ዘተ ምስ ፕረሲደንት መሰጋሪ ኤረትራ ኣብ ስደት ኣቶ ገብረ ባህዱራይ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 11 ก.พ. 2025
  • ዘተ ምስ ፕረሲደንት መሰጋሪ ኤረትራ ኣብ ስደት ኣቶ ገብረ ባህዱራይ

ความคิดเห็น • 199

  • @ghirmayyemane1979
    @ghirmayyemane1979 4 วันที่ผ่านมา +7

    ኣነ ዝገርመኒ ገለ ሰባት ዓቕሞም ዘይፈልጡ ምስ ገብረ ባህዱራይ ክወራዘዩን ክጻረፉን ክርኢ ከለኹ ይገርመኒ እዚ መሰጋገሪ መንግስቲ ዝምስርት ዘሎ በሊሕን ክኢላን እዩ።
    ዋይት ሃውስ ማንም ሰብ ኣይኣትዎን እዩ እዚ ሰብ እዚ ግን ኣትዩ።
    ሰለዚ ተማሃሩ ስምዑ መን መሪጽዎ ትብሉ ኣለኹም ኢሰያስ'ከ መን መርጽዎ ነዚ ግን ኩሉ ደላይ ፍትሒ ተቐቢልዎ እዩ። ስለዚ እዞም ሓንቲ ኣፍልጦ ዘይብልኩም ካብ ትጻረፉ ኣንብቡ ተማሃሩ ፈቲኹም ጸሊእኹም መሰጋገሪ መንግስቲ እዩ።

    • @sebhatiyassu1024
      @sebhatiyassu1024 3 วันที่ผ่านมา +2

      Ajew gidef.

    • @TemesghenHabteyesus
      @TemesghenHabteyesus 3 วันที่ผ่านมา +1

      I hope and pray he never gets to eritrea. He needs to go to fight in eritrea,, not while living in America or Eurpoe. This is dead dream before even start. Each and every EPLF member fought for eritrean from inside eritrea. So, I wouldn't call names, but I am ashame of him.

    • @SimretAsmerom
      @SimretAsmerom 2 วันที่ผ่านมา +1

      እሞ እሰይስ ዝመረጾ ሰለ ዘየለ እዚ ኽአ ባዓሉ ነብሱ መሪጹ ክድጭ ክብል አለዎ ?
      ካልአ ደላይ ፍትሒ ኩሉ ደጊፍዎ ትብል ዘለኻ አበይ አሎ ድምጺ ዝሃበሉ ማለት ደገፉ ዘረጋገጸሉ - ብስታትስቲክስ ብጩቡጥ ተዛረብ - የብልካን ዘደመጸሉ ዝመሮጾ ሰለ ዘየለ !
      ኩሉ ይድግፎ አሎ ትብሎ ንዓኻ ዝስማዓካ እዪ ግን ሐሶት እዪ ::

  • @eley-br2vy
    @eley-br2vy 4 วันที่ผ่านมา +2

    Yodita serawitana mis belkis serawit Eritrea elkiyo kalie wegiawiyan serawit alena diyu. Thank you I like your program and I appreciate you

  • @SharpBeta
    @SharpBeta 4 วันที่ผ่านมา +6

    እዚ ዕትብ ዝበለን፡ መደባቱ ብግቡእ ሰሪዑ ዝኸይድ ዘሎ መስርሕ ምዃኑ በሪሁለይ ኣሎ። ዝድነቕን ክድገፍን ዘለዎ እዩ። ኩሉ ግዜ ምዕንቃፍን ኣሉታዊ ነገራት ምሕሳብን ንባዕሉ ባርነት እዩ። ስለዚ ዝሰርሕ ይስራሕ! ዝዕወት ይተዓወት! ተሓታትነትን ግሉጽነትን ጥራሕ ይሃሉ። ነዚኣ ከኣ ይገብርዋ ኣለዉ ዝብል ግምት ኣለኒ። ስለዚ ኣብቲ ኣኼባ ብውልቀይ ክኸይድ እዩ። የቐንየልና ኣቶ ገብረ ባዱራይ። ❤

    • @samsonmehari7013
      @samsonmehari7013 3 วันที่ผ่านมา +2

      @SharpBeta ክላእ ኣታ አስኻ ከ ከመኡ ጹሉል ዲኻ??? 😄😄😄

  • @Welqaithumera
    @Welqaithumera 3 วันที่ผ่านมา +3

    ሓለምቲ ጥራይ ዘይኮንኩምስ ፡
    ጉዱኣት/ስንኩላ ኣእምሮ ኮንኩም ትረኣዩኒ !!
    ከመይ ኣለና ትብሉ ብወገንኩም ?
    ሕክምና'ዶ መድለየኩም ሓቀይ ? ? ?
    😅😅😅😅😅😅

  • @gabewoldu1313
    @gabewoldu1313 วันที่ผ่านมา

    Great Guest, Yodita...Bahdurai, Keep it up and always dress up just like this

  • @selemonabraham8178
    @selemonabraham8178 3 วันที่ผ่านมา +1

    Wowwww Yodita ነቲ ዝፈትዎ ዝነበርኪ ገዛኺ
    ካብ ዝገድፎ 7 ወርሒ እንድየ ገዲፎዮ ብሰንኪ እንዳ ራጂ
    ሎሚ ግን ንኽቡር
    ኣቶ ባድሩ ክሰምዕ
    ኣብ ገዛኺ ኣትየ ኣለኹ 👈🏽

  • @salemzeray8546
    @salemzeray8546 2 วันที่ผ่านมา +1

    ክክክክክክክክ ኣታ ዘይሰምዖ የብለይን ኣቦ ናዓ ጉድ ስማዕ

  • @solomontesfasion8649
    @solomontesfasion8649 4 วันที่ผ่านมา +14

    መን ኢኻ ፡
    አበይ ተመሪጽካ ፡
    መን መሪጹካ ፡
    መልሲ ካባኹም ።

    • @toyotaw2500
      @toyotaw2500 4 วันที่ผ่านมา

      Kkkk king of Eritrea instead the president evil Asmara. I am not sure because Eritrea has a lot experience than king ገብሩ ባህዱራይ ብዝኾነ ጽንሕ ኢልና ንራኣዩ

    • @asmeromeyob2691
      @asmeromeyob2691 4 วันที่ผ่านมา +1

      ን ኢሰያስ ከ መርጽካዮ ዲዩ ዝገዝኣካ ዘሎ፡ንኽትቓልስ ሲ መን መሪጹካ ንዓንዶ ንስኻ ኩን እቲ ዝገብሮ ዘሎ ክትገብር ጥራይ ዓቕሚ ይሃልኻ

    • @toyotaw2500
      @toyotaw2500 4 วันที่ผ่านมา

      @@asmeromeyob2691 ግርም ዝኾነ ይኹን ለውጥ ንደሊ ብሩኽ ዘሪ.

