ወይ ዘራብሩኽ ለካ ገና ለይነገሩና ብዙሕ ነገር አሎ እዩ🤭

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 31 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 225

  • @ስዒደይበቓድዩጨኪንካ
    @ስዒደይበቓድዩጨኪንካ 4 ปีที่แล้ว +20

    ናዜብረኣብርክ ዓይነይ ቀልድታት ዝፈቲ like ኣጋራጩ👇

  • @ktube2655
    @ktube2655 4 ปีที่แล้ว +29

    ብጣዕሚ ስለ ዘድንቀኩም ዘርኣብሩክየ ስብስኩኳ ኢለኩም ምስ ደወላ ደስ ይበልኩም😍

    • @entertainmentmeqirez729
      @entertainmentmeqirez729 4 ปีที่แล้ว

      tnx, #Ethiopia ፡-አስደንጋጭ “ጉዞ ታሪክ” የዶክተር አብይና ትራምፕ በኮሮና ጉዳይ እሰጣ ገባ
      th-cam.com/video/aPsEjHaU1Bg/w-d-xo.html

    • @totitube9820
      @totitube9820 4 ปีที่แล้ว

      Selam th-cam.com/video/WVU_XaCM57c/w-d-xo.html ብዚ ሊንክ እዚ አቲና Subscribe ብምግባር ብ መንደራት መቀለ ዝተሰርሑ ቀልድታት ምክትታል ትክእሉ ኢኹም። ፈጣሪ ካብዚ ለሎ ሕማም ይሓልየና ❤️

  • @ንእግዚኣብሔርምፍራሕጥበብ
    @ንእግዚኣብሔርምፍራሕጥበብ 4 ปีที่แล้ว +6

    "ኣሉላ ፍጹም ጽቡቅ ነገር ኣይገበረን ኢልካ ኣይትሓስብ ኢኻ; ምኽንያቱ ንባዕሉ እቲ ምስ ጥልያን ምውጋኡ ንባዕሉ ሓደ ጽቡቅ ነገር'ዩ። ንዓና ካብ ጣልያን ተጋሩ ኣሕዋትና'ዮም; ተጋሩ ይቀርቡና። ንጣልያን ተዋጊኡ ኣብ ክልተ ኲናት ስዒሩ'ዩ። ስለዚ ንሱ ጽቡቅ ነገር'ዩ።" ሃይለሚካኤል ሃይለስላሰ (ሊንጎ)

  • @samitigray4537
    @samitigray4537 4 ปีที่แล้ว +17

    ነዛ ፅሑፍ ተንብብ ዘለካ ብር ክተብል ተሓጎስ ፀላእ ዓይንካ ይደፈን ፍቅርን ስኒትን ይምለኣዮ ቤትካ/ኪ subscribe ግጨውኒ የቀንየለይ።

  • @eden9876
    @eden9876 4 ปีที่แล้ว +3

    Kkkkkkkkkkk ናይዙ ደረሠፊ ሽም ተሓባበሩኒ (ዘርኣብሩኽ ዓይነይ አርእስታባ ንገረኒ😘

  • @ኤደንገብረገገርግስ
    @ኤደንገብረገገርግስ 4 ปีที่แล้ว +4

    ቀፅለሉ ፅቡቅ መንገዲ ሒዝካ ኣለካ👍❤️ ኣያ ዘብረኣብሩክ ካብ ኣድናቂትካ💪

  • @hilufbrhane6249
    @hilufbrhane6249 4 ปีที่แล้ว +22

    ኣያ ዘርኣ ብሩክ ጀግና ወዲ ህዝቢ

  • @ayalaavrham620
    @ayalaavrham620 4 ปีที่แล้ว +65

    ያ ዘርኣብሩኽ ኣስመራ ባ ምጻና ሓደ መዓልቲ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ እሰያስ እንሻላ ኮረና ትወስደልና ትኸውን

    • @gcbx1045
      @gcbx1045 4 ปีที่แล้ว +3

      Amen anshlih

    • @love.9390
      @love.9390 4 ปีที่แล้ว +3

      ክክክክክ ምቅርቲ ኣሜን እስኪ እዉን ትግራይ ትመፂ

    • @entertainmentmeqirez729
      @entertainmentmeqirez729 4 ปีที่แล้ว +2

      tnx, #Ethiopia ፡-አስደንጋጭ “ጉዞ ታሪክ” የዶክተር አብይና ትራምፕ በኮሮና ጉዳይ እሰጣ ገባ
      th-cam.com/video/aPsEjHaU1Bg/w-d-xo.html

