@@ሃናኤርትራዊት nska eka xbuk gerka zeysemkyo eti zblo znebre amani konu gn kea ab hatyat enda nebere keytenshe temetu nab siolbeyu zkeyd amani sle zkones just amnu dletu hatt geru endhr keytnseh metu dea entay delka eti zeymani gn orrday akedmu mgoyta asle zefelte knash wun ab emru aymexien eyu bgeru ymewut nab siol ytu
goyta yesus ybarkka Agelgali Tiedros hawey
Thank you so much brother Tedi really God bless you so much. You are blessed 🙌brother keep going. You did good job 👏always.
tedi hawna goyta ybarka ezy teqrbo zeleka nmedeb nena teqmi eu tebarek
Sle sembet manm aykonkum ybl mexihaf sembet n wedseb eya tefetira
ሻሎም ብሩኻት ኣሕዋት፡እቶም ሓደ ኣማኒ ከመይ ገይሩ ሲኦል ይኣቱ እትብሉ ዘለኹም፡ ጽቡቕ ጌርኩም እንተሰሚዕኩሞ፡ ዘይተሰሑ ኣመንቱ እዩም ናብ ሲኦል ኣትዮም። አመንቲ ዝነበሩ ናብ ሲኦል ከምዝኣተ ነዚ ቃል ኣንብቦ።
Matthew 7 (ትግ) - ማቴዎስ
21: ፍቓድ እቲ ኣብ ሰማይ ዘሎ ኣቦይ ዚገብር እምበር፡ ጐይታይ፡ ጐይታይ፡ ዚብለኒ ኹሉ፡ መንግስተ ሰማይ ዚኣቱ ኣይኰነን።
22: በታ መዓልቲ እቲኣ ብዙሓት፡ ጐይታይ፡ ጐይታይ፡ ብስምካ እተነቤናዶ ኣይኰናን፧ ኣጋንንትስ ብስምካዶ ኣየውጻእናን፧ ብስምካስ ብዙሕ ሓይሊዶ ኣይገበርናን፧ ኪብሉኒ እዮም።
23: ሽዑ ኣነ፡ ኣቱም ገበርቲ ዓመጻ፡ ከቶ ኣይፈለጥኩኹምን፡ ካባይ ርሐቑ፡ ክብሎም እየ።
Tedi hawey bereketna ekia berti
Goyta yebark hawena tedros .
goyta ybarka mskrnet nay park yong kitisedeley delye aleku
ብክርስቶስ ዝአመነኑን ዘይአመኑን ኩሉ ናብ ሲኦል ይኢትካዮ. AB MESKEL ZFESESE DEM KRSTOS EYESU NAY BEGIE DEM AYKONEM. ANSABN NHAWARUN HJIN BHJIN ZELO ATUATKA ZDMSS HYAW EYU. MANM KAB HKUFI GOYTA NGDAM ZWEXIE EYELEN
ፓውሎ ክሳብ ሳልሳይ ሰማይ ተነጢቑ ስብ ክዛረበሉ ዘይተፈቕደሉነገር ከምዝረኣየ ነንንብብ
ቃል ኣምላኽከኣ ዝጸንዐ ቃል ትንቢት ናትና ዩ
Egzabher amlk ybarka hawey btmi xbuk msjrnet yu nbsaka try eysus Goytayu
Goita ybarka tedi hawey
ሰላም ተድሮስ ሓውና፡ ዘደንቕ ምስክርነት እዩ ። ስለ ጻዕርኻ ኣምላኽ ይባርኽካ ። ተባረኽ ።
ሕቶ ኣለኒ።
እታ ኣምላኽ ሰማይን ምድርን ፈጢሩ ፡ ዘዕረፈላ መዓልቲ ሰንበት ቀደሳን ባረኻን።
ኣየነይቲ ሰንበት እያ?
እዛ ክርስትያናት ሰንበት እንብላ ሰንበት ድያ ወይሲ
እዛ ኣይሁዳውያን ሰንበት ዝብልዋ፡ ቀዳም ?
