ሰብ ሱዳን - ምሕዳስ ፓስፐርሚት አብ ኣዲስ ኣበባ - Displaced from Sudan - Renewing pass permit in Addis

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 11 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 60

  • @GerieTadese
    @GerieTadese 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    Syn ናይ ብሓቂ በዓልቲ ዓባይ ውዕለትን ጅግና ናይ ስደተኛ ተጣባቂትን ኢኪ ።ኣብምላክ ጸጉኡ የብዝሓልኪ ።

  • @furtunaghirmy8829
    @furtunaghirmy8829 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ሰላምኪ ይብዛህ ሳይን ሀፍትና አባይ ሰብ ስለቲ ኩሉ ምትህብባርኪ ብታእሚ ነመስገን አምላክ ዉእለትኪ ይክፈልኪ ❤❤❤❤

  • @robelkesete7260
    @robelkesete7260 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    Syn ክብሪ ይግበኣኪ ዩ ኣምላክ ክብሪ ይሃብኪ ፡ pls keep going ዓስብኺ ኣብ ኣምላክ ብዙሕ ዩ የቀንየልና።

  • @yohannesyemane1401
    @yohannesyemane1401 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ሳይን ሓፍተይ ውዕለትኪ ብቃል ኣይግለጽን እዩሞ እግዝኣብሄር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኪ❤❤❤❤❤❤❤

  • @temesgenokubay9375
    @temesgenokubay9375 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    God bless you mother of refugees ❤❤❤

  • @SelemawitKiflyesus
    @SelemawitKiflyesus 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Syn egziabihet ybarkhki brkhti hafti hibuna Amlakh haqegna tebeqa

  • @berekethamad1057
    @berekethamad1057 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሳይን ሐፍትና ፈጣሪ አድምን ትእናአን ይሃብኪ ጂግና አኪ 🙏🙏🙏🙏🇨🇦

  • @astergrmay6970
    @astergrmay6970 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    Syan haftey amlak idmen tinan yhabki

  • @SelemawitKiflyesus
    @SelemawitKiflyesus 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Syn egziabiher biakhi yserh alo Amlakh ybarkhki brkhti❤

  • @henokweldemichael487
    @henokweldemichael487 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዓስብኺ ካብ ኣምላኽ እዩ ፡God blesse you syn

  • @rahwayohannes-wf5ui
    @rahwayohannes-wf5ui 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Sayn haftena seltegeberiyo senay gebri besem Amlak azina ena nemesgen zemenki yelemelem Kulu zekiele Amlak memelisu beneger kulu mesaki ykun GBU

  • @Mehari-k4h
    @Mehari-k4h 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሳይን ሓብትና ኩሉ ንትገብርዮ ዘለኺ ሰናይ ተግባር ኣምላኽ ምሳኺ ይኹን thank u !!!

  • @lindamehari6442
    @lindamehari6442 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤ zebeniki ybarek syn haftey

  • @Hansu-v9h
    @Hansu-v9h 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Egzabher kulu gize mogos yihabki yekenyelna .

  • @FatnaSlman
    @FatnaSlman 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    You are helping a lot of people thank Allah protect you

  • @tedyhagos1844
    @tedyhagos1844 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    የቐንየልና ሳይን ሓፍትና

  • @TiemarHailemariam
    @TiemarHailemariam 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Edimen tiena yhabik sany hafitey

  • @AliMahmoud-j5e
    @AliMahmoud-j5e 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤ tanks taslmey katyer

  • @akliluhabtemariam1759
    @akliluhabtemariam1759 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Asylum hizina nixbe alena kab sudan zimexan prosses zeybilina

  • @asterhadish603
    @asterhadish603 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Tebareki

  • @siyemokonen7063
    @siyemokonen7063 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Ata bzey rebha yehwatey ela kulu aynet meswati tkefl zela jgna hafti kbri naki

  • @FatnaSlman
    @FatnaSlman 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    I appreciate you, sis❤❤❤

  • @akliluhabtemariam1759
    @akliluhabtemariam1759 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Thanks 🎉 syn

  • @derar8800
    @derar8800 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሰላም ሰላም ሳይን ሱዳን ዝለና ከ

  • @majorftwi4637
    @majorftwi4637 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ናይ ኣዲስ ኣበባ ዘለና እባኒ ኣመትና ግበሪ ኢንተርቢው ዝገበርና ኣለና ዓመት ዝገበርና ኣና ዉሳነ ዘይተዋሃብና

  • @yoditgoitom3684
    @yoditgoitom3684 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Thank you ❤

  • @isuboy5871
    @isuboy5871 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    thanks sis bluss you