    • @ሰላምጋልትግራይ-በ4ቐ
      @ሰላምጋልትግራይ-በ4ቐ 4 ปีที่แล้ว +2

      ክክክክክክክክ

    • @totitube9820
      @totitube9820 4 ปีที่แล้ว +2

      th-cam.com/video/WVU_XaCM57c/w-d-xo.html ብዚ ሊንክ እዚ አቲና Subscribe ብምግባር ብ መንደራት መቀለ ዝተሰርሑ ቀልድታት ምክትታል ትክእሉ ኢኹም። ፈጣሪ ካብዚ ለሎ ሕማም ይሓልየና ❤️

  • @MahdernaEntertainment
    @MahdernaEntertainment 4 ปีที่แล้ว +1

    እምበኣር ካብ ቀይሕ ባሕርስ ብሰዓት ብፈረስ ይብጻሕ ዘረኣብሩኽ ክክክክክክክ

  • @lloveyou1210
    @lloveyou1210 4 ปีที่แล้ว +1

    ይኮኖ ዶ ዘብራኣብርኽ ዓይነይ ዶ በለት ለምለም ዓይነይ ከምዚ ረክባ እያ😁😁😁😁😁

  • @meronyonas563
    @meronyonas563 4 ปีที่แล้ว +6

    Hhhhh my favourite actor zegem mara eye zfetweka . From Eritrean. Kexlo zearkey anbesa eka

  • @tigraylove2764
    @tigraylove2764 4 ปีที่แล้ว +1

    Wawwwww this is incredibles drama ayay zege kikkkkk ዋውውውው እዚኣ ማራ ፎቴያ ኣያ ዘራብሩኸይ ማዓረይ ቐፅልሉ

  • @dave9428
    @dave9428 4 ปีที่แล้ว +39

    እላሓከኸ ዳኣ ኣይኮነን ኔሩ ክክክክክክክክ ንፋዕ ኢካ ጆን በርትዕ ❤️🇪🇷

    • @entertainmentmeqirez729
      @entertainmentmeqirez729 4 ปีที่แล้ว

      tnx, #Ethiopia ፡-አስደንጋጭ “ጉዞ ታሪክ” የዶክተር አብይና ትራምፕ በኮሮና ጉዳይ እሰጣ ገባ
      th-cam.com/video/aPsEjHaU1Bg/w-d-xo.html

    • @dave9428
      @dave9428 4 ปีที่แล้ว

      Kemmy Multimedia Hawassa ኬሚ what do you mean bro/sis?

    • @totitube9820
      @totitube9820 4 ปีที่แล้ว

      Selam th-cam.com/video/WVU_XaCM57c/w-d-xo.html ብዚ ሊንክ እዚ አቲና Subscribe ብምግባር ብ መንደራት መቀለ ዝተሰርሑ ቀልድታት ምክትታል ትክእሉ ኢኹም። ፈጣሪ ካብዚ ለሎ ሕማም ይሓልየና ❤️

  • @ezzel897
    @ezzel897 4 ปีที่แล้ว +2

    ኣያ ዘራብሩኽ በሉ ካብ ድቃስኩም ተስ ኡ ወጊሑ እዩ።
    እዝግዮ ጨደደድ
    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @samuelbeyin199
    @samuelbeyin199 ปีที่แล้ว

    ኣቦይ ዘራእብሩኽ ባዓል ጥዑም ላዛ ዕደመን ጥዕናን ንዓኩም ❤❤❤

  • @geret1212
    @geret1212 2 ปีที่แล้ว +3

    ፅቡቅ ሰራሕ ቀፅለሉ ሓወይ ናተይ❤️❤️❤️😘😘😘🌹🌹🌹❤️❤️❤️❤️

  • @selamzemen1730
    @selamzemen1730 ปีที่แล้ว

    Aya zeraabrukh shikor ❤ temben abi adi may lemin bi were tiray des tibleni bi akal kirya edmen tienan yihabeni amen 🙏

