ብሮግራም ሰዲድካልና ።ደጊመ ከመስግነካ ይፈቱ ኣጆካ ቀጽሉ ከኣ """"
Thanks bro
ዋው ንጹርን ንኽትርድኦ ዘየሸግርን ኣጋላልጻ ካብ ልቢ ምስጋናይ ይብጻሕካ።
Btaemi tsubuk agelalxa thank you🥰
ዓዊታ ፥ብኣካ ሑጉስ ኢየ " ብጣሚ ጽፉፍን ሉኡምን ትምህርትካ ኣጆካ
Thank you so much
That is very great jung man I like your Programm i have to fellowing you every day, thankyou you so much God blesse you and Good luck for ever to you. 👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻🙏🙏🙏
Thanks bro
የቐንየልና ❤❤❤
Great Job brother keep it up. God bless you.
Kurub gn inda koeltifka kurub zihil zbile inte zikiwen zbilixe mikone.
And Thankyou
ብጣዕሚ የመስግን ፡ ኣብ ቀጻሊ ከነመዓራርዮ ኢና
Btaemi gudisun nfueun memhr eka nuxur meglexi thanks
Wawawawa !!!!!!ተባረክ ኣምላክ ይባርክካ
Thank you for your endless support brother.
Thank you so much
❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏
ናይ ባሓቂ ደስ ድብል ትምህርቲ ብሮ በርትዕ 🌻🌻🌻👌👌👌
Thank you Aweta agedasi tmhrti btsfuf aqerarb msganana wesen yeblun Goyta fltetkumn betkumn ybark.
kale entay khateka mdeleku GEEZIMIE awerarda ab laptop eba gele habereta habena kemti ab 6y kfal zerakana kserhaly aykealen koynu ms bzuh msgana.
Excellent explanation brother thank you.
Thank you so much❤❤❤
Oodles of thanks Hbri Lt. Appreciate it, my question is answered neatly. Thanks again for your endless effort 🙏🏾
You're welcome bro
Wawwwwww ablibna zelo temrmr wedi thankyou somuch awet hawena edmen teanan yehabka
Thanks dear
Selam neakum yekun kubrat yehwat bemejemeriya Thank you sele eti tegedasenetkum ezina ina nemesgin. 8 kekexel deliye gin See kerekeba Aykealkun nay dehan diya abey dea tefia
ሰላም ክቡር ሓው ፡ Hbri Academy ትብል ካልእ ቻነል ኣላትና ናይ ትምህርቲ ንዝርግሓላ ኣብኣ እቶ።
Wow thank you betami bulux temrti. We need to know more about the computer.
Thank you brother
ብጣዕሚ ጽብቕቲ መደብ ኢያ ቀጽሎ
ብጣዕሚ የመስግን ክቡር ሓው
Yekenyelna ❤❤🎉🎉🎉
Thanks you are everything for me.
You're welcome young bro, thank you so much
Thanks 😊
thank you bro
