ተፈሥሒ ማርያም ( Tefeshi_Maryam) Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur @dbkstv 2024

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 2 ก.พ. 2025

ความคิดเห็น • 21

  • @yonasgheremeskel9897
    @yonasgheremeskel9897 8 หลายเดือนก่อน +10

    ተፈስሒ ማርያም እንተ ኣልብኪ ምሳሌ
    ተፈስሒ ማርያም ታቦተ ህርመት ወጽሌ
    ኣስተፈስህ ኣንሰ በጉባኤ
    ኣስተፈስህ ኣንሰ በጉባኤ ዘለኪ ድንጋሌ
    ክብረትን ሞገስን ኣምላኽ ዝሃበኪ
    ወላዲተ አምላኽ ድንግል ፍጽምቲ'ኺ
    ክንሰግደልኪ ኢና መጺና ኣብ ቅድሜኺ
    ኣርዑት ክፎኽሰልና ሓጥኣን ባሮትኪ
    ምሕረት ዘውህብ'ዩ እቲ ቃል ኪዳንኪ
    ወትሩ ንረኽበኪ ክንጽውዕ ንስምኪ
    ከም ናይ ካህናት ከምቶም ኣቦታትና
    ምስጋና ነቅርብ ጸጋ ክበዝሓልና
    ሓዘን ካባይ ይርሓቅ ጓሂ ውን ይወገድ
    ናይ ድንግል ጾሎታ ንመዓት የህድእ
    ማዕበል እንተ መጸ ናይ ዓለም ፈተና
    ድንግል ምሳና እያ ጽላል ትኾንርና
    ምሕረት ዘውህብ'ዩ እቲ ቃል ኪዳንኪ
    ወትሩ ንረኽበኪ ክንጽውዕ ንስምኪ
    ከም ናይ ክህናት ከምቶም ኣቦታትና
    ምስጋና ነቅርብ ጸጋ ክበዝሓልና

    • @FanuelMicheal
      @FanuelMicheal 3 หลายเดือนก่อน

      አስተበፅእ አንሰ

  • @fissehageremeskel115
    @fissehageremeskel115 10 หลายเดือนก่อน +2

    ዝማሬ መላእክት ፍቁራት መዘምራን ኣሕዋተይ ናይ ኣገልግሎት ዘበንኩም እግዚአብሔር ይባርከልኩም ።

  • @swsw5226
    @swsw5226 10 หลายเดือนก่อน

    ዝማሬ መላአክቲ የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ናይ አገልግሎት ዘመንኩም ይባርክ💗✝️🙏💞✨🥰

  • @FeruzGebrihiwet
    @FeruzGebrihiwet 3 หลายเดือนก่อน

    Amen zmare melakti yesmeana 🙏🙏🙏

  • @tsehayneshweldu4416
    @tsehayneshweldu4416 8 หลายเดือนก่อน +1

    Bi haki Egzabihar amlak xegua yebzihalkum Zimare melakit yesmalina

  • @ErmiasTikabo
    @ErmiasTikabo 10 หลายเดือนก่อน +1

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና... I think its better to load the video in the week end ...and it should be momentary we are in fasting...

  • @HanniTeshale
    @HanniTeshale 10 หลายเดือนก่อน

    Zmarie melaekt yesemealna....❤🙏nay xom medebat kqerbelna nmhxen

  • @ሕያዋይጓሳ-ፀ5ኈ
    @ሕያዋይጓሳ-ፀ5ኈ 10 หลายเดือนก่อน

    ጸግኡ የብዝሓልኩም ኣገልግሎትኩም ይባረኽ❤

  • @filiposhaile7738
    @filiposhaile7738 10 หลายเดือนก่อน

    Xega goyta bumulu adimkum ysiabkum aehwatey zmare melakti yesimealna aehwatey ✝️✝️✝️

  • @ተመስገን-ዘ2ገ
    @ተመስገን-ዘ2ገ 10 หลายเดือนก่อน

    እግዚአብሔርኣምላክቃልሂወትየሰመዐልና👏👏👏

  • @fiatentertainment6483
    @fiatentertainment6483 8 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤AMEN AMEN AMEN ❤❤❤

  • @lidiamerhawi184
    @lidiamerhawi184 10 หลายเดือนก่อน

    ጸግኡ የብዝሕ ❤❤❤❤

  • @yonassebi3199
    @yonassebi3199 10 หลายเดือนก่อน

    Zemare melakti yesmalna ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Luli729
    @Luli729 10 หลายเดือนก่อน

    Zmare melaekt yesmealna 🙏❤❤❤

  • @ማiriri
    @ማiriri 10 หลายเดือนก่อน

    zmare melakt

  • @FanaYemane
    @FanaYemane 10 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤

  • @ቅዱስጊወርጊስጠብቀኝ
    @ቅዱስጊወርጊስጠብቀኝ 10 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @Tigstfanta
    @Tigstfanta 7 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