ካልኣይቲ ሕቶ፡
ገነትን ስኦልን ርኢና ተመልስና ፡ ዝብሉ ሰባት፡ ካብ ቅዱስ መጽሓፍ ኣብነታውያን ሰባት ወይ ነብያት ፡ ኣለዉ ዶ ? እንተ ኣሊዮም ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ጥቕሲ ጽሓፈልና ።
ሰላም ብሩኽ፡
እታ ሰንበት ብኣይሁድ ቀዳም እያ ብኣና ድማ ሰንበት እያ። ጎይታ ዝተንሰኣላ መዓልቲ ስለዝኾነት ክርስትያናት ንሰንበት ከም መዓልቲ ዕረፍቲ ይጥቀሙላ።
እታ ካልኣይቲ ሕቶኻ ድማ ኣብ 2ይ ቆረንጦስ 12፥ 1-4 ሃዋርሃ ጳውሎስ ናብ ሰማይ ተወሲዱ ከምዝነበረ ይነግረና።
ከምኡ'ዉን ራኢ የውሃንስ ብምሉኡ ብራኢ ዝተዋህበ እዩ።
ሕቶኻ ተመሊሰን ክኾና ተስፋ ይገብር።
ተባረኽ።
Egzabehir kem mehrtu ember kem hatseyatna ayerayne
Nay adina kedesti dengal mareyam tsolota nay kedusan tselot n semataten tselot ayeflyena 💔😭🔥💔😭🔥💔😭🔥💔😭👏👍
Kab mejemerya bgbrika aydehankan
Bgbrka ettefe
Great Testimony..........Selah
God bless you Tedi!
Bzaeba echir kea ab hadish kidan eshir ( 10 /% )yelen .bzaeba betekirstiyan ab hadish kidan axine wey anbeb.
God bless you
ቲዲ ሓወይ ጽቡቅ ምስክርነት ዩ አዛ ንሰንበት ክትቅድሳ ዘክር ሓደ ወዲ ክለፋለፍ ከሎ ንሰንበት ዘይምዝካሮም ከምዝሕተቱ ኢሉ፡ሰሚዐዩ ብዙሕ ኣግደሰላን ኔረ ሕጂ ከኣ ተደጊማ ከመይ ማለት ዩ ኣብረሃለይ ባ ተባረኽ
SLE SEMBET MANM AYKSESKUM.
BEGEMERTA SEMBET MALET BANA KEDAM B ESRAEL KEA KEDAM EYU ETI HGI KEA N ESRAEALAWYAN EYU TEWAHIBU. NAKA AYMLKETEKAN EYU GOYTA KEMZI ELU SEMBET NWEDI SEB EMBER WEDISEB N SEMBET AYTEFETREN PAWLOS KEA
SLE SEMBET MANM AYKSESKUM YBL. EZI KEA N AYHUD EYU NHNA AHZAB ENA NERNA .
ሰላም ሓፍተይ ጸጋ ጎይታ ይብዝሓልኪ
ብዛዕባ ሰንበት ብዙሕ ትርጉም ዩ ዘለዎ
ማለት እቲ ቀንዲ ኣግርዳሲ ንጎይታ ምስዓብ ዩ
ዳግም ምውላድዩ
የሱስ ባዕሉ ኣነ ጎይታ ሰንበትየ ኢሉ
ሰንበት ናይ ዕረፍቲ ምሳሌ እዩ ።
ዕረፍቲ ከኣ የሱስ ዩ
ንህዝቢ ኣምላኽ ዕረፍቲ ሰንበት ተፋልዩሎም ኣሎ ይብል ንሱ ከኣ ካብዚ ናይ ምድሪ ጉዕዞና ምስወዳእና ንዓርፈሉ ናይ ዘለኣለም ኢረፍቲ መንግስተሰማይ ማለትዩ