  • @zeritg7347
    @zeritg7347 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Welcome sayni❤❤❤❤❤❤

  • @AlmedayMeseret
    @AlmedayMeseret 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @AloniAloni-s7o
    @AloniAloni-s7o 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Syn ntgebryo xbah ngho asbi aleki btgebryo hagez btami ena nemesgneki kbrti haftey

  • @akliluhabtemariam1759
    @akliluhabtemariam1759 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Asylum hizina nixbe alena

  • @LetinaEyob
    @LetinaEyob 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤

  • @binete9016
    @binete9016 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @FahadLam-p8p
    @FahadLam-p8p 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @meharialmedom8798
    @meharialmedom8798 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉

  • @FikreTareke
    @FikreTareke 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Hii sayn sle tgebryo zeleki amlak bzerki tehagosi kulu hasabki yesmrelki. Ane fikre tareke ztebahalku kab Sudan tefanakile abuganda neyre ab mskerem nkenada Mexia gn hantigaley abkambala terifatni prosesa msay iu kab Sudan knfanakel kelena hanti galey tefiatni neyrna dahr beityopiya geyra arkibstna hji abkambala terifatni bejaki kthgzn

  • @selameu.wediyhager7969
    @selameu.wediyhager7969 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Hallo Syn መአዛከከሪ' 2019 ከም ላም ኣፍኪይ ክትእሰሪይ ኢኪይ: ኣብ 2018 ካኣናዳኣ ብሽም ኤርትራ ዑቅባ ዝረኸቡ ኤትይዮጵያን, ተጋሩ ረሳሓት ሓንጎል ሕጂ ተርዲእወን ሃገር እንዳተጸበና ክልልና ክብላ ይውዕላ ኣለዋ።
    ካብ ሻ☠️ Swiss.

    • @bereketnegash-mb3mo
      @bereketnegash-mb3mo 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

      ዓቅሚ ረኪብካ እንተትሕግዝ እዩ እቲ ንወዲ ሰብ ሰብ ዘብሎ ፡ ብሕልና ፡ ንትገብሮ ዘላ ተሕብን ዋዕሮ sayn ፡ ብከምዚ ድኩም ርኢቶ ከምዘይ ትሰናከል ይኣምን እየ ብዘለዋ ብልሓት ፡ እምብዛ ድኣ መሊሱ ክሕይላ እንተዘይ ኮይኑ ፡ ዓቅሚ እንተሊካ ፡ ቅዱስ ቅንኢ ክተሕድር ይላቦ ።

  • @godisgoodallthetime9468
    @godisgoodallthetime9468 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    please in amharic

  • @semeregebreamlak4744
    @semeregebreamlak4744 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ካብ ሱዳን መጺኦም ግን ከኣ ናብ ዘብልዎን ዝውከስዎን ዘይብሎም ሰባት ኣለዉ'ሞ፡ ነዚኦም እንታይ ክግበረሎም ይኽእል? ካብ መምህር ስደተኛ JRS ቂርቆስ ኣዲስ ኣበባ

  • @tesfalettsegay8889
    @tesfalettsegay8889 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሰላም ሳይን ንእትገብርዮ ሰናይ ምትሕብባር ኣምላክ ይባርክኪ ካብቶም ኣሳይለም ዘይብለይ ካብ ሱዳን ዝተፋናቀልኩ ኢየ ሓበሬታ ክሰምዕ ክኣ ኣብዚ ዩቲብኪ ኢየ ድከታተል ኣብዚ ስለ ዘይ ሰማዕኩ ክኣ ጉሩብ ኣበይ ከምደላ ኣይፈልጥን ስለዚ ከምኡ ክመጽእ ከሎ ተትሕብርና ኣብ ዩቲብ