ብጣዕሚ ኢየ ተሓጊሰ ዘለኹ ብዙሕ ግዜ ተሸጊረ ኣየናይ እስካን ክጥቀም ኢለ ዘዘውረድክዎ ይኣቢየኒ፡ ብዙሕ ኮለል ኣቢሉኒ ኢዩ እዛ ዩቲብ ክትዝርግሕ ምስ ጀመርካ ግን እስከ ኢለ ካብ መጀመርታ ኢየ ተኸታቲለካ ሎሚ ድማ መፍትሒ ዝረኸብኩ ኮይኑ ተሰሚዕኒ ኣሎ፡ ኣጸሊላትኒ ዲያ ገለ ኔራ ዳርጋ ዩቲብ ካብዘይ ጥቀም ዓመተይ የሕሊፈ ኣለኹ፡
ሎሚ ግን ብልክዕ ላብቶብ ከፊተ ምሳኻ ኢየ ፈቲሸያ ጽቡቅ ድማ ረኺበያ ኣለኹ፡
ጻማኻ ብምንታይ ከምዝኸፍለካ ኣይፈልጥን ኢየ እግዛቢሄር ይሓግዝካ ብጣዕሚ ተሓጊዘ፡
ሕጂ ውን ሓንቲ ተሪፋትኒ ዘላ እዛ ሌክራም ትበሃል ኢያ፡ ኣብ ሓንቲ ናይ ዒስራ ደቂቅ ቪዲዮ ልዕሊ ሳላሳ ግዜ ሌክራም ይመጽእ ብሰንኪ እዚ ውን ዩቲብ ምርኣይ ጠቅሊለ ኢየ ገዲፈዮ ኔይረ ሎሚ ግን ክምለስ ኢየ መስለኒ ኣጆኻ ናብ ኩሎም ውን ሸር ክብለልካ ኢየ እዚኣ ናትካ ቻነል ብሓቂ ክትምዕብል ኣለዋ ብምንም ነገር ክትንእስ የብላን በርትዕ ጅግና ብሓቂ።
ብጣዕሚ የመስግነካ ክቡር ሓወይ
ክገርመካ ሸር ኣይገብርን ኢየ ንመጀመርያ ግዜ እዛ ናትካ ኣብ ፈስቡከይ ጌሬያ።
ደጊመ የመስግን ክቡር ሓወይ ፡ ናትኩም ምትብባዕ እዩ ዘስርሓና ዘሎ። ብጣዕሚ የቐንየለይ
yes bro thanks
Thank you for sharing,it's a clear presentation, keep it up.
Merhba awet blux srah kem wetru beflay dema time great tnx alot
Thank you so much dear
Great👌
zgezaenayo anti virus ke baelu du zserh walas kemza zerakana kngebro alona ?
really interesting lesson. Thank you & go on
ብጣዕሚ ጽቡቅ ናይ ተለፎን ከ ብዛዕባ ኣንቲባይረስ ከምዚኣ ልክዕ ዶ መርኣኻና
ብጣዕሚ የመስግን ክቡር ሓው! ኣብ ዝመጽእ ከዳሉ እየ።
Yeqenyelna awet hawna💪💪💪
you're welcome bro
thanks my bro
ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ እንዳተሰጋገረ መሰረታዊ ኣፍልጦ ናይ ተክኖሎጂ ብቃንቃ ትግርኛ ብእትህቦ ዘለካ ትምህርቲ ብጣዕሚ እየ ዘመስግነካ ተስፋ ከይቆረጽካ ክትቅጽሎ ድማ ይላቦ።ምክንያቱ ነባሪ ስራሕ ትሰርሕ ስለ ዘለካ ከምኡውን ኣመሃህራካ ዘለካ ማራ መሳጢ እዩ ከም biology and chemistry ክምሃረሉ ዘወናውን ኣግርላልጻን ኣመሃህራን ስለ ዘለካ።ብዝኮነ ብእትደልዮ ዓይነት ዓውዲ ፍልጠት ዘቅቢብካ ኣብ ንህዝብካ ተኮልሰሉ ይምነየልካ ኩቡር ሓው።
NB.ኣታ ኤርትራዊ ሓወይ ድማ ካብ ኣብ FB tiktok ምውዓል ኣብ TH-cam ደርፍታት ክትሰምዕ ግዜካ ኮንቱ ተጥፍኦ ፍልጠት ትቀስመሉ ቻነላትን ጉጉልን ሰርች እንዳ ገበርካ ፍልጠት ዕጠቅ።
ብጣዕሚ የመስግን ክቡር ሓወይ
እቲ ነውርዲ ኣንቲ ቫይረስ ዝከነ ዓይነት እንቲ ቫይርስ ከንውርድ ንክእል ዶ ማለተይ ሰሚዐዮ እንድየ ዝከነ ክምተውርዱ እልካና ሞ እቲ ነውርዶ ሲ ክህልዎ ዶ ይከእል በጃካ ተገድስካ መልሰልይ ብጣዕሚ እየ ዘምስግነካ ነቲ ኩሉ ትምርትካ ኣጆካ በርትዕ ሰለምን ትዕናን ኣኣብ ዘለናዮ
ሰላም ክቡር ሃው ይቅሬታ አይተረዳኣንን 00256707870242 በዚኣ ጽሃፈልና
Thanks bro
Thenkyou bro
Betami kemesegeneke efetewe kebure haweye des zebele akerareba behaki beka Thank you 🙏 teraye eyi kebeleka.