ሻሎም ሰማይ tv ኩሉ ተመጽኣዎ መስክርነት በቃላ ኣምላኻ መርሚርኩም ተመጽኣዎ ሰናይ ነይሩ መኽንያቱ ቃል ኣምላኻ ሃያው አዩ :: ኣቲ በክርስቶስ ዝአመነ ናብ ሲኦል & ሂትለር ኣብ ሲኦል ኣንታይ አዩ ፈላዮም ኣሚኑ ናብ ገሃነም ዘየኣመነ ኮሙኣ ሰለዚ ብ የሱስ መኣማኑ ኣንታይ አዩ ተርጉም :ነሰብ መሕረት ኣምላኻ ኣብ መስቀላ ዘተኸፈለሉ ዋጋን ነግርና ናብ ኣምላኽ ተመጽኣናዮ ሰናይ የመስለኒ :ነቲ ኣምኑ ተጋግዩ ደልሎ ወን ብ ቃል ኣምላኽ ተኽናዓኩሞ ካብ ኣምላኽ ዓሰብኩም ተረኽቡ ኣዚ ከበላ ከለኹ ጌን መስናይ የቅርትኦ ተባርኩ ::
Matthew 7 (ትግ) - ማቴዎስ
21: ፍቓድ እቲ ኣብ ሰማይ ዘሎ ኣቦይ ዚገብር እምበር፡ ጐይታይ፡ ጐይታይ፡ ዚብለኒ ኹሉ፡ መንግስተ ሰማይ ዚኣቱ ኣይኰነን።
22: በታ መዓልቲ እቲኣ ብዙሓት፡ ጐይታይ፡ ጐይታይ፡ ብስምካ እተነቤናዶ ኣይኰናን፧ ኣጋንንትስ ብስምካዶ ኣየውጻእናን፧ ብስምካስ ብዙሕ ሓይሊዶ ኣይገበርናን፧ ኪብሉኒ እዮም።
23: ሽዑ ኣነ፡ ኣቱም ገበርቲ ዓመጻ፡ ከቶ ኣይፈለጥኩኹምን፡ ካባይ ርሐቑ፡ ክብሎም እየ።
@@SEMAYTV ኣነ ነዚ ቃላ ኣየካሐድኩዎን ጌን ኣቲ ኣምጽኩሞ ደለኹም ተመርምርዎ ሰናይ አዩ ወዳሐንኩም ::
@@ሃናኤርትራዊት nska eka xbuk gerka zeysemkyo eti zblo znebre amani konu gn kea ab hatyat enda nebere keytenshe temetu nab siolbeyu zkeyd amani sle zkones just amnu dletu hatt geru endhr keytnseh metu dea entay delka eti zeymani gn orrday akedmu mgoyta asle zefelte knash wun ab emru aymexien eyu bgeru ymewut nab siol ytu
Teddy bruk aye Eza Channel nay bhaki fewsi hiwet eya
ክሓተካ ቴድሮስ ክርስቶ እንታይ ዩ ነዓኻ፧ ዓለም ገዲፍና ናብ ክርስቶስ መጺና ምስ መፃና ድማ በተን ኣብ ልብና ዝነበራ ፍቕሪ ተጓዕዝና ክሳብ ንኣምላኽ ንፀልኦ ከኣ ናይ ኣምላክ ዘይ ኮነ ወንጌል ተማሂርና
ሰብ ሲ ናይ መን ወንጌል ክመሃር ኢኻ ደሊኻ ዘዝመፀ ሂወቱ መስቕልቕል እንዳ ኣተዎ እስ ከ ሓቒ ንዛረብ ኣምላኽ ኣሎ ኢልካ ትሓስብ ኣምላኽ ኣብ ቲ Grupp ሰባት ንረብሓ ዪሎም ዝገበርዎ የለን ። ተድሮስ ነዓኻ ያ እዛ መልኽቲ ናይ በሓቒ ሰብ ናብ ሲኦል ከይከይድ ደንጊጽካሉ ኣይመስለን እዚ ናይ አምላክ ድንጋፀ ኣይኮነን ፈቕሪ ፈጣሪ ከም ዜብልኩም ሕጂ እንዳበርሃለይ መፂኡ እንታ ወንጌል [3] ስቕ ኢልካ ድዪ ወንጌል ምስባኽ ስለምንታ ናብ ኣምላክ ዘዝመፀ ዳርጋ 90 % ናይ ኣምላክ ዘይ ኮነ ሂወት ይመርሕ ኣሎ ሓሲብካ ትፈልጥ፧ ቅኑዕ ዝኾነ መምህር ዳርጋ የለን ። ኩሉ ልግብ ኢልካ ምሽ ትሓቶ ገፊሕ ሓሳብ ዘለዎ መሲልካ ብግምጣሉ ፀኒሑስ ናቱ ጉሩብ ክትከውን ይሓተካ ብጣዕመ ይሓዝን ።