  • @TeweldeberhanTzeggai-Amenay
    @TeweldeberhanTzeggai-Amenay 3 วันที่ผ่านมา +1

    Congratulations! Thank you!

  • @NohMussie-r3f
    @NohMussie-r3f 2 วันที่ผ่านมา +1

    President hidma

  • @freelovefree
    @freelovefree 4 วันที่ผ่านมา +1

    ዋውው ዋውው😊😆ቭረዝደንት ናይ ሃገርና❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤

  • @fisahayeabadi7609
    @fisahayeabadi7609 4 วันที่ผ่านมา +1

    I wish you all the best gebre bahduray

  • @berhanemeskeltewelde4301
    @berhanemeskeltewelde4301 2 วันที่ผ่านมา

    He is good. Bravo you are the best for the position you declare.

  • @samsonmehari7013
    @samsonmehari7013 4 วันที่ผ่านมา +6

    ፕረሲደንት????😂😂😂 hahahahah አዋይ! አዋይ ናይ ሚድያ ፕረሲደንት 😄😄😄

  • @WHabte
    @WHabte 3 วันที่ผ่านมา +2

    ኣንታ እዚ እንስሳ ሰብ'ዚ ኣበይ ዝቦቖለ ልሕቲት ኢዩ። ዘይሓፍር ድሙስ ገረማርያም ሽሙ ከምዝበሃል እዚ ከኣ ፕረዚደንት ኢየ ይብል ኣሎ ከይሓፈረ።

  • @MenghesteabAbraha
    @MenghesteabAbraha 4 วันที่ผ่านมา +2

    Hassawi seb aihafren iu hawi hassawi gin yhafer

  • @destameseledesta7148
    @destameseledesta7148 2 วันที่ผ่านมา +1

    Stop 🛑 lying 🤥 please 🙏

  • @warrihabesha
    @warrihabesha 4 วันที่ผ่านมา +4

    President Ghebre Bhdurai
    ከይትዝሕለና ከም ሮኬት ተወንጨፍ
    ኣባኻ ሙሉእ ተስፋ ኣለና

    • @sebhatiyassu1024
      @sebhatiyassu1024 3 วันที่ผ่านมา

      Bahduray hatsir berik beal barneta 🤣🤣🤣

  • @michaelhaile9791
    @michaelhaile9791 4 วันที่ผ่านมา +2

    ስድራበት አንተልዎ ህክምና ውሰድዎ መስኪናይ

  • @desebelkahsay2480
    @desebelkahsay2480 4 วันที่ผ่านมา +5

    ገደፈና ያዞል ኣብ ሰደት ዘበለካ ክም ጨርቒ ሃተውተው ኣይትበል።ንመን ኢካ ክትመርሕ ትሓስብ ዘሎካ ወስላት ዋሒድ

    • @alisaid9015
      @alisaid9015 4 วันที่ผ่านมา

      ግደፍ ክትንቕፎ መሰል ኣለካ ፡ንመሳላትካ ክኽበር ዝቃለስ ዘሎ ኤርትራዊ ኣብ ስደት
      ይሃሉ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ክትጸርፍ ኣይግባእን፡ንስርዓት ሸፋቱ ኢሳያስ ትድግፍ
      እንተኾይንካ መንግስተ ሰማያት የዋርስካ
      ብደውካ ዝሞትካ ውልቀሰብ ኢኻ።

  • @shambko
    @shambko 4 วันที่ผ่านมา +2

    ስውአትና ንስኻ ዘይኮነ ቶም ጎይቶትካ ክፍንቅልዎ ዘይከአሉ ንነጻን ሉአላዊትን ኤርትራ እምነ ኩርናዕ ኮፍ አቢሎምዮም፣ ንስኻ ገዛ ገዛ ተጻወት... ስጋብ ሐለንጊ ሐፋሽ ዝቖጽየካ... ምዕይ እንተልካ ማለት።

  • @pleaseddays7471
    @pleaseddays7471 4 วันที่ผ่านมา +1

    እታ ንሱ ዝመርሓ ናይ ዕቁብ ማሕበሮም "መሰጋሪ ኤርትራ" ድያ ትበሃል ኮይና? ኣብ ኣርእስቲ ፕረሲደንት መሰጋሪ ኤርትራ ዝብል ዘሎ።

  • @ابراهيم-ك2ف
    @ابراهيم-ك2ف 4 วันที่ผ่านมา +2

    ኩርኩር፡ጻዕዳገዛ😂።

  • @wedishire2620
    @wedishire2620 4 วันที่ผ่านมา +3

    አታ ሰብ የለይ ድዪ ባህዱራይ ፕረሲደንተ ክትከዉን ትሀስብ መርገም ዩ 6ሚሊዬን ፕረሲደንተ አለዉ አብ ኤርትራ ወሀም ኢኻ ልምዃኑ መታወቂያ ላይ ኤርትራ አለካ ዶ?

  • @solomonabraha327
    @solomonabraha327 วันที่ผ่านมา

    Kudos Baduray

  • @robeltewelde1199
    @robeltewelde1199 4 วันที่ผ่านมา +6

    ኣቲ ባሪስታ መቀለ እዚ ዒሉ ሃንጎል ደርሆ ከማኪ እዩ

    • @ziadahaile9074
      @ziadahaile9074 2 วันที่ผ่านมา

      @robeltewelde1199 Robel Tewelde mihret yewrdelka.