Hanti heto alateni Virus 🦠 entedea rekiba eta Computer 💻 bekemey kenereyo nekele and entay ke negebere bedeheriu ?
Sele kulu akedime kemesgneka yefetewe
ሰላም ክቡር ሓወይ፡ ብታዕሚ የምስግነካ። እቲ ኣንቲቫይረስ ኣብ ዝኾነ ሰዓት ቫይረስ ምስ ዝረክብ ክድምስሶ ዶ ዝብል ሓበሬታ ይህበና እዩ። እንተዘይሃበና ውን ኣብ quarantine ስለዘእትዎ ጸገም የብሉን።
@@Hbri-vodcast thank you
ሰላምካ የብዛሓዮ ኩቡር ሓው ብዛዕባ chorom laptop እባ ገለ በለና
Merci beaucoup
Thanks more bro ! ነገር ግን ኣብ ሶሙን ሓደ ጊዜ ዊሒዱ ኣብ ሳልስቲ እንተ ትገብረልና ጽቡቅ ምቀሰምና ፡ግዜካ ዘፍቅደልካ እንተ ኮይኑ ማለት ዩ
ብጣዕሚ የምስግን ክቡር ሓወይ ፡ ኣብ ዝመጽእ ከምኡ ክገብር መደብ ኣለኒ።
I am proud of you bro!.
Thank you so much bro
ሰላም ብሩክ ሓወይ ብትገብረልና ዘለካ ብሉጽ ስራሕ ምስጋናይ ወሰን የብሉን ።
ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ፥ ከመይ ጌርካ ዊንደው 10 ኣብ ሚሞሪ ውይ ኣብ chromebook ትጽዕን ?
ንእትገብረለይ ምቅሉል ድጋፍካ ካብ ልቢ ይመስግን ።
Welcome teacher bro
you're welcome bro
Thanks more.
you're welcome bro
selam kubur haw, natey hp zayneta laptop eya ezi tblo zeleka nay download mesrh wala ekua download ente gebereto gn entai mukuanu msrah yabyeni alo, so entay kttehababereni tkel.
በዛ ቁጽሪ ጽሓፈልና ክንሕግዘካ 00256707870242
Selam kbur hawey betgebrelna degef kab lbi endamesgenku
Nay bkemey kkeft ykel wey download khebro eba tehabebereni pls
Thank you, my WhatsApp Number 00256707870242
@@Hbri-vodcast eshi kbret yhabeley
ቀጺለ computer antivirus ምስ ገበርኩላ shatdawn ምስ በልኩዋ ምጥፋያትኒ እሞ እንታይ ትመክረኒ
ሰላም ክብርቲ ሓፍተይ ፡ ምጥፋእ ድያ ኣብያትኪ ዋላ ትጠፍእ ኣላ?
Thanks !!!
Selam kbur haw btgebro zela astewax'o 💯✅ yemesgneka
Bmqxa photoshop cs3,4,5,6, bflay dma cs6 kemey geyre kewrdo ykiel bealey kewro ykiel dye weys gdn genzeb kkefl aleni ?thanks more for reply
Thanks bro
እዚአን ቪድዮታት ረኣየን
th-cam.com/video/j0C3N4m7rK0/w-d-xo.html
th-cam.com/video/CJtes9QqUqE/w-d-xo.html
ብመጀመርታ ብእትህበና ትምህርቲ ብልቢ የመስግነካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
well done bro thanks!