  • @mosesgrandee6857
    @mosesgrandee6857 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዕድል ዝበሃል ነገር የለን አብዚአ። ብዘይ ፈቃድ ንዝመጻእኩም ሰባት በብሓደ አብ ዳታ ክርእይልኩም ግዜ የብሎም። ብጀካኹም 60ሽሕ ዘይተመዝገበ ኤርትራዊ ኣሎ አብ ኣዲስ ኣበባ ጥራይ። ኣነ ክሕግዝ ኣጻርየ ኣኪበ ክሰድድ ኢለ ን RRS ለሚነን አፍቂደ እንታይ የድሊ ከአ ትኽብትኽ ሓቢረኩም። ፐሮሰስ ናይ ዝወዳእካ፣ ቪዛ ይኹን ፍላይ ናይ ዝወጻልካ ኣይኮነን። *3. ኣብ መተማ/ኩመር ከምዝነበርኩም ዘርኢ፣ (ናይ UNHCR ቁጽሪ ዘለዋ ቢጫ ወረቀት/ኣንባር፣ ናይ ኮሌራ ዝተኸተብኩሙሉ፣ ራሽን ምግቢ ትቅበሉሉ ዝነበርኩም ሰነድ .... ዝኾነ ዘለኹም)* እዚአ እንተዘይብልኩም ክሓትት ኣይክእልን እየ። ሳይን🍁
    ዝኸበርኪ ስይን እዛ ትብሊያ ዘለኪ ናይ ኣብ መተማ ተመዝግቢና ዝሓለፍና ኣለና ወላ ውን እቲ ናይ ራሽን ዝበሃል ዘሎ ውን ዘለዉ ኣለዉ ግን ስለምታይ ዩ ከምቶም ናይ ቐዳማይ ዙርያ ናብ ዳኣራ RRS ክትበጽሕ ዘይከኣለ የብሎምን ጥራይ ኢልካ ዝድምድም ዘይኮነ ካብዞም ተመዝኪቦም ዘለዉ ዳርጋ ፍርቒ ናይ ራሽን ዘለዎም + ተመዝጊቦም ዝመጹ ዮም በብወገኖም ከምቲ ናብ ወከልቲ ከም ዝተባሃልዎ ናብ ኮሚተ ስደድዎ ዝተባሃሉ ናይ ሱዳን asylum skeer ገሊኦም ድማ ናይ ራሽን ናይ መዓስከር ብወከልቲ ናይ'ዛ ሰዲዶም ኣለዉ ልኽዕ ከም ናይ ቀዳማይ ዙርያ የሕዋትና ዝተወሃቡን ዝሰለቶምን ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ ሳላክን ሳይን + ጎይቶምን ነመስግን በረከት ግን ወላ ምሳኪ ብውልኪ ይራከብ እንተሃልወ ብግቡእ ከም የወካሊ ናትዛ ግርፕ ( sudan ) eritrean refugee in addis without pass pemit ,
    ወላ ቢኡ ትመስረት እዛ ግሩፕ ድሕሪ ናቱ ኣብ ዳታ ኣይተረከብካን ምስ ተባህለ ብድሕረይ ሳዕሪ ኣይትብቆላ ዝዓይነቱ 1 ዙሩያ ኣኪቡ እንተ ሃበኪ ናይቶም ካልኣይ ዙርያ 2 ኣስማት ኣኪብ ኢልኪዮ ክንሲኪ ንሱ ኣስማት ኣኪቡ ክንሱ ክኣባቢ (40 ) ዝርዝር ኣስማት ናባኪ ኣሰደደዶም ስለምታይ ኩሙ ገርካ እንተባህለ ድማ ዓዘራ ዘረባ ዩ ኣስሚዕና ክብርቲ ሳይን ነዚ ነገር ተረዲእኪ ነዞም ተሪፎም ዘለዉ ከምታ ለውሃትኪ ኪትሕጊዚዮም ይምሕጸን
    ሳይን 🍁 ሓፍተይ ኣብ ስራሕኪ ዓወት ጥዕናን ይምነ !!

    • @tesfalettsegay8889
      @tesfalettsegay8889 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ሓወይ ኣነ ሕጂ ሓደ ካብኦም ኢየ ሜዲካል ወዲአ ኣብዚ ናይ ራሽን ካርድ ኣለኒ ዋላ ናይ ሱዳን ግን እቲ ጉሩብ ኣበይ ከምደሎ ኣይፈልጥን ብከመይ ክረክቦ ይክእል ዝተዋህቡ ክኣ ኣለዉ ስለዚ ተሓባበርና ሳይን ብከመይ ክምዝገብ ተሓባበሩና