  • @hayet9123
    @hayet9123 2 ปีที่แล้ว

    ቡቅዕ ጅግና ተዋሳኢ ኣያ ዘብራኣቡሩኽ

  • @helinasiyum4062
    @helinasiyum4062 4 ปีที่แล้ว +7

    ዘብረአብሩክ ዓይነይ ይኮኖ ይኮኖ🤣🤣🤣

  • @አምላኬሆይአንተጠብቀ-በ2ጐ
    @አምላኬሆይአንተጠብቀ-በ2ጐ 4 ปีที่แล้ว +5

    እሰይ እሰይ ማይ ሎሚን ምካድካ ብጥዓሚ እዩ ደስስ እልና 😍😘😘

  • @ياسمينت-خ6ح
    @ياسمينت-خ6ح 4 ปีที่แล้ว +3

    Jon shekor 😄😄Lemlem aynaey kethelw nerwa" YKONO ZERABRUK AYNEY" ktebleka 🇪🇷 we love u🌸

  • @habesha855
    @habesha855 4 ปีที่แล้ว +34

    ተምቤን መበቆል ጀጋኑ
    ዓዲ ዮሓንስ
    ዓዲ ኣሉላ
    ዓዲ ኣሞራ
    ዓዲ ብርሃነ ጋኖ
    ዓዲ ንግስቲ ሳባ
    ትግራይ ዓደይ ደትዘክሮም ክንደይ እለይ እሞ

    • @hdhhdjdjdhdhhdjdjd5443
      @hdhhdjdjdhdhhdjdjd5443 4 ปีที่แล้ว

      ዓዲ እሰያስ ወዲ መድሂን በራድ ከዓ ወስክላ ብዓል የማነ ማንኪ ኩሎም ቴምቤኖት እዮም

    • @amorashlakoloba442
      @amorashlakoloba442 3 ปีที่แล้ว

      Adi eseyas afareki 😂

  • @hopesgualtigray4333
    @hopesgualtigray4333 4 ปีที่แล้ว +2

    Aya zebrarbruk kefetwo❤️😅 Jegna Keldi mes kumneger bethami temechyatni. Tembien Adey ewun azekakirkani music, meas and lomine.

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 4 ปีที่แล้ว +3

    ዘራኣብሩኽ ብቑዕ ስነ ጥበባዊዩ

  • @oneday9258
    @oneday9258 4 ปีที่แล้ว +5

    ዘብረኣብሩኽ ዓይነይ ናይ ሕማመይ ክፈትወካ መዓትየ ሓንቲ ፊልሚ ክሰርሕ ምሳኻ እየ ዝምነ

  • @saralove7966
    @saralove7966 4 ปีที่แล้ว +12

    ዋይ ክልቲኡ ባዕሉ ዘብረኣብሩኽ እዩ እወ ዶ ዓይነይ ድዩ ዋላ እንታይ

    • @mhnamhna8236
      @mhnamhna8236 4 ปีที่แล้ว

      እወ ሎሚ ብካሚራ ዘይግበሪ ዘየለ

    • @landarayatube6043
      @landarayatube6043 4 ปีที่แล้ว

      ዝገርምእዩ ጆንየ ቀፅለሉ

  • @alganeshberhe314
    @alganeshberhe314 4 ปีที่แล้ว +1

    Ewy jon betame eka gobez. Berta kezlelu. Wedi zom jeganu. Lemlem Ayney abti tornet neskas slezeynebert deya?👍🏾👍🏾👍🏾❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ነብያትጓልተዋህዶትግራይ
    @ነብያትጓልተዋህዶትግራይ ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤😂መቅሰን ቀፅለሉ አያዘብራአርክ ዓይነይ

  • @zielundaufgabe210
    @zielundaufgabe210 4 ปีที่แล้ว +3

    ገለ ዓይነት ኣያ ዘርኣብሩክ ደስ ክትብል

  • @ኣባቴሂወቴ
    @ኣባቴሂወቴ 4 ปีที่แล้ว +7

    ክክክክክክክክክ ዋይ እኔኣካ ዓፈና ክክክክክክክ so I love you zebrearuk

  • @albadralbadr3119
    @albadralbadr3119 4 ปีที่แล้ว +3

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓላለይ

  • @michaelt4472
    @michaelt4472 4 ปีที่แล้ว +5

    ጆ ወድ እኖ
    ኣየዃ በርትዕ
    ኹሉ ትኽእለሉ ወዲ ዓበይቲ
    ተንቤን ዓዲ ጀጋኑ ተጋሩ እዩ ወዲ ዓበይቲ በርትዕ

  • @aronasli3112
    @aronasli3112 3 ปีที่แล้ว

    ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ፈረሰይ እንኳዕ ኣስተኽዎ ኣቤት ዓፈና ተጋሩ ሓሰውቲ ኢኹም ታሪኽ ግን ኣይሕሱን እዩ ለኻብጥ