  • @ገብ
    @ገብ 4 วันที่ผ่านมา +11

    በዓል ቆቢዕ ናይ መጻኢ መራሒ ሓላማይ ንበይንካ ኢካ። እዋይ ዘይዳል ክክክክ

  • @tumzgiweldegerima7886
    @tumzgiweldegerima7886 2 วันที่ผ่านมา

    ሰላም ዮዲት ከምኡ ን ኣቶ ገብረ ባህዶራይ ትገብርዮ ዘለኺ ኣዝዩ ጥአቓሚሞ ከም ሕቶን ከም ሪኢቶን ኢእስከ ዮዲት ስመይ ዓቂብኪ መን ከምዝመረጾን 18:34 በየን ከዝመጸንዶ መርሃልና።

  • @segeneasmara596
    @segeneasmara596 3 วันที่ผ่านมา +1

    ወይ ፕረዚደት መስሓቅ እያ እዚኣስ 🤣🤣🤣🤣🤣

  • @azaziyohannes8873
    @azaziyohannes8873 4 วันที่ผ่านมา +5

    ብዛዕባ ኣየነይቲ ኤርትራ ኡኹም ትዛረቡ ዘለኹም። ኣይትሓፍሩን ዲኹምከ? መንዩኸ ወኪሉኩም?

  • @zerabrukhagos
    @zerabrukhagos 4 วันที่ผ่านมา +5

    እዋይ ዘይ ሓፍር ህርፋን ስልጣን ዘልዎ ካብ ስራሕ ወጺኡ ኢዩ ይመስለኒ

  • @Eric-xz9ms
    @Eric-xz9ms 4 วันที่ผ่านมา +6

    🤣🤣🤣🤣🤣🤣 እዝነይ ድዩ ምስ ዩክረይን ንዘራረብ ኣለና? ኣታ ጽንሕ ኢልናስ ገለ ክንሰምዕ ኢና።😂😂😂

    • @mbh8883
      @mbh8883 4 วันที่ผ่านมา

      😂😂😂

  • @Esromtesfay772
    @Esromtesfay772 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ስላም ስላም ዳሃን ዶ ሎምስ ዝብላዕ ስብ እምፂኽልና thank you 👍

  • @abueritrea9838
    @abueritrea9838 4 วันที่ผ่านมา +6

    ካብ እንዳ ጽሉላት መኣስ ኢኻ ወጺእካ ኢልኪ እባ ነዚ ሰባኣይ ሕተትለይ።የቐንየለይ

    • @Welqaithumera
      @Welqaithumera 3 วันที่ผ่านมา +1

      3ስቲ ጌሩ ካብ እንዳ-ጽሉላት ኣሽኪዑ ካብ ዝወጽእ !!
      (ፍረሽ-መንታል)
      ክክክክክክ

  • @MengistabGubsa
    @MengistabGubsa 4 วันที่ผ่านมา +3

    መልእክቲ ናብ አቶ ገብረ - ባህዱራይ ።ብቀዳምነት ሙሉእ ዓውት ክትጋናፀፍ ይምነየልካ ። ኩሉ ግዜ ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ምስ ወዶኦ ኢዩ ዝውዳእ ። ሽግር ኤርትራ አብቂዑ ኢዩ ። ግዝያዊ መራሒ መንግስቲ አብ ዓዲ ከማን " ቡቁዕ " ኢካ ። ቡቁዕ አነ ዝብሎ * ሓቅኛን / ፍትሓውን / ሰብአውን * ክከውን አለዎ ። ከሙኡ ኢካ ከማን ትመስል ። ልዕሊ ፍሪቂ ንድግፈካ አለና ። ናይ ዉሑዳት ( ዘይንቡር - ዝዛረቡ - አይተቃልቦሎም ) አጀካ በርትዕ ። ሓንቲ ክትፈልጣ ዘለካ ግን [ ብርገድ ንሓመዱ ኢዩ ምስ ዓለም ኤርትራ ከላልያን / ከፍልጣን ዝካአለ ] ። ኢዚ ውፍይ/ ባርዕ ዝኮነ መንእሰይ ( ባህጉ- ሉቡ ) አብ ዓዱ ተመልሱ { ብዲሞክራሲ - ክምሓደር ) ኩሉ ብሄራት " በቢሄሩ ባዕሉ ከማሓደሩ " አለዎም ። ኩሉ ክአ ትሕቲ ሕጊ ክግዛእ አለዎ ። ነዚ - ክአ 1/ ሓጋጊ - አካል 2/ አካያዲ- ስራሕ 3/ ፍርዳዊ - አካል ክህሉ አለዎ ። ኢሞ አብ ትርፊ ግዜካ [ አብ ዲሞክራሲ ዘለካ አፍልጦ አስፍሓዮ ። ህዝቢ ኤርትራ ቅድሚ ዓለም * ብዲሞክራሲ / ብእምነት / ብስራሕ ጭውነት / ዝተፈልጠ ፣ ብባህሉ ብዘይ ወተሃደር ብሕጊ ምእዙዝ ህዝቢ ኢዩ ።ኢሞ ዕድለኛ ኢካ ነዚ ህዝቢ ኤርትራ ክትመርሕ ዕድል ዝረከበካ ። ብሓቂ - ክድ - ሓቅካ - ከተውፅአካ - ኢያ ።