ከምዚ እንተ ኾይኑ ክርስትና ኣነ ሰብ ናባኹም ከይመፀእ ክነግር የ ። ናብ የሱሱ እንተ ዘይ ኮይኑ ናባኹም ኖ ድሕሪ ደጊም ን የሱሱ ግን ካብ ምድላይ ኣይዓርፍን ክንያቱ ኣነ ን የሱሱ እንበር Grupp ደለየ ኣይኮንኩን መፂኤ ።
በይሉል ብሩኽ፡ እቲ እትብሎ ዘለኻ እርደኣኒ'ዩ። ይኹን እምበር ኩሉ ግዜ ንክርስቶስ እምበር ንክርስትያናት ክንስዕብ ኣይተጸዋዕናን እሞ በዚ ምኽንያት ኣይትሰናኸል።
ጎይታ እቲ ከምዚ ዝኣመሰለ ነገራት ዝርኢ ግን ከኣ ክሳዕ መወዳእታ ዝዕገስ ክድሕን እዩ ዝብልና።
Matthew 24 (ትግ) - ማቴዎስ
10: ሽዑ ብዙሓት ኪዕንቀፉ፡ ንሓድሕዶም ኣሕሊፎም ኪዋሃሀቡ ንሓድሕዶምውን ኪጻላልኡ እዮም።
11: ብዙሓት ነብያት ሓሶት ኪትንስኡ፡ ንብዙሓትውን ኬስሕቱ እዮም።
12: ዓመጻ ስለ ዝበዝሔ ድማ፡ ናይ ብዙሓት ፍቕሪ ኽትዝሕል እያ።
13: እቲ ኽሳዕ መወዳእታ ዚዕገስ ግና ኪድሕን እዩ።
ንሱ ኣይጠፍኣንን ግን እቶም ዝምህሩ ዳርጋ ኩሎም ረብሓ ዮም ዝደልዪ ሽዑ ንስኻ ከኣ ሰንቢድካ ኣብ ዘይተደልየ ምስቕልቕል ዝበለ ሂወት ክትኣቱ ትግደድ ። እንበር ን የሱሱ ጥራይ ምጥማት ሞ ኣይጠፍኣንን ።
ግን ከኣ ሰብ ኢኻ ኣምላኽ ከኣ ብሰብ ጌሩ ስለ ዝምህር ንስኻ ድማ ንኣምላኽ ዝፈርሕ መሲልካ ትኣትዎሞ ሽዑ ገበል ይውሕጠካ ። ነዚ ኣይትኽሓዶ ኢኻ ዎ ደሓንካ ።
Gad bellas, you
Tedi hawey bruk eta nay senbet zabelas ayteredatanan kemey malet u?
Zi kulu zbelkayo dem krstos zekill eyu wey kea nkal amlak zixarer eyu
Dem eyesus hansabn nhawarun eyu ember gzieawi aykonen
Matthew 7 (ትግ) - ማቴዎስ
21: ፍቓድ እቲ ኣብ ሰማይ ዘሎ ኣቦይ ዚገብር እምበር፡ ጐይታይ፡ ጐይታይ፡ ዚብለኒ ኹሉ፡ መንግስተ ሰማይ ዚኣቱ ኣይኰነን።
22: በታ መዓልቲ እቲኣ ብዙሓት፡ ጐይታይ፡ ጐይታይ፡ ብስምካ እተነቤናዶ ኣይኰናን፧ ኣጋንንትስ ብስምካዶ ኣየውጻእናን፧ ብስምካስ ብዙሕ ሓይሊዶ ኣይገበርናን፧ ኪብሉኒ እዮም።
23: ሽዑ ኣነ፡ ኣቱም ገበርቲ ዓመጻ፡ ከቶ ኣይፈለጥኩኹምን፡ ካባይ ርሐቑ፡ ክብሎም እየ።
ኣታ ወለዶ ስማዕ ትብል መዝሙር ተሓባበርና መዝሙ እንተ ኮይና
Zemaray maletka duu issack abrham kemu tbl aloto
ጎይታ ይባርኽካ እቲ ዘማሪ ረኪበዮ እታ መዝሙር ኣይረከብክዋን
ኣይዳ ተስፋዝጊ ኢልካ ኣብ youtube እቶ
@@4stargeneral542 abti natu channell old elka emo eto teseru alo nay kedem
Thanks so much
Seb b kerstos aminu menti keydhn enkfat zkewn nay seytan rae eyu
Kdmi mkrabka mermir.