  • @እስከይሁን
    @እስከይሁን 4 ปีที่แล้ว +4

    አሰይይይ 🇻🇳💪🇻🇳 አያ ዘብራብሩክ 🇻🇳💪🇻🇳

  • @yut9623
    @yut9623 4 ปีที่แล้ว +1

    ወይ ዘገመይ ሽካር ሳሓቅ ምትኩ ውድድድ💋💋💋💪💪💪🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳

  • @ዕባይመይዳሽምጣ
    @ዕባይመይዳሽምጣ 4 ปีที่แล้ว +10

    ኣያ ዘርኣ ብሩኽ 😍😍😍

  • @temesghentekeste946
    @temesghentekeste946 4 ปีที่แล้ว +1

    Kem lomi kosile ayfeltn....bravo jhoni

  • @goitomande6594
    @goitomande6594 4 ปีที่แล้ว +4

    መርሓባ ዘርኣብሩኽ ዓይነይ እንቃዕ ብደሓን መጻእካ ናይ ብሓቂ ኣድናቒ ናትካ እየ ኣብ ሓደ ቻነል ንረርኣብሩኽ ብምንታይ ክረኽቦ ይኽእል ኢለ ሓቲተ fb ኣድ ኢለካ ኣለኹ ንእግረመንገደይ ክትቅበለኒ ይላበወካ፥ ናይ ብሓቂ ንፍዕን አሓብን ኢኻ ኣጆኻ ቀጽል በርትዕ፥ ኣበይ እሞ ብስደት ዓዲ ኣርሒቐ እምበር ምሳኻ ምተዋሳእኩ ኔረ፥ ብዝኾነ ኣምላክ እንተፈቐዱዎ ንራኸበሉ ይህሉ፥ ብፍላይ እዛ ዶብ እዞም ክልተ ኣትማን እንተከፊቶማ እዚ ክልተ ሓው ህዝብና ድማ ተሓዋዊሱ ማለት ኤርትራ ኢትዮጵያ እንዳተማሕላለፈ ብፍቕርን ስኒትን ዝነብረሉ ግዜ እንተረኺብና ክንደይ ሰናይ እዩ፥ ብዝኾነ ኣጆኻ በርትዕ ንፉዕ ተዋሳኣይ ኢኻ ንሱዚኒኖ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዎን ዘድንቖን ንስኻ ድማ ካልኣዩ ኬንካ ኣለኻ( ካብ ሓውኻ ጎይትኦም ኤርትራዊ)

  • @muluasmelash1648
    @muluasmelash1648 4 ปีที่แล้ว +1

    Jon btaemi nfue tewasay eika bertie

  • @danisolo4418
    @danisolo4418 4 ปีที่แล้ว +4

    Bejakum ba nay zerabruk ayney telefon sdeduley

  • @tsigehalafi1755
    @tsigehalafi1755 4 ปีที่แล้ว +1

    😀😁😁ላሓኸኸ ነይሩ አብኡ ርገፁ አያ😀

  • @momonashow3120
    @momonashow3120 4 ปีที่แล้ว +11

    መስታወቅያ ስርሓላ እዛ ቻነል ናትካ ምኻና ክትፍለጥ ኣሉላ ኣባ ነጋ ዓርከይ ክክክክክክ ከይትምንጥለና ከ ብዙሕ ኣይትተኩስ ክክክክ ጆኒ ማን

    • @totitube9820
      @totitube9820 4 ปีที่แล้ว

      Selam th-cam.com/video/WVU_XaCM57c/w-d-xo.html ብዚ ሊንክ እዚ አቲና Subscribe ብምግባር ብ መንደራት መቀለ ዝተሰርሑ ቀልድታት ምክትታል ትክእሉ ኢኹም። ፈጣሪ ካብዚ ለሎ ሕማም ይሓልየና ❤️