  • @debesayteklayteklay2043
    @debesayteklayteklay2043 4 วันที่ผ่านมา +4

    ደስ ዝቦሎ ይስራሕ ሰብ ክሰርሕ ኣለዎ ካል እ። ኮሙኡ ስርሑ ንሱ ይሰርሕ ኣሎ። ገብረ። ጅግና

    • @sebhatiyassu1024
      @sebhatiyassu1024 3 วันที่ผ่านมา

      Ghebre beal barneta 🤣🤣🤣

  • @tim582
    @tim582 3 วันที่ผ่านมา

    Good luck ❤❤❤

  • @Liberal12
    @Liberal12 2 วันที่ผ่านมา

    ሚድያታት ደለይቲ ፍትሒ ከማልኦኦ ዘለውን ረቁሒታት፥
    1• ነጠፍቲ ማሕበራዊ ሚድያ፡ ሚድያታቶም ዘይሻራውያን ወይ ጸግዒ ናይ ዝኾነ ምንቅስቃሳት፡ ውድባት፡ውልቀ ሰባት፡ ኣውራጃ፡ ሃይማኖት ከባቢ፡ ጉጅለ ዘይሓዛ ኪኮና ይግባእ።ንዝኾነ ሰብ ብዓይኒ ሰብ ምኳኑጥራሕ፡ ብመሰልን ተፈጥሮን ማዕረኻ ምኳኑ ኣሚንካ፡ ክቡር ምኳኑ፡ ብካልኦት ድሑራት ባህርያታት ንኣብነት ብሃይማኖት፡ ብኣውራጃ፡ ብከባቢን ብዝምድናን ምርኣዩ ነውሪን ዘይስልጡንን ምዃኑ ክፈልጠኦን ክሰርሓሉን ይግባእ
    2- ዝዓበየ ዕላማ ሚድያታት ደለይቲ ፍትሒ፡ ኣብ ሃገረ ኤርትራ ዓማጺ ኣሊኻ ፍትሒ ንምምጻእ ኢዩ፡ ካልእ ብጎኒ ዝምጽእ ጭለዳታት ክህሉ የብሉን፡ንኣብነት ገንዘብ ሰሪቁ፡ ደላላይ ኔሩ፡ ጓል ዓሚጹ... ወዘተ እናበልካ ንሰባት ምጽላም/ምጽራፍ ግጉይ ኮይኑ ፡ተዓሚጸ ወይ ተበዲለ ዝብል እንተሎ ከኣ ኣብ ክንዲ ናብ ተጠቀምቲ ላይቭ ማሕበራዊ ሚድያታት ዝመጽእ ናብ ቤት ፍርድን ፖሊስን ከይዱ ግቡእ ፍርዲ ክረክብ ይግባእ ። ከምዚ ንዝበለ ክሲታት ወይ ውን ማዕዳታት ብድብድቡ ማለት ሰብ ከይጠቀስካ ኣብ ማሕበራዊ ሚድያታ ወጺእካ ሕማቅ ባህርያቱ ምኳኑ ክዛረበሉን ማዕዳ ክወሃቦን ግን ዘሽግር ዝጽላእ ኣይኮነን፡ ምክንያቱ እዚ ሕማቅ ልምዲታት እዚ ሓደ ካብቶም ካብ ሕብረተሰብና ክውገድ ዘለዎ ባህርያታት ስለዝኾነ።
    3- ኣብ ጎኒ ህግደፍ ኣለና ዝብሉ ሰባት ሳጓ ወይ ኣጸያፊ ኣስማት እናውጹኡ ኣይኮነን ዶ ንደለይቲ ፍትሒ ነቲኦም ደስ ዘይበሉዎም ብጸቶም ይጸረፉ እንተኮይኖም፡ ንሕና ደንበ ፍትሒ ከኣ ከምኣቶም ክንከውን የብልናን። ህግደፍ ዝገብሮ ንገብር እንተለና ንሕና ውን ህግደፍ ኢና ማለት ኢዩ። ቀንዲ ዓላማ ሚድያታት ደለይቲ ፍትሒ በየናይ መንገዲ እንተከድኩ/እንተተቃለስኩ/እንተጎስጎስኩ ኢየ ምስ ህግደፍ ዘለዉ ኤርትራውያን ኣሕዋትና( ዝተናገሩ፡ ዘጋገዩዎም፡ ኣብ ህልክ ዚኣተዉ..) ዝምንጥሎም ኢለን ክጉስጉሳን ክሰርሓን ኢዩ ዝግበአን።
    4- ዝተፈልየ ሓሳብ/ርእይቶ ዘለዎ ደላዪ ፍትሒ ሓሳቡ ከክብራሉ ወይ ከኣ ክእረም ዘለዎ ሓሳብ እንተለዎ ኮይኑ፡ ካብ ጸርፊን ጸለመን ወጺኤን ብስነመጎታዊ/ርትዓዊ መንገዲ ነቀፌተአን ከቐምጣ ይግባእ። ጭብጢ ዘይብሉ ጸለመ፡ ምንጻል፡ ምጽራፍን ምውራድን ግን ኣይኮነን ንደለይቲ ፍትሒ ንካልእ ዝኾነ ኣካል ኣብ ኣሕበራዊ ሚድያታትና ክተርፍን ክፍንፈንን ኣለዎ። ኣብ ከምዚታት ኣድህብካ ምቅላስ ናብ ዲቕ ዝበለ ህልኽን ጽልእን ጥራሕ ኢዩ ክመርሓና ዝኽእል። ብዓቢኡ ከኣ ኣብ *ሓፈሻዊ ኣዋጃት ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት* ተደንጊጉ ከም ዘሎ፡ ዝኮነ ሰብ ንደስ ዘይበሎ ሓሳብ ክቃወምን ርእይቱኡ ውን ክገልጽ መሰል ከም ዘለዎ ዘይምርሳዕ። ንኣብነት ንብርጌድ ንሓመዱ ኣብ ውሽጡ ኮይንካ ጥራሕ ኢካ ክትነቅፎ ዘለካ፡ ምስኡ እንተዘየለካ ክትቅፍ መሰል የብልካን እትብል ሓሳብ ቡዙሓት ደልይቲ ፍትሒ ክደጋግሙዋ እትሰምዓ ኢያ። እንተኮነ ግን ኣብ ዝሃለወ ይሃሉ(ኣብ ውሽጢ ብርጌድ ንሓመዱ ዘሎ፡ ሳይለንት ማጆሪቲ፡ ናይ ባዕሉ ካልእ ናይ ተቃውሞ ውድብ ዘለዎ ... ወዘተ) ሰብ ብርትዓዊን ምኽንያታዊን መንገዲ ክነቅፍን ርእይቱኡ ከቐምጥን መሰል ኣለዎ። ምሳካ ዘይሃለወሉ ምክንያት ንሓሳብካ ስለዘይቅበሎ ክኸውን ስለ ዝኽእል፡ ነከምዚኣቶም ዝበሉ ሰባት ብከመይ ቃልስካ ኣተዓራሪኻ ኢኻ ናባኻ ክስሕቦም ትኽእል ዝብል ኢዩ ኪከውን ዘለዎ ዓላማ ናይ ቃልስኻ። ብዝተረፈ ህግደፍ ንኤርትራ እንታይ ኣበርኪትካ(2% ኣይከፈልካ፡ ንደቂ ስወኣት ኣይሓገዝካን፡ ንስንኩላን ገንዘብ ኣየዋጻእካን.. ወዘተ) እናበለ ኣበይ ከም ዚኣቱ ዘይፍለጥ ገንዘብ ብዘይምሕጋዝካ ሃገርካ ይምንጥለካ እንተኮይኑ፡ ንሕና ድለይቲ ፍትሒ ውን ንብርጌድ ንሓመዱ ኣብ ውሽጡ ኮይንካ እንተዘይኮይኑ፡ ካብኡ ወጻኢ ኮይንካ ክትነቅፍ ኣይነፍቅደልካን ኢና ዝብል ስነሓሳብ ዓመጽ ምዃኑ ተረዲእና ክንእርሞ ይግባኣና።
    5- ሚድያታት ደንበ ፍትሒ ብዛዕባ ሓሳባት እምበር ብዛዕባ ካልኦት ጎድናዊ ነገራት ንኣብነት ኣብ ሂወት ውልቀ ሰባት ኣቲኻ ምዝራብ፡ ምሕማይን ምጽላምን ከወግዳ ኣለውን። ኣብ ሚድያ ክንዮ ፖለቲካዊ ሓሳባትካን ርእይቶኻን ካልእ ፐርሰናል ኣሳሲኔሽ ወይ ኣብ ናይ ውልቀሰባትን ስድራቤቶምን ሂወት ኣቲኻ ዘድሊን ዘየድሊን ምዝራብ ተቀባልነትካ ባይታ ዘዝብጥ ምኳኑን፡ ብሓፈሹኡ ከኣ ንደንበ ፍትሒ ሰብ ከም ዘይዓስሎ ዝገብር ምኹኑን ተቃለስቲ ፍትሒ ክንፈልጥ ይግባእ።
    6- ከም ዝፍለጥ ኣብ ሃገራት ምዕራብ ሓደ ሰብ ተኸሲሱ ኣብ ትሕቲ ሕጊ እንተቀሪቡ፡ ዋላ ውን ጠበቓ ክቖጽር ዓቅሚ ኣብ ዘይብሉ እዋን ይኩን፡ ሕጊ መታን ከይብደል ተባሂሉ በዘን ሃገራት ተኸሳሲ ጠበቓ ከም ዝቖጽሩሉ ዝፍለጥ ኢዩ። ኣብ ደንበ ፍትሒ ዘለዋና ሚድያታት ውን ብተማሳሳሊ ፡ንኣብነት ንሓደ ንቃለመሕትት ዝዓደምኦ ጋሻ ፡ ኣብ ቃለመሓትቱ ውልቀሰባት ፡ ውድባት ፡ ምንቅስቃሳት ወዘተ እናልዓለ/እናጠቐሰ እንተጸሪፉ/እንተኣጸሊሙ ብቀድምነት ካብ ዘይእሩም ቋንቋ ምዝራብ ክእለ ክነግሮኦ፡ ከም ተወሳኺ ከኣ ፍትሒ መታን ከይብደል ወከልቲ ናይቲ ዝጸለመ ውልቀሰብ ወይ ውድብ... ወዘተ ኮይነን ብ ፎሎው ኣብ ክንዲቲ ዝተላዕለ ወይ ዝጸለመ ኮይነን ክሓተኦ ይግባእ።
    7- ንሓደ ሰብ ክትከስሶ እምበር ክትጸርፎ መሰል የብልካን። ስለዚ ኣብ ሚድያታት ካብ ዝኸይድ ዘሎ ሓድሕድ ምጥቕቃዕ ሚድያታት ደለይቲ ፍትሒ ክእለያ።