Yekenelna hawi
ብመጀመርታ በቲ ትገብርዎ ዘለኩም
ደስ ዝብል ስራሕ ከመስግነኩም ይደሊ የቐንየልና
ብምቕፃ ል ከመይ ገርና ባአልና ገዝና ኣንቲ ብይረስ ኣብ ኮምፕተርና
ነኤቱ? የቐንየለይ ❤️
ዝከበርካ ክቡር ሓው፡ትምህርትካ ኣዝዩ ጠቃምን ሓጋዝን ስለዝኮነ ከይተሓለልካ ክትቅጽሎ ይላበወካ።
ሕቶይ፡ብዛዕባ ክሮምቡክ ላፕቶፕ ኢዩ።ኣጠቃቅማ?ግእዝ ክንጥቀም ንክእል'ዶን ካልእን እንተተብርሃልና ክንደይ ሰናይ ነይሩ።
ደጊመ የመስግመካ።
ብጣዕሚ የመስግን ክቡር ሓው ፡ ኣነ ኣብ ዊንዶውስ ስለዝጥቀም ዘለኹ እየ ፡ ኣብ ዝቕጽል ክሰርሖ ክፍትን እየ።
ተገዲስካ ንትህቦ ትምህርቲ ብልቢ እየ ዘመስጊን ግን ሕቶ አላትኒ እቲ ፍላሽ ካቡኡ ኪነእሲድ ተኮይና ዲዩ ወላ ናቡኡ ኪንልእክ ወላ ኢና /ስካን/ ንገብራ
2 አብ ላብቶብ /ስካን / ኪንገብሮ ከለና ከ ዓጺፍና ተቀሚጥናዮ ይሰርሓልና ዶ ክፍቲ እዪ ኪንሓድጎ ዝርለና
Selam adalewti zi medeb ab medeb kum zeleni kbrin adnakotn enagelexku.. Nzdemseskayo fine wey data(video) malet kab recycling being bkemey restore tgebro.. Malet zkeal entekoynu...
ብጣዕሚ ዝናኣድ ኣገላልጻ፡ትምህርቲ computer ብርታዓዊ ዋጋ ትምህሩ እንተ ኮንኩም፧ምሳኹም ክመሃር ደስ ምበለኒ።
ሰላም ክቡር ሓዎይ ኣብዚኣ ብጻሕ Geza.app
Bmejemeria blbi yemesgneka, qexile eti application download ms geberkwo ab screen laptop aymexen nabnet eza alvast antivirus, my laptop is Accer.
Slezi eti applications ab screen laptop bkemey kmexie ykaal
ሰላም ክቡር ሓው፡ ነቲ start menu ሞ ወልዓዮ፡ ነቲ ዝደለኻዮ ኣፕሊኬሽን ክሊክ ጌርካ ስሒብካ (Drag ጌርካ) ናብቲ ዴስክቶፕ ወይ ስክሪን ኣምጻዮ።
Selam buruk hawey hagez dele nere kulu amehahraka kea xubuk sle zteredeani nay Excel atekakma kthgzeni
ብ WhatsApp 00256707870242 ጽሓፍልና
Thanks you for me::
Thank you so much
Waw btami des zbil timhrti iyu hanti hto alatini zkone app downlod mbal tabiyen
ብጣዕሚ የመስግን ክቡር ሓው፡ ምናልባት ኣብ ኮምፒዩተርካ ገለ ጸገም ከይህሉ። ነጻ ናይ ኮምፒዩተር ስልጠና ክንህብ ፡ ምዝገባ ጀሚርና ስለዘለና ፡ ኣብኡ እቶ።
Hiii awet senay diu eza tmhrti twdia ya hakay
Nmegemrta nxur timhrty computer rekibe kab ziate dereja kisab zlaele kitimihrena
ሰላም መጀመርታ ብትህብዎ ትምህርቲ እናመስግንኩ 'የ ቀጺለ ላፕቶፐይ ኣንግስትኦርም ዊንዶው 10 ሓዳስ ኢያ ዳውንሎድ ምስ በልክዎ ንዝኮነ ሶፍትዌር ግን ኢንስታል ምባል ኣብዩ ኣብ ፎልደር ይከይድ ወላ ካብ ፎልደር ኢንስታል ክገብሮ እንተ ደለኩ ናብ ካልእ ፕሮግራም እናወሰደኒ ሕጂስ ከመይ ተገበርኩ ይሓይሽ
Thanks more alot for you .❤❤❤