  • @dannydanny5739
    @dannydanny5739 4 ปีที่แล้ว +2

    አይዞኻ አንታ ጅግና ቀፅለሉ

  • @የቅድሰትኣርሴማልጅነኝ
    @የቅድሰትኣርሴማልጅነኝ 4 ปีที่แล้ว +3

    እያ ማዓርይ❤❤❤

  • @ረዛንጋልዛላኣንበሳንፍቅሪ
    @ረዛንጋልዛላኣንበሳንፍቅሪ 4 ปีที่แล้ว +2

    ኣይነይ ድዩ 2 ዘረኣብሩክ ዝሪኢ ዘለኩ

  • @לבלסצבלס
    @לבלסצבלס 4 ปีที่แล้ว +10

    ክክክክ ብሓንቲ ጥይት እዱን ርእሱን ክክክ እዋይ ሰብኣ ክፋጋእ እዛ ብርለ ድያ ከምዚ ትገብር ዘላ ቀጽሎ ጆኒ ኣድናቂካ ወዲ ኤረ ካብ እስራአል

    • @kutmiamassawa167
      @kutmiamassawa167 4 ปีที่แล้ว

      Bless thebles abey dea aleka
      אשקלונ

    • @לבלסצבלס
      @לבלסצבלס 4 ปีที่แล้ว

      @@kutmiamassawa167 ምለት ኣባህላካ ኣይተረደኣንን

  • @HillaMhary-cc8iz
    @HillaMhary-cc8iz ปีที่แล้ว

    ኣያ ዜጌም ምንጪ ሳሓቅና❤❤❤❤❤❤

  • @መርሃዊትሽሻይጎል70እንደር
    @መርሃዊትሽሻይጎል70እንደር 4 ปีที่แล้ว

    ዘብረአብሩክ ካብ ልበይ ዝፎትዎ ተዋሳአይ እዩ 👍👍👍👍👍👍👍♥️♥️♥️♥️♥️♥️💋💋💋💋💋

  • @ተስፋያስንቀይ-በ2አ
    @ተስፋያስንቀይ-በ2አ 4 ปีที่แล้ว +11

    ኣታ ለምለም ዓይነይ ዶ የላን ከይትመልሶ እምበር ሳዕሪሩ ኮ ክክክክክ

  • @عحك
    @عحك ปีที่แล้ว

    ጀኒ ሓዋይ አየኻ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ወዲ ሃገረ ትግራይ

  • @ollikillen6257
    @ollikillen6257 4 ปีที่แล้ว

    አታ ጅግና 😍😍😍😍😍😍😍😍💖💖🏩🏩🏩😍😍🏩💖🏩

  • @hshsuubsueu9754
    @hshsuubsueu9754 4 ปีที่แล้ว +1

    Jonnnnnnn ketsleluuuu btaemi nfueeee eka

  • @samdart696
    @samdart696 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣጆኻ በርትዕ ዘርኣብሩኸይ

  • @habenamine8388
    @habenamine8388 3 ปีที่แล้ว +1

    ጆኒ ሺኮር ጽቡቕ ስራሕ ቀጽሎ from bro eri

  • @TESFAEnt
    @TESFAEnt 4 วันที่ผ่านมา

    Nice good job 👏👏👏👏👏👏👏👏👏

  • @selamawiytkurbanterke7914
    @selamawiytkurbanterke7914 4 ปีที่แล้ว

    Love u so much zerabruk...from eritrea...

  • @lucihabte5790
    @lucihabte5790 4 ปีที่แล้ว +1

    Bitami nfu eka bzuh srah yxbeyka allo bravo

  • @solomonyesef4508
    @solomonyesef4508 3 ปีที่แล้ว +1

    Bteami des behali aya zereabruk.