  • @solomonabraha327
    @solomonabraha327 วันที่ผ่านมา

    Kudos to Yodita

    • @mahamedbrhanibrahim5437
      @mahamedbrhanibrahim5437 วันที่ผ่านมา

      ክክክክክክክክክክክክክክክ
      ፈካስ ዝኾነት ጋዜጠኛ ክክክክክ 😂😂😂 ግናይ ጋሻኣ ፈካስ ባዕላ ተሳኒዮም😂😂😂😂 😂😂😂😂😂

  • @norinafereg8400
    @norinafereg8400 4 วันที่ผ่านมา +2

    JOKE OF YEAR 2025 KKKKKKKKK

  • @KT-tm8yu
    @KT-tm8yu 4 วันที่ผ่านมา +1

    ብዙሕ ንሕና የብዝሕ ኣሎሞ ክንደይ ሰዓብቲ አዮም ዘለውዎ?1-2-3?

    • @Welqaithumera
      @Welqaithumera 3 วันที่ผ่านมา

      ንውልቁ'ዩ ሰዓቢ የብሉን ምስኪናይ.....
      😅😅😅😅😅😅

  • @dajen3868
    @dajen3868 4 วันที่ผ่านมา +1

    ወይ እዘን ጀላቡ ዝረከብኦ ገለስ ኣብታ ዳሕረወይቲ ጃልባ ኣርኩብና ትብል ገለ ካኣ ነታ ጃልባ ተጸበርዋትብል😂😂

  • @IsakMehari
    @IsakMehari 3 วันที่ผ่านมา

    Resahat zeyhafiru

  • @teklesenbetberaki7988
    @teklesenbetberaki7988 วันที่ผ่านมา

    ካካካካካካካካካ አታ ጅግና ብዘይ መርዓት ኢካ ዳስ ተኪልካ ዘለካ ወይ ጉድ አታ ሂወትኩም ብጉቡእ ዘይተማሐድሩ ሲ ሃገር ????

