ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 13 ต.ค. 2024
  • ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ክልል ኣምሓራ - ሕ/ሃ ድሕሪ ኣብ ሰራሕተኛታት ረድኤት ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ሓገዝ ናብቲ ክልል ደው ንምባል ይውጥን ዝኽሪ ሓደ ዓመት መጥቃዕቲ ሓማስ ኣብ እስራኤል ትንታነ ንኩነታት ማእከላይ ምብራቕ

ความคิดเห็น • 4

  • @kidanehabteselassie7043
    @kidanehabteselassie7043 5 วันที่ผ่านมา +1

    ሳራ ፍስሃየ ጽቡቅ ኣቀራርባ።
    ገለ ገለ ቃላት ምእራም የድሊ።
    ን ኣብነት ምቅናስ ዝብል ቃል ቅኑዕ ትግርኛ ኣይኮነን።

  • @JhoniYosief
    @JhoniYosief 5 วันที่ผ่านมา

    ኣዝዩ ዝንኣድ ኣቀራርባ እዩ ❤❤

  • @enkomediatigrigna
    @enkomediatigrigna 5 วันที่ผ่านมา

    ሳራ ቀስ በሊ ብጣዕሚ ድምጽኺ ብዘይ ብኡኡ ረባሺ እዩ። ዜና በዓል ምንያ የንብባኦ ሕደግወን

  • @MeashoGoitom
    @MeashoGoitom 5 วันที่ผ่านมา

    VOA ዓቢ ዓለም ለኸ ማዕከን ዜና ከም ምዃኑ መጠን ጋዜጤኛታት መደብ ትርግርኛ ቋንቋኦም ብግቡእ ምምላኽን ምቕራብን ግዴታ ክህልዎም ምተገብአ። ሰጋእ እና በልካ ዝዋሃብ ዜና ነቲ ትሕዝቶ የፍኩሶ ስለ ዝኾነ።