  • @habesha855
    @habesha855 4 ปีที่แล้ว

    ቀጽለሉ ዘራብሩክ ከምዚ ገርካ ከምቲ ናይ ሎማዓንቲ ናይ ኩብራት ኣቦታትና ታሪክ ዛመሰለ ፍሊሚታት ካኣ ኣብርቲዒካ ስራሕሉ ኣብ ጎድንካ ኢና ኣጆካ

  • @tsegaslasieabraha1633
    @tsegaslasieabraha1633 4 ปีที่แล้ว +7

    ብጣዕሚ ደስ ብሃሊ

  • @salam3709
    @salam3709 4 ปีที่แล้ว +2

    Jon very good

  • @roza7068
    @roza7068 4 ปีที่แล้ว +1

    ዋይይይ ታይ እየ ዝርኢ ዘለኩ

  • @TG-qk7kc
    @TG-qk7kc 3 ปีที่แล้ว

    Alena misakum good job 🥰🥰🥰🥰

  • @alexhawmercy1715
    @alexhawmercy1715 4 ปีที่แล้ว +24

    ጆኒ እዛ ቻነል ናትካ ድያ መልሲ ሃበና subscrib ክንገብር ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ ጆኒ ሽኮርርር
    ናትካ ምኻና ብቭድዮ መልክዕ ንገረና ዘዓርከይ
    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

    • @totitube9820
      @totitube9820 4 ปีที่แล้ว +1

      Selam th-cam.com/video/WVU_XaCM57c/w-d-xo.html ብዚ ሊንክ እዚ አቲና Subscribe ብምግባር ብ መንደራት መቀለ ዝተሰርሑ ቀልድታት ምክትታል ትክእሉ ኢኹም። ፈጣሪ ካብዚ ለሎ ሕማም ይሓልየና ❤️

  • @zereittesfay1522
    @zereittesfay1522 4 ปีที่แล้ว +1

    Ftuw tewasay edmen tienan yhabka fetari

  • @abrahagere2745
    @abrahagere2745 4 ปีที่แล้ว +1

    ዋይ ኣያ ዘብራኣብሩኽ ሽኮር

  • @salmuhairi9618
    @salmuhairi9618 4 ปีที่แล้ว +1

    Kkkkkዋይ ዓፈና ብዘራኣብሩኹ

  • @galtegeraykuhulo9784
    @galtegeraykuhulo9784 4 ปีที่แล้ว +1

    Zewrawerk aney ❤️❤️❤️❤️❤️💋💋💋💋💋👍👍👍

  • @tekestewselassie2966
    @tekestewselassie2966 4 ปีที่แล้ว +2

    ያቕንየልና ብሓቂ

  • @bestofall1745
    @bestofall1745 4 ปีที่แล้ว +2

    Ere yemocheka. ..nice work

  • @girmanshealem6294
    @girmanshealem6294 4 ปีที่แล้ว +7

    እዚከ ናትካ ዱዩ ጆንየ

    • @zerabrukentertainment
      @zerabrukentertainment  4 ปีที่แล้ว +5

      Ewe

    • @girmanshealem6294
      @girmanshealem6294 4 ปีที่แล้ว +3

      @@zerabrukentertainment ክሊእ ዘብረኣሩክ ዝብል ቻይናል ሰለ ዘሎ እሱም ናትካ ድዩ

  • @ኣሉጎልትግራይ
    @ኣሉጎልትግራይ 4 ปีที่แล้ว +1

    asey Asey Asey Mekeret Men Kemeka Jon Shkorrrr

  • @ሕድያትመቐለ
    @ሕድያትመቐለ 4 ปีที่แล้ว +2

    Kem zebreabruk komedyan ksab hji yelen

  • @formafireck3833
    @formafireck3833 4 ปีที่แล้ว +2

    Ayyy zebrebrku ezuy rekbom daa weye terera guregn sebey😂😂😂😂

  • @wedibinbina1364
    @wedibinbina1364 4 ปีที่แล้ว

    ኣይካኣልኩን ብ ሳሓቅ።

  • @natuyosief4196
    @natuyosief4196 4 ปีที่แล้ว +1

    Ana eritreway eya naya zebrrki flim des eyu zeblni

  • @hintsamokenen7357
    @hintsamokenen7357 4 ปีที่แล้ว +6

    Kkkkkkk ይሓክኽ ጸኒሑ kkkkkkk

  • @love.9390
    @love.9390 4 ปีที่แล้ว +1

    እዋይ ክፈትወካ ወድ ሩባይ

  • @derftattigrgna2334
    @derftattigrgna2334 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣጣቃቅማ ቃላትካ ተጠቀቀሎም ኣማሓርኛ ተበዝሕ ኣለካ ጅግና