  • @mbh8883
    @mbh8883 4 วันที่ผ่านมา +3

    ንኩልና ማዕረ እያ ትብጽሓና ይገርም 2% ኮንካ'ስ ማዕረ እያ ትብጽሓና ብቁጽሪ እኮ 3750 ታርቀ 3750 ማርቀ ልኹም ስለዚ ኣደብ እንተገበርካ ይሕሸካ ።

  • @yohanneshadera1946
    @yohanneshadera1946 4 วันที่ผ่านมา +1

    Ati gigahertz resah shermuta baduray agombihu sle zrewaki diki fetikyo ab America mexie kketlekum eye

  • @mehariwoldoyohannes8542
    @mehariwoldoyohannes8542 5 วันที่ผ่านมา +1

  • @mikitesfa663
    @mikitesfa663 4 วันที่ผ่านมา +4

    ገብረ ኣባድርባይ ኢዩ ሽምካ ሕራይ ዶ ። ሽየቲ ሃገሮም ፡ጠለምቲ ኣመንቶም ከም ዩሁዳ፡

  • @desebelkahsay2480
    @desebelkahsay2480 4 วันที่ผ่านมา +2

    እዞም ሕሱራት ክም ሓሰረ ቖቤዕ[ባርኔጣ ዝይፍለዮም)ሕሩይ ዝብሃል ኣሎ ክምዚ ክህውትት ዓመታት ዝሕለፈ

  • @gebremskelgimie563
    @gebremskelgimie563 4 วันที่ผ่านมา

    የሕዋት ኤርትራውያን አነክላቦ ዝደሊ ጽቡቅ ዘረባን ሕልናን ደይንገብር ስለምንታይ ብጸርፍን ዘለፋን ዘይኮነ ምስ ሓሳ ንጋደል

  • @Mehari2491
    @Mehari2491 4 วันที่ผ่านมา +4

    ወዲ ተድላ ባይሩ ይመስል:: አብ ስደት ዓብዩ አብ ስደት ክጥስጥስ እዩ መስኪናይ:: ዕድለኛ እዩ ፕረሲደንት ተባሂሉ 😂😂

  • @rigat-cm3fb
    @rigat-cm3fb 4 วันที่ผ่านมา +5

    ኣቶ ባዱራይ ብኡ ገይሩ ከይትኣታተወካ ጥዕናካ ሓሉ ዋእ እቶም ትሓትዎ ዘለኩም ጽባሕ ንጉሆ ክትሕተቱ ኢኩም ብዝኮነ ኤርትራዊ ዜጋ ምጽዋት ኣይፍቀድንዩ
    ብገንዘብን ሓንጎልን ኤርትራዊ ምልጋጽ የሕትትዩ
    እዚ ሓሓሙሽተ ዶላር ኣዋጽኡ ትብልዮ ዘለኪ ሕሰብሉ ናይመን ገንዘብ ንመንን ንምንታይን??
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @RobelTekia
      @RobelTekia 4 วันที่ผ่านมา

      Kkkkkkkkkk aboy hatatay kkkkk aboy hatatay be hiwet teray enqe mehtat ayjemrqum enber nay genzeb nay kale si dehan eu dekintqum sil neflt qurub eu zakilqum ata wedita gefah wedita megabit wedita shermuta wedita megabit wedita shermuta wedita gefah wedita situ wedita lemant wedita sidtna leman sidtna qondafe sidtna wedita gefah wedita buda hasad wedita telam sidtna leman sidtna leman sidtna deka medkideki sidtna qondafe sidtna wedita gefah wedita megabit wedita mezhalt wedita gefah wedita buda hasad wedita telam sidtna wedita gahba wedita situ wedita lemant sidtna leman deka medkidke sidtna leman sidtna deka medkikeki

    • @Mossana-Tv
      @Mossana-Tv 4 วันที่ผ่านมา +1

      ነዚኣ ክትጽሕፍ ሲ ብዙሕ ርህጽካ ዕደ..

  • @hagosgebrmariam3807
    @hagosgebrmariam3807 4 วันที่ผ่านมา

    ኤርትራ ሕጂነጻ ሃግርእያ ኣብዓለም እዚብነጻ ዝተረክበ ዓወትዘይኮነስ ብዙሓት ቀያሕትን ጸለምትን መስዋእት ከፊልና ዘይት ባንዴራ ምቅያር ማሌትኽሕደት ስዉእት ስለዝኮነ እታሕጋዊት ባንዴራኣብ ኒዩርኽን ኣብካልኦት ትካላንት ተበልብል ዘላብዝኮነ ዓይነት ኽትቕየርየብላን ስለትርጉም ባንዴራኽንፈልጥ እኽልን!!!

  • @mmsaed4630
    @mmsaed4630 2 วันที่ผ่านมา

    President Bahduray የርሓሰና ክብል አፈቱ፡
    Adi Halo ከይ በጸሐ አንኮሎ ከም P,Tramp ዓርሙሺሻዊ ወሳነታት አንተ ኣሕሊፉ ዛዓገት ኣካል (institutions) ኣሎ ዶ ወይስ ንዝመጸአ 30 ዓመት ካኣ ከም ምስ HGDEF ተታሒዝና fi sittin dahya ከንከይድ አና?

  • @TsehayeFessehaye-d6c
    @TsehayeFessehaye-d6c 2 วันที่ผ่านมา +1

    እስኻ ኣጣል ክትሕሉ ኣይትኽእል ኢኻ።

  • @Mike-b6j2b
    @Mike-b6j2b 4 วันที่ผ่านมา +1

    Self-proclaimed president?? መን ዝብሉኻ ሃመማ??

  • @gebrhiwotgebretnsai4947
    @gebrhiwotgebretnsai4947 4 วันที่ผ่านมา +1

    congratulation Gebre Bahdur still now after 34 years the Eritrean independent in diaspora How the Eritrean people change the Totalitarian government Isayas Afewerki unconstitutional political power by corruption without force at the Eritrean Capital City Asmara no education policy no jobs no healthcare no working minimum water didn't do anything Isayas Afewerki the worst man so the Eritrean people Refugees everywhere in the worldwide because unemployment country Eritrean people

    • @samsonmehari7013
      @samsonmehari7013 4 วันที่ผ่านมา +1

      ዱሁል 😄😄😄

    • @Eric-xz9ms
      @Eric-xz9ms 4 วันที่ผ่านมา +1

      You are traitor. Eritrea is a peaceful country. Education given is quality. There are millions of refugees all over the world from all countries, Eritrea is not an exception.