    • @bereketnegash-mb3mo
      @bereketnegash-mb3mo 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ሰላም ብሓበራ በቢ ዘለናዮ ሰላምን ቅሳነትን ይምነ ፡ ቀጺለ ግልጽን ብርህትን ክትከዉን ነዛ ኣብ ላዕሊ ዘላ ካብዛ ኣብዛ ግሩብ ዘሎ ሰብ ኣብ ዩቱብ ኣውሪዱዋ ዘሎ ፡ መብርሂ ንምሃብ እዩ ቀንዲ መምጺኢአይ
      ምስ መብዛሕትኩም ንፋለጥ ኢና ኣብዛ ግሩብ ብ Red one ዝፍለጥ ፡ ብዝተፈላለየ ኣብ ስነ ሓሳብ ኣብ ዝነበረና ርክባት ብዉልቂ ይኩን ኣብዛ ግሩብ ብዓቅመይ ሞራል ካብ ምሃብ ዓዲ ኣይዉዓልኩን ፡ ጊን ንምንታይ ኣድለየ ፡ ነዚ ሽግር ክንሰግሮ ኢና ኢሉ ንዘተባብዕ ሰብ ሞራል ንምትንካፍ ዱ ወይስ እቲ ናይ ሓበሻ ነገር ንከይተርፍ ፡ ሞራለይ ብከምዚ ዝትንከፍ ኣይኮነን ክሳብ ናይ ሰናይ ሓሳብ መንገዲ ክሳብ ዝኮነ ፡ ብዛዕባ ዉልቀይ ጥራይ ንክሓስብ ዉን ሕልናይ ኣየፍቅደለይን እዩ ።
      ((( እቲ ቀንዲ መምጺኢአይ ጊን //2ይቲ ጉጅለ ኣብ እትብል / ናይ ዉልቅና ጥራይ ኣጽቢብካ ናይ ምርኣይ ከም ልምዲ ስለ እንወስዶ // እቶም ምዓልታዊ መዲካል ዝገብሩ የሕዋትኩም ደይኮኑን ምሳኩም ዝስዕቡ ከም ዘለዉ ከኣ ኣብ ግምት ኪኣቱ ዝጉቦ ጉዳይ እዩ ፡ ብዉልቂ ደዊልኩም ትሓቱ ዝነበርኩምን ፡ ኣብዛ ግሩብ ትሓቱ ንዝነበርኩምን ፡ ግብረ መልሲ ንህብ ነርና ኢና ፡
      ክብርቲ ሓፍቲ ሳይን መደባት ናይ ኣከባታት ስለ ዘለዋ ፡ ክሰፍሓ ዉን ስለ ዝክእል ፡ ሓቲታ ዉን ኣብ ባይታ ኣቅርብልና ምስ ዝብሉዋን ፡ ከምዚ ከማኩም ዉን ድሒሮም መዲካል በቢ ምዓልቱ ስለ ዝስዕቡ ዘለዉን ኣብ ኩሉ ስርሓ በቢ ሓደ ክትሓቶም ስለ ዘይትክእል ፡ ብጥርኑፍ እያ በቲ ዝዓቅማ ትጽዕር ፡ ሽምና ሒዘሞ ደቂዶም ፡ ሳይን ሓዲኡ ፡ ዘይተፍልጠና ፡ ብዘይ ኣፍልጦ ብዳህሳስ ኣይዝረብን እዩ ፡ _____ ኣፍካ ዝሃበካ ኣብዘይተጨበጠ ምዝራብ ዘይባህልና እዩ ፡ መንገዲ ኣብ ዝረከበትሉ ሳይን ባዕላ ክትነግረና እያ ነራ መደምደምትኣ ።
      ኣብዛ ግሩብ ትም ኢልና እንከታተል ክንደይ ለባማትን ክእለት ዘለናን ከም ዘለና ይፈልጥ እየ ፡
      እዛ ሕጂ ዝብላ ዘለኩ ነቶም ብጉጉይ ኣረዳድኣ ተረዲኦም ገጋ ሓሳብ ንዝሓዙ ክነቅፍ ስለ ዝደለኩ ጥራይ እየ ።
      ብዝኮነ ንክብርቲ ሓፍቲ ሳይን ካብ ልቢ የመስግና ስለቲ ኩሉ ኣበርክቶኣን ጻዕርታን

    • @tesfalettsegay8889
      @tesfalettsegay8889 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ሰላም ሓውና ኣነ ኣብ ጉሩብ የለኩን እታ ጉሩብ በየናይ ክረክባ ይክእላ ሜዲካል ገረ ኢየ ናይ ራሽን ካርዲ ውን ኣለኒ ስለዚ ኣብቲ ጉሩብ ክኣቱ ተሓባበሩና

  • @MahderitMeskel
    @MahderitMeskel 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @merhawitesfamichael9598
    @merhawitesfamichael9598 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤

  • @samsomtesfahiwet3984
    @samsomtesfahiwet3984 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @MsgunArhaOkubagherghis
    @MsgunArhaOkubagherghis 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤

  • @edengoytom7955
    @edengoytom7955 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Mihruzeregaber
    @Mihruzeregaber 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @Mihruzeregaber
    @Mihruzeregaber 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @rahwarezene1706
    @rahwarezene1706 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @HuryaNebay
    @HuryaNebay 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @tedroskiflom9438
    @tedroskiflom9438 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @trhas259
    @trhas259 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @FiyoriAbraha-s6d
    @FiyoriAbraha-s6d 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @LamekAklilu
    @LamekAklilu 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤

  • @YakemGergis
    @YakemGergis 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤

  • @ShewitMussie-v6r
    @ShewitMussie-v6r 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