  • @mussiebereket4489
    @mussiebereket4489 4 ปีที่แล้ว +3

    ወግዒ ቀይሕ ባሕሪ ኣይትስእንዎን ፡ ምሽታት ደኣ ዓቀብ ሰማይ ኾይኑ ባባ ዘራብሩኽ

  • @zafuhabesha2954
    @zafuhabesha2954 4 ปีที่แล้ว +1

    ዘረኣብሩክ ዓይነይ መቕስን መን ክመልስካ ኢዩ ለምለም ዓይነይ ዘይየላ ምሳኻ

  • @babamama7836
    @babamama7836 4 ปีที่แล้ว

    Bravo
    Zerabruki

  • @micheleyeabiyo3598
    @micheleyeabiyo3598 4 ปีที่แล้ว

    Zerabruk Mara eye zfetweka

  • @alexbaria4888
    @alexbaria4888 4 ปีที่แล้ว +1

    Good job brother. It is funny

  • @hiwetgalhageretegrayhh2289
    @hiwetgalhageretegrayhh2289 4 ปีที่แล้ว +3

    Kikiki lahkoko daakoney neru zewodeye aye aya zeburaeubruk bezey nay lemlem ankum ykono atukony

  • @senaytesfit8681
    @senaytesfit8681 4 ปีที่แล้ว +2

    Wae aya zerabruk hayal comedian

  • @atyeatye3621
    @atyeatye3621 4 ปีที่แล้ว

    Waww kef zelewo tewasaay bhaki

  • @syemacro4123
    @syemacro4123 3 ปีที่แล้ว

    Ata jegina

  • @merigaltewahdo1460
    @merigaltewahdo1460 2 ปีที่แล้ว

    ኣያ ዘረኣብሩክ መቅሰን💛❤👌

  • @aedhanombelay5850
    @aedhanombelay5850 4 ปีที่แล้ว +4

    ማንታ ሓውካ እለካ ድዩ ዋላ ቅንብር እዩ?

    • @thth7979
      @thth7979 4 ปีที่แล้ว

      kkkkk

  • @nwnjwwnwnjwwjnw8550
    @nwnjwwnwnjwwjnw8550 4 ปีที่แล้ว +3

    ኣነስ ናይ ዘብራኣብሩኽ ቻነል subscribe ገይረ በቃደማይ ሐዚለ ዘብራኣብሩክ ዝብል መፅዩ እንታይያ ዛጉዳይ

  • @bereketdawit2540
    @bereketdawit2540 4 ปีที่แล้ว +6

    ዝፈትዎ ተዋሳኣይ

  • @urbanhymns6757
    @urbanhymns6757 4 ปีที่แล้ว +1

    ዘብረአብሩኽ ጎበዝ ኮይኑ ግና ናይ ቀደም ኣያታትና ኲናት ዉግእ ኢዮምዝብሉ ነይሮም።ጦርነት ኣይበሃልን።

  • @ትግራይዓደይሳሓቅኪይመለሰ
    @ትግራይዓደይሳሓቅኪይመለሰ 4 ปีที่แล้ว +1

    Jon fikr ❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @fifiababa589
    @fifiababa589 4 ปีที่แล้ว

    Wow 👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏

  • @kidanemariamzebreabruk9167
    @kidanemariamzebreabruk9167 4 ปีที่แล้ว +2

    well come brother

  • @KNM-y2q
    @KNM-y2q 4 ปีที่แล้ว +3

    Subscribe ግበሩለይ ደቂ እዛ ሓላል መሬት ሓዳስ ቻነል ስለዝኾነት ንፈለማ እዋን ሓድሽ ነገር ክትረኽቡ ኢኹም ሙቁራተይ 😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘

  • @SM-dq2st
    @SM-dq2st 4 ปีที่แล้ว +1

    ከመይ ከመይ ዳ ያ ዛ ጉዳይ ?
    ኣባዚሖሞ ዶ ነዚ ሰባይ ክክክክ

    • @okookokmaradespahali3535
      @okookokmaradespahali3535 4 ปีที่แล้ว

      ዙ ሓደ ኣያዘብራኣብሩኽ እዮም ዙ ሓደ ወዶም ክይ ኾን 😃😃😃----??

  • @taynefatu3037
    @taynefatu3037 4 ปีที่แล้ว +1

    👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍

  • @danieltsegay6406
    @danieltsegay6406 4 ปีที่แล้ว +1

    Good job!