  • @yoabredseaeritrea4608
    @yoabredseaeritrea4608 4 วันที่ผ่านมา +1

    😂😂😂😂😂 merhaba president beka bkofka halafnet wesidka wey gud

  • @mussieafeworki2726
    @mussieafeworki2726 4 วันที่ผ่านมา +4

    እዛ ባርኔጣ ኸ ካበያ ገዚኣታ ሓወይ 😂😂😂😂

    • @KT-tm8yu
      @KT-tm8yu 4 วันที่ผ่านมา

      ወዲ ተላ ባይሩ አዩ ሂብዎ

  • @SirAbu-x3o
    @SirAbu-x3o 4 วันที่ผ่านมา

    We elected him don't worry

  • @adiamsolomon8290
    @adiamsolomon8290 2 วันที่ผ่านมา

    😂😂😂dedbe ahey

  • @Selamyewrdelna
    @Selamyewrdelna 4 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤

  • @samsonmehari7013
    @samsonmehari7013 4 วันที่ผ่านมา +12

    ኣንታ አዚ ኣይሓፍርን ድዩ? ብ ስም አብ በ ወልድ! ከክንደኡ ሲ ኣነ ስቅቅ ይብል 😂 ዱሁል hahahahhaah

    • @mikitesfa663
      @mikitesfa663 4 วันที่ผ่านมา +1

      ዝሓፍር እንስ ሳ ር ኢካ ትፈልጥ ዲኻ።

    • @samsonmehari7013
      @samsonmehari7013 4 วันที่ผ่านมา

      @mikitesfa663 አወ ከልቢ ሓደ ካብቶም ዝሓፍሩ አንሳሳ አዩ

  • @gebremskelgimie563
    @gebremskelgimie563 4 วันที่ผ่านมา +1

    ናይ በሓቂ እቲ ትልሚ ወይ ከአ ተበግሶ ናይ መስጋገሪ ምንግስቲ አብ ደገ ኩልና ነቲ ተበግሶ ክንስዕቦን አብ ጎኖም ክንስራዕ ክንውደብን ንሃገርና እንኮ መሪሕ ኮይኑ ይስመዓኒ እሞ ሓደራ ይብል

  • @merhawiabed7212
    @merhawiabed7212 4 วันที่ผ่านมา +1

    Hahaha Hahaha Hahaha 😆 😂 🤣 😅 😄 😜 😆

  • @Eric-xz9ms
    @Eric-xz9ms 4 วันที่ผ่านมา +4

    ብሌናይ 'ሲ ፕረዚደት ኣብ ደገ 😂😂😂

    • @KT-gs7ib
      @KT-gs7ib 4 วันที่ผ่านมา

      Why not!

    • @Eric-xz9ms
      @Eric-xz9ms 4 วันที่ผ่านมา

      @KT-gs7ib because he can't.

  • @SamiraAhmed-f4r
    @SamiraAhmed-f4r 4 วันที่ผ่านมา +1

    Abey.zeleka.Eika.ab.hlmi.tnebru..what.zkefelnelna.hager..beakatkum.zttekmu..get.mlet.mexaweti.Aytkewnn.eya..Aythlemu..Eti.waga.zkefelela.ksab.hji.zkflela.zelo..sahaebya.mendelay..Alo..nay.leyti.halewlew..Entay.eyou.dleitkum.hasabkum.hzbi.Eritera.xbuk.geiru..yfeltekum.eyou.hasewti.kedat.sheyti.hager..slezi.Aythlemu..LONG.LIFE.N.PRESDENTI.EISEYAS.AFWERKI.LONG.LIFE.NMERAHTNA.KULOM..ANABS.ALEM.FOR.EVER.SAHAEBY.sahaebya.sahaebya

  • @tedy-s9d
    @tedy-s9d 4 วันที่ผ่านมา +4

    Yala yala Wed gebre bahduray, freedom is coming soon

    • @sarajoh313
      @sarajoh313 4 วันที่ผ่านมา

      😂😂

  • @InnocentMountainLake-nm9eb
    @InnocentMountainLake-nm9eb 3 วันที่ผ่านมา

    ኣየ መራሒ ሃገር ክኽክክክክ ምሕላም ፍቁድ አዩ አስኪ አዚኣ ሰርሔ በለና አብለካ ኣለኹ ካብ ሜድያ ምልፍላፍ ኣይትሓልፍን አካ ቁረብ ቁረብ ክኽክክክክክክ

  • @sarajoh313
    @sarajoh313 4 วันที่ผ่านมา +1

    Crazi man😂

  • @NohMussie-r3f
    @NohMussie-r3f 2 วันที่ผ่านมา

    Tesfa qurex 100000.00000.000000 iseias alo

  • @mussieafeworki2726
    @mussieafeworki2726 4 วันที่ผ่านมา +2

    President 😂😂😂😂
    Pre-si-si-si-DENT 😂😂😂
    Wooow I CANNOT Stop 🛑 laughing these days men!! Kkkkkk.

  • @selemonabraham8178
    @selemonabraham8178 3 วันที่ผ่านมา

    ነዛ ገዛ ናይ ዮዲታ ሐፍትና ንኸይትዓቢ ገጥ ኣቢሎም ዓጽዮማ ዘለዉ እዞም እንዳ ራጂ እዮም 👈🏽 ገለ ግበሪ ዮዲታ ሐፍተይ ነዛ ገዛኺ ንምዕባይ

  • @Vegasunitedpartybus-com
    @Vegasunitedpartybus-com 3 วันที่ผ่านมา

    Good job Yodta

  • @DebabatdenDebabatden-p9h
    @DebabatdenDebabatden-p9h วันที่ผ่านมา

    Adi wiel alekum dikum were entay alo

  • @hiwetgirmasion6009
    @hiwetgirmasion6009 4 วันที่ผ่านมา +3

    ኣብ ደገ 50 ዓመት ገርካ ንኤርትራ ጽፍርካ ደይ ሰደድካላ ክትመርሕ?😅😅😅😅 ተጸቅትካ ሙት

  • @merhawiabed7212
    @merhawiabed7212 4 วันที่ผ่านมา +1

    I have question for you president at huwa

  • @Asmera-1
    @Asmera-1 4 วันที่ผ่านมา +5

    ኣነ ነዚ ጥስጡስ እቲ ሓሳብ ምቕራቡ ጥራይ ናይ ኣእምሮ ስንክልና ኣለዎ ፣ ስለዚ ናይ ጹሉላት ሓኪም ኽረአ ኣለዎ እምበር ብኣ internet እትርከብ phantom Eritrea ፕረሲደንት ምሕሳቡ ። ተጸሊእዎ ኣሎ።

  • @ابراهيم-ك2ف
    @ابراهيم-ك2ف 4 วันที่ผ่านมา +2

    መራሒ፡ኣይነይቲ፡ሃገርኢዮ?ወላክልተ፡ኤርትራ፡ኣላ፡ብዚጋውና፡ዘመራሕ፡ስብኣሎማለትዲዮ?