ቲድ ሓወይ ክርስቲን ናብ ሲኦልኣ ዘየኣማኒ ናብ ስኦላ ኩሉ ኣቲ መማን ኣንታይ አዩ ተርጉም
Ezi Kab goyta aykonen
@@amentube5372 ኣቲ መሕረት ኣምላኽ ማዓረ ከንደይ ከም ዘካላዎ ኤራኣየካ መከንያቱ ኣቲ በከርስቶስ ዘዳሐን & ሂትለር ኣብ ሲኦል ሰላዚ ኣንታይ አዩ ፈላልዮም?
Ata wolodo nkah
19ቀይሕ ክዳንን ክቡር ቦፍታን ዚኽደን፡ ኵሉ መዓልቲ ኸኣ እናኣጋየጸ ዚሕጐስ ሃብታም ሰብኣይ ነበረ። 20ኣልኣዛር ዝስሙ ድኻውን፡ ብቝስሊ ተወሪሱ ኣብ ኣፍ ደጊኡ ወዲቑ ነበረ። 21ካብቲ ኻብ መኣዲ እቲ ሃብታም ዚወድቕ ርፍራፍ ኪጸግብ ድማ ሃረር ይብል ነበረ። ኣኽላባት እናመጹ ኸኣ ቍስሉ ይልሕሱ ነበሩ። 22ኰነ ድማ፡ እቲ ድኻ ምስ ሞተ፡ መላእኽቲ ናብ ሕቝፊ ኣብርሃም ወሰድዎ። እቲ ሃብታም ከኣ ሞተ ተቐብረውን። 23ኣብ ሲኦል ኣብ ስቓይ ኰይኑ፡ ዓይኑ ቛሕ ኣቢሉ፡ ንኣብርሃም ኣብ ርሑቕ፡ ንኣልኣዛርውን ኣብ ሕቝፉ ረኣየ። 24ጸዊዑ ኸኣ፥ ዎ ኣቦይ ኣብርሃም፡ በዚ ሃልሃልታዚ እስቀ አሎኹ እሞ ምሓረኒ፡ ኣንፊ ኣጻብዑ ኣብ ማይ ጠሚዑ ልሳነይ ኬዝሕለለይ፡ ንኣልኣዛር ስደደለይ፡ በሎ። 25ኣብርሃም ግና፥ ወደይ፡ ንስኻስ ብህይወትካ ኸሎኻ ተድላኻ ኸም እተቐበልካ፡ ኣልኣዛር ድማ ከምኡ መከራ ኸም ዝጸገበ፡ ዘክር። ሕጂ ግና ንሱ ኣብዚ ይጸናናዕ፡ ንስኻ ድማ ትስቀ። 26ምስናይ እዚ ዅሉ ድማ፡ እቶም ካብዚ ናባኻትኩም ኪሐልፉ ዚደልዩ ምእንቲ ኸይክእሉ፡ ኣብኡ ዘለዉውን ናባና ከይሳገሩስ፡ ኣብ መንጎናን መንጎኹምን ዓብዪ ጋግ ተገይርዎ አሎ፡ በሎ። 27-28ሽዑ ንሱ፥ ዎ ኣቦይ፡ እምብኣርሲ ሓሙሽተ ኣሕዋት ኣለዉኒ እሞ፡ ንሳቶምውን ናብዛ ስፍራ ስቃይ እዚኣ ከይመጹ፡ ኪምስክረሎም ንኣልኣዛር ናብ ቤት ኣቦይ ክትሰዶ እልምነካ አሎኹ፡ በሎ። 29ኣብርሃም ድማ፥ ሙሴን ነብያትን ኣለውዎም፡ ንኣታቶም ይስምዑ፡ በሎ።
ምስክርነትምስ መጽሓፍ ቅዱስ ክሰማማዕ ኣለዎ