  • @nugusekahsay6845
    @nugusekahsay6845 4 วันที่ผ่านมา

    ኣዞም ዝጻረፉ ዘለዉ ኣታይ ኣዩ ድልየቶም ጸርፊ ሃሳብ ኣይኮነን ኣብ ኢመሪካ ኣብ ቃለ ማህላ ታዲሙ ዊሉ ኣዩ ኣመኑ ህተትዎ ካኣ።

  • @memhrandegideykahsay3906
    @memhrandegideykahsay3906 4 วันที่ผ่านมา +1

    ዮዲት
    ሰላም
    ንሕይወትኪ ኣሳልጦ ንስራሕኪ ንምነየልኪ። ንኽቡር ፕሬዚደንት ገብረ ባዱራይ ፈለማ ክሕተት ዝግቦኦ ዝነበረ ድሕረ ባይታ ናይ ቃልሲ ሂወቱ ክትሓትዮ ነይሩኪ። ቀጺሉ ድማ ስታፍ ግዜያዊ መንግስቲ ኤርትራ እንታይ ይመስል። ቀዋሚ ፕሬዚዳንታዊ ቤት ጽሕፈት ኣበይ ኢዩ ክኸውን ? ኣሜሪካ ? ፋይናንሳውን ወተሃደራዊን ፖለቲካውንከ ኣስፍሕ ኣቢሉ ክገልጸልና ኣብቲ ዝቕጽል ቃ/ም ኣቕርብዮ።

  • @biniamghebreselassie92
    @biniamghebreselassie92 4 วันที่ผ่านมา

    Fesawi

  • @hanefere4901
    @hanefere4901 2 วันที่ผ่านมา

    ናይ ማሕበር ድዩ ናይ ዑቑብ ፕረዚደንት????

  • @ZemenBahlbi
    @ZemenBahlbi 3 วันที่ผ่านมา

    President nay aynyti hager eu werdu du esyas keyfltna

  • @ayegzye
    @ayegzye 4 วันที่ผ่านมา

    Hasab zwehado seb nab tsefi eyu zatu

  • @ሄኖስብርሃነ
    @ሄኖስብርሃነ 4 วันที่ผ่านมา

    አየ ጸወታ

  • @Zemen-w7i
    @Zemen-w7i 4 วันที่ผ่านมา +1

    😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂 ኢርትራ መከብ ጎሐፋት ኣይኮነትን 😂😂😂

  • @HagosElyas
    @HagosElyas 2 วันที่ผ่านมา

    Nabzi anxar tekalsti zkonet midya mexika interview kitgebr zehifr eyu

  • @teklehagos5368
    @teklehagos5368 4 วันที่ผ่านมา

    ሰላም ሰላም መን መሪጽዎ ማለት እዩ እዙይ ክ?
    እንታይ መከራ እዩ ኣንትይም ሰባት
    ኢሰያስ ህዝቢ ከይ መረጾ ህዝቢ የባላሹ ኣሎ።
    በል እስኪ ቆጽሎ ክክክክክ

  • @okubaydrar320
    @okubaydrar320 2 วันที่ผ่านมา

    Mechem hilimi aikilkel...Baka tir elkas president of Eritrea konka !!!! Nimiqanu men eka nisika ? Hagerawi mezmur Eritrea, 99.9⁶% ab libi nebsi wekef hizbi Eritrea, Kem zelo ziteredeakum aimeslenin.

  • @te5602
    @te5602 4 วันที่ผ่านมา

    AMERICA MERIXATKA 😁 SO FUNNY

  • @teswedi4033
    @teswedi4033 4 วันที่ผ่านมา +2

    ን ኤርትራ ከነለልዮም ሲ ኖርዝ ኮርየ ኣብ ኣፍሪቃ ንብሎም፡ ዓለቅቲ በሊዕካ ጋሕ በል ወዲ ዝ ዱሙሱስ

  • @HadnaiFalu
    @HadnaiFalu 4 วันที่ผ่านมา

    እዚ ህበይ ቤት ገርግሽ ዝመስል ዕዱኩር ሃገር ክመርሕ ኢልኪ ቃለመጠየቅ ክትገብሩሉ ምዃን ሓቁ እዩ ኣብ ገዛ ገዋኑ እዩ ዘሎ

  • @mebrahtomgebremariam4271
    @mebrahtomgebremariam4271 2 วันที่ผ่านมา

    ባዕለይ መራሕ እየ ዝብል ክርእ ወይ ክሰምዕ አይንደሊን ባልካ ከይ ትወረድ ቆጽሊ ዘይውደቅናሉ ክቅጸል ምኳኑ ከነፍልጠካ።

  • @nugusekahsay6845
    @nugusekahsay6845 4 วันที่ผ่านมา +2

    ኣጆካ ትራህ we are seaport you

  • @YasminAli-io8xn
    @YasminAli-io8xn 3 วันที่ผ่านมา

    🩵🩵💙💙💙💙🩵🩵💙💙💙💙💙💙

  • @RTKapi
    @RTKapi 5 วันที่ผ่านมา

    💙💙💙✌️

  • @samsonmehari7013
    @samsonmehari7013 4 วันที่ผ่านมา +7

    ን መጀመርያ ጊዜ ክራቫታ ዝሰኣሰረ ጹሉሉ ርእየ 😂😂😂 ዩ ቱብ ሲ አንቁዓ ተፈጥረ! አዋይ! አዋይ! ስሓቕ ሞይተ hahahahahah

  • @sisim773
    @sisim773 3 วันที่ผ่านมา

    ኣንታ እንታይ ኢና ክንሰምዕ። መንዳኣኸ መሪጹካ

  • @zersenayyberhane751
    @zersenayyberhane751 4 วันที่ผ่านมา

    ንሕና ውቅያኖስ ንሳቶም ከኣ ጀላቡ ኣቤት ክክክክክ